Тёмный

#zaramedia 

Zara Media Network -ZMN
Подписаться 147 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Опубликовано:

 

22 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 123   
@Zaramedianet
@Zaramedianet 3 часа назад
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@MebeeWelday
@MebeeWelday Час назад
@HagosHagos-rb7ob
@HagosHagos-rb7ob 2 часа назад
ህ,ወ,ሓ.ት. ይዕወት..ፈትለወርቅ. ኩሉመናኪ. ወርቅ. ዓይኒ ብሌና እኪ. ንህዝብ ትግራይና.💊💊💊💊📚💊💊💊
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 3 часа назад
Waero Waero Waero Tegadalit Mojorino 👍👍👍👍👍👌👌👌💛❤️💛❤️💛❤️
@WeyniTsehaye
@WeyniTsehaye 2 часа назад
ዋዕሮ ኢኺ ❤❤❤❤
@HagosHagos-rb7ob
@HagosHagos-rb7ob 2 часа назад
አጀኩም አቱም ጀጋኑና. አብ ጉንኩም አለና እዞም. ባንዳታት. ክልቀሙ.አለዎም. ትግራይ.💊💊💊📚💊💊💊.ትስዕ❤
@Mmesfin-c8v
@Mmesfin-c8v 2 часа назад
Yes yes yes yes yes yes tplf one love ❤❤❤❤ yes
@Zufan-gm7ht
@Zufan-gm7ht 2 часа назад
ASEYYYY MAMAYE JEGKI ❤❤❤❤❤Tigray TPLF
@wedi_hizbi
@wedi_hizbi 2 часа назад
Queen of Queens 😘👸🏽💪🏻
@almazadamu9175
@almazadamu9175 47 минут назад
You are right ❤
@Axumite125
@Axumite125 2 часа назад
Bravo 👏 👏 👏
@danielbitew4335
@danielbitew4335 49 минут назад
Long live Fetlework Gebregziabher! Tigray need someone who realizes the enormity of governing Tigray. A profile in courage like Monjorino!! We love you and respect you!!! ❤️ ♥️ 💙 💕 💜 💖
@truthfor27
@truthfor27 39 минут назад
ወከ ፈተክ ኣንቲ ጅግና እወ " ንሕና እንዳደየብና ንሶም ክወርዱ " ኣንቲ ወረጃ ጅግና መግለፂ ጫፍ ብራከ ክብርታት ትግራይ::
@aregaiw
@aregaiw 37 минут назад
wow!she is really a 3 generation brilliant and mindful TPLF leader.Thank you for yourlifetime struggle and service to your people.
@BrightFutureHealth-ui8wl
@BrightFutureHealth-ui8wl Час назад
Keep going ❤
@Fantayasefa
@Fantayasefa 2 часа назад
ጀግና ጓል ህዝቢ ❤❤❤
@HazaMelody
@HazaMelody Час назад
Dr❤❤❤ Haza
@haftomtesfay3112
@haftomtesfay3112 2 часа назад
💊💊💊 💪💪💪
@Tilahun-fl9lj
@Tilahun-fl9lj Час назад
ጀግና
@HaylayAlemayu
@HaylayAlemayu 15 минут назад
ጅግኒት❤❤❤
@Berhun-zw9uw
@Berhun-zw9uw 2 часа назад
❤❤❤❤❤❤
@YemaneHailu-d1s
@YemaneHailu-d1s 54 минуты назад
ለካብጥ ከሐድቲ ሕዝቢ ትግራይ ልቀቁ
@KbGg-mg9go
@KbGg-mg9go 2 часа назад
Monjoreno🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@meskeremhenning2937
@meskeremhenning2937 2 часа назад
👌👍👌👌👌💪💪💪💪❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@Tilahun-fl9lj
@Tilahun-fl9lj Час назад
ጀግና ኢኪ።ግን ሃየ ስውእት ከይትጠልሙ። ብዝተረፈ ኣየኩም ኣብ ጎንኩም ኢና።
@Zufan-gm7ht
@Zufan-gm7ht 2 часа назад
Ybel tnitaneeee wow wow
@ddyy5110
@ddyy5110 2 часа назад
ጠንካራ ናይ ዘረባ ክእለት ዘለዋ ለባም ምዃና ሎሚ ተዓዚበ። ጅግና
@All-w9s
@All-w9s 2 часа назад
The event looks like a retiree’s meeting to discuss about future benefits.
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 2 часа назад
ኣጆኺ ዋዕሮና ንህና ንተበርክቱዎ ዘለኹም ገድሊ ምድሓን ህልዉናን ግዝዓታዊ መረበትና ተማዛበልቲ ናብ ንቡር ሕይወቶም ከይተመልሱ ከይረብረብና ከምንቃለስ እጃምና ከም ንገብርን ካብ ጎንኹም ከምዘይንፍለ ክንህብረልኩም ንፎቱ የቀንየልና።
@All-w9s
@All-w9s 2 часа назад
ህዝቢ ትግራይ ቀታሊኡ ክድሕን ዝደሊ እንድሕር ኮይኑ ሽግር አለዎ ማለት እዩ።
@Zufan-gm7ht
@Zufan-gm7ht 2 часа назад
Asyyyyyy ellllllll❤❤❤😂😂😂😂mnjorino Lyuuuunesh
@PeterAbadi-v5l
@PeterAbadi-v5l 30 минут назад
ፈትለ ወርቅ ናይ ታሪኽ ጅግና ❤💛❤💛❤💛❤💛❤ አጆኹም ክንሰግሮ ኢና 💪💪💪
@meharitadesse-ym7pj
@meharitadesse-ym7pj 2 часа назад
መንጃር
@yibrahfisha9859
@yibrahfisha9859 2 часа назад
ክበር አንታ ጂግና ህዝቢ ሽረ.. ናዓካ ሂዛ ውድብና ዘይትሰግሮ ፀገም የለን 🙏🙏🙏
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 33 минуты назад
🙏🙏🙏🙏🙏❤💛❤💛❤💛ጀጋኑና አምላክ ሞጉስ ይኩኑኩም ርትዒ ኣዋዓሮታትና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@Yasisberhe
@Yasisberhe Час назад
ማዕረ ረብሓ ኸ?
@haftomgirmay3760
@haftomgirmay3760 33 минуты назад
@Fanatigray
@Fanatigray 9 минут назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MebeeWelday
@MebeeWelday 2 часа назад
❤❤❤❤💛💛💛💛ሠላም ሰላም ኩቡር ሓውና ወሓስ ህዝብ ትግራይና እካ።
@yemaneberhane1199
@yemaneberhane1199 2 часа назад
ቁርፀት ከብዲ ባንዳታት ኴንካ ብምቅፃልካ ንሳቶም ኣብ ዘየቋርፅ ዉፀኣት ተፀሚዶም ኣብ ዓይነ ምድሪ ክቁረኑ ጌርካዮም ኣለኻ። መወዳእተኦም ኣብ ቀረባ ክንሪኢ ኣብ ድሮ ብስራት ሙሉእ ዓወት ንርከብ።
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 2 часа назад
Ati waero nay bahaki waero
@dawitasfeha
@dawitasfeha 2 часа назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 22 минуты назад
ኣብኪኽኒ! " ሓደራ ውድብና ኣድሑኑልና ኢሉ ምፍናው ገይሩሎም::😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ደም ደቀን ከንቱ ኸይተርፍ ኣብ ኢድ ፀላኢኸይወድቅ ተጨኒቁ ኽሪሙ ህዝብና::😢💔💔💔💔💔
@HaftomBerhe-yw5rc
@HaftomBerhe-yw5rc Час назад
ዕንክል እንዶ ኣይተብሉና ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገዲዱና በጃኩም እንዶ ዕረፍቲ ሃቡና
@amenkuku9580
@amenkuku9580 11 минут назад
ዋሓሮና ጓል አባይ ትግራይ አብጐኒ ውድብና አለና አንበሲት ወይኸ ፈተኽ አብመትከሊ ፅንኢልና
@almazadamu9175
@almazadamu9175 57 минут назад
እታ ዕልል ጀግና ዋዕሮ እልማዝ ትግራይ ዐይን ናይ ዐለም ውፃዕት ደቅተንስትዩ መርእያ እግዚአብሔር እምላክ ነዌሔ ዕደመን ጥዕናን ያሃበልና ሃቅ ይስዕር ህዝብ ትግራይ ይስዕር ዋዕሮ ትስዕር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GS-ph6iz
@GS-ph6iz 2 часа назад
Waero anbesit
@RigatGebrewahed
@RigatGebrewahed 54 минуты назад
ሕወሐት ትዕወተ
@MAdhanom-k6n
@MAdhanom-k6n 3 часа назад
ፍትለ ወርቅ ጋል መንደፈራ ሰራየ
@paulosh6916
@paulosh6916 2 часа назад
መንደፈራ እኮ ትግራይ እዩ!
@MAdhanom-k6n
@MAdhanom-k6n 2 часа назад
@@paulosh6916 ኣብ ኤርትራ ኣሎ መንደፈራ ዝብሃል።
@paulosh6916
@paulosh6916 2 часа назад
@@MAdhanom-k6nሰራየ እኮ ትግራይ እዩ
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha 16 минут назад
I felt shame because I have seen comments supporting queshetawi ideas who denied genocide of Tigray
@mulugetamebrahtu8008
@mulugetamebrahtu8008 2 часа назад
ፈትለ ወርቂ ናይበሓቂ ወርቂ ድኾነ ቃል ንፍዕቲ ተጋዳሊት ኩለን ኣዋልድ ከማኺ እንተዝኾና ሲ እንታይ ለዉጢ ምሃለዎ ኩሉ እቲ ከባቢ
@MeseleAbriha
@MeseleAbriha Час назад
በይዛ ዉድብ ኽዲ ኣፋ ኻፍቱ ድሰምዕሎ ህዝቡ ገዲድ ሓደ መዓልቲ ስለ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ትናግሩ ሰርሑ ደይፈልጥ ዉዱብ ዉዱብ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Syntifik100
@Syntifik100 46 минут назад
Waero Waero Waero Tegadalit Mojorino Konjo
@EnkubaheriBerhe
@EnkubaheriBerhe 47 минут назад
Fetlewerki / monjerino / akibikio zeleki hizibi eko hizibi shire ayiwukilin eten kemaki zibelan esile kilib kadiren eiom kab 93 amete mihiret sitetu zeymehar denkoro kilib kadire eu nay jigina hizibi shire ,adi sihulin adi hayelomin ayiwukilin. Aregit araeiakin afanai akayidakin hiziki nab mekabirki aregitn bilay shermuta eki like shaebia eki ,zikitsil guezeki nabti baelki zifeterkio geza mietawuki eu .
@AlulaHab
@AlulaHab 48 минут назад
ኣይ ዓድዋ ዓድያ ዘይቡሉስ ዓደይ ዓድዋ በለ ሓሻዊት በኣኪ ምክንያት ክንደይ ተሰውኦም ዘንፈልጥ ከይመስለኪ
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 2 часа назад
Waero warrior eki Ezgabiheir mishizibina yukun.
@GEB301
@GEB301 2 часа назад
ኣብሻይኩም!ጉባኤና በዓወት ተዛዚሙ!ምስካስ ዘይስልችወኩም ሰባት😅
@assefuabay182
@assefuabay182 Час назад
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ዋዕሮና❤️💯
@NaodSyum
@NaodSyum 2 часа назад
ህዝቢ ኣብ ጉባኤ ኣይተሳተፈን ካድረን ልምዓት ጉጅለን ጥራይ እዮም ወረኛ ኣይትኹኒ ፀረ ህዝቢ ካባኺ ንልዓሊ ተሓታቲ የለን ንኻሊእ በልዮ ቁጥሚ
@zbansas8686
@zbansas8686 Час назад
ሓተላ ግለት እንታይ፣ አፍለጠካ?
@NaodSyum
@NaodSyum Час назад
@@zbansas8686 ለኽባጥ ትብሃል ንስኻ መጋል
@TeamuSe
@TeamuSe 2 часа назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 38 минут назад
No More Power
@AlulaHab
@AlulaHab 56 минут назад
ፈትለ ወርቅ ሰምዕናኪ ፅቡቅ ዘን ውሽማኪ ሓውክን ዝወሰድወን ወርቅን ዶላርን መልስየን ጭዋ መስልኪ ኣትቅረቢ
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle 29 минут назад
🫡💛❤️💛❤️
@tadeletafere3351
@tadeletafere3351 2 часа назад
Stalin finally, we know that you are Awrajawi
@Ismael-isa
@Ismael-isa 2 часа назад
እንታይ ገደሶ ህዝቢ ተደሊኹም ኣባልትኩም ኣክቡ።ህዝቢ ክንክሕሶ ገለመለ ማለት ምን ማለት ዩ?
@eritreanentertmenthabesha7387
ካብ ደብረጽዮን ተዛሪሙን ወሲኑን ዘይክእል እዛ ዋዕሮ ናብ መሪሕነት ከም መጸት ዝያዳ ህዝቢ ትግራይ ተረባሒ ምኮነ
@berndadesta9679
@berndadesta9679 Час назад
ውድብ ሕዎሕት ብደም ደቂ ህዝቢ ትግራይ ዝተመስረተት ውድብ ናቱ ገባራይ ዓምዲ ሑቀ ኢያ :: መራሕቲ አንተአጥፊኦም ክባረሩ እምበር ብህዝቢ ዝተመስረት ውድብ ክፈርስ የብሉን::
@BrhaneWeldy
@BrhaneWeldy Час назад
ብሱሩ እባ ንቶም ወጣታት ዘይተሕልፉወ እቲ ሸመት
@bayewabebe8515
@bayewabebe8515 2 часа назад
ባል አላት ግን እች ሴትዮ? አንድ ሀሳብ መያዝ ነው ዋናው እያለች ነው። ይህ አሃዳዊነት ይመስለኛል
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 54 минуты назад
አት አረግት አይትረብሸ
@siyoumtemesgen2081
@siyoumtemesgen2081 2 часа назад
ለየለህ አይደል ጎጠኛ መሆንህ 😂
@Tekle-lr6it
@Tekle-lr6it Час назад
ከም ውልቀይ ካሊእ ናይ ህዝቢ ፀገም ዝፈትሕ ሓሳብ እየ ተፀብየ።እቲ ዘእረገና መታለሊን ንስልጣንካ ዘናውሕ ቃላት ይኾኖ።
@Kuchakamparacha
@Kuchakamparacha 19 минут назад
Zara media is narrow and qushetawi
@gebreslassiekasa461
@gebreslassiekasa461 2 часа назад
ጀ ነ ፃድቃን በዓል ሐዳር ሰበይቱ መኸበሪ ብፈትለወቂ ሰበዑት ዝተሐሰሙዋ አይግምገምን
@ابللال-ط9ذ
@ابللال-ط9ذ 12 минут назад
በጃኩም ምእት ህዝቢ ሕሰቡ አሕወተይ ኒፀላኢ ቦታ ማሀብ አይሃሉ ንሕሰብ
@Jo_Axis_noncafe
@Jo_Axis_noncafe 2 часа назад
Hizbi Entay yiblena alo ah? Shiftas entay bele yibehal ...sile natey seb entay yibil alo ... Kkkkkkk Bzw stalin cheers
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 2 часа назад
ሓሳዉት
@danielbitew4335
@danielbitew4335 Час назад
Go finish your elementary school before commenting. Guhaf, hassad, hasawi Mehyem!
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle 33 минуты назад
🥱🤫
@BrhaneAsgedom-r2d
@BrhaneAsgedom-r2d Час назад
አዛ ብፆቲ ብጣዖሚ ጂጊና ኢዪ
@mass-media6445
@mass-media6445 59 минут назад
ሰራቒት ንስልጣና ትቃለስ አላ እዛ አረጊት ከልቢ፣ ህወሓት ዝሞሽሞሽ ወድብ ተመሊሱ ስልጣን ክሕዝ አይንፈቅድን
@ዘስደመሞ
@ዘስደመሞ 2 часа назад
ኣንስቲ ሰራየ ብርቱዓት እየን ! ቪቫ ሞንጆሪኖ ጓል መንደፈራ !!!😮
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Час назад
😂
@tsegay-nr5dt
@tsegay-nr5dt 17 минут назад
27 አመት ምስ ዓልየትኪ አብ ስርቂ ኔርኪ አበይ ንፈልጠኪ
@حافظ-ه9ط
@حافظ-ه9ط 2 часа назад
🤔🤔🤔😛😛🤭🤭
@zerayzegeye6671
@zerayzegeye6671 26 минут назад
Kkkkkkkk
@ggfg5809
@ggfg5809 Час назад
ከምዚኣ ዝበለት ጀግና ባኣልቲ መትከል ኣይራኣኩን ጀግና ተቃላሲት ኢኪ❤❤❤❤
@yeshakdebella2752
@yeshakdebella2752 Час назад
ወዲ ደንቆሮ Stalin ከሜላሁ
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 55 минут назад
😂😂😂😂😂
@mebrahtukalayu1869
@mebrahtukalayu1869 Час назад
ሓፍትነኻ እንድያ አታ ድርባይ ባንዳ እወ እባያ ካባኹም ጡዕይ ሰብ ክርከብ
@gideygeberekiros
@gideygeberekiros 50 минут назад
ከምችወኩም ከሎ ህዝቢ ትግራይ ትርስዕዎ ክኸፍአኩም ከሎ ህዝብና ትብሉ አረ ይአኽለኩም ተቃሊስኹም ተረቢሕኹም ኢኹ ተቃሊሱ ናይቃልሱ ረብሓ ይትረፍ ብምቅላሱ ዝነበሮ ዝሰአነ ብዙሕ እዩ ስለዙይ ፍትሓዊ ረብሓ ይሀሉ።
@yalexy5398
@yalexy5398 3 часа назад
አንቱም ሰብ መሓሩና እንዶ ዋእ! 50 ዓመት ሓንቲ ፓርቲ ብ ሓንቲ ቁሸት ጥራሕ ክትምራሕ? ብስሩ እውን ዓብይ ሰብ የለን ይኣካለና ኣሕዋትና እውን ይምርሑ ዝብሉ?
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 2 часа назад
ናይ ኣሜሪካ ዲሞክራቲክን ሪፖብሊካን ፓርት ካብ ዝምስረታ ክንደይ ኣመታት ከም ዝገበራ ምሓበርካና ዶ ጋዜጠኛ ከም ዝኾንካ ፕሮፋይልካ የመልክት ኣሎሞ መልሲ ይጽበ መጭበርባራይ ኣይትኹን።
@yalexy5398
@yalexy5398 2 часа назад
@@tesfuleakemariam2023 ኣንታ ሓወይ እተን ዲሞክራት ን ፀሊም ሰብ እውን ዕድል ሂቦም:: እቶም መረሕቲ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታ እዮም:: ህወሓት መረሕታ እስቲ ረአ? መን እዮም? 1. አረጋዊ በርሀ ዓድዋ ቀፂሉ 2. ስብሓት ነጋ ኾይኑ ዓድዋ 3. ቀፂሉ መለስ ዜናዊ ዓድዋ 4. ቀፂሉ አባይ ወልዱ ዓድዋ/አክሱም 5. ቀፂሉ ክሳብ ሕጂ ደብረፅዮን ዓድዋ:: እንታይ ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ሓውኹም እንድዩ በቃ ሎምስ ካልኦት ይምርሑ ተበልኹም?
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn 2 часа назад
ኩርኩር ​@@yalexy5398
@yibrahfisha9859
@yibrahfisha9859 2 часа назад
ዕሱብ
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 Час назад
ዓሻ ሓንቲ ደርፉ: ናይታ ዓባይ ዓዲ አመሪካ ፖርቲታት ኽንደይ ዓመት ኸምዘለወን ትፈልጥ ዶ? ሰብ ነባራይ አይኾነን ዓላማ ግን ወለዶ እናተቐበለ ዝምሓየሽ እናመሓየሸ ክተርፍ ዘለዋ እንዳትረፈ መስመሩ ሒዙ እዩ ዝቕፅል: መንእሰይ አባል ፖለቲካ ፓርቲ ምዃን ተደልዩ ተፈልየ ሓሳብ ተዘይብሉ ምስ ዘለው ውድባት ይፅንበር: አይ ናይበይነይ ዓላማ አለኒ ዝብል ኽዓ ናይባዕሉ ፓርቲ መስሪቱ ይወዳደር: ሕውሓት ስዒርና ስልጣን ክንሕዝ አይንኽእልንሞ ምስ ፀላኢ ሓቢርና ነፍርሳ ማለት ንትግራይ ዝጎድእ ናይሕማቓት ሓሳብ እዩ: ሕውሓት ናብዚ ክትበፅሕ ኣባላታ ብምቾት ዩኒቨርሲቲ ወዲኦም ዲግሪ ሒዝና ኢናሞ ስልጣን ንዓና ሀቡና ኢሎም ፈቖዶ ሚድያ አይለፍለፋን አይሀወኹን ህዝቦም አይኸድዑን: መናእሰይ ትምህርቱቶም ህይወቶም ምቾቶም ሰዊኦም ምእንተህዝቢ ምእንተዓላማ ዝተጋደሉ እዮም: ብቐሊሉ ስልጣን አይሓዙን ስልጣኖም ኽዓ ንምቾት ከይኾነ ንመስዋእቲ ከምዘቃልዖም ዝፈልጡ ምእንተ ዓላማ ዝስውኡ እዮም: ብዙሓትውን ተሰዊኦም ለውጢ አብትግራይ ለውጢ አብኢትዮጵያ ኽዓ አምፂኦም: መፃሕፍቲ ስእልታት ትግራይን ኢትዮጵያን ቕድሚ ወያነ ርአዩ: አብትግራይ ነበረ ወፅዓ ካብ ዓበይትውን ስምዑ: ተጋደልቲ ትግራይ ነታ ንደልያ ትግራይ ዝግበር ጉዕዞ ጀሚሮም ይሰርሑ ይስውኡ አለው: አብመወዳእትኡ ንምብፃሕ ወለዶ ቓልሲ ክቕፅል አለዋ: ብናፃ ናፅነት ሀፍቲ መሬትኻ ምሓዝ ሰላም ምርካብ አይነበረን የለን አይህሉን: ተጋሩ አይንወርርን ሰላም ጎረባብቲ አይንዘርግን ጠባናት ጎረባብቲ ግን ንዓና አጥፊኦም ሀፍትናን መሬትናን ተዛርዮም መፂኦም ኸምአመሎም ወሪሮምና: ትግራይ ምስመራሕታ ሰላም ይኹን ኢሎም ተለመኑውን አይኾነን : እሞ አፍኻ ፀፍ አቢልኻ ብድኽመት አመራርሓ ተወሪርና ማለትስ ሓቂ ዘይኾነ: ሕውሓት ተትብልፅግውን ክውድኡና ነይሮም ዘይተርፍ ንነዊሕ ግዘ ተዳለውሉ እዩ ነይሩ: ሕዚ ትግራይ ብዓለም ለኸ ዳኝነት ፍትሒ ተዘይረኺባ ተመሊሶም መፂኦም ኸምዘፅንቱና አይትጠራጠሩ: ንመኸተ ጥራይ ንዳሎ ንፍትሒ ናብ ዓለም አቤት ንበል: አብጊዚያዊ ምምሕዳር ዘሎ ባንዳ ስልጣኑ የረክብ: ከይፅዓርኻ ንህዝቢ ምንም አስተዋፅኦ ከይገበርኻ ሓፍቲ ህዝቢ ንምዝራፍ ንምቾት ፀላኢ እንትብርትዕ ህዝብኻ አብቴንዳ አብውሕጅ ደቂሱ ብጥሜት እናሀለቀ መሬትኻ ንፀላኢ አረኪብኻ ደሞክራሲ ክነምፅእ ሓቛፋይ ክንኸውን ኢልኻ ንውሁዳት አብከተማ ዝርከቡ በለፀኛታት ንምሕጓስ ዝግበር ጉያ ፈፂሙ ህዝቢ ክቕበሎ የብሉን: ንስኹም ኸም ማይ ዝመልአት ስአር ተነፊሕኹም ብሚልዮናት ዝቑፀር ህዝቢ እንትጠሚ ምርአይ ዘሐጉሰኩም ኽንዲ ፍረ ጣፍዶ ትኸውን ናሕሊና ቦታ አብ ሓንጎልኹም አሎዶ ትብሉ? ዘወር በሉ ህዝቢ ትግራይ ባንዳ ሸያጥ መሬቱ ሓሳዊ ዝዓቑሮ ዘይብሉ ሚሔ መራሒ ካብዝመፀ ቑሸት ይምፃእ አየድልዮን:
@TsehayeYtbarek
@TsehayeYtbarek 2 часа назад
ንሶም ክወርዱ ንሕና ክንድይብ አብ መንገዲ ክንራኸብ ኢና ኢልኺ"ዝተዛረብኽዮ ድኽምቲን አርሒቃ ዘይትእምትን ባህላዊት ፖለቲከኛ ሙኻንኺ አመስኪርኺ ኢኺ"ኸዚ ለውጢ ንደልይ በዓል ንስኺ ድማ ጡረታ ወፂእኺ ከሓስና"እኖ ትግራይ ደብስያ"
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl Час назад
ከፅንቱና ኣይከኣሉን ትብልሲ ኣቲ ደንቆሮ ደቃላ ኤርትራ 8 ወርሒ ኣበይ ዲኺ ኔርኪ ?
@AtakltiTadesse-n9i
@AtakltiTadesse-n9i 2 часа назад
ዘረኛ
@NaodSyum
@NaodSyum 2 часа назад
ሓሳዊት ለኽባጥ መን ክኣምነኪ ደጊም
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle 30 минут назад
🤫ዓብይ ሰብ ክናገር ተሎ ሱቕ እዩ ልበሀል መሀይም
@YoditAmbaye
@YoditAmbaye 2 часа назад
ሀሶት ምስ ህዝቢ ተዛትኪ አይትፈልጥን አሁን እርስበርስ ሰትከፋፈሉ መጣቹ ሀሰዉቲ
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 2 часа назад
ንጌቾ ዝነፅገት ሽረ ነኣኺ ተቐቢላ🥱ናይብሓቒ የህፍር🧐 ኡኡኡ ካሓድቲ😎
@almazadamu9175
@almazadamu9175 44 минуты назад
ካሐዴታ ህዝብ ትግራይ ንስኻን መሪሔኻን ባሮቶ እብይ ጃኖሳይደ ትግራይ ዝሽጥኹም ባኻዐት ሐሽክር ኣሮም ሽረታይ ናይ ንሃቅ ዝነብር እምበር ንሽያጥ ዐዱ ዝቅበል ሔሌና የብሉን
@AbebaGuwalMekelle
@AbebaGuwalMekelle 38 минут назад
ሓመድ....... ሱቕ ልመን ቀቲሉ🙄 መቸስ ደቂ ፒፒ ሓቂ ምስማዕ ትሕመኩ እያ እወዶ😂 ጌታቸዉ እኮ ዓዕ ሱዉአት ልረገፀ ሰካራም ሓሽከር አብይ (መሽረፈት) ልቀነየ ሓደ ካሕዳም እዪ😡
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 34 минуты назад
ንጌቾ ዝኽሓድን ክሓድቲታት እሽሽሽሽሽሽ😡መስሓቕ አብይን ህግደፍን ጌርክናና! አፍክን ዕፅዋ ጉሓፋት🥊
@HaylayAlemayu
@HaylayAlemayu 23 минуты назад
ጅግኒት❤❤❤
@JeHww
@JeHww Час назад
❤❤❤❤❤
@GEB301
@GEB301 2 часа назад
ኣብሻይኩም!ጉባኤና በዓወት ተዛዚሙ!ምስካስ ዘይስልችወኩም ሰባት😅
@HaylayAlemayu
@HaylayAlemayu 23 минуты назад
ጅግኒት❤❤❤
@shxbcgfhv-sq8nw
@shxbcgfhv-sq8nw Час назад
❤❤❤❤
@eyobgezai243
@eyobgezai243 Час назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее
GERE EMUN PART 196 | ገሬ እሙን ክፋል 196
40:32
ባህሊ/BAHLI NEW PROSE AWEL SAID
1:01:42
Просмотров 153 тыс.