Тёмный
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Подписаться
ፕሎት ሚድያ ህልዊ ፍፃመታት ብመዘናጋዓይ መልክዑ ደረጅኡ ብዝምጥን ምድላው ይቐርብ። ንማሕበራውን ስነልቦናውን ህይወት ዝምጥኑ ሰሓብቲ መደባት ብምቕራብ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገዚፍ ትካል ንምህናፅ ተሊሙ ይንቀሳቐስ።
ኣብ ኩለመዳያዊ ስራሕቶም ፅልዋ ዝፈጥሩ ሰባት ብምዕዳም ብመሳጢ ዕላል ተሞክሮኦም ዘካፍልሉ መድረኽ ተሃድሶ እዩ ፕሎት ሚድያ።
ቀንዲ ዕላማ ፕሎት ሚድያ ደረጅኡ ዝሓለወ፣ ብፅፈትን ተሞክሮን ዝጎልበተ፣ ሰፊሕ ተኸታታሊ ዘለዎ ናይ ምዝንጋዕ ቻነል ፈጢርካ ለውጢ ምምፃእ እንትኸውን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣረኣእያ፣ ፅዕንቶ ሓሳብን ፖለቲካዊ ውግንናን ናፃ ዝኾነ ናይ ኩሉ ሚድያ እዩ።
Комментарии
@121416BAA
@121416BAA 13 минут назад
really plot!
@elenikahsay8212
@elenikahsay8212 Час назад
ብሬይ ካብቶም ዝፎቶመን ዝሕበነሎም አከቲቪሰ ኢካ❤❤❤❤
@zeriga9515
@zeriga9515 2 часа назад
አይ ተጋሩ ተጓራት 😂😂😂
@danielgebru3910
@danielgebru3910 4 часа назад
plot ሚድያ ብጣዕሚ ወሪድኹምኒ ። ልዚ ብጣዕሚ ዝወረደ ሰብ ቃለ-መጠየቕ ምግባርኩም ንተመልከትኹም ክብሪ ዘይብልኩም ምዃንኹም የርኢ። ክብሪ ትግራይን ትግራዋይትን ዘዋረደ ሰብ ኣይኮንን ቃለ መጠይቕ ኣብ ሚድያ ክቐርብ እውን ዘይግበኦ ሰብ እዩ።
@kibromhaile1798
@kibromhaile1798 4 часа назад
ሐሳዊ ናይ ወያነ ክፍያ አስቢሕዎ መለጭለጭ ኢሉ።
@HailemariamDesta-q1v
@HailemariamDesta-q1v 5 часов назад
@zenig6963
@zenig6963 7 часов назад
ተባረክ ጀግና ወደይ❤
@teame8169
@teame8169 8 часов назад
Teflon xahelna akmna knhgza
@RaishanBitow-j3o
@RaishanBitow-j3o 8 часов назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ethiopiagebrehiwot5033
@ethiopiagebrehiwot5033 10 часов назад
አታ ከመይ ዝበለ ጀግና ትግረዋይ ወዲ ህዝቢ እዪ
@GoitomGslassie-d4z
@GoitomGslassie-d4z 13 часов назад
ብጣዕሚ ጅግና እካ ዝዓርከይ
@GoitomGslassie-d4z
@GoitomGslassie-d4z 13 часов назад
ሶማሌ ዝነበረ አብ ነባር መከላከያ ሰራዊት ጅግና እዩ
@girmaygebreegziabher1000
@girmaygebreegziabher1000 13 часов назад
ጀግና
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
ደደብ መሬት ድዩ ዝቕድምስ ተፈናቓላይ ደደብ ሓሽከር ጌታቸው
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
ደደብ መሬት ድዩ ዝቕድምስ ተፈናቓላይ ደደብ ሓሽከር ጌታቸው
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
ሰላም ዘይፈቱ መንዪ ኣንቱም ሰባት????
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
ሹሻይ ግደፎ ካብ ፍልጠት ወፃኢ እዩ ባንዳውን ስለዝኾነ ግን ሎቕማፅ
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
ብስራት ኣማረ ናይ CIA ተልእኾ እዩ ዝፍፅም ዘሎ ንስኻኸ እነታይ ኣምፀአካ ሓሻዊ
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
ሽሻይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
ወዲ ዓድዋስ መቐለ ክመርሕ ኣይብሉን ማለተ ድዩ? ወይድማ ወዲ መቐለ ዓድዋ/ኣኽሱም/ሽረ/ዓዲግራት ወዘተ ክመርሕ ኣይኽእልን ማለት ድዩ???ፀቢብ
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
መን ኮይንካ ኢኻ ኣየኹም ንወደብ ንቃለስ ትበል በረኻታት ትግራይ ናበይ ምስከዱ እዮም???????
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
ኣብ ጦርነት ሰዓት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብነፃነት ዝንቀሳቐስ ዝነበረ ባንዳ ጥራሕ እዩ።
@SimonHaile-np5gh
@SimonHaile-np5gh 14 часов назад
TPLF ንPP ወሊድዎ ዲኻ ትብል ዘለኻስ ወይስ ናይ TPLF ዕለማ ብPP ተጨውዩ እዩ ኢኻ ትብል ዘለኻ????
@GMN-2023
@GMN-2023 18 часов назад
ድሕሪ ውግእ ሸውዓተ ሕጉም ግን መራሕቲ ትግራይ ሰነ መቐለ ክንኣቱ ኢና ኢልና ኣይሓሰብናዮን ነይርና ኢሎም መግለፂ ሂቦም ነይሮም፤ከመይ ኢልካ ድኣ ሕዚ ጉንበት 20 መቐለ ክንኣቱ እዩ ተሓሲቡ ነይሩ ትብል ኣለኻ ብሬ?ወይስ ናይቶም ምሳኻ ዝነበሩ መራሕቲ ሓሳብ እዩ ነይሩ?
@user-tr3iw1qx5y
@user-tr3iw1qx5y 18 часов назад
ንኽልቴኹም የቅንየልና፡፡
@GMN-2023
@GMN-2023 18 часов назад
ናይ ኩለን ኣሃዱታት ውዕሎ እናተማእኸለ ኣይፅብፀብን ድዩ?
@GMN-2023
@GMN-2023 19 часов назад
እቲ ንውግእ ብብቕዓት ተዳልዩን ተወዲቡን ዝነበረ 9,000 ጥራሕ እዩ ነይሩ። ዕጥቂ ዝሓዘ ዝተበተነ ዘይተወደበ ዕጡቕ ወዲብካ ኣብ ሓደ ናይ እዚ ሰንሰለት እንተዘይኣትዩ ሕዚ እውን እቲ ዝነበረና ሓይሊ 9,000 እዩ ነይሩ ዝብል እዩ ክውሰድ ዘለዎ።
@d.republicofgreattigray6256
@d.republicofgreattigray6256 19 часов назад
ናይ እንደርታ ፓርቲ ዘይኮነስ ናይ ደቂ ደርጊ ድቓሉን ደቂ ድቓሉ ባንዳታትን እዩ!! ፍፁም ንህዝቢ እንደርታ ኣይመስልን ኣይኾነን እውን!!
@HaftomKidanu
@HaftomKidanu 20 часов назад
ብሬ ማኛ
@GerezgiherBeyene
@GerezgiherBeyene 21 час назад
ሊፋዓተይ ናይባሐቅ ጂጊና ተቃላሳይ
@gebremedhingenet8363
@gebremedhingenet8363 21 час назад
ደንቆሮ
@mennabekele5985
@mennabekele5985 21 час назад
Amazing tigray jeganu Story ❤🎉 WE love you our Hiro 😇😇😇
@gebregziabher3211
@gebregziabher3211 23 часа назад
ብሓቂ ሰብ ዘይብሉ ሰብ ሓቀኛ ሰብ ትግራይ ሎሚ ሎሚ ኣይፍቶን ኩሉ ብሓሶትን ጅባን ኮይኑ
@afeworktesfay7364
@afeworktesfay7364 День назад
ፅንዓት ይሃብካ ወላዲ🙏🙏🙏
@kb.tes47
@kb.tes47 День назад
አብዚ ዕፅዋይ ጀኖሳይድይ ልፍፀመሉ ዝነበረ ግዜ መንእሰይ ትግራይ አብ ለለወዎ ኮይኑ ብጅግንነት ምስ ሞት አብልተሓናነቀሉ ግዜ እሊ ንስካ አብ ምቾት ከም ልነበርኩም ገፅካ ይምስክር ቅድሚ ከዚ ንልፈልጠካ በተለይ ቀይሕካ።
@kb.tes47
@kb.tes47 День назад
ብምንታይ መለክዒ ደአዩ ትግራዋይ ከም አንጭዋ አብ ልህደነሉ ግዜ ንስካ ምስ መራሕቲ ጀኖሳይድ ከምልብካ ልክትራከብ ዕድል ለግነካ: እእም ወይ ግዜ።
@funpage5280
@funpage5280 День назад
ልፍዓተይ ን ዘይትፈልጥዎ ,መፅሓፍ 'ዩ ፡፡ አንብብዎ ንቁሕ፡ በሊሕ ፡ ሙሁር 'ዩ፡ ናይ ባዕልኹም ሰብ አኽብሩ ተጋሩ
@DoveAmego
@DoveAmego День назад
ኣታ ዝኩርኩር እዚ ደብረጽዮን ኣምሓራይ ተዝከውን ሓወልቲ ምተሰረሐሉ በለ ።
@gebremeskelteklay6026
@gebremeskelteklay6026 День назад
ሕክምና ሰሪሑ እቶም ውቑዓት ተዘድሕን ምሐሸ። ፖለቲካ ኣይትብላዕ ኣይትስተ ኮይናትና ኣላ ኣብ ትግራይ....ሁከት
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 День назад
ጅግና ተጋዳላይ ብርሃነ ክብሪ ይግበኣካ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና
@HagosGere-vl8dh
@HagosGere-vl8dh День назад
ክብረት ይሃብካ ብሬ ትግራይ ንዝሞተላን ንዘኽብራን ፍፁም ኣይትኸዉንን፡፡ ኣነዉን ኣለኹ ምስክር፡፡
@ገባር-መዓረይዘአብሩኽ
ጅግና መራሒና ክብሪ ይግባኣካ
@ገባር-መዓረይዘአብሩኽ
ክቡር መራሒና ብሓቂ ጅግና እየ አነ ኣብ ናይ ኩሉ ውግኣት 2013 ዓ/ም ምስክር እየ መራሒየይ እዩ ።
@bg9694
@bg9694 День назад
ጅግና ሓወይ!
@Mnbarbmelamnbarbmela
@Mnbarbmelamnbarbmela День назад
ብሬ ኣቦ ሓቂ
@BiniamAreayaslassie
@BiniamAreayaslassie День назад
እዚ ወጃብ ወዲስ ሰብ ኮይኑ ይገርም።
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam День назад
በሳል ትግራዋይ🎉🎉🎉🎉🎉
@BiniamAreayaslassie
@BiniamAreayaslassie День назад
ሹሻይ ወረስ ፍሉይ ፈላስፋ ኣምጺእኻ። ሽርሕን ጉርሕን ብልውህና እንደርታ ክተኣታቶ።
@MkAnanya
@MkAnanya День назад
ዋይ እንሄኻ መርገም!!
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ День назад
ካብ ራያ ስለ ዝመፀ ድዩ 😂😂ግን ከይትሳሓሐቱ ካብ እንደርታ እዝካ ኣላዋሃ ሓንት ራያ ንገብራ እና እንድሕር ጀመርክሞ ብትንትን ትበል ትግራይ ወይለካይ ዘረኝነት ድመን ከምትጠቅም ንቅድምት ንርእያ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 День назад
ጌታቸው ምምራሕ ዘይከኣሉ ምኽንያት ናይ ባዕሉ ፀገም እዩ። እቲ ፀገም ፀገም ባንዳነት እዩ። ንኻሊእ ኣይውክልን። እቲ ንቃለሶ እውን ከምቲ ትብሎ ከፋፋሊ ሓሳብ ስለዘምፀአ ልኡኽ ኣብይ ኣሕመድ ስለዝኾነ እዩ።