Тёмный

ሃዋህዉ ዳግማይ ኲናት ኣብ ትግራይ::ጉዳይ ሕጊ ብ/ ንሓመዱ ጨ/ ሆላንድ::ሰለማዊ ማዕበል ኣብ ዓባይ ብርጣንያ::ሃገራውነትን መንነትን በበይኑ እዩ:: 

TEMESGHEN NETWORK
Подписаться 24 тыс.
Просмотров 2,7 тыс.
50% 1

ሃዋህዉ ዳግማይ ኲናት ኣብ ትግራይ::
ጉዳይ ሕጊ ብ/ ንሓመዱ ጨ/ ሆላንድ::
ሰለማዊ ማዕበል ኣብ ዓባይ ብርጣንያ::
ሃገራውነትን መንነትን በበይኑ እዩ:: #eritreanpolitics

Опубликовано:

 

1 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 16   
@sameraomer711
@sameraomer711 3 месяца назад
ትግራዋይ.እንታይ.ገዲሱው.ነይ.ኤርትራ.ኤርትራዌን..እያ.እንታይ.ገደሰኩም
@geriekahsay9697
@geriekahsay9697 3 месяца назад
ተመስገን ካሕሳይ ብዙሕ ኣይትዕፈር ናይ መሰደዲና ምክንያት ንስኻ ኣይትሕብረና ኢኻ ኩሉ ኤርትራዊ ዝፈልጦ እዩ። ንሱ ድማ እቶም ከደምቲ ጭፍራ ኣያታትካን ኣሸቀልቶም ላኣኽቶምን ዝሃንደስዎ ፍልሰት ንኤርትራውያን ናብ ስደት ምዃኑ ኩላትና ኤርትራውያን ኣብ ስደት ንሃሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንስሕቶ ከይመስለካ ንስኻ ውን ጸግዒ ናይ ኣያታትካን ኣቦ ሓጎታቶምን ላኣኽቶምን ብምሓዝ ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ ጸሎሎ ክትቀብእ ትውዕልን ትሓድርን ኣለኻ።
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 3 месяца назад
Very good analysis
@misghinaghebre9419
@misghinaghebre9419 3 месяца назад
ተመስገን ወዲወዳ ንሳህሉ በቦኻን ኣዴካን ኢትዮጵያዊ ኢኻ። ሎሚ ብዝኮነ ኢትዮጲያዊ ዝደናገር ኤርትራዊ የለን።ዕረ ዝጠዓሞ ዕረ ይጥዓሞ እምበር ኤርትራ ብደቃ ንዘልኣለም ተከቢራን ተሓፊራን ክትነብር'ያ.።።።
@samraawatta2484
@samraawatta2484 4 месяца назад
😭
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 3 месяца назад
Amhargna, Tigrigna, Tigre kab giz zibokle eyu semetic dima ybehalu
@selemunabede6712
@selemunabede6712 4 месяца назад
Geez tigringa tigre came to eritrea separately mean the most redicoulus statment of this century. Geez the dource of tigringa amharic and probably arabic
@geriekahsay9697
@geriekahsay9697 3 месяца назад
ትሕሱ ኣለኻ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬት ትግራይ የለን። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ግዝኣቱ መሬቱ እዩ ዘሎ።
@eriblood803
@eriblood803 3 месяца назад
😂 😂 😂 😂 😂
@eriblood803
@eriblood803 3 месяца назад
Temesghen kiros wedi 40...you have serious problems my "friend ".......you are Ethiopian..mind about your country...
@truth3960
@truth3960 3 месяца назад
Why is this big concern about 🇪🇹 Dont expect support from eritreans while standing with our enemy. Yes, 36:37 you want to forget Algiers and focus on your pretoria.
@asmeretgurja9696
@asmeretgurja9696 3 месяца назад
Tigrawe Tamasgan you’re Ethipha don’t warrior about Eritrean teawelge
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 3 месяца назад
ስራሕ ሕገ መንግስቲ ህዝቢ ኤርትራ ብኩራቱን 33 ዓመት ናብ ስደት ክባታተ ዝገበሮ ኣብ ጉዕዞ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ሳህራን ምድረበዳን ኣብ ባሕሪን ዝጠፋኡ መንእሰያት ኤርትራ መጻኢም ተስፋ ቆሪጾም ከም ህዝብን ሃገሮም in the worldwide
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 3 месяца назад
Temesghen network ሕሳብካ እኾ ጽቡተኮነ ባዓል ጅን ብላክ ብጸቱን በጃ ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ፍትሒን እዮም በጃ ኣብ ኡሱርቤት ኣትዮም እቲ ትብሎ ሰናይ ነገር እዩ ጠበቃን ገዘብ ምሕጋዞም
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 4 месяца назад
መምህር ተመስገን ሎሚ ዘዳለኻዮ መደብ ኣገዳሲ ነይሩ ። ብፍላይ ኣብ ትግራይ ዘተኮረ ዓበይቲ ነጥብታት ጠቂስካ ። ትግራይ 3 ዓበይቲ ጸቅጢ ነቲ ውዕል ፕሪቶርያ ንምትግባር ክፈጥሩ ዝኽእሉ ዓቅምታት ( leverages ) ነይሮማ ። 1. ነቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ጀኖሳይድ ኣብ ውሽጢን ወጻኢን ብዝርከቡ ህዝቢን ውዱባት ተቋወምቲን ተወዲቦም እቲ መስርሕ ምጽራይ UN ኣብ ትግራይ ኣቲዩ ነቲ መስርሕ ክጅምሮ ንምግባር ብግ.ም.ት. ከምኡ'ውን ሕውሓትን ዝተረኣየ ሸለልትነት ። 2. ተራ ድያስፖራ ትግራዋይ ኮነ ተባሂሉ ብግ.ም.ት. ከምኡ'ውን ሕውሓት ከምዝዳኸም ተገይሩ ። 3. እታ ሓንቲ ተሪፋ ዘላ ነዚ ልዕሊ 85% ከበድቲ ኣጽዋሩ ዘረከበ ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ( TDF ) ከምዝብተን ምግባር ። ብድሕሪ እዚ ትግራይ ንዝመጽኣ ሽርሕታትን ትእዛዛት ጦብያን ሻዕብያን ኣሜን ኢሉ ዝቅበል ህዝቢ ምርኣይ'ዩ ።
@kumbraza
@kumbraza 3 месяца назад
ትግራዋይየዶ ኣይበልካን እንታይ ሐበጠካ ብዛዕባ ኤርትራ
Далее
BABYMONSTER - ‘FOREVER’ M/V
03:54
Просмотров 3,7 млн
2  መልሓስ ኣብ ሓደ ርእሲ ጌጋ ዓገብ
2:20:15