Тёмный

ኣስተውዕል መንእሰይ 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 39 тыс.
Просмотров 360
50% 1

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 8   
@melay222
@melay222 27 дней назад
❤👌👌👌👌
@lululove6054
@lululove6054 27 дней назад
Bravo I agree with you Moge💯💯💯💯💯💯💙💙💙💙💙💙💯💯💯💯✅✅✅💪💪💪💪💪
@haileyohannes404
@haileyohannes404 27 дней назад
Bravo Mogos
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 27 дней назад
YES B Haki N HAKI NBERRR!!!
@asliruessom3573
@asliruessom3573 27 дней назад
ጸላኢቲ፡ሰይጣዉኒቲ፡ኢታይ፡፡ሒጊ፡አፍሊጢዎም፡፡ሐሰዊቲ፡ሒጊኢሊካ፡ሀገር፡ቲሸይጥ፡አይባላን፡፡ነዉራማት፡ቀተሊቲ፡ሸየጢ፡ኩሊት፡ሲና፡ጊቢጺ፡ጊብሮም፡ከይፍለጥ፡ኢዮም፡ከሙዚቡሉ፡ሰላም፡ምጌ፡ኒሐመዲ፡ኪጉኒጾ፡፡አምላ፡ቀጺር፡ኪኾኖ፡፡ከሚያርኮ፡ኪሰጢሙ፡ጾሎት፡አይፍቲሖን፡23ዓመት፡፡ዉደቅ፡ተባህሉ፡አይወደቅን፡ከሚሳኦል፡አቢኩናት፡ይኢያ፡ዚወዲቅ፡፡፡ንጺበ፡፡ቢዐይነይ፡ኪሪኢ፡ዐደይ፡ኪአቱ፡ካብእጋዳ፡❤😂😢
@user-pj8or2fv5b
@user-pj8or2fv5b 27 дней назад
ሙኻን ኣቤትካ እዛ ቤንጠ ናብ ፖለቲካ ስብከት ኣቲኻ RIP
@Maranathamarume
@Maranathamarume 27 дней назад
ሕጂ ውን ክምልሰልካ እየ ቀዲመ ክነግረካ ንስኻ መንእሰይ ኢኻ ካብ ኣብ ሚድያ ወጺኻ ዘይ ትፈልጦ ዘይ ትኽእሎን ፖለቲካ ትዛረብ ንሰኻ መንእሰይ ኢኻ ሂወትካ ሂወት ስድራኻን ከተውሕስ ነቲ ወርቃዊ ናይ መንእሰይ ዕድሚኻ ስርሓሉ ካብ ኢሎሞ ኢልካ ትዛረብ ሽዑ ነታ ኣበ ሽግር ኣላ ትብላ ዘለኻ ሃገር ኢድካ ኣበርክት ሽዑ ከም ማንም ኤርትራዊ ኣፍልብኻ ነፊሕካ ትዛረብ።ስማዕ ከኣ ወዲ ሓወቦይ ዋላ ክትሸጣ ደሊኻ እንተቦሉኻ ክትፈልጦ ዘለካ ክንዲ ፋረ ኣድሪ ዓቅሚ የብልካ ወዲ ሓዋቦይ፧ 2ነገር ከኣ አምላኽ ዝፈትዋ ትብል ኣለኻ እዚ ንስኻ ትዛረቦ ዘለኻ ኸአ ኣምላኸ ይፈትዋዶ ሐረይ ደሓን ቃል ኣምላኽ እንታይ ከም ዝብል ከአ ትፈልጥዶ ኣይ ትፍረድ ከይ ትፍረድ ይብል ኣብ ናይ ቅድሚ 2 መዓልቲ እንታይ ትብል ኒርካ ኢሰያስ ምስ ሞተ ኣብ ጋሃንም እዩ ኢልካ ቅድሚ 1ሰሙን ከኣ ኤርትራን ኢቶቢያን ክዋጋኣ ተነብዩ ዶ ገለ ኢልካ ኒርካ ነብያት እንታይ ድዮም ዝንበዩ ኒሮ ንኪናት ድዮም ዝምነዩ ኒረም ነበያት ንሰላም ፍቅሪ እዮም ዝምነዩ ኒሮም እዚ ዝበልካዩ ሽዑ ግን ነቢ ኣይኮነን ካፍቶም እግዚኣቢሄር ዝበሎም ሓሶውቲ ነብያት እዩ ወይ ድማ ንኺናት ዝምነ ጦንቃሊ ክኾውን ኣለዋ ።ክርድኣካ ከኣ ዘሎዎ ነገር ነቲ መገዲ ኣምላኽ ዝኽተል ሰብ ፖሎቲካ ኣይምልኮቶን እዩ ምኽንያቱ ፖሎቲካ ናይ ዓለም እንበር ናይ ጎይታ ኣይኮነን ወዲ ኤረይ ጻዕዳ። ክነግረካ ሕጂ ውን ኤረይ ሰላም እያ ዘላ ክትፈልጥ ግን ካብ መሬታ ሓንቲ ሓመድ ካብ ባሕራ ከኣ ብጭልፋ ክወስድ ዝመጽ ዝሃርም ኣየድሊ ዋላ በትሪ ዝህብ ኣየድሊ ባዑሊ እዩ መንእሰይ ኢረይ ኣለኹልኪ ዝብላ ኣስተውዕል ።ኣንካይ ኤርትራዊ ኣብ ማርሻቤዲ ክድርበ እቶም ካብ ሃገሮም ግጭት ገጢምዋ መጺኢ ዘሎ ሱዳናዊ ከማን ኣብ ማርሻቤዲ ኣይተደርበየን ሳላ ህዝብን ሳላ እቲ ትጽርፎ ዘለኻ ሻዕብያን እዩም ።ስማዕ ከኣ ሓቀኛ ኣይሃድምን እዩ ሕጂ ከማን ትዛረቦ ኣስተውዕ ፈቲሕካዮም ካብ ትሃድም ንሓቅነት ትቃለስ ኣይ ትረስዕ ብረታዊ ቃልሲ 6 ከም ዝፈለምዋ ግዕዞ ሓቂ ስለ ዝኾነ ከኣ ህዝቢ ኤርትራ ሲዒብዋም ከምዚ ናትካ ወዲኸማኻን ከኣ ንረብሓ ስለ ትሓስቡ ናይ ከዳዓት ስራሕ ሰሪሕኩም ትሃድሙ ሕጂ ውን ከምቲ ዝነበርካዮ መገዲ ኣምላኽ ይሕሸካ ኣይፍል እንተ ኢልካ ግን ደርሆስ ኣንዊሕካ እንተ ኣሲርካዬ ዝፈታሕካዬ ይመስሎ ኣስተውዕል ወዲ ኤረይ ።💪🇪🇷🕌❤️⛪️🇪🇷💪
Далее
ምስጢራት እዚ ተኣምራታዊ መስተ!
15:16
ብሱል ሓሳብ ካብ ብሱል ሰብ
12:18
Просмотров 3 тыс.