"እንተ ደቀሱ ኸኣ ኣኽናፍ መላእኽቲ ከም ዝኸድኖም ግበር። ናይ ሞት ምሳሌ ዝኾነ ብርቱዕ ድቃስ ከየስጥሞም ጓስዮም። ቅዳሴ ያዕቆብ ዘሥሩግ. ቍ. 85-86።
9 апр 2024