Тёмный

ህወሓት ሎሚ እውን ኣፈላላይ | ናይ ምዕራብ ይተርፈና - ጀነራል | ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ተጨውዮም || Tigray News 24 

Tigray News 24
Подписаться 68 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

ህወሓት ሎሚ እውን ኣፈላላይ
ናይ ምዕራብ ይተርፈና - ጀነራል
ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ተጨውዮም
| Subscribe to Tigray News for Update News|
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2024 #TigrayNews

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 9   
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@حافظ-ه9ط
@حافظ-ه9ط 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@user-wtigrai
@user-wtigrai 3 месяца назад
ተጋሩ ተማሃሮ ኣብዓዶም ይንገላትዑ ኣለው ዓገብ
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 3 месяца назад
ኣንቱም ሰባት ሕወሓት ፀርያ ክትወፅእ ኣለዋ ምኽንያቱ አፍቲ አባላት ውድብ አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘለው ኩሎም ብግዕዝይና ንፀላኢ መረጃ ብምሃብ ብሰብ ዝውውር ዝጨቀዩ ኣባላት ሕወሓት ስለዘለው ነዝይ ምፅራይ ዘይደልዮ ኣካላት እዮም እዙይ ድማ ጉባኤ ሕወሓት ናይ ግድን ክካየድ ኣለዎ እዞም ወንጀላት ሒዞም ክቅፅሉ የብሎምን ዘይምቅፃል ጥራሕ እንተይኮነስ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ፍርዶም ክረኽቡ ኣለዎም እዛ ጉባኤ ክትካየድ ዘይደልዩዋ ዘለው ብዝተፈላለየ ዩቲባት ዝልፍልፉ ዘለው ጉዶም ንኸይወፅእ እዩ ንስኻትኩም ኣቃራርባኹም ሕወሓት ንኽትፈርስ ካብ ዝደልዩ ኣቃራርባኹም ይመስል እዩ በቶም ወንጀለኛታት ዝቀርብ ዋጭዋጭ ደገፍቲ መሲልኩም ኢኹም ዘገባኹም ኢኹም ተቅርቡ እዙይ ድማ ሚዲያኹም ሚዛናዊነት ዝጎደሎ ዘሎ ሙኻኑ ግን ክትርድኡ ኣለኩም
@AtakltAbebeKalkay
@AtakltAbebeKalkay 3 месяца назад
ካብ መአዝ'ዩ ናብ መልቀቒ ፈተና 12 ሞባይልን ደፍተርን ሒስካ ተአቱ? እንታይ ከምንገብር ክንፈልጥ ይግባእ።
@ElidyaBirhane-hw1pb
@ElidyaBirhane-hw1pb 2 месяца назад
መንጀሪኖ, አለም ገብረዋህድ , ወይ ጉጀለ ዓድዋ ናብ ፍርድ እንተቀሪቦም ወይ እንተተአሊዮም ጥራሕ እያ ትድሕን። ኩሉ ካብ ፈደራል በጀት: መሰረተ ልማዓት : ሰለ ዝከነ ላማኒት ጉጀለ ሕወሓት ክትጠፋእ አለዎ ። መንግስት ትግራይ ግዛዊ ምምሕዳር ትግራይ እዩ።
@GebrehiwotGebremedhin
@GebrehiwotGebremedhin 3 месяца назад
ሓሳውን ፈሽፋሽ ናይቶም ሰረቅትን መጨበርበርትን ክቃልዑን ክውገዱን ዘይደልዩ ደገፍቲ እኩም ኣብ መወዳእታ ድማ ተጠየቅቲ እኩም።
@NegashTesfay
@NegashTesfay 2 месяца назад
ኣታ በይዛኻትኩም ጡይ ኣሪው ሓለውለው ኣይትበሉ
Далее