Тёмный

#Zaramedia 

Zara Media Network -ZMN
Подписаться 149 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 180   
@Zaramedianet
@Zaramedianet 3 месяца назад
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 3 месяца назад
በየነ መኩሩ ሰላሕ ጉልዱም እዩ እቲዋና ፀረ ትግራይ እዩ አብስቕ ዘሎ መሰቓስቕ
@YohannesTesfaye-c1x
@YohannesTesfaye-c1x 3 месяца назад
እስታሊን ትክክል አለካ ምክንያቱ እቲ ህዝቢ ንአለም አፍልጥካ አብ ሽረን ከባቢኡን ቦታ ተአልሹ ኩሎም አብ ሃደ ቦታ ክቅመጡ ዘይከውን ገዛ ዘይስረሃሎም
@abebugola7767
@abebugola7767 3 месяца назад
ትግራይ ፀገማ ኢትዮጵያ ዝብሉ መራሕትን ኢትዮጵያን ህዝብን እዮም ሠላም ክትከውን ተኾይና ካብዚኦም ክትፍለይ አለዎ
@Nathnahom
@Nathnahom 3 месяца назад
እቲ ክግበር ዘለዎ አነ ዝመስለኒ እስታሊን ምስ ተቃለስቲ አምሓሩ ን ኦሮሞን ግልጺ ዝኮነ ፓለቲካዊ ሓባራዊ ምንቅስቃስ ኣንጻር ብልጽግና ክግበር እለዎ :: አብ መንግስቲ ትግራይ ድሕሪ ህዚ 1% እምነት የብለይን :: ክፍል ቲዲኤፍ ምስ ፋኖን ኦላን ብምትሕብባር ቀንዲ ጻላኢ ብልጽግና ክእለ አለዎ:: አምሓራ አብ አራት ኪሎ ስልጣን ተሒዞም ብዛዕባ ራያን ወልቃይት ክልኣይ ጉዳይ እዩ :: ኦሮም ዓዶም የማሓድሩ:: ምስ አምሓራን ኦላን ምድርዳር ይካኣል እዩ :: ምስ ብልጽግና ብፍላይ ምስ አብይ አሕመድ ግና ፍጽም ምድርዳር አይካኣልን ጋምብለር ስለዝኮነ:: አብ ሞንጎ ኣምሓራን ትግራይን ውሕደት የድሊ እዩ ወልቃይት ይኹን ራያ ካብ ክልቲኦም ዝተወጻጽኡ ይመርሕዎ ተጋሩ ዘበሉ ንትግራይ አምሓሩ ዘበሉ ንአሓራ ግብሪ ይኸፍሉ ከተመኦም ን ገጸሮም ግና ብሓባር የልምዑ:: ምስ ቤንሻጉል ይኹን ኦሮሚያ ዘለዉ አምሓሩ እውንብተመሳሳሊ ነጻ ብዝኮነ ድንበር ናይ ኢክኖሚያዊ ምትህዋስ ምርኻብ ከምድሌትካ ምዝውዋር ይፍጠር:: አብ ካልኦት እውን ከምኡ ዝማሓየሽ ህገመንግስቲ ይሃልው:: ናይ ኤትራ ጉድይ ቀስ ብቀስ ናይ ኤኮኖሚ ምትሕዋስ ኢንተግሬሽን ይግበር:: ፓለቲካዊ ምትእም ማን ምስተፈጠረ ካብ ኮንፈደሬሺን ስጋብ ሓድነት ክዓቢ ይኽእል ወይ ከም አውሮፓ ናብ ሓደ ካረንሲ ይዓቢ::: እዚ እቲ ዝሓሸ ብሓንስብ እንደሰራሕና ክንዕበይሉ መንገዲ ዝኸፍት ይመስለኒ:: እዙይ ክንዘራረበሉ ይግባእ::
@rahwag.6888
@rahwag.6888 3 месяца назад
ኣንበሳ ስታሊን ዓይኒ ትግራይ❤️💛❤️💛❤️💛
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 3 месяца назад
ጭቡጥ ዘይብሉ ንህዝቢ ተስፋ ንኽገብር ምዝራብ ጌጋ ኢዩ በሓቂ ከብድኻ ይበልዕ
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 3 месяца назад
ስታሊን ብምክንያት አየ ዝፈትወካ❤ ምክንያቱ ክትወቅስ ከለካ ንኩሉ ዘጥፈአ ወቀሳ ዝግቦኦ ኢካ ትወቅስ። እዚ እዩ እውን ናይ ሚዲያ ዓላማ። ሐደ ሐደ ሚዲያ መሪፆም ይወቅሱ መሪፆም እውን ይውድሱ። ናይ ትእመት ነገር ተዘሪቡ አይውዳእን። ከስርቅዎም ዝክእሉ ሰባት ተደራራቢ ስለጣን እናሀቡ፣ ከምሊ ሰብሐት ነጋ አብ ኢሳት ቀሪቦም ትእመት ዝአክል ሀብታም ድርጅት አብ አፊሪካ የለን እናበሉ ትግራይ ህዝቢ ንበላዒ ለይባ ሂበሞ ከዚ ከአ ካብስሕተቶም አይተምሀሩን።
@Nathnahom
@Nathnahom 3 месяца назад
ኩሉ ትግራዋይ አጻር ፌደራል መንግስቲንግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ አመሪካ ስጋብ ኤርፓ ደሚቅ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር አለዎ!!!!!!!!!!!!
@tesfa20052
@tesfa20052 3 месяца назад
ስታሊን ሓውና ፈትኢና ፀሊእና ኣብቲ ትሕቲ ፈጣሪ ናይ ትግራይ ህልውና ኣብቲ መርገም ዝኾነ ኣብይ እዩ. ወይለ ........
@ElyasElyas-pb1th
@ElyasElyas-pb1th 3 месяца назад
ሃጠው ቀጠው አይቱብዝሕ ክትዛረብ እንተኾንካ ልኡኻት ደቓሉ ብልጽግና አቃልዓዮም ብዓል ጌታቸው ዑሱባት ሰብአይ እንተኾንካ ተዛረብ
@ElyasElyas-pb1th
@ElyasElyas-pb1th 3 месяца назад
አይንዋጋእን ማለት እንታይ ማለት እዩ ህዝቢ ትግራይ ተዋጊኡ ዶ አይኮነን ድሒኑ አይንዋጋእን ማለት ትርጉሙ ይጠፍአካ ሃጠው ቀጠው ገዲፍካ ብዛዕባ ደቓሉ አቃልዓዮም
@MohamednurHibu-cw1wr
@MohamednurHibu-cw1wr 3 месяца назад
እዞም ጉሒላታት እናሀለው ናይ ትግራይ ህዝቢ ክሓልፈሉ ማለትዘበት'ዪ ህዝቢ ያክል ክብሎም ይግባእ ንበርልና ስታሊን ሓወይ
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 3 месяца назад
ኢስታሊን ኢትዮጵያ ክትፈርስ አለዋ ንዑዑ ንቃለስ እዛም በላዓቲ መንፀፎም ምምህዳር ትግራይ ዋጋ የብሎምን ደናቁር ናይ ናይ ጊዚያዊ ምምህዳር ዋጋ የብሎምን አብይ አህመድ ክሓነቅ አለዋም።
@estifanosabraham-m8v
@estifanosabraham-m8v 3 месяца назад
ተጋሩ ዲኹም አምሐሩ ወይስ ኦሮሞ : እንታይዩ መንነትኩም ?? ከም ቅጫ አይትገላበጡ :: ምስኪናይ ህዝቢ ድኽነቱ ይእኸሎ ::ሰላም ሀብዎ
@kirosabrha
@kirosabrha 3 месяца назад
እስታሊን ሓወይ ዕድመ ይሃብካ እዞም መራሕቲ ናይ ትግራ ንምንታይ ከምዝተዋጉኡ ንምንታይ መንእሰይ ትግራይ ከምዘጨረሱ በፍፁም በፍፁም አይርደአካን ህዝቢ ትግራ ካብዚአ ትገድድ ማዓት አይገጥሞን ነይሩ እሺ ኮነ ሒዚ ኸ ንምንታይ እዩ ህዝቢ ትግራይ መሬቱ ተሓዲጉ ገዝኡ ተሓዲጉ ሃፍቱ ተሓዲጉ ደቁ ተሓዲጉ ክብሩ ተሓዲጉ ካብ መሬቱ ተባሪሩ አብ መይዳ ተደብርዩ 3ዓመት ብቁሪ ብጥሜት ብዕርቃን እናተገረፈ ንሶም አብ ምዉቅ እናሓደሩ 10ግዜ ዝሕስው ዘለዉ እዙይ ጥልመት እዩ ዝኹሉ ስቃይ ብፅግና ዘይኮነስ ብታሪኽ ይኹን ብህጊ ተጠየቅቲ ንሶም እዞም ዓሰርተ ግዜ ናወፁ ንህዝቢ ትግራይ ናሓሰዉ ዘጥፍኡዎ ዘብርስዎ ዘለዉ ንሶም ተጠየቅቲ ምዃኖም ክፈልጡ አለዎም ::
@TsegayeGsilassie
@TsegayeGsilassie 3 месяца назад
ተመዛበልቲ ናብ ቦታኦም ናይ ምምላስ ጉዳይ ብዝኾነ አማራፂ ሔዚ'ዩ ክኸውን ዝግበኦ ንምንታይ እንተበልኩምኒ ክልቲዮም እቲ ዝገብሩዎ ዘለው ኩናት ናብ ምርርጋእ እንተመፂው አብ ሓደ ወገን ኮይኖም እን ኮላይ እቶም ብሰሜን ዘለው ሓቢሮም አይኮነን ወልቃይት ሑመራ ሩባ ተከዘውን ምፅጋዕ አይካአልን።ዓቕሚ ዘየለ እንተኾይኑ ብግልፂ ንኹሉ ትግረዋይ ይነገሮ'ሞ አውሽጥን አብደገን ዘሎ ሕዝቢ ዕረፍት ዘይህብ ምንቅስቃስ ይግበር እንተስ ብሰላማዊ ሰልፊ አንተስ ብፅሑፍ ከምቲ አብ እዋን ኩናት ዝነበረ አብ ሓፂር መዓልቲ ይጀመር እዚይ ተዘይኮይኑ ግና ግዛአት ትግራይ ዝምልከት ካብቶም ዝሓለፉ ጊዛት ዝኸፍኤ ንዘላአለም ዘይፍታሕ ሓደገኛ ዝኾነ ታሪኽ አብ ትግራይ ክረኤ እዩ።አቱም መራሕቲ አብይ ብዝህበኩም ባዶ ተስፋ እናሰመዕኹም አይትታለሉ በግልፂ ንገርዎ ግዝአት አንተይተመሊሱና ተመዛበልቲ እንተይተመሊሶም ክንመርሕ አይንኽእልን ህዝብውን አይየቐምጠናን።እንተዘይኮይኑ ፍቓደኛ ከምይኮይንካ ንህዝብናን ንዓለምን አፍሊጥና ክንለቅቕ ኢና በሉ።
@muluworktesfay1533
@muluworktesfay1533 3 месяца назад
ፅቡቕዋ! ብዛዕባ " መለስ" ከ ማዓዝ ኢኻ ፕሮግራም ክትሰርሕ? መለስ ንትግራይ ናብ ንኡሽተይ ቁሸት ቀይርዋ ኸይዱ:: መሬታ ንዓፋርን ንአምሓራን ቆርሚሙ ብታኣመንቱ ጥራሕ ትምራሕ ትግራይ ፈጢሩ::ድሕሪኡ ድማ ምስ ኤርትራ ዘይዛሪ ቁርሾ ፈጢሩ ን20 ዓመታት ኣይኩናት ኣይውግእ ገይሩ ድቕቕ ክትብል ገይሩዋ::ንሻዕቢያ ከይንካእ ኣብምክልኻል ቁልፊ ሰብ ነይሩ ::ኣብነት 77ብኣማኢትሺሕ እንትሞት ከይዝቶ ብምግባር ኣብ ሓገዝ ሻዕቢያ ዝተሰውኡ ብግቡእ ከይዘረብሉ ኣብምግባር ኣብ እዋን ውድቀት ደርጊ ዝተጨውየ ዝትሰርቀ ንብረት ዝተመዛበለ ከይውገዓሉ ከምኡውን ኣብ እዋን ኢትዩ ኤርትራ ውግእ ዝተፈፀመ ግፍዒ ኢሮብ ዛላምበሳ እገላ ራማ ኣድያቦ ከምኡውን ዓይደር ከይዝረብ ብሓፈሻ ሻዕቢያ ዝፈፀሞ ግፍዕን በደልን ከይዝተው ክግበር " መለስ" ቁልፊ ነይሩ ኣብ መወዳእታ ግን ሻዕቢያ ከይትሳዕር ብምግባር ኣንሳዕሪሩ ንህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ክፍፀም ገይሩ: እስከ ክንፅበየካ ብዛዕ መለስ ተራ ኣብ ጥፍኣት ትግራይ ??
@khalidhamza3583
@khalidhamza3583 3 месяца назад
ዘይተረደአካ ነገር ኣሎ ስታሊን ኣብምዕራብ ትግራይ ግዜ ኣውዝወሰደ ግዜ ታሪኩ ይቕየር እዩ መንግስቲ ትግራይ ሕጊ ከውፅእ ኣለዎ ምዕራብ ትግራይ መሬት ምሻጥ ምልዋጥ ክእገድ ኣለዎ ምኽንያቱ እቲ ህዝቢ እንድሕር ተመሊሱ ንሂወቱ ስግኣት ስለዝህልዎ መሬቱ እናሸጠ ክምለስ እዩ።ናይምዕራብ ትግራይ ምምሕዳር ኣብቐረባ ግዜ ሽርሒ ሓሲቦም ኣለው እቲ ሽርሒ ድማ ናይ ኣምሓራ ተወላዲ ልቓሕ እናሃብና መሬት ካብ ተጋሩ ምግዛእ እንታኣብዮም ምቕታል ምጭዋይ ምስዋር ዝብል ተስማዕሚዖም።
@gerehaile2737
@gerehaile2737 3 месяца назад
እቲ operational team ብኽልቲኡ ገፅ ዘሎ ገና ንክራኸብ እዩ ኮ መደብ ዘሎ እምበር ተራኺቡ ናይ መወዳእታ ሰዓት ኣይኾነይ ዝፅበ ዘሎ
@TsegayeGsilassie
@TsegayeGsilassie 3 месяца назад
እስታሊን ተመዛበልቲ እንተይተመልሱ አማራጭ ቦታ ይመደበሎም ምባልካ ተስፋ ምቑራፅ ኮይኑ ስለ ዝረኤ እሱ ብውሽጢ እንተዝረኤ ምኽኒያቱ እዙይ ሓሳብ ዙይ ነቶም ዝፉክሩ ዘለው ሓሳቦም ከምተሳኽዕሎም ገይሮም ዮ'ም ዝወስድዎ አብቲትግረዋይ ከዓ ዝኸፍኤ ናይሞራል ስምብራት የምፅእ አሎሞ እንተንጥንቀቕ።
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 3 месяца назад
እስታሊን ከተመለሱ ቦኀላ ምን ማስተማመኛ አለ ጠላቶቻችን አሁንም እየፎከሩ ነው ሽፍታው መሳፍንት ትግራይን እንጨብጣታለን ያለው ፋኖ የመሬት ሌባው መነን አመንዝራዋ ሁሉም ተባብረው ያኔ የጨፈጨፉን አሁንም አሉ እዛው እና ይመለሱ እያልን የምንጮኸው መቼ እነዚህን አውሬዎች ወደ ሰውነት ተቀየሩናነው የማይካድራውን ረሳነወይ ተጋሩ በመቀጠል ምክር ቤት ላይ እነክርቲያን የሚባሉት ለምን ታረክ ከህዋህት ጋር ለምን ጦርነቱ ቆመ የትግራይ ህዝብ ለምን አላለቀም ብለው ተናደው ነው የተቃወሙት የበሻሻውን ንጉስ ይህ የሚያሳየው አሁንም አልተኙም ለትግራይ ህዝብ።አንተ የምትተርክልን በየቀኑ እነ ፋኖ ለምን ጫካ ገቡ ወልቃይት ራያ ሁመራ አንሰጥም አንመልስም ትጥቅ አንፈታልህም ብለው ነው ።ሁሌ አንተና ማርያማዊት አብይ አመድ ትግራይንና አማራን ያጣሉ እሱ ነው የሚል አነጋገር ታበዛላቹህ ነገር ግን መሬት ላይ የሚታየው መንገድ ዘግቶ የትግራይ ህዝብን ያስራበ እስካሁን ድረስ ከሻዕቢያ ጋር ሆኖ የትግራይ ህዝብን እያጠቃ ያለው ማን ነው መሬት ወሮ ያለው አካል ነው ።
@Amangebereyesus
@Amangebereyesus 3 месяца назад
ናይ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር እናበላሸዎ ይርከቡ ብተለይ ሓድሓደ መራሕቲ ኣብዙይ ኣምበጻሕናን ብቲ ውዕሊፕሪቶሪያ መሰረት ቀደም ተወዲኡ ምሃለወ ግና ወጥጥ ኣትዮም ብድሕሪኦም ዝተፈጠሩ የዕሽውዎም ኣሎው እታኻርቶን ሽልማት ንህዝብና ተበሳብስ ኣላ ግዚያዊ መንግስቲ ዓሪዩ ናብ ህዝብኹም ተመለሱ
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 месяца назад
እካባኻ ንላዕሊ ማህይም እዚህ ምድር ሊኖር አይችልም። ጌታህ ህዋሓት ካ ፕሮቴርያ አግሪመንት ንምንታይ ክኽበር ዘይሰርሕር ሓፃዊን አካብዝሰርቅ? ንስኻን ከማኻን ዝበሉ እዮም ህዝቢ ትግራይ ክፀንት ትገብሩ ዘለኹም። ግን ህዋሓት በየቀኑ የመጥፋት እድሉ እየጨመረ ነው። አንተ ብቻ ሰላም ስለፈለክ ሰላም ይተገበራል? አንተ እና ጌታህ ህዋሓት አብይ አህመድን አታውቁትም ያ ሁሉ በላይህላይ ክህደት ፈፅሞ አሁንም ከአብይ ተስፋ ትጠብቃለህ? ከአብይ አህመድ ያነሰ ሰው በአለም ላይ የለም ካንተ በስተቀር!! ማህይም ደግም ትላለህ?
@teweldeasgedom7008
@teweldeasgedom7008 3 месяца назад
ናይ ተመዛበልቲ ናብ ዞባታት ምብታን ሕማቕ ኣንፈት'ዩ፣ ብፍላይ ነቲ ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ማእኸላይ መንግስቲ ክኸውን ወለዎ ነቲ ግዚያዊ መንግግስቲ ፀቕጢ ክፍጠረሉ ይግባእ። የፈፅም ወይከዓ ኣይከኣልኩን ኢሉ ካብ ሓላፍነቱ ይልቀቕ
@gebrudesta
@gebrudesta 3 месяца назад
ኣቱም ሰባት ደምና መጢጦም አዕፅምትና ይሸጥዎ አለው እዞም ሌያቡ ጓሓፋት ቆራዲድ ደም እናመጠጥኩም ኣይትነብሩን u will pay back the innocent blood.
@arayagezahegn2638
@arayagezahegn2638 3 месяца назад
ስታሊን ሕወሐት ማለት "የአህያ ባል ከጅብ አያስጥልም" የሚሉትን ብሒል ሆኖል። እንደለመዱት መለመኛ ሊያደርጉት ነው እንጂ ቢ ፕላን ሲ,ዲ,,,,ፕላን ማዘጋጀት አቅቶአቸው አይደለም። They are sorry people.
@TesfayKahsay-n7e
@TesfayKahsay-n7e 3 месяца назад
እስታሊ ንዚኦም ድምፅ ኹን ከመቀደመካ አብ ጎንኒ ህዝብኻ ኹን አብ አምሐራ ዘሎ ጉዳይ ንዐና አይምልከትን ብናቶም ሰበብ እዩ ህዝብና አብ መከራ ዝነብር ዞሎ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይን መርየቱን ፡፡
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 3 месяца назад
አብይ አህመድ ብሰላም መሪየት ትግረይ እንተዘይመሊሱ ኢትዮጵያ ምፍራሳ አይተርፍን ን ሰበ ስልጣን ኦሆዴድ ዓይኖም እንዳራአዩ ናብ እሳተ ጎመራ ዓርታሌ በዒዶም ሓዝና ክነኦትዋም ዒና።
@yemanetsegaye2985
@yemanetsegaye2985 3 месяца назад
Stalin I think u do not have full information so it is better to make an interview with effort higher officials
@kibatuatsebaha6344
@kibatuatsebaha6344 3 месяца назад
Fuck of.ትእምት ናይ ግለ ካዛ ኮይና ስረቅቲ ይብዝብዝዋ
@tsigeabreha7538
@tsigeabreha7538 3 месяца назад
ትእምት ናይ ውድብ ንብረት ምዃና እትርዳእ ካብ ውድብ አባል ወፃኢ መሪሑዋ አይፍለጥ ስታሊን ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ እትብል ዘለኻ እንታይ እዩ መርተዖኻ?
@AynalemGmaryam
@AynalemGmaryam 3 месяца назад
ወርቂ መቐለ ክለቅቅ ከሎ መንግስቲ ሽዱሽተ ኩንታል ወርቂ ናይ ደደቢት ሰራሕተኛ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክመፅእ ገይሮም ንመን ኣረከቡ ጉና ዎን ክረአ ኣለዎ ናይ ጉና ስራ ኣሰከያጅ ታይ ገይሩ ከይዱ አተይ ዩ ዝበሃል ናብ ኣመሪካ
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 3 месяца назад
ህዝቢ ትግራይ መዓስ ዝሓልየሉ መራሒ ረኺቡ ይፈልጥ ? ኦሮሞኮ ልዕሊ ነብሶም ንህዝቦም ዝሓስቡ መራሕቲ እዮም ዝመርሕዎ፡ ተቓዋሚ ይኹን መንግስቲ ዝቃለሱ ንህዝቢ ኦሮሞ እዩ ከባብያዊ ኣፋላላይ ዝበሃል የብሎም ገለ የብሎም። ናትና ህዝቢ ሞተ፡ ስደት ጠፍአ፡ ተፈናቐለ ዘሕምሞ መራሒ የብልናን። እንበር ህዝብኻ ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቑ ዶ ድኣ ኣዲስ ኣበባ ተዘይሓዝኩ ኢልካ ትቃለስ ኢኻ። መራሒ ተዝህልወና ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ ዘሎ ህዝቢ ኢሮብ ኣምጺኡ ኣብ ደውሃን ወይ ካልእ ከተማ ዘበናዊ ኣባይቲ ሰሪሕኻ ክነብር ምግባር ይከኣል ኔሩ ሻዕብያ ውዕል ኣልጀርስ ከምዘለዎ ክትግበር ኣለዎ እንተይሉ። ንሕና ናይ መሬት ሽግር የብልናን ናይ ስቓይ ህዝቡ ዘሕምሞ መራሒ እንበር
@gezaemezgebe374
@gezaemezgebe374 3 месяца назад
በየነ መኩሩ ቅድሚ ከባቢ 7 ዓመት ተገምጊሙ ካብ ፈፃሚ ወሪዱ ነይሩ ሐዚ ድማ ድሕሪ 7 ዓመት ሓራድን ጎማድን ኢኮኖሚ ትግራይ ኮይኑ መፂኡ እንትርኢ እዚ ሰብኣይ እንታይ ድዩ ማእገሩ ኢለ ይግረምን ይሓዝንን እስታልን ሓዉና
@AynalemGmaryam
@AynalemGmaryam 3 месяца назад
ኣታ ስታሊን ትግራይኮ ብዙሕ ሕንቅሕኖቅሊተይ ዘለዋ እያ ካብኣቶም ትእምት ዩ በየነ ምክሩ ዝበሃል ኣድመኛ ካብቶም ክእሰሩ ዝግበኦም ኣብ ትግራይ ጥፍኣት ዓብይ ተራ ዝተፃወተን ዝፃወት ዘሎ ክፉእ ሰብ ዩ
@rahwag.6888
@rahwag.6888 3 месяца назад
ኩሉ ትግራዋይ ሰላማዊ ሰልፊ ክወጽዕ ኣለዎ። ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻኢ ዘላና ተጋሩ ሓቢርና ንዞም መራሕቲ ኣገብ ክንብሎ ይግብኣና ክንደይ ጊዜ ሕዝብና ክከሓድ?
@TesfayKahsay-n7e
@TesfayKahsay-n7e 3 месяца назад
ከምሊ ኢንጅነር ታደሰ የማነ ዝበሉ ጎበዛት ትምህርት ዘሎዎም ምፅጋዕ ከልኦምዎ እንድዮም ርስት ገይሮምዎ
@rahwag.6888
@rahwag.6888 3 месяца назад
መራሕቲ ትግራይ ኣብ ወንበር እዮም ሕቱኹቱኽ ዝብሉ ሕዝቢ አንጺትካስ እንታይ ኣይነቴ መራሕነት እዩ ሕዚስ መረረና
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 3 месяца назад
ናብ ሱዳን ዝወሰድ ኬላ መከላከልያን ፋኖን ጦርነት ገጥሞም ኣለዉ ምሰ መከላከያ ተዘራሪብካ እዛ ዕዱል ንጠቀመላ ብሓይሊ ምእታዉ እዩ በቃ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 3 месяца назад
ተመዛበልትና ካብጫፍ ናብጫፍ ትግራይ ሆይሉ ስላማዊ ሰልፊ ክወፅአለዎ ካብ ግምት ተስፋ የብልናን
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 3 месяца назад
ዘረባ ወዲ ወረደን መወዳእቱኡን ተሰፋ ህዝብናን ኩውንትን እምእንታይ ንግበር አታ ለባም ህዝቢ አብ ናትካ ውሳነ ተአማመን ናይ ካሎኦት ውሳነን ስቅታን ትሬኦ አለካ ?
@berhaneabreham618
@berhaneabreham618 3 месяца назад
ትግራይ ዘይልማዓካስ ጋምጎፋ ቤንሻንጉል ከተልምዕ አብ ዘረፋ ኢኹም ተዋፊርኩም
@mikikahsay7758
@mikikahsay7758 3 месяца назад
ዘሕዝን እዩ ናይ ትግራይ ጉዳይ ፀላእስ ስሩሑ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ገሪሙና ዘሎ እቶም ናይ ውሽጥና ምምሕማሞም እዩ
@jemalmohammed863
@jemalmohammed863 3 месяца назад
እስታላን ብዛ ልጀመርኻያ ግልፂ ናገበርኻ ልህዝቢ አፍልጦ ። ናይዞም በላዕቲ ጉድ ገለሰባት ስሞም ለ በትኖ!!!?
@dehabberhe3293
@dehabberhe3293 3 месяца назад
ሰላምካ ይብዛህ እሰታሊነይ ሰብ ብተፈጥርኡ ኩፉእ እዩ, አምላክ ንህዝብና ይራህርሀልና ማአረይ
@soloare4855
@soloare4855 3 месяца назад
ሰረቅቲ ኩሎም ኣብ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ዝለዉ ስለ እታ ድኻ ኣደ ኣይሓስቡን ኢዮም።ህዝበይ ንቃሕ መሰልካ ሕተት ባዕልኻ ስቃይና የብቅዕ።
@khalidhamza3583
@khalidhamza3583 3 месяца назад
መሬቱ ገዲፉ ናበይ ክሰፍር ?ብዛዕባ ኦሮሞን ትግራይንኽልቲኡ ነንበይኑ እዩ ስታሊን
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 3 месяца назад
It seems ‘Welkayt’ is a trap as fire torch to ignite war between Amhara and Tigray. That way, he will win the hearts and minds of Amhara and of course Eritrea.
@tesfueyob9211
@tesfueyob9211 3 месяца назад
So true. Abiye is playinga a mind game
@welkaitswill3073
@welkaitswill3073 3 месяца назад
Welkait is a closed file whether Abiy Ahmed is in power or not. Tegaru need to work hard to be good neighbors across the Tekeze river. Otherwise it will be hell on earth for you agames.
@tesfueyob9211
@tesfueyob9211 3 месяца назад
@@welkaitswill3073 Get ready for a big surprise .the only force that can stop TDF is Eritrean army. Fano is a joke!!
@welduarefayne
@welduarefayne 3 месяца назад
ብኣምሓርኛ ምትንታን ኣይተብዝሕ ካብ ፈጣሪ እምበር ካብ መራሕትና ተስፋ የብልናን እስታሊን
@EeEe-r8x
@EeEe-r8x 3 месяца назад
ስታሊን ቀንዲ ሽግርና ተደራደርቲ ዘይኮናስ ተለኣኣክቲ ስለዝኮናዩ ዝፃወተልና ዘሎ ።
@eden8286
@eden8286 3 месяца назад
Thank Staline you said well priority should be given to civilians not politicians.
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 3 месяца назад
መራሕቲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዝሕስዎ ዘሎ ይመስለኒ ። እንድሕር ተሰማሚዖም ነይሮም ከምይ ኢሉ ዘይተፈጸመ?
@vvg5520
@vvg5520 3 месяца назад
ግምት እበር ሕዋሓት አኮነን ዝም ብለህ አትናገር
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 месяца назад
ግምት እዩ ንህወሓት ንከይትሰርሕ ኸሊኺሉ ሒዝዋ ዘሎ ኣይተላኽዑ ካብ ህዝቢ ትግራይስ ወዲ ረዳን መሳርሕቱን ዓብዮምኹም 😢
@gebrehiwotberhe9901
@gebrehiwotberhe9901 3 месяца назад
ትእምት ናብ ህዝቢ ይስገራ እንተበልናዮም ኮ. ምግባረሰናይ ብዝብል ስም ንህዝቢ የታልሉዎ ኣለው ሞ ናይ ምግባል ባሕሪኦም እየን ትእምት ትካላት
@beletu7041
@beletu7041 2 месяца назад
እዚበየነ መኩሩ ዝባሃል ወዲ በጅቡኡ ዝተአማመን መልሐሰያሰኛ ብመልሐሱ እናተናደፈ ዝከላኸል ሰብ ዩ ዘበልዋቶ ።
@MeskeluTesfay
@MeskeluTesfay 3 месяца назад
እስታሊኒ ሓወይ ሓቅኻ ግን ደክተር ሃይለ ካብ ዝናገር እኮ ፀኒሑ አሎ ንስኻ እውን ብደንቢ ምትንታንካ ፅቡቅ እዩ ሰማዒ እንተልዩ
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e 3 месяца назад
ትካላት ትእምት ዋና ማእኸል ፖለቲካ ሕውሓት እየን።
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 3 месяца назад
ስታሊን ናይ ግዜ ክፉእ ዋላ እንተሎ እሱ ገሚቱ ዘይሓስብ አመራርሓ እዩ ተሓታቲ ሕጅውን ንሕሰብ
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 3 месяца назад
እነሱ ምን ያርጉ ይሕ ጥፍት የፌደራል መንግስት ነው እነሱ እቅም የላቸውም
@beletu7041
@beletu7041 2 месяца назад
ስታሊን እቲ ትብሎ ዘለኻ ወርቂ ማ መን መን ኮይመይ አበይን ከም ዝሐብኡወን ንባዕሎም ይፍለጡ እዮም ኢቲ ግምገማ ብጅምለ እንበር ነ ኒ በይንና ስሕትት የብልናን ወይ አንቅበልን እናበሉ ዝላሐሐፁን ዝከላኸሉን ዘለዉ ጎድና ክቅላዕ ዩ ኢሎም ገሊኦም ዐወን ክቃለሱ ንህዝቢ ሐሲቦም አይኮኑ ን ትምሙሰ ዝበሉ እተን ወርቅታትን ጥምታትን ንመጥብባቅ ዩ ናይ ህዝቢ ደምን ሃፍትን እየን አምፅእዎ ብደም መናእሰየ ተጋሩ አይትፃወቱ ተሸፋ ፊንኩምን ካበ ህዝቢ አይተምጠን ናይ መዓልቲ ጉዳይ እንበር
@gerehaile2737
@gerehaile2737 3 месяца назад
ኣብ ጉዳይ ትእምት ህዝቢ ወጀራት ደኺሙ ተሳቕዩ ሰንሰን ኢሉ እዩ ብመሰቦ ኣቢሎም
@ወዲትግራይ-ሐ2ጀ
@ወዲትግራይ-ሐ2ጀ 3 месяца назад
ትእምት ናይ ህዝብ ትግራይ ኮይና ኣይትፈልጥን ቴእምት ናይ ህወሓት ንብረት እያ ነይራ ንቀፃል ከዓ ክንርአይ።
@halefomhalefom1210
@halefomhalefom1210 3 месяца назад
Good job Stalin! Please keep exposing those corrupt EFFORT ppl.
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 3 месяца назад
Are you joking Stalin? If they start doing that, believe me it will be the end so these need a thorough thinking and doesn't have a quick fix.
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 месяца назад
ኽትኹቱኽ የአክል ክሳብ ኸዚ ተባጪ ዘለኻ ኢሊት እውን የአኽለካ ተመለስ።
@deresmezgebu9740
@deresmezgebu9740 3 месяца назад
EFFORT is a business institution & have chairman, Better you arrange an interview with the responsible person.
@HadushTsegay-e6b
@HadushTsegay-e6b 3 месяца назад
ብሓቂ ተስፋ የቁርፅ ለካ መራሕቲ ትግራይ ከምዙይ አይትመስሉኑን ኔሩ? እዋይ ታናኳ ህዝቢ ትግራይ እትፀሮ ዘለካ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 месяца назад
ብትግራይ ክንገር ዝተገበረ እኮ ግምት ናይ ኣብይ ተለኣኣኺ ምዃኑ ስለ ዘርኣየ እዩ
@beletu7041
@beletu7041 3 месяца назад
ስቱ ግዲ የለን ቅለዕልዖም ግለፅልፆም ይውፅኡ አብዛ ግበኤ ካብዘልዕልዎ ሐደ አጀንዳ ክኸውን አለዎ አብ ውሽጥኻ ዘሎ ሃፍቲ ብአግባቡ ዘይተጠቀመካስ እርዳታ አናበልካ ምእዋይ ታይ ዩ በደም ስዋአት ደቃ ዝተሐፀበት ፅርይ ዝበለት ትግራይ ንተጋሩ ንምታይ ድአ ዝኹሉ መስእቲ ተኸፊሉ ዋ ።
@abexasgedom-qs4mc
@abexasgedom-qs4mc 3 месяца назад
ታማ ይገበር ብዘይረቡሑ መፃወቲ ምኻና የሕዝን።
@TigestLemlem
@TigestLemlem 3 месяца назад
June 30th official deadline for traitor interim gangs to sell territories of Tigray.
@nuraminalmonsur8576
@nuraminalmonsur8576 3 месяца назад
I respect your opinion but trust me our leaders they have always plan 💪💪
@TaffesseAbebe
@TaffesseAbebe 3 месяца назад
አነ ዝገርመኒ ጀነራል. በሎ ተራ ወታደር ኩሎም ማለት. ህዝቢ እንታእዩ ዝፅበ ዘሎ ካብ ሕወሐት ታንክን. ባንክን. ሒዙ እናሐለወ ገለ ዘይገበረ አዚ እንታይ. ክገብር እዩ ከም. አቦይ ሰብነት. ናብ. ደገ. ወፂኻ. ከፍ. ኢልካ. ምብላዕ. እዩ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 месяца назад
ችድ ጀልፋፍ ህወሓት ህዝቢ ተዘይሓጊዝዋ በይና ድያ ትሰርሖ እቲ ህዝቢ ውን ኸቢድ ዋጋ ዝኸፈለ ኣይመስልን ኣብ ስርቅን ፀፅታ ፀገምን ተዋፊሩ ናይ ውልቀ ሰባት ኣጨብጫቢ ኣብ ሓሶትን ሓሜትን እዩ ዝውዕል ዘሎ ህዝቢ ዘይጠዓየ ውድብ በይና ክትጥዒ ኣይትኽእልን
@weykefetek3020
@weykefetek3020 3 месяца назад
It is clear conflict of interests, you can’t be member of government and run a business
@abadikidane9078
@abadikidane9078 3 месяца назад
እቲ ናይ አብይ አካይዳ መራሕቲ ትግራይ ዘንብብዎን ዝርድእዎን አይመስሉን
@negabelay5195
@negabelay5195 3 месяца назад
ስታሊን ሐወይ ን17 ዓመት ዕሸላት እአሰዊእና ሕዝቢ ትግራይ ን27 ዓመት አይጠዓሞን:: እዚ ከይአክል ሕጂውን ን5ዓመት ዕሸላት ዳግማይ አሰዊእና ሕጂዉን የዋህ ሕዝቢ ትግራይ ኣይጠዓሞን ካብ ባርነት እአይተላቐቐን ። እዝሥ መርገም እዩ እምበር እንታይ ይብህል :: ብአምላኸ ሰላም ይፍጠረሉ እምበር ካብ መራሕትሥ ተሥፋ የለን።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 3 месяца назад
ስቅ ዶ በሉን እቲ ህዝቢ ውን ኣይጥዑይን ዋ ብዂናት ተወዲቡ ናይ ሂወት መስዋእቲ ክኸፍል ዘይፈርሐ ንውልቀ ሰባት ይፈርሕ
@gebrehiwotgebru5242
@gebrehiwotgebru5242 3 месяца назад
Please do something else this not for you not able to deliver effectively sorry to say that but that is a really
@ኣብሪሽወዲራያ
@ኣብሪሽወዲራያ 3 месяца назад
ስትሊን ጅግና ወዲ ህዝቢ ዓይኒ ትግራይ ክንደይማ እህህ ዘይበለት ህዝቢ ትግራይ ባዕልቶም እቶም መራሕት እዮም ዘጥፍእዋ ዘለው ስታሊን ኣቦ ህዝቢ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ብርሃንንሂዝበይ
@ብርሃንንሂዝበይ 3 месяца назад
Merat kimiles alewo nay gidin ,
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 3 месяца назад
❤ስታሊን ሓወይ መራሕትና ተንኾል ናይ ኣብይ ኣሕመድ ኣይተረድእዎን።
@seidedris3325
@seidedris3325 3 месяца назад
ተጠያቂ ወዲ ረዳ እና ጉጅልኡ።
@HailuGerimaHagos
@HailuGerimaHagos 3 месяца назад
ናይ ምፍፃም ዓቕምኻ እንተደኺሙ ከምኡ እዩ።
@sabagebru6850
@sabagebru6850 3 месяца назад
አንድም ተፍናቃይ ወደ ምዕራብ ትግራይ እንዳይሔ አብይ አይታመንም የአብይ ሰራዊት እንደገባቹ እና የጎንደር ስኳድ ማለትም የ አገኘው ተሻገር ፋኖ ተፍናቃዮቹ እንደገቡ እርምጃ ይወስዳሉ ሁሉንም ተፍናቃይ ለመጨፍ ጨ ፍ ነው አላማው ተጠንቀቁ
@GoitomAlemie
@GoitomAlemie 3 месяца назад
እስታሊን ከምኡ ገርካ እውፃአዮ
@tamutafu528
@tamutafu528 3 месяца назад
Estalene. Ezoeme. Serekete. Eko. Terseraregome. Keweredu. Eyuome. Zelewome.weye. Ane. TIGERAY. Be. Elefe. Serekete. Erer. Enetaye. Eyu. Zebahale.Kenedeye. Zetemaheru. Jeganu. Tegaru. Enedahalewo. Be. Elefe. Kebedamate. Ata. Awaredomena. Eko!!!!!!!!!
@tamutafu528
@tamutafu528 3 месяца назад
Aneko. Betaeme. Eyu. Zegeremene. Merahete. TIGERAY. Yekune. Weyane. Enetaye. Eyu. Rekebewome. Segae. Kenedeze. Weredome. Kime. Amilake. Reomo. Meneme. Metehaze. Zeyebelu. Bebe. Gezeuo. Zelewawete. Mechebete. Zeyebelu. ,Nesatome. Sibe. Seletane. TIGERAY Dema. Ketereome. Tsubuke. Eyoume. Zelewo.Emo. Ete. Mesekene. Hizebena. Segabe. Meaze. Eyu. Ketsebe?????
@Getheaven1
@Getheaven1 3 месяца назад
የመና ምስጋና ይግበአካ ስታሊን!
@tamutafu528
@tamutafu528 3 месяца назад
Keaeeleyu. Alewoume. Teaemete. Eko. NAYE. HEZEBE. TIGERAY. TEKALE. EYU. NE. HIZEBENA. KEWEREDE. ALEWO.EWAYE. WEREDETE. !!!!!EZE. LEBA. !!!!
@በበብብ
@በበብብ 3 месяца назад
መን ክዝውረን እተን ቪ8 መካይን ከ ክዝውረን ኸውና??????????ዘይድፈር ዝመስል ግን ናይ ህዝቢ ንብረት እሞ ዝኮነ ብምድፋርካ የቐኔልና : ተጋሩ እስቲ ንዘራረበሉ ትግራይ ምእንታን ክትኣቢ
@James-f1f9s
@James-f1f9s 3 месяца назад
Federal action plans, The Action Plan needs goals with key priorities and objectives. The only solution to tigray to seek out strong 💪 alliances forces beside Oromo empire forces. Tigray political leadership need strong Strategical partner and strong military Command Center .
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 3 месяца назад
ስታሊን ሕዚ መስፈሪ ተፈናቐልቲ ንምስራሕ ግዜ ክወስድ እዩ: እቲ ዝስራሕ ንብረት ስለዝኾነ ተፈናቐልቲ ንዓዶም እንትምለሱ: እቲ ተሰርሐ ተምሓይሹ ናብጥቕሚ ክውዕል ስለዘለዋ ፕላን የድልሎ: ስለዚ ሕዚ አብ ተሰርሐ ቤት ትምህርቲነ ናይመንግስቲ ህንፃታት ክአትው አለዋም ግዜ የለን ኽልተ ወርሒ ኽረምቲ ዝስራሕ ይሰራሕ: እዚ ማለተይ ምምሕድዳርን ፀጥታ ትግራይ አብዘይብሉ ኸምትዝብሀል ዝተደምሰሰ ዓድታትውን አሎ ስለተባህለ: ቦምብ ምፅራግ ስለዝህሉ: ተፈናቐልቲ ቀልጢፎም ኸምዘይምለሱ ፈሊጥና እዩ: መንግስቲ ኢትዮጵያ ተፈናቐልቲ ንክሓርሱ ስለዝኸልከለ ንሕድሕድ ተፈናቓላይ ድሕሪ 6 አዋርሕ ናይ ፕሪቶርያ ውዕል ጀሚሩ ክሳብ ዓዶም አትዮም ምህርቲ ዝእክቡ ተፈናቐልቲ ዕፅፊ ናይ ቀለብ ብገንዘብ ( ብ 15 ኪሎ ዕፋን ከይግምትዋ) ብውሑድ ነፍስ ወከፍ ናይ ሓደ ኻልአይ ደረጃ መምህር ደሞዝ ንክኽፈሎም ብቕልጡፍ ንዝምልከቶም አመልክቱ : መንግስቲ ካብቶም ወርቲ አምሓራ ባጀት ተቐኒሱ ይከፈለና: ሕጊ ንዘየኽብር ክልል መቕፃዕትውን እዩ: መንግስቲ ኢትዮጵያ ከይሰርሑ ዝገበሮም ተፈናቐልቲ ዳርጋ እሱራት እዮም: ብሕጊ ብዘይ ቀለብ ዝእሰር ሰብ የለን: ውድባት ትግራይ አብዚ ሓግዙ: መንበሪ ከይኾነ ሰሪሖም ዝናበርሉ ሀፍቲ ስለተመንጠሉውን እዩ: መገዲ ምዕፃው ስለዝህሉ ብቕልጡፍ ምዕራብ ትግራይ ተረከቡ: መራሕትና በትዝጀመርኽሞ ነገራት አሳልጡ: መራሕትና አጨኒቕናኩም ፀገምኹም ብወገነይ ይርድአኒ እዩ: ናይኢትዮጵያ አሰራርሓ: እሺ እናበልኻ ነገር ምጉታት እዩ: ፍትሒ ከይረኸብካ ትሞተሉ ሀገር እዩ: እዝታት ቕድም ኢሉ እዩ ክፍፀም ነበረ ብከንቱ ተስፋ ግዜ ሓሊፋ: እቲ ውዕል ብተደናጎየ ቑፅሪ ቕፅዓት ንዘደናጎየውን ክውሰን አለዋ: ሕጊ ጥሒሶም አብትግራይ አትዮም ዝህውኩ እሰርዋም :አሻራ አፃብዕቶምን መታወቅያን ይመዝገብ: ናብ ፍርዲ ይቕረቡ ከይለምዶም: ተጋሩ ህጊ ምኽባር ኢሉ ምስፈደራል መከላከያ ትሓዚሉ ምስዝመፀ ወራር አምሓራ ዘዛራርበና ነገር የለን: አስጥሙ: ፖለቲካ አምሓሩዶ ጠፊኡኩም ዕግርግር ተጠቒሞም እዮም ዝወሩ: ድሕሪ ጀኖሳይድ ድማ ሪፈረንደም የለን ናይ አምሓሩ ናይ መሬት ሕቶ ሸፍጢ እዮ አይናቶምን በዝሕዚ ሕቶ መሬት ናብፌደረሽን ምክርቤት አይቐርብን ሕጊ ብዘይምኽባሮም ናይ ሕጋዊ አሰራርሓ መገዲ ዕፁው እዩ: ሕዚ ዝወረርዋ ንብረት ይምለሱ ንዝፈፀምዋ ጀኖሳይድ ፍርዲ ይፀበዩ:
@genetmelkam435
@genetmelkam435 3 месяца назад
Dedebit media betame tekalesu eyu ne eten bekuru gen semaa ayerekeben
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 3 месяца назад
እስታል ሐወይ ሎሚ ናብቀደምካ ተመልስካ ንህዝብ ሽግሩ ዕለም ይፍለጠሉ ናይዝም ኣእዱጉ ናያዛ ዝቐጥቀትና ዕዲ ዋላ ሐመዳ ንላዕሊ ትገልበጥ እስታልን ሐወይ 🙏🙏🙏
@tesfaymeles4614
@tesfaymeles4614 3 месяца назад
ሽግር፡ይሓልፍዩ፡ግን፡ኣይድገምንዩ።
@LegeseHagose
@LegeseHagose 3 месяца назад
ጅግና እስታሌን ቀፅለሉ❤❤
@LegeseHagose
@LegeseHagose 3 месяца назад
ጅግና እስታሌን ቀፅለሉ❤❤
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 3 месяца назад
ሕዝቢ ትግራይ መፃወቲ ገይሮሞ ብስላሕ መላሕ ሕዝቢ ይፀንት ኣሎ መራሕቲ ትግራይ ውሽጦም እንታይ እዩ ዘይኮነ ተስፋ እናሓቡ ብፍላይ እቱ መንእስይ ተስፋ እናቆረፀ እልምልም ይጠፍእ አሎ እንተፀላእቲ ናይልቦም ይሰርሑ አለው ዋይ ሕዝበይ ክንደይ እዩ ክሳቀ እዙ ሕዝቢ እዙይ እቱም ሙሑራትተጋሩ ዝግበር ግበሩ ትግራይ ታሪክ ጥራሕ ኮይና ከይትተርፍ ሕዝብኹም አድሕኑ ፅእንቶ ምፍጣር እትኽእሉ ኩሉኹም
@solomonmichael9073
@solomonmichael9073 3 месяца назад
ለትቀማጭ ሰማይ ቅርቡ ስታሊን ወደ ጦርነት ግቡ ነው የምትል ያለኸው ?? ይገርማል
@tesfueyob9211
@tesfueyob9211 3 месяца назад
Don't be surprised if they start a new fight.
@Meles-mf7rw
@Meles-mf7rw 3 месяца назад
መወደኣታና ደኣ ሞት እዩ እምበር።
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish 3 месяца назад
ብልመና ኣይኮነን ዝምለሰ ሕጂዉን ብቅልፅምና
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 3 месяца назад
Aytewedu hizbi geza koynica bikiltsimna
@berhaneabreham618
@berhaneabreham618 3 месяца назад
እንሄ እቲ ሜዳ እንሄ ትፈረስ
@MahariBerhu
@MahariBerhu 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Далее
Трудности СГОРЕВШЕЙ BMW M4!
49:41
Просмотров 1,7 млн
КВН 2024 Встреча выпускников
2:00:41
МОЮ ТАЧКУ РАЗБИЛИ...!
39:06
Просмотров 281 тыс.
Трудности СГОРЕВШЕЙ BMW M4!
49:41
Просмотров 1,7 млн