Тёмный

" ተምፀኦኦ የብልክንን ተባሂልና!" 

Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

ንኣዲኡ ሓደን ብሕታውን ውላድ ዝነበረ ከያኒ ተጋዳላይ ነጋሲ ካብ ዝስዋእ ዓመታት ሓሊፉ። ብህይወት ኣብ ዝነበረሉ እዋን ንኽሰርሐሉ ገዛ ተኻርዩ ነይሩ። ምስተሰወአ ድማ ናይ ዓመታት ክራይ ገዛ ተፀብፂቡ ንክኸፍል ስውእ ከም ህልው ተኸሲሱ ኣሎ። እዚ ጥራሕ ኣይኮነን፤ ዝነበሮ ውሑድ ንብረት ንወላዲቱ ፀዊዓ ክርከባ ዝገበረት ጎረቤት ልዕሊ ክልተ ሚእቲ ሽሕ ንኽትከፍል ተኸሲሳ ኣብ ክርክር ትርከብ። ድኻ ወላዲቱ ድማ ይድግፈን ዝነበረ ሓደ ወደን ምስውኡ ከይኣክል ብጭንቀት እናነብዓ ፍትሒ ኣሎዶ ይብላ ኣለዋ። ንምዃኑ ስዉእ ይኽሰስ ዶ? ዘደምም ጉዳይ ኣብ ፕሎት ኣድምፁታ።

Развлечения

Опубликовано:

 

8 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 862   
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 15 дней назад
እቲ ዕዳ ክንከፍሎ ኢና እታ ባዕልቲ ግዜ ግን አብ ፍርዲ ትቅረበልና ፍቲሂ ንስዋአትና 🙏🙏
@HIfti-H
@HIfti-H 15 дней назад
አዘና ሳብስክራየብ ግበሩለየ
@lailamehari3800
@lailamehari3800 15 дней назад
ናይ ኣሕዋትና ሂወት ብክልተ ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ ይምለስዶ? ንሱ ተሰዊኡ ሰብ ገዛ ቅርሺ ክሓቱ ንእሽተይዶኾን ንእግዚአብሔር ኣይፈርሑይ.
@abrahaleytewelde9290
@abrahaleytewelde9290 14 дней назад
እዋይ ዓድና
@danielyigzaw5925
@danielyigzaw5925 14 дней назад
ፍትሒ ነደ ስውእ ተጋዳላይ ብቁልጡፍ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 14 дней назад
ትክክል
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 15 дней назад
ሕጊ ተሎ እቲ ገዛ ካብ እዛ ባንዳ ከሓዲት መንጢሉ ንስድራ ስዉእ ተጋዳላይ ነጋሲ ክወሃበን ኣለዎ።
@user-dg2pu3mh1s
@user-dg2pu3mh1s 13 дней назад
👌👌😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
​@@user-dg2pu3mh1sሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 13 дней назад
እወ 🥲🥲🥲
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k 13 дней назад
ባሓቂ😢
@HyabTadese
@HyabTadese 13 дней назад
Tikikil
@hiwotkidanu7662
@hiwotkidanu7662 15 дней назад
ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ መሕዘኒ እዩ። ሹሻይ እቲ ገንዘብ ካብ accountኡ ከመይ ኢሉ ከምዝተመሓለፈ ነቲ bank manager ክተዛርቦ ንደሊ ሕጊ ይስፈን ።ንትርሓስ ከዓ ክብሪ ይግባኣ። ፅንዓት ንስድራ ስውኣት
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@hiwotkidanu7662
@hiwotkidanu7662 11 дней назад
@@merhawitmuaz1619 I did
@SalamSalam-jz2je
@SalamSalam-jz2je 11 дней назад
​@@merhawitmuaz1619ሳብስክራይብ ትብላ ናብዙይ መፂኢክ ታይ ዓይነት ደደባት ኢክን ደናቁር
@user-mw5ng1gd6r
@user-mw5ng1gd6r 14 дней назад
ድምፂ ስድራ ስዋአት ይሰማዕ እዚ ማናጀር አቅርበልና ዕላማ ሱዋአትና ይተግበር ንፍትሒ እዮም ተሰዊኦም😭😭😭😭
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@naliru6096
@naliru6096 12 дней назад
ንሕወሓት ከድሕኑ ከኒፎም እቶም ደቂ 80 ሕውሓት ዘድሓንዋ ግን ኣሜሪካ ኮይኖም መንእሰያት ንኸንቱ 1 000 000 ሃሊቖም ነየናይ ፍትሒ ? እዚ ኩሉ ተቓሊስኩም ኢትዮጵያውያን ንሙዃን ክክክክ ካብ መጀመርዩኡ ህልቂት ከይመጸ ሰላም ንግበር ተባሂልኩም ብብደዐ ተዛሪብኩም ጸጊብኩማ ኸኣ
@wegihutame542
@wegihutame542 6 дней назад
@@naliru6096seqi bel hasawi Zey Neska Aytmesali Mes bali Neska dena Eritreawan Niqxer 30 Amet Bezay firdi zaseri Mengest eyou Zelna
@aregashyigzaw4860
@aregashyigzaw4860 14 дней назад
ብጣዕሚ ዘገርም ፕሮግራም እዩ ዝሓወይ ናይዛ ሰበይቲ እዚኣ ግን መወዳእታ ክተፍልጠና ንፅበ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@kflemariyamtewelde9942
@kflemariyamtewelde9942 14 дней назад
ተጸሚመ ብሓይሊ ክሰምዖ ጸኒሐ ብጣዕሚ የሕፊሩኒ በጃ ህዝቢ በረኻ ወጺኡ ዘይተመልሰስ ብገዛ ክራይ ተኸሰሱ ኢልካ ኣሎ ዘረባ ተካል ግዜ እዩ ክልተ ሞት 😢😢😢😢😢
@Hareg675
@Hareg675 15 дней назад
ኣይይ ዛዓደይ ክንደይ ጉድ ተሸኪማ ሎሙስ ስውእ ይክሰስ😢😢😢 ኤህህ መድሃኒአለም ይፍርድኪ ንዝከስስኪ ኣደየ ፅንዓት ይሃብኪ😢🙏
@atbbzasCool-r6b
@atbbzasCool-r6b 2 дня назад
ብጣዕሚ እዩ መሕዘኒ እታ ሰበይቲ ናይ ኢዳ ይሃባ ፈጣሪ ፍርዲ አብ ሰማይ እዪ። ወላዲት ፅንዓት የሃብኪ ትርሓስ እውን ክብሪ ይግብአኪ ሕድርኪ አይጠለምክን; ካብኡ ብዝዘለለ ግን ሽም ጅግና ተጋዳላይ ጉልባብ ጌርካ ልመና ግን ውስልትና እዩ ካብቶም 4ደቆም ዝተሰወእዎም ንስኪ ትሕሺ አብ መንገዲ ትራንስፖርት ቢሮ ኢኪ ትሰርሒ ካብተን ውላድ ዘይብለን ዝተረፋ ንስኪ ትሕሺ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 14 дней назад
ኣቱም ሰባት እታ ካሳሲት ፈጣሪ ይክሰሳ ኤህ☝️ እሞ ካኣ ንኣዶ ጅግና ንሱ ሂወቱ ዘሕለፈላ ንዓዱ ንህዝቡ ታካሳሲት ሳሉኡ ብሂወት ተረፊ ፈጣሪ ይፍረዳ ኣጆኪ ኣዶዋይ ፈጣሪ ኣብ ጎንኪ እዩ እሞ ካኣ ስውእ ኣቤት ኣቤት ጭካነ😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@May-vt1jq
@May-vt1jq 15 дней назад
እታ ከሳሲት ንህዝቢ ኢሉ ዝተሰወአአ ጅግና ትክስስ ዘላ ረሳሓ ሰበይቲ መቃብራ መስራሒ ይኩና ደንቆሮ እያ እዝኣን ከምዚኣን ዝበሉ ረሳሓት እዮም ህዝቢ ዘፅርፉ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ 🙏
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 13 дней назад
I agree with your comment
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k 13 дней назад
ዓገብ ፍትሒ ንስድራ ስዋኣት ጀጋኑና😢😢 ኣጀኪ ማማየ እቱ ገንዘብ ባዓልትና ክንካፍሎ ኢና እቱገዛ ግን ናዓኣ ተመንጢላ ንስድራ ስዋኣት ክዋሃው ኣለዎ።
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 15 дней назад
ፍትሒ ፍትሒ ንስድራ ስዋኣት
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 13 дней назад
ኣታ ታይ ኢክን ለመንቲ በዚሕክን ገፅክን ትርሓቅ ኣብ ሕማቅን​@@merhawitmuaz1619 ኣብ ፁቡቅን ዩቴባት ክትልምኒ😓
@HAILEKIROSKIDANU
@HAILEKIROSKIDANU 14 дней назад
ነመስግነካ ክቡር ሓው ንስካውን ብዙሕ ፈተና ክበፅሐካ እዩ ጠንክር ሕድሪ ስውአት ከይተዕብር።
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@One-zq8eu
@One-zq8eu 7 дней назад
Hegi enio diu 😢😢
@SalamSalam-of1rb
@SalamSalam-of1rb 15 дней назад
እግዚአብሔርይፍረዳ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉
@AtaklitiTsehayeAbay-qw2np
@AtaklitiTsehayeAbay-qw2np 15 дней назад
ኣይ ፈጣሪ ጎዮም ዘይፀገቡ ንኡሳት ወዲቆም ነዚ ክንሪ ዲዩ ባዕልኻ ፍረድ ከሳሲት ናይ ኢዳ ትርከብ ወላዲት ፅንዓት ይሃብኪ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 14 дней назад
ደምሪኒ❤
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 15 дней назад
ስድራ ስዎአት አይንህዝን ፍትሂ ንስድራ ስዋአት ንህዝቢ ትግራይ 🙏🙏
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 15 дней назад
ፍትሒ ፍትሒ ኣይትበሉ ከምዞም ኣምሓሩ ፍትሒ ተትረክብ ናብዚ መጽያ ትዛረብ ኣላ።ግዳ ኣዋጺእና ንኽፈለላ ኣኸለ።
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
​@@semharkahsay1946ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@Hareg675
@Hareg675 15 дней назад
ግንሲ ታይ ይኾን ኣለና 😢እሞ እንኾ ወዳ ሲኢናስ ክሲ ኤእእ ውረድ እሞ ፍረድ🤲
@aronmelos6636
@aronmelos6636 15 дней назад
ምእንተ ኸዚ ብሂወት ዘለና አይኾነይ ድዩ ዝተሰዉኡ 😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@MuseAraya
@MuseAraya 14 дней назад
ሽሻይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣካይዳ ትኽይድ ኣለኻ ቐፀለሉ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ተኺኢልኻ ግን እታ ኸሳሲት ኣቕሪብኻ ሕተታ እሞ ኣሕናውን ዝከኣለና ክንገብር ኢና
@asdftyu4148
@asdftyu4148 15 дней назад
ዋይ ጉድኮ ክንሰምዕ ኢና ኣብዛ ጉደኛ ዓድና ምእንቲ ናዓኣቶም ሂወቱ ዝከፈለ ጅግናስ ይክሰስ እዝግዮ ባዕልካ ፍረድ
@Almi_Alm
@Almi_Alm 14 дней назад
ደምሪኒ ምቅረተይ❤
@azmeraamen6989
@azmeraamen6989 15 дней назад
እግዚአብሔረ አምላክ ምስክን ይኩን ንዝሞት ሓውና ድማ መንግስት ስማያት ያውርሶ😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 15 дней назад
ብስሩ ጌጋ እዩ እና እዛ ዝከሰሰቶ እኩል ፍርዲ ክወሃባ ኣለዋ ብዘይ ፍቃድ ወለድ ቅርሹ ትወስድ ንስውእ ትከስስ ሕጊ ኣጥቢቁ ክትሕዛ ኣለዋ ብስሩ ሸለል ከይብላ ቲትዋይ ኣዞኪ ናይ ድካምኪ ናይ ሓቅነትኪ እግዛቢሄር ክፈርደልኪ እዩ ኣዞኪ ዝሓፍተይ ንወላድትና ለ ፅንዓት ይሃበን😢😢😢
@user-fk6nz1iq2y
@user-fk6nz1iq2y 14 дней назад
ሂወት ንዝከፈለስ እዚ ይፍደ ብጣዕሚ መሕዘኒ መሕፈሪ ምእንታካ ንዝተሰወአስ ይክሰስ ፅንዓት ይሃብኪ ኣደይ ፈትሒ ክሰፍን ሂወቶም ንዝሰኣኑ ፍትሒ ክስእኑ ኣይብሎምን ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 15 дней назад
ብጣዕሚ የሕዝን መንግስቲ ዘይብላ ኮይና ዓደይ ተበላሽያ ዝተሰውኡ ኣሕዋትና ብላሽ ኮይኑ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣሕሕሕ መንግስት ግን ታይ ይገብርሎ ንስድራ ስውኣት ነፃ ዘይብሃሉ😢😢😢😢😢
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 15 дней назад
ኽላእ ሀለውለው ምስ መንግስቲ ታይ የጋኒዮ እዚ ናግለ ሰባት ኽርኽር መሰልዩ መንግስቲ ታይኽገብር ነይሩዎ ???
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
​@@freweynigslassie2039ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@logassefa7554
@logassefa7554 15 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትርሓስ ብዓልቲ ሕሊና ኢኺ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@abedaberhan
@abedaberhan 14 дней назад
ወለከ😢😢ጉድ ከመይ ከመይ ዝበለ ነገረ እዬ ንዓዲ ንሃገረ ትግራይ አየ እኮ ተሰውእ 😭😭😭😭ሓድር ጀግኑና የክብር😢😢😢💔💔💔😭😭😭
@tesfalemtezare114
@tesfalemtezare114 15 дней назад
ፅንዓት ይሃብክን ኣዶ 😢😢😢😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@user-jp1im9qb3i
@user-jp1im9qb3i 15 дней назад
እት ማይን መብራህትን ከ ኣበይ ኮይኑ እዩ ተጠቅሚዎ ዓድ ተበላሽዩ ብሓደ ክልተ ሰብ😢😢😢😢
@SeniNaytdf-bf1cw
@SeniNaytdf-bf1cw 15 дней назад
😓
@rozar227
@rozar227 13 дней назад
😢😢😢😢😢ብሓቂ ሞስውኣቲ ክንድዚ ጭካነ ሰብ ሩጉም 😢😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
​@@SeniNaytdf-bf1cwሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
​@@rozar227ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@kidanutadele921
@kidanutadele921 15 дней назад
ዋይ ዟምላክ ፍትሒ ጠፊኡ እምበር ኣብ ትግራይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@firdos4354
@firdos4354 13 дней назад
እዚ እዩ ውዕለቱ ንእንኮ ሂወቱ ንህዝቡን ንዓዱን ዘወፈየ ስውእ 😢😢
@user-fo9vd3cf4n
@user-fo9vd3cf4n 15 дней назад
😢😢😢😢😢ኣሕሕሕ ኣታ ፈጣሪ ታይ ዓይነት ግዜ በፃሕና ኣይይ😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@mommommommom9907
@mommommommom9907 12 дней назад
ብጣዐዕሚ የሕዝን እዙ ገንዘብ ንክፈሎ ተጋሩዋኒ እዛ ስብ ክኣ ናብ ሕጊ ትቅረብ ንዓ ክብል ተስዊኡስ ክንድዚ ጭካነ ረሳሕ ዝኮነነት ስብ 😢
@adugaltgray3831
@adugaltgray3831 15 дней назад
ንሳ ንክትነብር መስዋኢቲ ዝከፈለላ ስዉእ ክትከስስ አህ😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤❤
@kidanzeweldemaryam6186
@kidanzeweldemaryam6186 15 дней назад
ብጣዕሚ ልገርም እዪሞ እዘን ኣዶ እቲ ጅግና ስውእ ግቡእ ፍርዲ ክረክባ አለወን እታ ከሳሲስት ግን ሰለ መን ክብል ዲዪ ክቡር ሂወቱ ሰዊኡ ሰለ ዓዱ ሰለ ህዝቡ ክብል አይኮነን ድዩ ሂወቱ ከፊሉ እታ ከሳሲት ክፍረዳ አለዎ ሕለና ዝበሃል ደለይ ዲዩ እሞ ሓደ ወደን እዋይ ጭካኔ አብየት አምላክ ፍረደ 😭😭😭
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ ❤🎉
@user-ww5ur9il7l
@user-ww5ur9il7l 13 дней назад
ለካ ትግራይ ብዙሓት ዳንኤል ክብረት እዮም ዘለውዋ። መሕዘኒ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 12 дней назад
Emanke
@ariamemun9576
@ariamemun9576 12 дней назад
ሰላም ፀንዓት ይሃብኪ ክብርቲ : ኣዴና ንሓውና መንግስተ ሰማይ ይዋርሶ 😭😭😭🙏
@user-wh2hl2vr6n
@user-wh2hl2vr6n 15 дней назад
በስምኣም እግዝኣቢሄር ፍርዲ ይሃብ😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉
@sophiaali3933
@sophiaali3933 15 дней назад
እዋይ ኩፊእ ስማ ኣንታ ምሕረት የውርደልኹ ጎይታ ሰራዊት ኣንታ እስካዕ ኣበይ ኢኹም ወሪድኩም ኣቱም ሕዝቢ ሓየንታ ፍርሑ ነዞ ጎብለል ሕፃን ወሊዳ ምእንቲ ሃገር ዘሰወኣት ኣዶ ጅግና ኣክንዲ ደበሳስ ክሲ እዋይ ኣቱም ከሰስቲ ወሊድኩም ዶ ትኾኑ ኣይ ብሃቂ ነዙ ነውራም ተግባር ውዒልኽምዎ እንተ ኾይንኹም ዓገብ ዓገብ እዙ ጅግና በጃ ሕዝቡ ዝተሰወአ ናቱ ክትበልዑ እዙይ ኹሉ ክፈልጦ ኣለዎ ነውራም ተግባር ስለ ዝኾነ ኣደ ስውእ ፅንዓት ይሃብኪ
@Tekle-ho3cw
@Tekle-ho3cw 13 дней назад
😢eti nay bank halaf Kab srah tesegugu gubue sgumti kwehabo alewo
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
​@@Tekle-ho3cwሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 14 дней назад
እግዝኦ ማሓረና ዋይይይ እኒአካ ግዜ ሎሙስ ንሙውት ይክሰስ😭😭😭😭😭
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 11 дней назад
እህህህህህህህ ወይ ሰብ አቤት ጭካነ ታይ ዓይነት ሕልና እዩ ዘለዋ ታኸሳሲት💔😢😭 ልመን ኢሎም እዮም ተሰዊኦም ኣሕዋትና
@habenatsbha1833
@habenatsbha1833 День назад
ብጣዕሚ የሕዝን እቲ ማናጀርን እታ ሰበይትን ብሕጊ ክሕተቱልና ኣለዎም
@محمدمحمد-غ2ض
@محمدمحمد-غ2ض 11 дней назад
እፍፍፍ ዋይ ህዝበይ ዘይረኽቦ ዘይለ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 15 дней назад
እዚ ክፉእ ንህዝብና መርገምን ጥፍኣትን ዝኾነ ሽፍታ ስርዓት ሕወሓት ካብ ዝባን ተጋሩ ከይወረደ ህዝብና ሰላምን ፍትሕን ክረክብ ፈፂሙ ኣይከኣልን።
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘
@user-fh9lb3wx9w
@user-fh9lb3wx9w 10 дней назад
ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣሕ እልካስ ዘይወፅእ መስዋእቲ ኣሕዋተይ
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 13 дней назад
እህህ ሓረርና እባ 😭💔
@user-le8mk5sb1r
@user-le8mk5sb1r 6 дней назад
ዓፅሚ ስውእ ጅግና ነጋሲ ዕሾኽ ኮይኑ እናወግኣ ክነብርዩ ነዛ ኸሳሲት
@ethiopiawitabraha330
@ethiopiawitabraha330 15 дней назад
😢😢😢ብጣኢሚ የህዝን እንታይ ኮይና ኢና ተጋሩ ከምዚ ጨኪና እንታ ይብል እቲ መንግስቲኸ ፍትሂ አብ ትግራይ ጠፊኡ ስዋአት እዚድዩ ዋጎኦም ብጣሚ ነህዝን😢😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@user-dg2pu3mh1s
@user-dg2pu3mh1s 13 дней назад
እተን ዝወሰድክየን ቅርሺ መተስከሪኪ ይግበሮ መድሃናኣለም 👆😢😢😢😢
@TGgf-vr1ly
@TGgf-vr1ly 13 дней назад
አሜን ይግበሮ🥺🥺🥺
@asmerethagos8417
@asmerethagos8417 15 дней назад
ኣቤት ኣቤት ኣንታ ፈጣሪ አንታይ ዝበለ ጭኮነ አዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@zefanhadara2486
@zefanhadara2486 13 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@sarahfoufa9908
@sarahfoufa9908 15 дней назад
ምእንተ መን ድዮም ተሰዊኦም😢😢😢😢 እዋይ ሓተይይ
@mhregerezghier3869
@mhregerezghier3869 15 дней назад
ምእንቲ ሓለፍቲ ሕዋሓት እዮም ሞይቶም
@romanatsimu9460
@romanatsimu9460 15 дней назад
ኪድ ዓፋሪ ምእቲ ህዝበም እዮም ሓሊፎም ሕዋሓት ተዝኸዉን ሰራዊት ትግራይ ምስተቖፃፀረ ኣሕዋትና ኣይመደፈረን ጨንዉቲ​@@mhregerezghier3869
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
​@@mhregerezghier3869ሳብሰክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 15 дней назад
መሕፈራት
@GenetAnbaye
@GenetAnbaye 15 дней назад
አሸንካይ ዶ ልተሰወእ ተዝህልዉ አዉን ከኸፍል የልቡን ነታ ከሳሲት መሊስካ ኽትክስሰ አለዎ እቲ ባንኪ ኮላይ ቤት ፍርዲ ክፍረደሉ አለዎ
@hiwotberane1375
@hiwotberane1375 15 дней назад
ፍትሒ ንስድራ ስውአት
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😘😍
@user-uu6qt8gd1c
@user-uu6qt8gd1c 12 дней назад
ይሐዘን😢😢
@dadgfflsft1553
@dadgfflsft1553 9 дней назад
ብጣዕሚ ዘገርም😭😭😭😭😭☝️
@user-sq9ve2eh3d
@user-sq9ve2eh3d 15 дней назад
ፈጣሪቦይ ከብዘይ ኣድሕነኒ ፅንዓት ይሃብኪ ወላዲት እረ ሕጊጠፊኡ ዓዲ ተባለሽያ እረ ዘምሰባት ሕጊ ይቅረቡ ወይ ህዝቢ ትሮክቦ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@ethiopiawitabraha330
@ethiopiawitabraha330 15 дней назад
ንስኻኽአ እዳ ክኸፍሉልክን ትብል ናይምንታይ እዩ ዝክፈል ንአዱን ንህዝቡን ኢሉ ዝተሰወአ ተጋዳላል ገዛ ኽራይ ክኽፈል የብሉን ብመጀመርያ ተአዊጁ ነይሩ ገዛክራይ ከይጥየቅ ንምንታይ እዩ ህዚ እዚ ሰዉእ ከንዲ ሐገዙ ክፈል ዝባሃል ህዝቢ መንግስቲ ይፍረድ ፍትሂ ንተጋደልቲ ንህዝቦም ኢሎም ዝተሰውኡ😢😢😢😢😢
@user-og5le5sg8d
@user-og5le5sg8d 14 дней назад
ታ መካረይት ጥራሕ አይኮነትን ገበነኛ ቤት ፍርዲም ገበነኛ እዩ ንመን ድዩ መላምል አሕዋትና ተሠዊኦም ናበይ ኢና ንከድ ዘለና ስውእ ዝክሰሰሉ ቤት ፍርዲ ገበነኛ እዩ
@Hagaz-lj3dm
@Hagaz-lj3dm 9 дней назад
ኣደይ ፅንዓት ይሃብኪ ብጣዕሚ የሕዝን
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 15 дней назад
ኣብ ትግራይ ግን ክንደይ ጨካን ሰብ እዩ ዘሎ😢
@user-vh1py3pr6y
@user-vh1py3pr6y 11 дней назад
ያ😢😢
@EyobYoni-ld5po
@EyobYoni-ld5po 15 дней назад
ብጣዕሜ እዬ ለሕዝን ክልተ ሞት ሞይቱ 💔💔😭😭😭😭😭😭😭
@elsamebrahtu8495
@elsamebrahtu8495 15 дней назад
ኣቱም ሰባት እዚ ጅግና ስውእ ሓውና ንሳ እታ መካረይቲ ሰበይቲ ባዕላ ኸዚ ናይ ዝሓለፈ ገዛ ኽራይ ዝትሓትት ዛ ነተን እዚ ሰላም እዚ ተሰውኡ ዘምፀአ ኣዶ ኣብ ሂወት እስካብ ዘለዋ ክትኸፍለን ከምዘለዋ ናይ ሞራልን ናይ ካሊእን ተባሂሉ ክት ቕፃዕ ነይሩዋ።።።።።
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
@aasaas7284
@aasaas7284 11 дней назад
ጎይታዋይ ትግራይ ዓደይ ኽንደይ ጀጋኑ ኢኺ ስኢንኺ ኣሕሕሕሕ ኽነዋፅአሉ ኢና😢😢😢😢😢ዞምንስድራ ስዋኣት ዘሳቅዩ ናብ ሕጊ ይቅረቡ ቅርሺ ዶ ይዓቢ ሂወት ሰብ ንዓና ኽብል ሓሊፉ ንህዝቢ ትግራይ ንዓና ኽጥዕመና ተሰዊኡ ርጉማን😢😢😢😢
@user-gw8re6jq2s
@user-gw8re6jq2s 15 дней назад
አታ ፈጣሪ ክንደይ ጓሓፍ እዩ ታአክብዋ ዛትግራይ ህይዉት ንዝሃበስ እዙይ ይፍደይ የሕዝን😢😢😢😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤❤
@GooklGookl-cf3dw
@GooklGookl-cf3dw 11 дней назад
ፍትሒ ንተጋደልቲ
@taddesseeleni2840
@taddesseeleni2840 15 дней назад
አታ ታይእዩ ዝኮውን ዘሎ ዝስብ ዝኩሉ ሐሊፍስ ዘይንማሀረሉ ዋይ ስብ ጨኪኑ ምእንቲ ህዝቢ ዝተስወስ ዝኩሉ ግእፊ
@alemdesta454
@alemdesta454 13 дней назад
ዋይ በስመኣብ ሕርር እህህ tdf ይ ደምኩም ክፈርደና እዩ ንሕና ርጉማት ፍጥረት😭
@One-zq8eu
@One-zq8eu 7 дней назад
እዋይ ዘይ ስማ ደነለ ነጋ ዳዊት ራስታ አነ እኔኩ ሙሉ አድራሻ አጣይኩም ነገሩና 😭😭😭😭😭💪💪💪
@keseteguesh5488
@keseteguesh5488 15 дней назад
ትግራዋይ ከምኡ እዩ ጨካንን ፍትሒ ዘይፈልጥ እንዳ ሃለወ ንፍትሒ ኢና ንቃለስ ኢሉ ዝጭፍር ጨፋሪ መንነት እዩ
@MegaSofiamia
@MegaSofiamia 15 дней назад
በጃኻ ስልኪ ቁፅሪ ናይዛ አዶ!!😢
@yoditteklemaryam7925
@yoditteklemaryam7925 15 дней назад
ዋይ ዘይንስሞዕ የብልናን እኳ 💔💔💔💔💔
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ🎉❤❤
@Mesisliver
@Mesisliver 15 дней назад
ከምዚዖም ዝበሉ ፍትሒ ዘበላሺዉ ሰባት ትግራይ ኽትጉሕፎም አለዋ ሐደራ በጃኹም
@medhin8187
@medhin8187 15 дней назад
ጠበቓ ሎሚ ኮ ከሓዲ ኮይኑ በቃ እግዞ ሰብ ብዘየለሉ ድማ ስዉእ ጭራሽ ክኽፈል 😢?
@selammeles2061
@selammeles2061 12 дней назад
ትግራይ ግን አታይ አዩ ዝስራሕ ዘሎ በቃ ሃየ ዝብል የለን ንመን ድዩ ተሰዊኡ አዋይ አነ አህህህህህ ወለኦም ዝተሰውኡ 😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@DawitWeldeab-fo4qz
@DawitWeldeab-fo4qz 5 дней назад
ብጣዓሚ ዘስደምም ዩ።
@SalamSALAM-rt7iv
@SalamSALAM-rt7iv 9 дней назад
ብጣዕም መሕዘኒ😭😭😭
@samigereziher
@samigereziher 13 дней назад
ፍትሒ ፍትሒ ንስድራ ስዉእ
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c 11 дней назад
ኦፎ እዋይ መክራ እንታ እዚ መንግስቲ እንዶ እንታይ ይግብር ኣሎ ኣጀኪ ማማየ ማዓረይ ኣዶ ክትብኪ ከላ ኣነ ምክእል ይኣብየኒ ኣሎ😢😢😢😢😢
@mulualemkidanu7376
@mulualemkidanu7376 14 дней назад
ኣገብ ብቐዳምነት እቲ ካብ ኣካውንት ክወፅእ ልገበረ ውልቀሰብ ናይ ባንክ ሰራህተኛ ተሀባባራይ እዩ ክቕፅል ብሳላ መስዋእቱ እንዳነበረት ከዳእ ሰበይቲ ብሀቂ ህጊ ተልዩ ግቡኣ ክትረክብ ንምህፀን ኣገብ ኣገብ ስድራ ስውኣት ኣብ ርእስ ውላዶም መስዋእት ዝገበሩ እዚ ኣይግበኦምይ😭😭💔
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 15 дней назад
ዛ ከሳሲት ሕሊና አልቦ ብጣዕሚ ዝሕዝን ዩ እምበረከ ሰብ ድያ እዋይ ጉድ ካፈቶም ፀላእትና ዝገበሩናስ እቲ ናትና ንብሎ ሰብ ገደደ አታ እንታይ ኢና ንከውን ዘለና ብጣዕሚ ዝገረም ዩ😭
@Succ.981
@Succ.981 15 дней назад
ኦ እግዛኣብሄር ይፍረዳ....zktsel akrbelna....eka
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🎉❤❤❤
@Succ.981
@Succ.981 9 дней назад
@@merhawitmuaz1619 say what
@AtaklitiTsehayeAbay-qw2np
@AtaklitiTsehayeAbay-qw2np 15 дней назад
ታይ ኢና ክንሪኢ እዞም ስውኣት ፍትሒ ሪትዒ ክክሰፍን ረዚን ዋጋ ከፊሎም ስድራ ስውኣት ክንገላትዑ ኣብ ፍትሒ ዙርያ ዘለኹም ካብ ትርሓስ ሓፍተይ ኣጆኺ እዚ ከም ህዝቢ ኢና ክንሓፍረሉ ክንሸማቀሉን ፍትሒ ንስድራ ስውአኣት ክብርን ሞጎስን ነቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ሰምአኣታት
@HMA354
@HMA354 5 дней назад
እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶስ
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 15 дней назад
እፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር የፅንዕኪ አደየ ምልምል ወድኪ አሰዊእኪ ደማ እዙይ ምተገበአኪ ነይሩ😭😭😭😭 እታ ከሳሲት እቲ ገንዘብ መሕነቂአ ይኹን 😡😡 ፍትሒ ዘይብላ ዓዲ እንታይ ማለት እዩ ስውእ ዝኽሰስ ኸ ናብ ሚድያ ትምፃእ ሰብ ይርአያ ክፉእቲ😡
@mihret-hh7ny
@mihret-hh7ny 15 дней назад
ሐቅኺ ትቅረብ መን ምዃና ይፈለጥ
@Tsfayhaylu
@Tsfayhaylu 5 дней назад
ዝምልከቶ አካል ንሐቂ ይሐግዝ
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 14 дней назад
ኣታ ትግራይ ክንደይ ጀጋኑ እዮም ኣስእንክና ክንደይ ሙሁራት😢😢😢 ኣቱም በላዕት ሕድሮም መራሕት ግደፉ ኣዶ ጅግና ክልተሻዕ ኣይታንብዕዋ😢😢😢
@MuhammadNoor-et9vr
@MuhammadNoor-et9vr 10 дней назад
ፍትሕ
@user-pe1qr1bp8c
@user-pe1qr1bp8c 15 дней назад
ሕጊ ኣልቦ ነዚ ድዩ ዛኩላ መስዋእቲ 😭🖤🖤ስውእ ይክሰስ ዋይ ጉድ ስማዕ 🖤🖤🖤😭😭
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 12 дней назад
Eway god 😢😢😢
@zeyenebahmed1494
@zeyenebahmed1494 15 дней назад
Yasazenal
@castech2127
@castech2127 14 дней назад
የቀንየልና ሽሽይ
@HadasWeldegebrial
@HadasWeldegebrial 12 дней назад
አቃዕ አሠማዕኻዮ ነጋሲ ወደይ ዐድኻስ ኪሒዳትካ በል መንግሥተሰማይ የዋረስካ
@danieltewelde8541
@danieltewelde8541 15 дней назад
ኣብ ልዕሊ ስድራ ስዋኣት ዝበፅሕ ዘሎ በደል ብጣዕሚ ዘሕፍርን ዘሕዝን እዩ! ናይዘን ኣብ ልዕሊ ስድራ ስዋኣት በደል ዘብፀሐት ሰበይቲ ኢንተርቪዊ እንተትገብራ ድማ እቱ ሓቂ ንምርዳእ ምጠቀመ። If you have the opportunity, please interview the accuser woman.
@mihret-hh7ny
@mihret-hh7ny 15 дней назад
Yes GOD Bless you Brother
@user-sy5xo4sl7h
@user-sy5xo4sl7h 13 дней назад
ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን ንብረት ንገዛንማ ሓዲግናዮ ኮ ከይድና ነይርና ትገዛ ዱዩ ዝንብረት ሂወተይ ኣውፅእንይ የኮነይ ዲና ነይርና ድሮ ረሲዕናዮ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሻሎኦም ኮኦይና ንነብርለና ከዚ አሕና ክንነብር ብገንዘብ ዘይትመን ህይወቶም ብልዓቢ ኣሕሊፎም ገንዘብ ልሞተ ምክሳስ ብጣዕሚ ልብካ ልሰብርዩ ልባዕልናስ ታይ ሒዝናላዲና ሂወት ከዝ ንሞት ናጋ ንሞት ዘይፈለጥና ሙውት ክንከስስ ከቢድዩ ተኮነካ ንዛ ወላድ አይዞኪ ምበልናየ ሓዘና ከይገዳስ ተወሳኪ ሕማም ናጋ ለ ልባዓልናያ ኣብ ናዓልና ቦታ ኮይናስ ቲ ንርኣዮ ዝቃንዛ ሞት እና ለ ፅቡቅ ስራሕ ልባዓልካ ፀናሒት ያ ሕማቅ ተሓሲብናለ ንባዓልና ምካን ንፍለጦ ነበርቲ ኣይኮናን ተደጋጊፍና ታሓላሊና ንሕለፎ ዚጊዜ ፈጣሪ ልቦና ይሃበና እምበይ ከቢድ ዩ 😢😢😢😢
@zaharazahara502
@zaharazahara502 15 дней назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣይይይይይ ሓወይይይ😢
@JssjHaosh
@JssjHaosh 6 дней назад
Selamdo Slamnay Gn Sdra teGadalay Kkses Kkewun Zey blu Ayu TnAat yhabki mamaye maAarey
@user-hq7ik9kh9l
@user-hq7ik9kh9l 15 дней назад
ፍትሒ ንስድራ ስውኣት😢
@tangoalpha8893
@tangoalpha8893 13 дней назад
ሲስ ስለ ፍትሕን ሕድሪ ስውኣት ንምኽባር ትገብሮ ዘለኻ ፃዕሪ እንድ። ትርሓስ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኪ ደቂ ወሉ ሰሊዕ ደቂ ሕድሪ ስውእ ስለዝኾኑ ክብርን ሓገዘን ይግብኦም። ብሓድነትና ንደብሶም ከምቲ ትርሓስ ዝበለቶ። ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ።
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 13 дней назад
ደምረን🎉
@astergebre9935
@astergebre9935 15 дней назад
Oh my god on Good
Далее
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:26
Просмотров 12 млн
Maybe i need to add instructions @popflexactive
00:14
ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
18:16
🛑ተላምዶ መለያየት ከባድ ነው😱
26:58
Детство злой тётки 😂 #shorts
0:31