Тёмный
Semereab Weldegebriel
Semereab Weldegebriel
Semereab Weldegebriel
Подписаться
ጸሎት  ጊዜ ድቃስ 3ይ ክፋል
45:59
2 месяца назад
ጸሎት ጊዜ ድቃስ  2ይ ክፋል
42:55
2 месяца назад
ጸሎት ጊዜ ድቃስ   1ይ ክፋል
45:13
3 месяца назад
ናይ ምሸት ጸሎት፤.  4ይ ክፋል
44:40
3 месяца назад
ናይ ምሸት ጸሎት   3ይ ክፋል
45:53
4 месяца назад
ናይ ምሸት ጸሎት  2ይ ክፋል
42:34
5 месяцев назад
2ይ ክፋል ጸሎት ሳልሳይ ሰዓት
44:40
7 месяцев назад
Комментарии
@user-uh1bn6dh1y
@user-uh1bn6dh1y 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@gebrabhadgu5107
@gebrabhadgu5107 Год назад
💒🕊😘😘😘😘🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@lchitewelde6281
@lchitewelde6281 2 года назад
Ama amen
@abieltesfaslassie2119
@abieltesfaslassie2119 2 года назад
ቃለ ሂወት ይስመኣልና መም, ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ እግዜኣብሄር፡ ኣድረስኩ እባ ከም ፍቅዳ ኣምላክ ሓብሩኒ፡ ዳግማይ ብምራየይ መም ምርጌታ ሰመርኣብ ክብሪ ንኣምላክ ይኩን
@melakeluulay8744
@melakeluulay8744 2 года назад
መርጌታ ሰመርኣብ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ሰመንኩም ይባርኽ ካብ መዓር ዝጥዕም ድምጽኹም ዳግማይ ምስምዓና ተመስገን ።
@surahie6028
@surahie6028 2 года назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና መምህር ዘመን ኣገልግሎት ይባርኽ።
@berket190
@berket190 3 года назад
ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና ንሕና ቅንጥቀመልኩም እግዚኣብሔር ምሉእ ዕድመ ይሃብኩም ብጠዓሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ!!!
@daeroadnachanel7198
@daeroadnachanel7198 3 года назад
Amen qale hiwet yesmealma Merejeta Semereab. 🙏🙏🙏
@selamyemane4827
@selamyemane4827 3 года назад
Amen Goyta Yberkekum Abona
@user-cd2ql4rm8d
@user-cd2ql4rm8d 3 года назад
ንሓደ ሰብ ንምድኃን ውን ክንጎዪ ኣለና እሞ ምእንቲ ነፍስናን ምእንቲ እቶም ዝጠፍኡ ኣባጊዕን ክንተግህ ኣምላኽ ቅዱሳን ኣይጋደፈና።።
@samuelweldeab2575
@samuelweldeab2575 3 года назад
Qal hiwt yesnialna aboy mergeta ,goyta agelilotkun yibar!!!!
@Wedifish
@Wedifish 3 года назад
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቃለ ህይወት የስምዓልና።
@user-wk7sq7ix2x
@user-wk7sq7ix2x 3 года назад
ኣቦየ ኣብ ዘለኹሞ ሰላም ናይ ኣምላኽና ምሳኹም ይኹን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ኣምላኽና ይባርኸልኩም ንዓና ንደቅኹም ከኣ ዘስተውዕል እዝነ ልቦና ሂቡ 30.60.100 ክንፈርየሉ ናይ እግዝኣብሄር ፍቃዱ ይኹን ናየዴና ሊድያ ከተስተውዕል ልቢ ዝኸፈተላ ልብና ከፊቱ ነዚ ወለላን ደጋጊምካ ክትሰምዖ ዘብህግ ምዕዶኹም ተግሳጽኩም ከነስተውዕል ፈጣሪና ብጸግኡ ይደግፈና ኣቦየ ኣቦና ብርሃን ዓለም ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ብፍላይ ነቲ ወንጄል ዝምህር ዝያዳ ክብሪ ይግብኦዩ ኢሉናሞ ናይ ብሓቂ ክቡር ኣቦ ብህድኣት ምዕራፍ ብምዕራፍ ኣብ ልክዕ ቦትኡ እንዳሰኻዕኩም ክንኮኖ ክንነብሮ ዝግብኣናን ናይ ኣቦነት ምዕዶኹም እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዓስቢ ሰናይ ትምህትኹም ይኽፈልኩም ኣቦየ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ናይ ብሓቂ መምህር ብሱል ንዓና ንደቅኹም ብዝግባእ ትምህርቲ እተስተምህሩ ብምኻንኩም ብጣዕሚ የድንቀኩም ኣቦየ ኣብ ዘለኹሞ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
@samuelweldeab2575
@samuelweldeab2575 3 года назад
Qalehiwet yesmealna aboy mergeta !!!
@meharikfle4087
@meharikfle4087 3 года назад
እግዚኣቢሔር ኣገልግለትኩም ይባርኽ ኣቦና
@mulyemalet9777
@mulyemalet9777 3 года назад
Amen abonenan memiherinan keshi semerab
@hagosangosom6523
@hagosangosom6523 3 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ እቶም ደናቚር ቀተልቲ ሰብ ብዳሓነ ሰላም ኣውጻኣኩም ኣቦና መርጌታ ሰመረኣብ ፡ቃለ ህይወት ከኣ የስማዓልና
@edenabraham18
@edenabraham18 2 года назад
Amen amen 🙏
@yonaspetros7142
@yonaspetros7142 3 года назад
Yetbarek Egziabhier Amlake abwine Qedusn ASSEY kendey eka des beleni Memherey Semereab enqae ezi birhan getsekum Egziabhier arayeni kab temhertkum tehtenakum Memher Zebeaman. Qalatkum zitsemea aezana ab Sedet alena emo hadera temhertkum qetsali giberewo neana nhatan deqekum dema abta Qedest tselotkum zekeruna please ☝☝☝
@johannaghrmai5526
@johannaghrmai5526 3 года назад
Amen qale hiwet yesmaalna።
@simret5568
@simret5568 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ቃል ሕወት የስማዕና።
@gouytecle8671
@gouytecle8671 3 года назад
Kalehwet yesmalna