Тёмный

"ንፀላኢ ኣሕሊፎም ሂቦምና እዮም"ዶ/ር ደብረፅዮን/መከላኸሊ ሰራዊት ገዛ ተጋሩ ይምዝግቡ፣ኣብ ሑመራ/ዘሕዝን ኣብ መቐለ ሰለልቲ ኣትዮም፣ተጠንቀቕ ተባሂሉ? 

ፀሓይ ብራቕ ሚድያ Tsehay Brake Media
Подписаться 43 тыс.
Просмотров 1,6 тыс.
50% 1

Dear family of this media, This is a news channel providing you with the latest news from the whole world. subscribe to our channel for the latest and greatest news. Also, please support us by Like, Share, and leave your constructive comments.
#amhara #ethioforumኢትዮፎረም #stalin #tigraynews #raramedia #etvnews #zaramedia #debretsiongebremichael #tsadekangebertensay #ሰበር #ዜና #ትግራይ #ተጋሩ #ኢትዮጵያ

Опубликовано:

 

4 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 3 дня назад
ችድ ሓሳዊ ትግረዋ ይ ተተላዕሉ ምልመላ ኣየዲልዮን
@user-bh1cq8ym2q
@user-bh1cq8ym2q 3 дня назад
ድሮኡ ብ2013 ዓ.ም ወታደር ብልፅግና ብላዕሊ ኾይኖም እናመርሑን እናኣዘዙን ናብ ከተማታት ትግራይ ዘእተዉዎም ኣባላት ኢሕወዴግን ሕወሓትን ዝነበሩ ተጋሩ እንድዮም ነይሮም? እዚኣቶምኮ ኣብ ኢሕኣዴግን ሕወሓትን ላዕለዎት መራሕቲን ሓደግቲ ገበርቲን ኣዘዝቲን እዮም ነይሮም። ማህያን ማቻን ምእንቲ ትግራይ ምቑንጫሩ ብምባል ንበረኻ ወፂኦም ውግእ ተጋሩ መሪሖም ንትግራይ ነፃ ዘውፅኡዋ ግን "ነደቕቲ ዝነዓቑዋ እምኒ እምኒ ኲርናዕ ኮነት" ከምዝበሃል እቶም መራሕቲ ኢሕወዴግን ሕወሓትን ኣባላት ናይ ሥድራ ጉጅለ ተሓሕት/ሕወሓት ብዘይምዃኖም "ዝባን ሥዉኣት" እናበለት ዘባረረቶምን ብቀደማ'ውን ኣዐዊቶም ናብ ሥልጣን ዘብቀዑዋን ዓወት ዝድራሮም ጀጋኑ ተጋሩ እዮሞ። ስለዙይ ሐዚ'ውን ንኸብዶም ሓደርቲ ከምዝህልዉ ምንም ኣየጠራጥርን። ከምቱ "እኘደ ጅብ ጎን ለጎን!" ከምዝተብሃለ ነንበዓልቶም ስለዘይተኣማመኑ ገንዘብን ንብረት ናይ ምስኪናይ ሕዝቢ ትግራይ ክከፋፈሉ እዮም'ምበር ኣይተሓላለፉን። ምስኪናይ ሕዝቢ ትግራይ ግን ምንም ዘይፈልጥን እናፈለጠን እናረኣየን "መራሕትና መራሕትና" እናበለ ከም ቀደሙ ክብላዕ እዩ።
Далее
skibidi toilet 76 (part 1)
03:10
Просмотров 14 млн