Тёмный
ፀሓይ ብራቕ ሚድያ Tsehay Brake Media
ፀሓይ ብራቕ ሚድያ Tsehay Brake Media
ፀሓይ ብራቕ ሚድያ Tsehay Brake Media
Подписаться
Dear family of this media, This is a news channel providing you with the latest news from the whole world. subscribe to our channel for the latest and greatest news. Also, please support us by Like, Share, and leave your constructive comments.

ክቡራት ተኸታተልቲ ፀሓይ ብራቕ ሚድያ እንኳዕ ብደሓን መፃኹም!! ንእዋናውን ሓደሽትን ዜናታት ንቻነልና ሰብስክራይብ ብምግባር ተኸታተልትና ይኹኑ።ላይክ ሸር ብምግባር ከምኡ እውን ሃነፅቲ ርእይቶን ሓሳባትኩምን ብምሃብ ድጋፍኩም ኣይፈለየና።
Комментарии
@user-bh1cq8ym2q
@user-bh1cq8ym2q 3 дня назад
ድሮኡ ብ2013 ዓ.ም ወታደር ብልፅግና ብላዕሊ ኾይኖም እናመርሑን እናኣዘዙን ናብ ከተማታት ትግራይ ዘእተዉዎም ኣባላት ኢሕወዴግን ሕወሓትን ዝነበሩ ተጋሩ እንድዮም ነይሮም? እዚኣቶምኮ ኣብ ኢሕኣዴግን ሕወሓትን ላዕለዎት መራሕቲን ሓደግቲ ገበርቲን ኣዘዝቲን እዮም ነይሮም። ማህያን ማቻን ምእንቲ ትግራይ ምቑንጫሩ ብምባል ንበረኻ ወፂኦም ውግእ ተጋሩ መሪሖም ንትግራይ ነፃ ዘውፅኡዋ ግን "ነደቕቲ ዝነዓቑዋ እምኒ እምኒ ኲርናዕ ኮነት" ከምዝበሃል እቶም መራሕቲ ኢሕወዴግን ሕወሓትን ኣባላት ናይ ሥድራ ጉጅለ ተሓሕት/ሕወሓት ብዘይምዃኖም "ዝባን ሥዉኣት" እናበለት ዘባረረቶምን ብቀደማ'ውን ኣዐዊቶም ናብ ሥልጣን ዘብቀዑዋን ዓወት ዝድራሮም ጀጋኑ ተጋሩ እዮሞ። ስለዙይ ሐዚ'ውን ንኸብዶም ሓደርቲ ከምዝህልዉ ምንም ኣየጠራጥርን። ከምቱ "እኘደ ጅብ ጎን ለጎን!" ከምዝተብሃለ ነንበዓልቶም ስለዘይተኣማመኑ ገንዘብን ንብረት ናይ ምስኪናይ ሕዝቢ ትግራይ ክከፋፈሉ እዮም'ምበር ኣይተሓላለፉን። ምስኪናይ ሕዝቢ ትግራይ ግን ምንም ዘይፈልጥን እናፈለጠን እናረኣየን "መራሕትና መራሕትና" እናበለ ከም ቀደሙ ክብላዕ እዩ።
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 3 дня назад
ችድ ሓሳዊ ትግረዋ ይ ተተላዕሉ ምልመላ ኣየዲልዮን
@BirhaneGebre-g1s
@BirhaneGebre-g1s 6 дней назад
❤❤❤
@kirosabrha
@kirosabrha 7 дней назад
ሓሳዋ ምድያ ቀዳዳ
@hailu98
@hailu98 10 дней назад
ላሕሚ ኣብዘይወዓለትሉ ኩበት
@user-mm4dg7uu6g
@user-mm4dg7uu6g 10 дней назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@BreBiruk-ib4vn
@BreBiruk-ib4vn 12 дней назад
ከክንዲ ሌብነት ምባል፤ በቋንቋ ትግርኛ ስርቂ በሉ። በይዛኹም ሓቦ ይሃልኹም።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 12 дней назад
መላኻዕቲ 👎👎👎
@muzeytewelde2021
@muzeytewelde2021 12 дней назад
ፎኮስቲ ወረኛታት
@MashoKidanu
@MashoKidanu 12 дней назад
ፀሓይ ብራቕ ናይ ህወሓት መራሕቲ ዝኾኑ ሓመሽተ ጉሕለትን ክሕደትን ተባሂሎም ቐሪቦም ኢዮም ኣስማቶም ንምታይ ንህዝቢ ዘይግለፅ?? ንምዄኑስ ሓሙሽተ ጥራሕ ዲዮም?? ስሞም ዋላ ኣይገለፅ ብዚኦም ጥራሕ ዲዩ ክሕለፍ ተደልዩ?? ብ1985 ዓ/ም ፣ ብ1993 ዓ/ም፣ ብ1997ዓ /ምን ካብ 2015 --- 2010 ዓ /ምን ዝተገበሩ ገምጋም ንለያቡን ከዳዓትን ዘበራታትዕ ንታሕተወትን ላዕለወት ሓቀቀኛታት ኣመራርሓ ዝዕፍንን ዝረግፅን መድረኽን ኣካይዳን ኢዩ ኔሩ።ዋጋ እንኽፈለና መፂኡ እዩ ሐዚ እውን ይድገም ኣሎ። ሚድያታት ወገን ህዝቢ ኹኑ ኸብድኹም ኣይትፍተው ኮሎኔል ፍስሃ ወዲ ጣውላ ኢየ። ሓቂ እንተሃሊኩም ንዘራረብ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን።
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 12 дней назад
ኣነ እውኒ ሸጊሩንኒ ዘሎ ሹሞም ብዘይምግላጹ ኢዩ ከምዚመስለኒ ክሺኩሉ ኣይደለዩን
@aklileymogos1113
@aklileymogos1113 14 дней назад
ሀሶት እምበር ሰለም ዘይትፈትው ውሁዳትግራዎት
@aklileymogos1113
@aklileymogos1113 14 дней назад
ሰሪህኩም ዘይትቨልኡ።ውግእ ውግአ
@salemzeray2000
@salemzeray2000 14 дней назад
ኪድ ሓሳዊ
@ZerayTesfay
@ZerayTesfay 14 дней назад
ሓሳዊ ት ሚድያ አፃሪኺ ተቀበሊ
@gyohannesfiseha4588
@gyohannesfiseha4588 14 дней назад
Hasawi media
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 14 дней назад
ሓሳዊ😂😂😂
@BreBiruk-ib4vn
@BreBiruk-ib4vn 15 дней назад
ንውትድርና ክትፅውዕ ወይ ክትምዝግብ ከለኻ፤ ኣብ ራያን እንደርታን ብትግርኛ ምኽታብ እዩ ዝባሃል። ምምልማል (መመልመል) ኣምሓርኛ እዩ። ቋንቋና ንሓልው ፣ንሓብሕብ።
@user-cy9ik4cb9m
@user-cy9ik4cb9m 15 дней назад
No matter what this time Abiy Ahmed if he trying to control Tigray people then he will be for his last and he will run from Addis ababa no one is going to live him to kill anyone
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 15 дней назад
ልምታይ መርትኦ ዘይብልካ ወረ ልትፍንው ዘለኩም ተረት ተረት አይነት ወረ አድለይ የኮነይ
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 17 дней назад
ቀውስ ውሾች
@user-gv3zv4gy8h
@user-gv3zv4gy8h 17 дней назад
አንታ እንዲታይ ኢካ ተውግዕ ዘለካ !!
@yetimgetamamo4299
@yetimgetamamo4299 19 дней назад
ናይ ማዓዝ እዩ እትዛረቦ ዘለኻ ዕለት ግለፅ
@user-eu1rz7ie1w
@user-eu1rz7ie1w 19 дней назад
በቃ ክድካ ክድካ ኢርትራ ምክፊኢ
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 19 дней назад
ሓሸውቲ ክዕሎት ከምዘውልኩም ሓድኡ ዘይረብህ ወረኩም እዩ
@user-lf4zn5ux3j
@user-lf4zn5ux3j 19 дней назад
አብ ሳላምበሳ ግንባር ኢፌዴሪ መንግስቲ ጦርነት ኸፊቱ ዝብል ሓቅነት የብሉን።
@kidanehaddish
@kidanehaddish 19 дней назад
ናይክልቲኦም ጎንፂ ዝኣምን ወይ ዘላቒ ዝመስሎ ትግራዋይ ዓሻዩ። ብቕፅበት ጠጠው ኣቢሉ ናብ ንቡር ክመልሶዩ ዋዛ ኣይኮነን።
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 19 дней назад
ኣብ ዓለም ብሓሶት ቀዳመይቲ መድያ።ቅሩብ ቅሩብ ዘይተሓፍር መድያ።
@seifueshetu8347
@seifueshetu8347 20 дней назад
አታ እዚ ህሾት መዐዘ እኢኩም ጠጠዉ እታበልዎ? ንሂዘቢ ትግሪይ እናታልኩም ምኻንኩም ይርደአኩምዶሎ?
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 20 дней назад
H..........Sunshellen....... Media......Tg......Citly........ Country .
@kidusgidey586
@kidusgidey586 20 дней назад
ሓሳዊ መንደፍ የውድቕካ ፎእ
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 20 дней назад
መሣሪያ ተወሲዶሞ ዝቀረዮም ፍርንጭቶም እ,ዩ በቃ ።
@BerhaneMirach
@BerhaneMirach 20 дней назад
ፈሽካል ንገንዘብ ክትብል ዘየለ ሕሶት በሽባሽ
@soraenatie4116
@soraenatie4116 20 дней назад
🙏🏻👍👍👍🙏🏻👍👍👍🙏🏻
@Haregotzewde4735
@Haregotzewde4735 20 дней назад
ብሓሶት ካብ ምንባር ውፃእ መዓልቲ መዓልቲ ዘየለ ናይ ሓሶት ዓወት ተንብብ አየሕፍረካን ዲዩ
@GereGere-tg2kq
@GereGere-tg2kq 21 день назад
ጥዕና አያሀብኩም ረሳሐት ሐከውቲ
@teweldehabte2691
@teweldehabte2691 21 день назад
እሞ ምእታው ዘይትኸሉዎም! ህዝቢ ክምክት መንግስቲ ትግራይ ዝኣክል መሰልን ሕጋውነትን ክህብ ይግባእ።
@MulugetaGirmay-dl3sr
@MulugetaGirmay-dl3sr 21 день назад
ተካል ዜኑኡ ሓሳዊ ሎኽመኛ ለመንቲ ዓቅምኩም ዘይትሓስቡ መሪአትኩም ናጻ ዘይውጻእኩምሲ ልዕሊ ዓቅሙኩም ተውርዩ
@user-mm4dg7uu6g
@user-mm4dg7uu6g 21 день назад
🎉🎉🎉🎉🎉
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 21 день назад
አታ እዜ ሑሱር ትንታነ ዘይትገደፍዎ?
@user-nc5wn3ou7z
@user-nc5wn3ou7z 23 дня назад
ሰበይቲዶ ክንዲዙይ ትሕሱ እያ ምፀታኣለም
@getachewworku6450
@getachewworku6450 23 дня назад
ሓሳዊ ምድያ
@michealtsegay1256
@michealtsegay1256 23 дня назад
ዓወት በሽበሽ
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 23 дня назад
ሓሳዊ ዩቱበር ኢኻ ንስኻ 🤮🤮🤮🤮
@user-dm2ji2eh4k
@user-dm2ji2eh4k 23 дня назад
False news
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 23 дня назад
ሓማኹም ዝመሰሉ ሚድያታት ሕማቃት አጀንዳኩም ረስኢኩም ልገንዘብ ከምትሰርሑ ግልፅ እዩ
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 24 дня назад
ለማኝ ቀውስ ውሾች ተደፉ ተዘቅዘቁ
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw 24 дня назад
ሻዕብያ ምስ ክልል ክዕረቅ ህዝቢ ኤርትራ አየፍቅድን እዩ ምኽንያቱ መርገፂ ኩም ብሸርሒ ተኮል ዝተመለኤ ስለዝኾነ ዶባትና ብፈንጂ ክንሐፅሮ ኢና
@user-mm4dg7uu6g
@user-mm4dg7uu6g 24 дня назад
🎉🎉🎉🎉
@garzaalem2301
@garzaalem2301 24 дня назад
ፍንጭን ምንጭን ዘይብሉ ዜና ስለ ተቕርቡ ብዙሓት ተኻታተሊ ክትከስሩ ኢኹም።
@user-nv7cc2sp3x
@user-nv7cc2sp3x 24 дня назад
ኣቲ ሰብ ኣማሓይሺ ባንዳታት ትግራይ አይትበሊ ኣይንፈልጦሙን እና
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 24 дня назад
ገይም ኦቫር ኢሉ ውልቀመላኺ ህዝብኹም አህሊቁ ሕጂ ንብሪገድ ንሐመዱ ዘለዎ ፍርሒ ንሕወሐት ዕርቂሉ ንምትላላል ዝገብሮ ዘሎ ንህዘዝቢ ኤርትራ አታሊሉ አጥፊኡስ ንሕወሐት ዕርቂ ዝብል ንተጋሩ ፈላሊዩ ሐድሕድ ከጣፋአኩምዩ ደብረጼን ደብርኻ ከይፈርስ ነቢልካ ምስ ማንካኻ በሎ