Тёмный
Sagla film production
Sagla film production
Sagla film production
Подписаться
እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም፡ እንዳበልና
ኣስሓቕትን ኣዘናጋዕትን ዝተፈላለዪ ሕክያታት፡ ከምኡ ውን መሃርን ጠቓምን ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተሞርኮሰ ስነ ጽሑፍ፡ ብመልክዕ ትረኻ፡ ወይ ድማ ዕላል ናብ ህዝቢ ነቕርብ። ብሞራልኩም ንዓቢ፡ ብእትህቡና ነቐፈታ ድማ ንእረም።

Like √
Share √
Comment √
Subscribe √

Tik tok Saglafilmproduction
facebook Tslal Sagla Jorjo

ካብ ዕረ ዝመርር ሓቂ
14:01
Год назад
ቅተልዎም!
2:55
2 года назад
ዶክተር ድዩ፧
4:55
2 года назад
Комментарии
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 4 дня назад
ሱቕ በል ክንደይ ዓድታት ገዲፍካ ኣለኻ ወይ ምሉእ ግበሮ ወይ ድማ ግደፎ ገሪባ።
@ዲያቆንተኽልየርግስታደሰ
ብጣዕሚ አድናቒኻ እየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ
@Mewarsti123
@Mewarsti123 9 дней назад
እዚኣ ንኣከለጉዛይ ዘይትሃስስ ቕርሲ ገርካላ ዝወጻ የብላን ብልጽቲ ስራሕ እያ 🙏🌹👍
@TesfayTewelde-t5q
@TesfayTewelde-t5q 11 дней назад
❤❤❤❤❤Like ata habi ata hezbi
@NahomBelay
@NahomBelay 12 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@TesfayTewelde-t5q
@TesfayTewelde-t5q 15 дней назад
❤❤jorjo xeada
@FerwayniYemane
@FerwayniYemane 16 дней назад
ሰላም ዚሓወይ ኣብ ኩልና ዘሎ ሕማም እዩ ግን ኣነ ዝብለካ ጸሎት ብዓቅምካ ዉዳሴ መርያም ድገም
@subsc691
@subsc691 19 дней назад
ደቀ ያእቆብ??🤣🤣🤣🤣
@fkreayele3056
@fkreayele3056 22 дня назад
ካብ እራኤል ትግርኛ እናተዛረቡ ድዮም መፅዮም ወይስ ኤሪትራ ምስ አትው ሐዲጎሞ?
@MaikelKesete
@MaikelKesete 23 дня назад
ሊቅ ናይ ታሪኽ ኣብዚ ነሀልካ። ኣቦና ኣምላኽ ጥዕና ይሃብኩም❤
@rigatbahlbi8582
@rigatbahlbi8582 23 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@thewinnermichael6270
@thewinnermichael6270 25 дней назад
ጆርጆ ሓወይ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ኣብዚኣ ናይ ሎሚ ሓሳብካ ኣይሰማማዕን እየ፥ ንሓቂ ትነጥራ ኣላኻ
@Nahomhabtom-fh8bi
@Nahomhabtom-fh8bi Месяц назад
ሓነት
@TesfayGyesus
@TesfayGyesus Месяц назад
ኩላ ነብስካ ጥበብ ኢያ ኣብ ግጥሚ ጸኒሕካ ናብ ማሰ ትሰግር ኣብ ማሰ ጸኒሕካ ናብ ኣብ ድርሰት ትዕንድር በቃ ቃላት የለን ንዓኻ ዝበቅዕ
@wediraza8032
@wediraza8032 Месяц назад
ጽንጽዋይ
@nebiatmehari8715
@nebiatmehari8715 Месяц назад
ሰነዋይቲ ድማ ንፍዕቲ ኬፍ ዘሀኪ አጆኺ በርትዒ አዚና ኢና ነፍቅረኪ
@nebiatmehari8715
@nebiatmehari8715 Месяц назад
ዝፈትዎ አሪቲስቲ መንእሰይ እንቃዕ ዳግማይ ብብልጽትን ማሃሪትን ፊሊሚ ረአናካ ቀጽሎ አጆኻ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ
@HabenHabu-zc8mi
@HabenHabu-zc8mi Месяц назад
ኣይዉረድ ከምኣ እያ ይሕዋት
@aronhidray69
@aronhidray69 Месяц назад
ሓቁ እዩ ኣነ ቅድም ኣይኣምነሉን እየ ኔረ ሕጂ ግን ናይ ዲ ኤን ኤ ምስ ገበርኩ 55.5 ኢትዮጲያዊ ጀው (እስራኤላዊ) ኢካ ኢሎሙኒ ኣብቲ ዳታ ሲስተም ኤርትራዊ ሰለ ዘኣተው እዩ 20 %ማእከላይ ምብራቅ 12 ኖሩዝ ኣፍሪቃ 10.2 ሶማል ኢሊሙኒ እንታይ ክብል ኢከ እየ እዚ ሰብኣይ ሓቁ ኣሎ? ከማን እቶም ኣብ ኢትዮ ዘለው ፍላሻ ካብ ጽሮሶሊት ማለት ካብ ኣህዛብ ናብ ኣይሁድነት ዝተቀበሉ እዮም ኣብ ከበሳ ዘሎ ህዝቢ ግን ካብ ኣብርሃም ኢሳቅ ያቆብ ዘርኢ ዘለዎ እዩ እዚ ወድሓንኩም?
@yowanatekesteabrha2204
@yowanatekesteabrha2204 Месяц назад
❤❤❤❤
@habtom325
@habtom325 Месяц назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ, እዚ ቦታታት ግን ኣብ ካርታ ኤርትራ ሰብ ኣበይ ሙኻኑ ክፍውልጦ ኣለዎ, ኣብዚ ዓውዲ ዝተማሃርኩም ብመልክዕ መጽሓፍ እንተተቅርብዎ ህዝቢ ኤርትራ ብቐሊሉ ምስ ሃገሩ ምስተላለየ ናይ ኤርትራ ወረዳታት ካርታ ዓድታተን ዘጠቓልል, እዚ ትጽውዖ ዘለኻ ዓድታትን ወረዳታትን እቲ ቦታ ሰብ ክፈልጦ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ 👍
@AzebskipKindAbbe
@AzebskipKindAbbe Месяц назад
Where is part 2 guys 😅
@ተመስገን-ዘ2ገ
@ተመስገን-ዘ2ገ Месяц назад
❤❤❤❤❤🌺❤❤
@MerkebMehari-c1c
@MerkebMehari-c1c Месяц назад
ብቋንቋ ትግረ እባ ስርሓልና ኣብ ሓንቲ ቪዶኻ ሰሚዖዮስ ኣዝዩ ጥዑም ድምጺ ኣለካ ስለዚ በጃካ ብትግረ ግበር ወዲ ጋሽ ሓወይ
@FinanFtsum-dg5uc
@FinanFtsum-dg5uc Месяц назад
𝐄𝐰𝐢𝐲𝐲 𝐛𝐞𝐝𝐢𝐥𝐨𝐦𝐧𝐚
@SelamGebrekidan-r9y
@SelamGebrekidan-r9y 2 месяца назад
❤❤❤🎉
@MerkebMehari-c1c
@MerkebMehari-c1c 2 месяца назад
ኣከለ ኤንድ ሓማ
@majorgirmai9432
@majorgirmai9432 2 месяца назад
ዲሮ ኮ ነግረልካ ንኹሉ ዓዲ ገብሪት ሓወይ መዓረይ።
@AbrahamGehbrengus
@AbrahamGehbrengus 2 месяца назад
ኣታ እዚ ዋዜማ ዝባሃል ወዲ ድቃላ ብኻራ ጥፋ ኣብቲ ዘለኻዮ ኡስሩቤት ሕቀቅ ወዲ ሓሳክ መጋል ወዲ ላሓሲ ዑሱብ ጉዳይ ክልልካ ግበር ወዲ ቆፍቃፍ ንጋሽ ኣይተልዕል
@majorgirmai9432
@majorgirmai9432 2 месяца назад
ኣንታ ሓወይ እኻ ንስኻ ሓወይ ስጋይ ዝይፈልጥኩ ኔረ
@dfac9592
@dfac9592 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TeweldeYemane-uf3ev
@TeweldeYemane-uf3ev 2 месяца назад
Bravo wedi habtiy❤❤❤❤
@حنينمحمود-ع7ك4ث
@حنينمحمود-ع7ك4ث 3 месяца назад
❤❤💐🌺🌹☘️☘️🌹☘️💐💐👏🏻👏🏻🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌹🌹☘️🌺
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 3 месяца назад
ENTAY EKHUM KITBLU DELIKHUM? DEMSESEWO SEB KEYRAYO!
@MamayeMamesha
@MamayeMamesha 3 месяца назад
እንታይ ትስቁ ለብሙ ልብም ታሪኽ ውረሱ
@LegeseMengsteab
@LegeseMengsteab 3 месяца назад
Hi jelia hesay jasus
@ABEL1095
@ABEL1095 3 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ንመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕ ከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ን ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሃብተሰላሴ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕታን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ የረዱኡ።
@ABEL1095
@ABEL1095 3 месяца назад
አዞም ሰብኣይ ጌጋ ታሪክ ይመህሩ ኣለዉ ሀዚዝቢ ሓዘጋን ጽዓዘጋን ካብ ደምቢያ ደቡብ ጎንደር ዘፈለሱ እገው እዮም እዮም መብሃሕቶም ቋንቃ ትግርይና ዘለመዱ እዮም፥ መብዛሕቶም ሓማሲን ወሑዳት ካብ ትግራይ ዘወለዱ ከም በዓል ዳዕሮ ቃብሎስ ጎዳይፍ ገዲፍካ ካብ ደምቢያ አዩ መቦቆሎም ነመንታይ መቦቆሎም ይክሕዱ። አዞም ሰባይ ጌን ገጋ ታሪክ የምህሩ ኣለዉ፥ ወይ የኽሕድዎ ኣለዉ ሓዘጋን ጸዓዘጋን ናይ ሸፋቱ ዓድታት እየን ነይረን ኩልሻዕከኣ ኣብ ሕውከት አዮም ዘነብሩ ነይሮም ጥርኑፋት ኣይነበሩን መሕደራ ኣይነበሮምን ፥ መሳፍንቲ ትግራይ አዮም ነ ሓማስየን ዘመሓድርዎ ነይሮም በዓል ኣሉላ ፥ ዶክቶር ሕብተሰላስየ ወዲ ጸዓዘጋ ከምዝገልጽዎ ተኮኢይኑ ሕዝቡቢ ሓማስየን ካብ ደምብያ ከም ዘፈለሰእዩ ናይዚ ጭብጢ ከኣ ኣብ መብዛሕታን ቤትክርስቲኣናት ሐማስየን ከምተሰነደ ይዛረቡ።
@fretamam3117
@fretamam3117 3 месяца назад
Jorjo si tefika newih keyreakuka ya zergh ba video ❤
@FqreTedros
@FqreTedros 3 месяца назад
Nay bahaqi.bro
@amlesetkidane7978
@amlesetkidane7978 3 месяца назад
ሰላም ደኻ ከመይ ኣሎኻ። ኩሉ እትገጥሞ ገጥምታት ካ ቢጣዕ ዲስ ዝቢለኒ ንዕደን ጥዕናን ይጊበረልካ አብ ዘለኻዮ ባዓለ ጫዓሎ ሃዳድም ባዓል ዓዲ ሐርገጽ ኪትቢል ከለኻ ኩሉ መጽሒ ባዓል ዓዲፈርቲ
@BabaNatey-sb6xf
@BabaNatey-sb6xf 3 месяца назад
ጽልማ ሎጎ ጭዋ
@FevenAnde
@FevenAnde 3 месяца назад
ቀጽልዋ አዛ ፊሊሚ❤❤❤❤❤
@FqreTedros
@FqreTedros 3 месяца назад
Thanks bro 🙏
@akelomshmendi2211
@akelomshmendi2211 4 месяца назад
Again Again do bezhiwa guys
@ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
❤❤❤
@HsbgzbfInxehfbb
@HsbgzbfInxehfbb 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ናኤል
@ናኤል 4 месяца назад
ቅናፍና ኣበይ እዩ ዝርከብ ። ኣብ ኣከለ ወይስ ሰራየ ?
@DejenMantuy
@DejenMantuy 4 месяца назад
Thanks 👍