Тёмный
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться
ክርስቶስ እንተ ነቒሕና ወይስ እንተ ደቂስና ምስኡ ሐቢርና ብህይወት ምእንቲ ክንነብር ኢሉ ስሌና ሞተ።1ይ ተሰ 5፥10
ኣስተውዕል መንእሰይ
5:34
18 часов назад
መርገጽየይ ከነጽር
5:24
23 часа назад
መልሲ ንተጻረርተይ
6:05
2 часа назад
ኣገናዕ ልዋሚኖ
7:47
2 часа назад
ትብጻሕ ናብ ኣወል ስዒድ
10:54
4 часа назад
ምኽሪ ንደለይቲ ፍትሒ
11:51
7 часов назад
ኣቤት ልቦና ተደኒቐ
8:15
14 часов назад
ካብ ሕማም ኣውራጃ ውጹ
3:40
21 час назад
Комментарии
@luciamarikosketema9327
@luciamarikosketema9327 18 минут назад
Nonononono
@Xhf-pk1wx
@Xhf-pk1wx 3 часа назад
ፈጣሪ ዝተዛረቦ ትንቢት ይፍጸማሎ ሓስውቲ ነቢያት ክመጹ እዮም አይትሓስዎ
@gezenatips
@gezenatips 7 часов назад
ሞጌ ሓወይ ጽቡቅ ኣለኻ ።
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 9 часов назад
Yes bro, yuo % true but forget those stones...*GOD is power &my shelter❤
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 9 часов назад
ሐቅኻ ንጸሊ
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 9 часов назад
❤%
@MaranathaMarume
@MaranathaMarume 10 часов назад
ሕጂ ከማን ኤርትራዊ ኤኻ ኤርትራዊ ከኣ ኣምሰሉ እንተዝኾውን ኤርትራ ውሕስቲ ሃገር ኣይምኾነትን ኤርትራዊ ዘብኡ ኸኣ ነቃጽ እንበር ከማኻ ሎቅማጽ ኣይኮን ወዲ ሓዎቦይ። ኣስተብህል ዝተ ቀትለ ሰብ ዝተዓመጽ ሰብ ኣብ ሃገረይ የለን ንዝተዋረደ ሰብ ግን ብ ዓቅሙ ንዝተጽገመ እዩ ዝሕግዝ ። ኤርትራ ከኣ ውትህድርና ክጠፍእ ከይ ትሓስብ ምኽንያቱ ወተሃደር ዘይ ብላ ሃገር ውሕስቲ ስለ ዘይ ኮነትስለዚ ዋላ ህግደፍ ነቲ ወተሃደር ታእለ እንተ ቦሎ እቲ ንስኻ ዝንዓቅካዮ መንደላይ ግን ሐራይ ኣይብልን እዩ ሕዲ ከማን ክደግመልካ ኤርትራ ናይ ሕድሪ ደም ጀጋኑ እያ እቲ ደም ከኣ ናይዚ ንስካን ወዲ ከማኻን ትንዕቅዋ፤ ሻዕብያ / ዋርሳይ / መንደላይ /ብጥቅሉል ከኣ/(ህግደፍ)/ ወይ ከኣ ውላድ ህግደፍ እዩ እንበር እቶም ከማኻን ወዲ ከማኻንሲ ደም እዞም ጀጋኑ እና ፈሰሰ ናይ ዎልቂ ረብሓ እዮም ዝሓስቡ ኒሮም ከርድኣካ ከኣ ዘይ ደገፉኒ ኣይትበል ኤልካዩ ነቲ ወዲ ሃገርካ ጽገም የለን ወዲ ሓዎቦይ እኽሊ ክሽመት ከሎ ምስ ሓሰሩ እዩ ዝሽመት ኣብ ገዛ ወሲድካ ግን ትነፍዮ እሞ እቲ ከማኻ ክርዳድ ብላዕሊ ይተርፍ እቲ ከም ሃዝበይ ጻዕዳ ልቤ እኽሊ ከኣ ብታሕቲ ይሓልፍ እቲ ሓሰር ተተጋሕፈ ንስኻትኩም ውን ተጠፍእኩም ክሳራ የብሉን ኣነ ሕጂውን ኣስተውዕል ክሓተካ ንስኻ ሓቀኛ ቅኑዕ ኢኻ ማለት ድዩ ? ንስኻ ከአ እንታይ ዋጋ ኢኻ ከፊልካላ ንህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝጽረፍካ ? ስማዕ ሕጂ ውን ፖለቲካ ኣይናትካን እዩ። ካልእ ፈትን ካልኣይ ነገር ከኣ በቲ ሰብ ክብሎ ዝሰማዕካዮ ኣይትዛረብ ጭራ ነብሪ ኣይትሓ ሒዝካ ከኣ ኣይትፈኑ ስለዚ ክትፈልጥ ኣንብብ ንሕማቅ ከኣ ዘይ ኮነስ ንዓኻን ንሃገርካ ዘርብሕ ይኹን እንበር ዑስማን ሳልሕ ሳበ ውን ቅንይ ኢልካ ትጣበቀሉ ኢኻ ትመስል አብ ጸጽብቁ ወዲ ኣያይ።💪🇪🇷🕌❤⛪️🇪🇷💪.....
@gebregziabherkidane3395
@gebregziabherkidane3395 10 часов назад
ጽቡቕ ኣለኻ ሞጎስ ሓዎና ኢቲ ምንታይሲ ሓቀኛ ረኻቢ መከራን ዉርደትን ኢዩ ግን ካብ ኣምላኽ ዓስቢ ኣለዎ እሞ ካብቲ ኩሉ ዝካኣሎ ክትረክቦ ኢኻ
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx 10 часов назад
ንኹሉ ግዜ ኣለዎ መንግስቲ ሓላፋዩ ሕዝብዩ ነባሪ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ደው ምባል ከኣ ብመረትን ሰማይን ጽድቅዩ ሞጎስ ሓውና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይ 🙏
@ማርያመይሕድርኺ-cu9ey
@ማርያመይሕድርኺ-cu9ey 10 часов назад
ሞኾስ ዓፋሪ እቲ ምራኽ ዝሓየኸቶ ዝመስል ዘሎ ማልያኻ ኣስታርርለይ በላ ንሰበይትኻ፥ዶስ ተፋቲሕካ ኢኻ?😢😢😢
@user-mr6nk6wv7m
@user-mr6nk6wv7m 13 часов назад
ወንጌል ስበክ
@ruthmichael7561
@ruthmichael7561 13 часов назад
Attention seeker
@melay222
@melay222 13 часов назад
❤👌👌👌👌
@haileyohannes404
@haileyohannes404 14 часов назад
Bravo Mogos
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 14 часов назад
ኩነታት አብ ግምት ከእትው ነይርዎም አብ ኵናት ከላ ሃገር ዘቅረብዎ ሕቶታት ጌጋ ኔሩ ክዕገሱ ነይርዎም ክሳብ ኩነታት ዝሃድእ ። ሕጂ ግን ምኽንያት የብሉን።
@kahsaiberhane3182
@kahsaiberhane3182 15 часов назад
መን ኢካ ንስካ ንሕዝቢ ኤር ትራ ተናሳሕ ትብሎ መጀመሪያ ንዓካ መን ንጹሕ ጌሩካ ቡዙሕ ሃተፍ ተፍ ኣይትበል ኣፍካ ትዓጹ ኣብ ዘይምልከተካ ጉዳይ ኢድካ ኣይተእቱ
@zaidteklay67
@zaidteklay67 15 часов назад
ኣምላክ ንክንጺሊ ኢሉ ብሕልሚ ወይ ብነብያት ይዛረብ ስለዚ ክንዲ ምጽላይ ክንነቅፍ ንውዕል ዝገርም እዩ ተባረክ ሙጌ ሓወይ
@MaranathaMarume
@MaranathaMarume 15 часов назад
ሕጂ ውን ክምልሰልካ እየ ቀዲመ ክነግረካ ንስኻ መንእሰይ ኢኻ ካብ ኣብ ሚድያ ወጺኻ ዘይ ትፈልጦ ዘይ ትኽእሎን ፖለቲካ ትዛረብ ንሰኻ መንእሰይ ኢኻ ሂወትካ ሂወት ስድራኻን ከተውሕስ ነቲ ወርቃዊ ናይ መንእሰይ ዕድሚኻ ስርሓሉ ካብ ኢሎሞ ኢልካ ትዛረብ ሽዑ ነታ ኣበ ሽግር ኣላ ትብላ ዘለኻ ሃገር ኢድካ ኣበርክት ሽዑ ከም ማንም ኤርትራዊ ኣፍልብኻ ነፊሕካ ትዛረብ።ስማዕ ከኣ ወዲ ሓወቦይ ዋላ ክትሸጣ ደሊኻ እንተቦሉኻ ክትፈልጦ ዘለካ ክንዲ ፋረ ኣድሪ ዓቅሚ የብልካ ወዲ ሓዋቦይ፧ 2ነገር ከኣ አምላኽ ዝፈትዋ ትብል ኣለኻ እዚ ንስኻ ትዛረቦ ዘለኻ ኸአ ኣምላኸ ይፈትዋዶ ሐረይ ደሓን ቃል ኣምላኽ እንታይ ከም ዝብል ከአ ትፈልጥዶ ኣይ ትፍረድ ከይ ትፍረድ ይብል ኣብ ናይ ቅድሚ 2 መዓልቲ እንታይ ትብል ኒርካ ኢሰያስ ምስ ሞተ ኣብ ጋሃንም እዩ ኢልካ ቅድሚ 1ሰሙን ከኣ ኤርትራን ኢቶቢያን ክዋጋኣ ተነብዩ ዶ ገለ ኢልካ ኒርካ ነብያት እንታይ ድዮም ዝንበዩ ኒሮ ንኪናት ድዮም ዝምነዩ ኒረም ነበያት ንሰላም ፍቅሪ እዮም ዝምነዩ ኒሮም እዚ ዝበልካዩ ሽዑ ግን ነቢ ኣይኮነን ካፍቶም እግዚኣቢሄር ዝበሎም ሓሶውቲ ነብያት እዩ ወይ ድማ ንኺናት ዝምነ ጦንቃሊ ክኾውን ኣለዋ ።ክርድኣካ ከኣ ዘሎዎ ነገር ነቲ መገዲ ኣምላኽ ዝኽተል ሰብ ፖሎቲካ ኣይምልኮቶን እዩ ምኽንያቱ ፖሎቲካ ናይ ዓለም እንበር ናይ ጎይታ ኣይኮነን ወዲ ኤረይ ጻዕዳ። ክነግረካ ሕጂ ውን ኤረይ ሰላም እያ ዘላ ክትፈልጥ ግን ካብ መሬታ ሓንቲ ሓመድ ካብ ባሕራ ከኣ ብጭልፋ ክወስድ ዝመጽ ዝሃርም ኣየድሊ ዋላ በትሪ ዝህብ ኣየድሊ ባዑሊ እዩ መንእሰይ ኢረይ ኣለኹልኪ ዝብላ ኣስተውዕል ።ኣንካይ ኤርትራዊ ኣብ ማርሻቤዲ ክድርበ እቶም ካብ ሃገሮም ግጭት ገጢምዋ መጺኢ ዘሎ ሱዳናዊ ከማን ኣብ ማርሻቤዲ ኣይተደርበየን ሳላ ህዝብን ሳላ እቲ ትጽርፎ ዘለኻ ሻዕብያን እዩም ።ስማዕ ከኣ ሓቀኛ ኣይሃድምን እዩ ሕጂ ከማን ትዛረቦ ኣስተውዕ ፈቲሕካዮም ካብ ትሃድም ንሓቅነት ትቃለስ ኣይ ትረስዕ ብረታዊ ቃልሲ 6 ከም ዝፈለምዋ ግዕዞ ሓቂ ስለ ዝኾነ ከኣ ህዝቢ ኤርትራ ሲዒብዋም ከምዚ ናትካ ወዲኸማኻን ከኣ ንረብሓ ስለ ትሓስቡ ናይ ከዳዓት ስራሕ ሰሪሕኩም ትሃድሙ ሕጂ ውን ከምቲ ዝነበርካዮ መገዲ ኣምላኽ ይሕሸካ ኣይፍል እንተ ኢልካ ግን ደርሆስ ኣንዊሕካ እንተ ኣሲርካዬ ዝፈታሕካዬ ይመስሎ ኣስተውዕል ወዲ ኤረይ ።💪🇪🇷🕌❤️⛪️🇪🇷💪
@lululove6054
@lululove6054 16 часов назад
Bravo I agree with you Moge💯💯💯💯💯💯💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯✅✅✅💪💪💪💪💪
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 16 часов назад
YES B Haki N HAKI NBERRR!!!
@smilesmile2096
@smilesmile2096 17 часов назад
You are very special person ❤. GOD blessed you 🙏 brother .
@user-pj8or2fv5b
@user-pj8or2fv5b 17 часов назад
ሙኻን ኣቤትካ እዛ ቤንጠ ናብ ፖለቲካ ስብከት ኣቲኻ RIP
@SamsonTsegay-fj4ev
@SamsonTsegay-fj4ev 18 часов назад
Hegdef kem Dictator esayas Ferahat eyom
@SamsonTsegay-fj4ev
@SamsonTsegay-fj4ev 18 часов назад
Ezi ebud Awel Seid ferah eue nay ketema wethader Agelgalie Dictator esayas
@asliruessom3573
@asliruessom3573 18 часов назад
ጸላኢቲ፡ሰይጣዉኒቲ፡ኢታይ፡፡ሒጊ፡አፍሊጢዎም፡፡ሐሰዊቲ፡ሒጊኢሊካ፡ሀገር፡ቲሸይጥ፡አይባላን፡፡ነዉራማት፡ቀተሊቲ፡ሸየጢ፡ኩሊት፡ሲና፡ጊቢጺ፡ጊብሮም፡ከይፍለጥ፡ኢዮም፡ከሙዚቡሉ፡ሰላም፡ምጌ፡ኒሐመዲ፡ኪጉኒጾ፡፡አምላ፡ቀጺር፡ኪኾኖ፡፡ከሚያርኮ፡ኪሰጢሙ፡ጾሎት፡አይፍቲሖን፡23ዓመት፡፡ዉደቅ፡ተባህሉ፡አይወደቅን፡ከሚሳኦል፡አቢኩናት፡ይኢያ፡ዚወዲቅ፡፡፡ንጺበ፡፡ቢዐይነይ፡ኪሪኢ፡ዐደይ፡ኪአቱ፡ካብእጋዳ፡❤😂😢
@MaranathaMarume
@MaranathaMarume 21 час назад
ሕጂ ውን 3ግዜ ክምልሰልካ :/1,ሰማዕ ወዲ ሓዎቦይ ተፍቅራ ተትኸውን ንህዝብኻን ዓድኻን ኣይምጽረፍካን ካልኣይ ነገር ውን ስማዕ ኤርትራ ዊ ዘበለ ዘኽርዖ ዓቢነገር ኣሎ ንሰን ከኣ ክርስትያንን⛪️❤️🕌 ሞስሊምን ምኻነን ከረጋግጽልካ ይደሊ ሕጂ ውን ክነግረካ ህግደፍ እንተተቀየረ ውላድ ህግደፍ ከምኡ ውን ካብ ሻዕብያ ዝመልመለ ዋርሳይ ዝበሃል እዩ ክመጽእ ወዲ ሓዋቦይ ። 2,ከኣ ክነግረካ ዝሓወይ ናይ ዓድኻ ሰላም እንበር ናይ ካልእ ኣይትርአ ኣብ ሰላም ኣይኮነትን ትብል ተለኻ ከኣ እዚ ሪሒቀ ኢልካ ትጽርፎ ዘለኻ ኣብ መዓላ ሃገርካ ግበሮ ኣስተውዕል ካብ ዘይ ትፈልጦ ነገር ምቅዋም ከምቲ ትብሎ ዘለኻ ኣቲኻ ሃገርካ ምስራሕን ምንጋድን ዝኸልከለካ የለን ።ሕጂ ውን ንሳልሳይ ግዚ ክሓተካ እየ ፍትሒ ትሓትት ኣለኻ እቲ ክምለሰልካ ግን ብስሩዕ መገዲ ዘይ ትሓትት ሕጂ ውን ኣስተውዕል እየ ዝብለካ ሰሰናዩ ወዲ ሓዎቦይ።
@temesgntsagay6222
@temesgntsagay6222 11 часов назад
Dufun
@MaranathaMarume
@MaranathaMarume 10 часов назад
ኣይ ተረድኣን ወዲ ሓወቦይ
@MaranathaMarume
@MaranathaMarume 10 часов назад
?
@MaranathaMarume
@MaranathaMarume 9 часов назад
ይቅሪታ ግበረለይ ደፊረ ምሽ (ኣስተውዕል በል እግዚኣቢሄር ንሰላምን ራህዋን ህዝቡ እዩ ዘነቢ ንዩናስ ዝበሎን ትፈልጥዶ ኣነ ንስኻ እቲ ድፉን ነነዊ ሓጢኣት ሓሊፋዋም ናይ ኪናት ጣኦት እዮም ዝኣምኒ ኒሮም ጎይታ ግን ብናቱ መጠንቀቅታ እንበር ብሓይሊ ድዩ ናባይ ተመለሱ ኢልዋም ነቢ ዮናስ ሰዲሎም ን ነነዊ ክግልብጣ ተዝደሊ መን ዶ ሒዝዋ እዩ ንጎይታ አምላኽ ግን ደምና ከም ደም በጊዕ ከይ ኮውን ደሙ ናብዛ ሕስርቲ መሪት መጺኡ ኣፍሲስልና ስለዚ ሕጂ ከማን ኣምላኽ ደም ህዝቢ ኤርትራን ኢቶፕያን ክፈስስ ኣይደልን እዩ ሓቀኛ ነቢ እንተ ኪንካ ጎይታ በቲ ቅኑዕ መገዲ ከነብየካ እዩ ዝንቡዕ እንተ ኪንካ ከኣ እቲ ሓሳዊ ከምዚ ዝበልካዮ ከነብየካ እዩ ደቂ ኤረይ ከኣ በቲ ቅኑዕ መገዲ ይናሳሕኣሎ ዱዓ ዝገብር ከኣ ዱዓ ይገብር ኣሎ ስለዚ ግዜ ከያዳይ እዩ ካፍቶም ጎይታ ሓሰውቲ ነብያት ዝብሎም ካብኦም ከይ ትኾውን ንርእስኻ ተነሳሕ ይለካ ወዲ ሓወቦይ።
@walta-ft3sj
@walta-ft3sj 21 час назад
Mogos hawey yeqentelna beal hlna n hgdef zdgf kemti zbelkayo zarti nay bko zello sebeay eyu tegerulom.
@user-rb2md1sk8v
@user-rb2md1sk8v 22 часа назад
ወዲ ሞባእ ትብልሲ ወዲ ሞባእ ሐቀኛ ብዛዕባ ኤሬትራ ዝሐስብ ተኮይኑ ንምንታይ እታ አብ ዓለም ትፍለጥ ባንዴራና ሒዙ ዘይቀርብ ዝነበረ አብቲ ተአኪቦሞ ዝነበሩ ንሱ ግን አምሰሉ ኢዩ
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 22 часа назад
ሞጎሰ ሐወይ እዚ ዘረባ እዚ እንዳ ህግደፈ ምከንያት ዘቅርብዎ እዩ። ኩሉ ጊዜ አሜርካ ንድሕርት ጎቲቱናባ ወያና ትዕወት ዝብሉ ኤኩም መዉጹኤ አፍም እዩ ግድፋም አይትገደሰ ተባረከ ጸሉት እዩ ሐይልና። 🙏🏾💕
@Joviana
@Joviana 22 часа назад
Niska degafi konka wala tekawami timlion tegdulon neger yelen:: suk elka aythawtit,
@magda3015
@magda3015 22 часа назад
Kemey kemzelewu Temerkika xethatet
@astertekeste8792
@astertekeste8792 23 часа назад
Eway ewe yizikiro eye ezi gizie
@MaranathaMarume
@MaranathaMarume День назад
ሕጂ ውን ክነግረካ እቶም ሰማንያታት ዘለዉ እንተተ ሰውኡ ንሱ ሕጊ ተፎጥሮ ስለ ዝኾነ ሓንቲ ኣይንብልን ክምልሰልካ ግን ንሶም እንተ ኸዱ ወዲ ዒስራ ዓመት ዋርሳይ ውላድ ሻዕብያ ኣሎ። ካልኣይ ነገር እታ ቶኾርምያ ትብላ ዘለኻ ሕብንቲ እያ ብ ደም ወዳ ሰላም ስለ ዘውሓዘት ኣይትደርበሽ ወዲ ሓዎቦይ።
@walta-ft3sj
@walta-ft3sj 21 час назад
Nebska ab tsubuq aqemitka eba grm beletsegna n ska tesewae.
@elsagebrezghi1724
@elsagebrezghi1724 День назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 День назад
❤❤❤❤ ጽቡቅ ኣለካ። ኣብ ዘበነ ኢሳያስ ንቡር ጠፊኡ ዘይንቡር ዝነገሰሉ ህዝቢ እታይ ክገብር ኢልካዮ። ብግበር ኣይትግበር ብወታደራዊ ምሕደራ ዝተጨፍለቀ ህዝቢ ፥ኣብ ወጻኢ ዘሎ ድማ መጀመሪያ ገዛውቲ ክሰርሑ ፈቂዱሎም ዲሒሩ ግን ዝበሎ ሕራይ ኢሉ ተዘይ ኣጣቂዑ ንብረቱ ይምንጥሎ ስለዚ ዲያብሎስ ኢሳያስ በዘይ ንቡር ክንጓዝ ብምጭፍላቅ ብኡኩይ ኣገባብ ክነብር ሰሪሑ ኢዩ ግን ምስ ህዝቢ ዘይኮንካ ትማረር ነዚ ዲያብሎስ ምስ ኡኩይ ተግባሩ ኣብ ፍትሒ ክቀርብ ንህዝብና ናይ ሓቂ ንቅሓት ክረክብ ምስ ኣምላኩ ክዕረቅ ክንሰርሕ ዳኣ ከም ቀደምካ ጎስጉሶ ኣይትማረር ብሕርቃን መንገዲካ ከይትስሕት ምስ ውጹዕ ህዝብካ ከትጋጮ ።ከምቲ ትፈልጦ እቲ ቁዱስ ቃላት ዝብሎ ዘንጸርጽር ሰብኣይ ግብሪ ኣምላክ ኣይገብርን ዝብሎ ከይኮነካ ዝወደይ ኣይትሕረቅ ኩቡር ወደይ ጽቡቅ እካ ትምህር ቃል ኣምላክ ሞ ከምኡ ዳኣ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ድማ ይምነየልካ።❤❤❤❤።
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 День назад
❤❤❤ ጽቡቅ ኣለካ ግን ኢቲ ዱታብሎስ ስርዓት መጀመሪታ ካብ ባህልን ልምዱን ኢዩ ኣውጺኢዎ ብሓሶት ዘይ ምህስሉ ነቱ ዲታብሎስ መልኣክ ከም ዝኮነ ብሕሶት የኢሚኖሞ ።ሕጂ ግን ጨፍሊቁ መሊክዎ።
@DannyTesfai
@DannyTesfai День назад
ኣንታ ህውታትያ ገበን ከምዘይገበሩ ኸ ብኸመይ ኢኻ ኣረጋጊጽካ? መኽንያቱ ቃል ኣምላኽ ኣብ ዘዳግም ምዕራፍ 17፡6,19፡15, 1ጢሞቲዎስ 5፡19, ምስክር ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ እዩ ዝብል።
@gabrielamicaelcahsai8650
@gabrielamicaelcahsai8650 22 часа назад
ኣት.ወላ.ኢንትጸገምካቢዘይ.30.25. ኪሰርክቁኑ.ዲዩ፡።ሚሰ😊ነብሲካተማራመር
@magda3015
@magda3015 День назад
Haleww
@magda3015
@magda3015 День назад
Er bejaka sem Amelak ayeteleel😂😂😂😂
@magda3015
@magda3015 День назад
Weyeeeeee krestnaaaaa Melagexiiii Natka koynu😂😂😂😂😂😂😂
@godisgoodallthetime3681
@godisgoodallthetime3681 День назад
ኣጆካ ሞጎስ ሓወይ ሓቂ ኢካ ትዛረብ ዘለካ 🙂‍↕️
@user-fx1dv5yk5r
@user-fx1dv5yk5r День назад
ባሓቂ ምሕረት የውርደልካ ዘይተጸበናካ ሞጎስ ካባካ ካልእ መንፈሳዊ ትምህርትን መዛሙራትካ እና ተጸብና ኣታ ብጾሎትን ቃል ኣምላክን ዘይትሕይል ቃል ኣምላክ ትፈልጦ እካ ብጭልፍ ከምዘበጺሓናዮ ትፈልጥ እካ ግን ንምንታ ሓዘን ጋህ ከም ዝስማዓና ባካ ትገብር ኣለካ ብለባምካ
@walta-ft3sj
@walta-ft3sj 21 час назад
Entay hmaq tezaribu tsegei wutsuat , n selam sle zzemere.
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 День назад
ሞጎስ ሓወይ ወዲ ሰብ ብዝይሕግን ህይማኖትን ኣረሜን ዩ ዝቕየር ስለዚ ዝኾነ ሰብ ብሕግን ስርዓትን ክማሓደር ኣለዎ ልዕሊ እንስሳ ሰብዩ ኣረሜን ዘይጸግብ ዝኾነ ዘይኣኽሎ
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 День назад
ናይ ኣቦና ኣንጠንዮስ ሰብ ብዝይሕግ ኣይትሰር ዝበሎ ኣቕርቦ ኽቡር ሓው መጎስ ወዲ ተሳዓመት ዝኣስር መንግስቲ አሞ ፈላሲ ናይ ዝኾነ ናይ ኣለም ሃብቲ ዘይውንን ኣቦ ሃይማኖት ፓጳስ
@HENOKTEDROS-r3m
@HENOKTEDROS-r3m День назад
❤❤❤❤
@kibromeyob6077
@kibromeyob6077 День назад
Mogos nebska fetish nab tifat temrih aleka sibket mengisti amlak gedifka sibket mengsti midri tekayid aleka nqal amlak mis poletica hawawiska tigoaz aleka zineqahka eka timesl nierka emo difun libi mikuanka baelak tigalex aleka bezi zemen ezi ab kindi mengedka axnieka hizka mirkotat etebi nab hashewye netom seabtka ke qurub entay yibluni aytbln dika tsaeda btsaeda do tselim btselim endabelkas nifetewtka hizka nab higum yieto mejemerta kitnasah zeleka niska eka mejemerta kitmles zeleka niska eka mejemerta ketestewel zeleka niska eka mergexika entay mikuanu keyenexerka niseb kemzi kemti elka kitgsix welahanti biqat yeblkan mejemrta ninebska rikeba
@meazanegash4426
@meazanegash4426 День назад
Amen Amen Amen ygberelna
@ruthmichael7561
@ruthmichael7561 День назад
Hasawi beka kab ethio wetsika hji tger eske halay hzbi entekenka ab eritrea kenka tekales hasad adom betsihom do atika dem meliauka emo kbets kuku hzbi eritrea hgdef eyu nab weledo nab weledo zhalfe eyu beka k.etu endatetsebekum amlak dma edme yetsgobom alo kndey nfue zeutemwnkemum nabakum teglbitu nska kea aytshekt b pente
@walta-ft3sj
@walta-ft3sj 21 час назад
Kemaki chekan hafti mhlawey yhazn.
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 День назад
Amlak yibarka
@raheltekle4302
@raheltekle4302 День назад
ሐቂ እዩ ።❤❤❤🙏🙏🙏🌹