Тёмный

ህየሳ ደርፊ 'ፕላኔት' 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 91 тыс.
50% 1

ህየሳ ደርፊ 'ፕላኔት'
© እዚ ቪድዮ'ዚ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋምን ምስትምቓርን ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
ዳዊት ተ/ሰንበት - ሽላን - ፕላኔት - New Eritrean Music - Planet - Dawit T/senbet - 2023
• ዳዊት ተ/ሰንበት - ሽላን - ፕላኔ...
Mahder-production social media links:
Facebook- / mahderproduction
RU-vid- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com...
ዳኒ ወዲመምህር
www.facebook.c...
/ wedi__memhr
ዘይበረየ ጎድነይ
www.emkulu.com...

Опубликовано:

 

5 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@senaitnegasi6046
@senaitnegasi6046 Год назад
"ንሓቂ ድለይዋ ምናልባት ሓራ ተዉጻትኩም" ! ዳኒ ከፋቲ ብርሃን ግሩምዪ ፡ክብረት ይሃበለይ።
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Год назад
ኡይይይ ረኺብካኒ ዳነይ💙 ኣምላኽ ነዚ ወለዶ ዝሃቦ ፍጹም ገዚፍ ህያብ መምህር ሓቂ ንስኻ ኢኻ። እዛ ደርፊ ዘሕፍር ጽንጽዋይ ,ያ ሒዛ መጽያ ኔራ፡ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ምስ ስቡሕ ጥዕና ይዓድልካ። መእታን ንሕና ክንረብሕ መጽሓፍ ወለዶና ኢኻ!💙
@imissmama3978
@imissmama3978 Год назад
✰ ናይዚ ወለዶ ,ዩ።
@solomonbb1377
@solomonbb1377 Год назад
Nay behaki
@biniamtedeos6940
@biniamtedeos6940 Год назад
Sk bel gda weledokan annetkan zey tfelt ezi wedi tefiu yetfeakum alo ezi kea xxway zey kone nzfelt hakiu kem beal danael nska ke ay kab bahlkum mennetkum annetkumn tefiekum zelekum weldo afkum tkeftu flet mflat newri aykonen behaxiru bahri eritrea nmntay kem ztebahle ab Google aleka fetch teberaber
@zemenzemen67
@zemenzemen67 Год назад
ጸባ ኣስተኻኒ ጎይታ ዳኒ😁❤ኣጻርዮም ነዞም ማዳ ሃገር ስነ ጥበባዋን።ልዕሊ እሰያስ ነዚ ህዝብን ሃገርን ንሶም እዮም ኣፍርሶማ ዘለዉ።
@milliontareke6728
@milliontareke6728 2 месяца назад
❤❤❤
@Norrsken03
@Norrsken03 Год назад
"ኣንታ ብሩኸይ እንታይ ዓይነት ጻህያይ ዲኻ ስሒብካ" ሞይተ 😂😂
@shewitberhane9025
@shewitberhane9025 Год назад
🤣🤣🤣🤣
@teklalegese4981
@teklalegese4981 Год назад
Wed malet eye😂😂😂dani
@LoveisseewtB12
@LoveisseewtB12 Год назад
Kkakak anekeman moyet zgeded ka neza koment ms raAkwa 😂
@kidanegebre5369
@kidanegebre5369 Год назад
NSU b nbalu xahyay ebdiu kkkkkk
@semeharmengsteab5646
@semeharmengsteab5646 Год назад
Kosile wala ane 🤣🤣🤣
@merontafla7071
@merontafla7071 Год назад
ንዳኒ ብዙሕ ህዝቢ ይፈትዎ ፡ ብዙሓት ስነጥበባዉያን ድማ ይጸልእዎ ፡ ምኽንያቱ ሓቂ ስለ ትመሮም ፡ ኣጆኻ በርትዕ ዳኒ ።
@janiwoldetinsae
@janiwoldetinsae Год назад
ስነጥበባውያን ሰብ ሞያ እዮም።ስለዝስ ብእኦም እዩ ልክዕ ሚዛኑ ክልካዕ ዝግባእ እምበር ብማንም ሰባት ኣይኮነን።ብዙሓት ሰብሞያ ስነጥበብ እንተዘይፈቴሞ እቲ ጠንቂ ዘይመፍተዊኦም ምኽንያታዊ እዩ።ተራ ሰባት ብዙሓት እንተፈቴሞ ግን ምናልባሽ ንስምዒቶም ዘሐጉስ ሃሰው ኢሉ ረኺቡ ስለዘኾለሶም ውን ክኸውን ይኽእል እዩ።ብዙሓት ቆልዑ ነቲ ሽኾር ዘቑሑሞም እዮም ዝፈትዉ።ምኽንያቱ ሽኮር ብስምዒት መልሓስ ምቁር እዩ። ብፍልጠት ግን ጎዳኢ እዩ። ስለዝስ ብዙሓት ቆልዑ ፈቴሞ ኢልካ ንብዙሓት ፈላጣት ስለ ዘይተፈተዉ እዮም ትብል እንተኾንካ ንባዕልኻ ሓደ ካብቶም ቆልዑ ትኸውን ኣለኻ ማለትዩ።
@onegod6726
@onegod6726 Год назад
@@janiwoldetinsae snetibeb wini balom zifeteriwo zey kones kab hbreteseb eyu zibiges slezi hiyesa win moya eyu Ab za ninebrela 🌏 kulu ♻ eyu !! "Selezi nikulu deret adewo artist sle zikonka kemdilayka" N Hibreteseb bzey hoto and rito ezi artist aikonen
@zxtsf
@zxtsf Год назад
​@@janiwoldetinsae ትርኩስ ኣብ ኤርትራ ጥበብን ጥበባውን ኣሎ ከይትብለኒ፡ ትምህርትን ፍልጠትን ዝሓረሞ፡ ፍርሕን ምስሉይነትን ዘንጸባርቕ፡ ከይሰርሐ ዝዕበ፡ ከመዛዝን ዘይክእል፡ ንምንባብን ፍልጠትን ግዜ ዘይብሉ ናይ ዓጃዋት እኽብካብዩ ፡ ኣብ ልቡ ዝስምዖ ካልእ ዝደርፎ ካልእ ፡ ነዚ ተድንቅ ከይመርመርካ ዕርቃንካ ምህላውካ ዳኒ ኣረዲኡካ ኣሎ። wake up ድቁስ።
@zxtsf
@zxtsf Год назад
​​@@onegod6726?😮 ኣታ ምስሉይ ደንቆሮ ቀለም ዝወሓዶ ፡ኣብ ኤርትራ ጥበብ ሞይቱ እዩ። ጥበብ ትምህርቲ የድልዮ እዩ። ጥበብ ህዝብኻ ብናይ ሓሶት ሸፈጥ ቃላት ምትላል ማለት ኣይኮነን። ጥበብ መጽናዕትን ዕምቆትን ሓቅነትን የድልዮ እዩ። ጥበብ ሞያ እዩ ኢኻ ኢልካዮ ፡ ስለዚ ንጥበብ ከም መብልዒ እንጀራ ጥራይ ዝርእይዎ ንምንባር ንንጀራ ዝጣበቡ ጥበባውያን ንሀዉልካ ጎሮሮ ጥራይ ሒዞም ብፍልጠት ሞይቶም፡ ንስኻ ደጋፊኦም ድማ ብናቶም ርእሲ ትምዘን፡ ነዚ ክመሚ ዝኽእል ርእሲ የብልካን ማለትዩ። 😮😮😮😮😮
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ Год назад
ንሓቅ ድለይዋ ከምት እዮሱስ ዝበሎ ሓራ ክተዉፀአኩም እያ ።ቃል ዳን ወድ መምህር ብጣዕም ደስ ዝበለትን ኣገላልፃ 👏❤️
@ariboy0505
@ariboy0505 Год назад
Welcome smart 🤓 Boy 👏🦋 ስመይ'ሲ ይጥቀስ እንድ'ዩ ናብ ናይ ኣናብስ ጉድጋድ ግን ተደርብየ ኣይፈልጥን'የ፡ ሞትኩ፡ 🤣🤣🤣 ዳኒ ያሆ፡ I love you beqa mglexi yebleyn 🥰
@hagostesgayliverpool5376
@hagostesgayliverpool5376 Год назад
🤣🤣🤣🤣
@filmontsehaye
@filmontsehaye Год назад
😂🤣🤣🤣
@teklalegese4981
@teklalegese4981 Год назад
😂😂😂😂
@simonbirhane7516
@simonbirhane7516 Год назад
ደቒ ዓድትና ንርትዒ ድለዩዋ፡ ሓራ ኻኣ ከትውጽኣኩም'ያ። የቐንየልና ዳኒ!
@tomashadgu7052
@tomashadgu7052 Год назад
ናይ ዳኒ ሓውና ካፍቲ ቀንዲ ደስ ዝብለኒ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ዙዉጽኦም ጥቅስታትዪ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓወይ ብሩክ 🙏🙏
@militenegasi172
@militenegasi172 Год назад
ንስካ መምህር ናይ ምሁሩሃት ብሩህ ምጻኢ ብዙሕ ተስፋ ኣሎና ካባካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@militenegasi172
@militenegasi172 Год назад
@@d.p.5822 👍👍👍
@lomientertainment-6791
@lomientertainment-6791 Год назад
ብዛዕባኻ ዛዕባ ዓቅምኻ ፍልጠትካ ብልሕኻ እንክሓስብ ፡ ሓሳብ ይውሕደኒ ፡ ኣምላኽ ነቲ ከም ጸሓይ ደሚቁ በሪሁ ዘሎ ኣእምሮኻ ይሓልወልና ፡ እቲ ምንታይ ሰብ ክነቅሕ ፡ ዝኾነ ኣበር ዝወጾ ዘይብሉ ካብ ሃልወሳ ነጻ ዝኮነ ፡ ፈጺሙ ዘየሰልቹ ትሕዝቶ ፡ ከይጸገብናያ ተወዲኣ ፡ መም. ዳኒ ወዲ መምህር ! ንስኻ ኢኻ ሓቀኛን ብቅዑን መምህር !! ተባረኽ !!!
@even6598
@even6598 Год назад
እቲ ተምጸኦ ሓሳብ ምስ መረዳእትኡ ብምኻኑ ዝያዳ ብርሁን ብቐሊሉ ንኽትርድኦ ሓጋዝን ይኸውን ። መግለጺ የብልካን ዳኒ ከማኻ ይብዝሑ !!
@danielghebre
@danielghebre Год назад
ኣነስ ይመሃር ኣለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
ወዲ መምህር ጅግና መስትውዓሊ በጃካ እባ ናይ በራኪ ዓገብ በለልና እዚ ደንቆሮ ብዝኮነ ኣጆካ በርትዕ ኣብ ጎንካ ኣለና✅💯👍🏽💐
@SamuMussie4127
@SamuMussie4127 Год назад
Aytxaref 🤨
@nromenrome7193
@nromenrome7193 Год назад
Entay eka eska agame
@መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
@@nromenrome7193 wedi dergi temahar😂😂
@kiflemariam2509
@kiflemariam2509 Год назад
ዋውውው ዳኒናይ ብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ እዞም ስነቀንጠብጠ ጽረ ሕብረተሰብ ሓቂ ክምስክሩ ዘይኩእሉ ከማኻ ወዲ መምህር ህየሳ ጽቡቅ ገሮም ዝህይሱ ክትበዙሑሉና ንደሊ ኢና::
@Never-lose-hope
@Never-lose-hope Год назад
ዋይ ዳዊት ኣታ አንታይ ወሪድዎ 🫢 ጽቡቅ መግለጺ ዳኒ ሓወይ
@MohamedAhmed-yj9jm
@MohamedAhmed-yj9jm Год назад
ወዲ መምህር ቃላት ሲኢነልካ ብሓቂ ብሓቂ ለባም ቅኑዕ ፈላጥ ደፋር ንምልእቲ ሃገር ምዕድኻና ! እምበር እዛ ሃገር ደኣ ካልእ እንታይ ሕማምዶ ኣለዋ'ዩ ደይ ትምክሕቲ ጃህራ ብደዐ
@efremtewelde568
@efremtewelde568 Год назад
Absolutely right explanation our artists always live on the dream
@abrahaleyyemane9112
@abrahaleyyemane9112 Год назад
ተዓወት ዳኒ እምበር ወዲ መምህር 💯💟💛💟
@ezramichael4530
@ezramichael4530 Год назад
You are right ቀጽሎ በርትዕ
@brhanetewelde585
@brhanetewelde585 Год назад
ናይ ብሓቂ "ብሪውሪው" ዝኮነ ዘመን ስነ ጥበባውያን። ዳኒ ወዲ መምህር ዘይትድገም ኢካ!! 👏👏
@popentertainment5720
@popentertainment5720 Год назад
Smart Boy, I was Waiting for this🤝
@amansaym1193
@amansaym1193 Год назад
ን'ዳኒ ምዉዳስ ኣይድልዮን እዩ Masterclass✍🏽❤
@mibrakteka6008
@mibrakteka6008 Год назад
Wedi Memhir jigna entay elna emo kingeltseka. Kibur hawey Egziabher yibarkka! Hager miquan tsegimatna zelas planet.... Egziabher yirieykum!
@luelasrat5712
@luelasrat5712 Год назад
ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ። ኤሪ ሳት እንተ ዝማሃላልፉልካ ዝመልእክቲ ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ።
@Fagi-24
@Fagi-24 Год назад
ክላእ ኤሪሳት ኣበይ ኢለሞ ሙህሙናት ንዉፉይ ከማን እታ ሓገዝ ደልዮም ኢዮም ኣምጽዮሞ እምበር ብሓቂ ንህዝብና ሓልዮት ተዝህልዎም ንምንታይ ተወሓደ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ እንዳምጽኡ ንውሽጢ ዓድና ዘሎ መንእሰይ ከንቅሕዎ ዘይፍትኑ ካብ ዉፉይ ንላዕሊ ንመንእሰይ ከንቅሕ ዝኽእል እኮ የለን እዞኦም ግን ትም ኢሎም ከምቲ ሰብ ዝብሎም ናይ ገዛውቲ ኢያ::
@senaitnegasi6046
@senaitnegasi6046 Год назад
ኤሪሳክት፡ቃልሲ ክደናጎይ ድሌት ኣለዎም ክንብል።ማእከልነት ናይቲ ደምበ ፍትሒ ንምኾን ድማ ይፍትኑ።ገበርትን ሓደግትን ክኾኑ ኣመና ይደሊዪ።ብዛዕባና ብዛዕባ ሕዝቢ ግን ከመይ ኣለኻ ኣይትበሎ ኣብገጹራኣዪ እዪ። ፍሩያት ኣብቲ መንፊት ኽተርፎዪም።ብዓይኒ መንፊት ክንመጻረ ኢና ።
@danielkfle5759
@danielkfle5759 Год назад
Welcome ወዲ መምህር ✅️🥰
@tuemzghimezgebo6566
@tuemzghimezgebo6566 Год назад
ዳኒ ተባዕ ጽቡቅ ስራሕ እቲ ሓቂ ብጽቡቅ ኣገባብ ነጊርካዮም።
@samuelmuhus1545
@samuelmuhus1545 Год назад
ኣምላክ ይባርክኻ ወዲ መምህር።ሓቂ በልካ።ብፍላይ ኣብታ ትምክሕቲ ሓጥያት አዩ ዚበልካያ። I really admire your thoughts
@mathiasfshaye2345
@mathiasfshaye2345 Год назад
ዋው... ወዲ መምሕር... ወዲ መምህር! ቃላት የብለይን።ሓንቲ ቃል ግን, ኪብለካ "የቐንየልና"!!👌🙏
@samuelgebretekle4660
@samuelgebretekle4660 Год назад
ኣይኮነን ንኤርትራውያን ነዓና ንተጋሩ ሃናፂ ሓሳብ እዩ ኮይኑ ረኺበዮ ኣለኹ ብወገነይ ንሱ ድማ ኣብ መርየት ዘየሎ ምሕሳውን ምጅሃርን እዩ እቱ ውድቀት የቐንየልና ዳኒ ቐፅለሉ
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 Год назад
Ezi guday nay eritrawyan conversation eyu!!!!
@nebuteklemichael9982
@nebuteklemichael9982 Год назад
😍😍😍😍💐💐💐
@abelabi6782
@abelabi6782 Год назад
@@yaredtesfa97kid gohaf
@yaredtesfa97
@yaredtesfa97 Год назад
@@abelabi6782 ehi entay Gere ka? Hasbey kgelts aykeln dye ewe ezi guday nay eritrawyan eyu entay eyu eti tsegemka?
@dekiweldemicheal9579
@dekiweldemicheal9579 Год назад
@@yaredtesfa97 men eyu nay Eritreawyan trah zbeleka kmhreka wielus hanti keyhazka Video tray tketatielka.bel kngreka ezi nzkone seb tigrina zrda eyu.
@febentadesse4313
@febentadesse4313 Год назад
Welcome Dani Jigna I am proud of you!!❤👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
@kalMHe
@kalMHe Год назад
Kem wetru hasabka azyu ritawi eyu. I appreciate the fact that you take your time to do some digging to bring the public something that gives sense and something that opens our eyes and ears !!
@brhanzetigray
@brhanzetigray Год назад
ዳንዋይ ሓቂ ስንቁ ክፈትወካ ❤ ሶ ዓርኪ ስባር ነቓዕ ከም ዝበሃል ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝዓረኸት ናይ ግድን እያ ክትዓብድ! 'ዛ ብደም ዝጨልቀወት ኢትዮጵያ'ኮ ክሳብ ሀዚ ኢዳ ናብ እግዚአብሔር ትዝርግሕ 'ናበሉ ብቓል እግዚአብሔር ከላግጹ ይውዕሉ አለዉ! ኤርትራ 'ውን ከምኣ ብትምክሕቲ ቀጺላ አላ! ዘናድደኒ ነገር ግን ካብ ቃለ እግዚአብሔር'ናልዓሉ ምልጋጾም እዩ! እግዚአብሔር ጸዋር!
@heruy8274
@heruy8274 Год назад
The Ethiopia of the bible refers to today's Sudan.
@yonaswedikifle6296
@yonaswedikifle6296 Год назад
I saw a lot of people choose fooling around themselves... these videos surely help them to solve their problems... great dani!!!
@metkelandeneskel7762
@metkelandeneskel7762 Год назад
ወዲ መምህር ጅግና
@anbesalaynewelday3904
@anbesalaynewelday3904 Год назад
ብጣዕሚ ብሩሁን ምስ መብርሂኡን ህየሳ
@robitete3838
@robitete3838 Год назад
ከሉ ከም ቀደም ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ❤ግን ድልየታት ሰዓብትኻ ምስማዕ ገዲፍካዮ መስለኒ ክንደይ ግዜ ናይ ናይ ወዲ ትካቦ "ይገርመናሎ" ገለ ክትብለና ክንደይ ግዜ ሓቲትና😑
@Dania09082
@Dania09082 Год назад
ኢሂ ትርጉማ ቀይሩ ከምጻልካ ዲኻ ደሊኻ፥
@zxtsf
@zxtsf Год назад
"ኣምጺእዋን ድዩ ኔሩ " "ኣይተኻታተልካን " 😮😮😮ናትካ ሽግርዩ ፡
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Год назад
ድሕሪ ዓሰርተ ዓመት ንመጀመርታ ግዜ ድንግል ረኪበ ኩላህካ ደጋፊ ዳኒ ኾንግራ በለኒ ኣብ ሓጎስ ኢየ ዘለኩ
@ፓትሪስሉምምባ
@ፓትሪስሉምምባ Год назад
Congra 🎉🎈🎈🎊 😃😃😃
@አለኒዘይተጋህደሕልሚ
ኮንግራ💐💛💛
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 Год назад
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰🔥🥺👍😊👍😊🔥😊🔥🔥😊
@kibromgebrehiwet4488
@kibromgebrehiwet4488 Год назад
Abzi andu da Zelda ETA asreyti 9+1=hagos enka abkaka!
@edenseltene6106
@edenseltene6106 Год назад
😂😂😂😂 ኮንግራ
@eseyamnuel
@eseyamnuel Год назад
ኣሰይ ዳኒ ወደይ በሊሕ መንእሰይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከመይ ድየ ዝፈትወካ
@saimonfiashaye2242
@saimonfiashaye2242 Год назад
መርሓብ መምህር ዳኒ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
@martinlutherking4295
@martinlutherking4295 Год назад
ከም ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ወዲ መምህር ንፉዕ መንእሰይ👍
@yonasnegash8346
@yonasnegash8346 Год назад
ናይ ብሓቂ: ጽቡቕ ኣለኻ::
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey Год назад
Ane natka kabti des zibleni mis mertoatatka sile timetse eu , dani bizuh seb kemzestemkar eka geyrkayo emo ketslo 💪💪👍
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 Год назад
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 😊🥰🔥🥰👍🥰👍
@baraktesfa8191
@baraktesfa8191 Год назад
ወለሓንቲ ዝበሃል የለን ግና የቀንየልና ወዲ መምህር ሓዉና ተባረኽ።
@baraktesfa8191
@baraktesfa8191 Год назад
@@d.p.5822 እሞ ከምዚ ናይ በዓል ወዲ መምህር ዲኻ ተምጽእ ኣነ እዚ ሲእልካ ዋለዉለው ይጸልእ ኣለኹ። 😂😂😂
@shanet542
@shanet542 Год назад
Ala mahder hawey neza derfi si kem ma'e'teb ab hanti ternifkaya 😁😁 you made my day... keep going and thank you for 🌹🌹🌹
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሐ8ኘ
Bow nska wedi memhr aykonkan dani memhr eka bunet love you my brother❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 Год назад
ተባረኽ ጽቡቕ ትሕዝቶ ! ሓፊና እኮ !
@አለኒዘይተጋህደሕልሚ
ዳኑዋይ ጅግና ደስ ዝብል አጋላልፃ ካባካ ቡዝሕ እናተማሃርና ኢና ብፍላይ ካአ ከንፊነድስ ዘለካ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብለኒ💛
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 Год назад
Oh my god You are amazing brother very well done Analysis very interesting
@kbreabyikalo5947
@kbreabyikalo5947 Год назад
ግርም ወዲ መምህር ጽቡቅ ህየሳ።
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 Год назад
Good job Dani. Keep it up.
@sabayemane6388
@sabayemane6388 Год назад
ጅግና ወዲ መምህር ኣምላኽ ይባርኻ ❤️🙏
@kidaneabraha2971
@kidaneabraha2971 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምእንቲ መንእሰይ ኤረትራ ሓቅን ሓሶትን ክፈላሊ ክመሃር። ሃገር ብሓቀኛ ታሪኽ እምበር ብናይ ሓሶት ትሪኽን ትምክሕትን ትህነጽ ሃገር የላን።
@tsegatesfu9002
@tsegatesfu9002 Год назад
ዓሽ ከመይ ኣሎ ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊእዋ ኣሎ እዩ ዘመኑ ወዲ መምህር. ብዝኾነ ጽቡቅ ስራሕ 👏👏 ይክንየላ
@azmerakiflemariam552
@azmerakiflemariam552 Год назад
Selam dani wedi memhre wedi Eritrea kemaka yebzahe ❤️❤️🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሰናይኣስገዶም
@ሰናይኣስገዶም Год назад
ዳኒ ሓወይ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ። ምስ መርትዖታቱ።
@arudani5704
@arudani5704 Год назад
Thanks!
@nebaygebresilsye2038
@nebaygebresilsye2038 Год назад
ብጣእዕሚ ዝዋሃጥ መግለጺ እድመን ጥእናን ይሃብካ
@msgnaasgele5967
@msgnaasgele5967 Год назад
ዳኒተይይ መግለጺ ስእነልካ ኣታ ጅግና
@laughlearn3951
@laughlearn3951 Год назад
ጽቡቅ ስራሕ ዳኒ ,ነቔፌታ ኢዩ ዘዕብየና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ Год назад
Ambesa Dani Wedi Memihir. Neza nay BARAKI hadash derfi kaa Hayisa bejaka. Thank you ❤
@king_kiros_
@king_kiros_ Год назад
welcom ዳኒ ብሉጽ መንእሰይ
@abrhamtesfay9319
@abrhamtesfay9319 Год назад
በዞም ኣብ ከባብየይ ዘለዉ ኤርትራዉያን የሕዋተይ ሓሳቦም ክርኢ ከለኩ ተስፋ ይቆርጽ ምክንያቱ እቲ ዝካትዑካስ ዕዉር ዝርእዮ ናይ ነዊሕ ጽሑፍ ኢዩ ። ከምዚ ከማካ ይሕዋት ብምሕላዉኩም ግን ተስፋ ንሰንቅ። ብንኡሱ ብፍልጠት ዝተሽሞ ንጉስ ናይ ልቦና ኢለካ ኣለኩ !!! ቀጽሎ ኣጆካ ታሪክካ ንዎሎዶታት ክሓልፍ ኢዩ።
@ove6164
@ove6164 Год назад
ወዲ መምህር በጃካ ናይ ኣብራህም ኣፍወርቂ "መለይ" ሃይሰልና💙
@wediteages9391
@wediteages9391 Год назад
ናይ ኣብርሃም ኣይህየስን እዩ እንታይ ደኣ ይስተማቀር!
@nugusegebrihiwet554
@nugusegebrihiwet554 Год назад
Mhyas entay malet dyu mnqaf tray do aykonen EU nay Abraham ke entay ketewxlu deliki
@adiamba2574
@adiamba2574 Год назад
@@nugusegebrihiwet554 no ምህያስ አኮ ነቲ ክብድ ዝበለ ደርፊ ምግላጽ ውን ዩ
@ፍቅሪህያብፈጣሪ
ን ተጋሩ ሃይሱሉይ ብልዮኦምቅ
@ህግደፈሰተይቲደም
ዘይከውን እሰከ ኣይትበሊ😊
@eri-binit6226
@eri-binit6226 Год назад
ብስም ድኒ ስከ like go found me ይብል ኣለኹ ሕጂ ኣብ airport Amsterdam ኮይነ ይጽሕፋ ኣልኩ ኣብ adiss ms ateku ክንደይ ኮይንለይ ክሪኦ ኢየ go foud me like .
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 Год назад
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🥰👍😊👍🥺👍🥺
@Ab-rj3xu
@Ab-rj3xu Год назад
Welcome wedi teacher 🇪🇷😍
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
እንጀራ እግዚ ብላዕ ወዲ መምህር❤️ ብሰሓቕ እየ ሰምዐዮ ወይ እንዳ ህግደፍ😂😂😂😂
@Alex-jc6yn
@Alex-jc6yn Год назад
ዳኒ boy ጹቡቅ መግለጺ ።
@Shakura71
@Shakura71 Год назад
Dingl gual welas dingil comment 😂
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Год назад
ዋው ዋው ህየሳ፡ መቸም ትምህርትን ልቦናን ጎደል " ስነ ጥበባውያን" ዝብል ሽም ንነብሶም ዝጠመቁ ኣሸጊሮምና። ቁሩብ ቐለም ንዝጠዓመ ለባም ኤርትራዊ ኣብ ሕፍረት ዝሽምም ሃለውለው !! Thank you Dear Bro Dani
@medhaniemaku3189
@medhaniemaku3189 Год назад
Nuesey haqi merar eya, sle zkone kea etom xeyeqti weledo zey nebere tarik enda hamamesu nhaqi zey natu kbrin hbirn zhbu aykwerdelomun u gn kem kedemka n haqi ab goni eti wuxue nus weledo dew bel kbret yhabelna bezom halewlew zblu b shim piro hizka mhntat trah nay zkealka n xaeda xelim elom kemnu zftnu b jahran tebitin tewetihom haqenatat kmeslu zftu aytdehal. so proud of you Dani bro ❤
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 Год назад
ደርት ኣልቦ! Well done as always, Dani boy!
@luwamsium646
@luwamsium646 Год назад
Keep going dani bravo
@ogbaghebriel5736
@ogbaghebriel5736 Год назад
ብሓቂ እዋናውን ብሩህን መልእኽቲ!!!
@mamadeardearmama4535
@mamadeardearmama4535 Год назад
ስመይ'ሲ ይጽዋዕ እንዱዩ ግን ኣነ ግን ናብ ጉድጓድ ተደርብየ ኣይፈልጥን እየ ።Dani the great ንበር ክበር 🤴🤝✅
@efremkidane6597
@efremkidane6597 Год назад
እዛ ሕቶ ናይ ናይ እዚ መንእሰይ ደስ ኢላትኒ ። "ስድራ ምልእቲ ናጸነት ስእና ተሰዲዳ ከላ፡ ንሱ ንባዕሉ ተሰዲዱ ከሎ። ናጸነት ኣብ ኤርትራ ኣሎ እሉ ዝካተዐካ እንተኮንስሲ እዚ ሰብ ናይ ብሓቂ ጥዕዩ ኣሎ ዶ ትብል"፧ መልሰይ ! ዘተመርመረ ኮኑ እንበር ሓንጎሉ ጡዕይ ይሰርሕ የለን፡ ተጸልሉ ኣሎ። ኣብ ባርነት እንዳነበርካ ፡ ብናጸንት ትነብር ከምዘለካ እንተመስልኻ ፡ሳእን ንቕሓትካ ብርግጽ ተጸልልካ ኣለካ። ከብድካ ብጥሙዩ፡ ሰውነትካ ብዕሩቑ ፡ ድክነት እንዳጣላቕየካ፡ ሃብታም ሃገር ኣላትኒ ኣነ ሃብታም እየ እልካ ትሓስብ እንተልኻ ብርግጽ ተጸልልኻ ኣለኻ። ኣብ በርካ እንዳነበርካ፡ ደሞዝ ውሑድ እንዳተከፈልካ፡ ድቕካ ብሓወላ እንዳዓበዩ ከለዉ፡ እኹል ዶሞዝ ትክፈል ዘለካ እንተመስሉኻ ብርግጽ ተጸልልካ ኣለኻ። ኣብዚ ሓዲሽ ዓመት ናብ ሓደ ቦታ ገይሸ ነይረ። ኣብቲ ገዛ ሓቲ ሕቶ ተልዕላ ነይራ እታ ሕቶ ከምዚ ትብል "ሓደ ወትሃደር ኣብ ኤርትራ እኩል ዶሞዝ ኣለዎ ዶ፧" እቶም 3 የብሎም ኢልና። ሓደ ካባና ግን እኹል ዶሞዝ ይክፈሉ ይብለና ኣሞ" ንስሕቅ። ንሱ ድማ ብሓቂ ክኹል እዩ ይብለና ። ክንደይ ከምዝክፈሉ ትፈልጡ ድኩም፧ 1800 ናቕፋ እዮም ዝክፈሉ ይብለና። ኣነ ሽዑ ምስ ጽሉል ንዛርብ ከም ዘለና እዩ ተረድእኒ። 1800 ናቕፋ እንታይ ክጠቕማ ይክእላ፧ ክንደይ ቖልዑ ከ የዕብያ፧ ገዛክራይ ከ ክከፍላ ይክእላ ዶ፧ ስለዚ ሳእን ንቕሓትካ፡ እቲ እትነብሮ ሕማቕ መንብሮ፡ ጽቡቕ ኾይኑ እንተተሰሚዑካ ናይ ብሓቂ ጽሉል ኢካ።
@Dania09082
@Dania09082 Год назад
ኣንታ ሓወይ መን ኣሎ ኢዩ ጽቡቕ ኣለኹ ኢሉ ዝዛረብ እንተኾነ ኣናብባኻ ጌጋ ስለ ዝኾነ ብጌጋ ክትጽሕፍ ንቡር ኢዩ። እቲ ዘረባ ዘሎ ሃገር ሕማቕ ኣላ ኢልካ ትኣምን እንድሕር ኣለኻ ስለምብታይ ዘይትሰርሕ ግዜኻ ካብ ኮይነዮ ዘለኹ እንዳ ገለጽካ ከም ዝውስተማስል ክትገብረኒ ኢልካ ተጥፍኦ ብሓባር ዘይንሰርሕ። ብስራሕ ዶ ኣይኮናን ማዕቢለን እዘን ኩለን ሃገራት። ንሕማቕ ብስራሕ ኣጥፍኣዮ።
@filmontsehaye
@filmontsehaye Год назад
1800 እንተ ዝህብዎም ከ ጸሊእካ ዶ ዝገርመካ መደናገሪት ሜላ ኢያ መኽንያቱ ኣብ ኢዶም ዝኣትዋ 900 ኢየን እሰን ክኣ 600 ንስድራኻ ወይ ብዓል ሓዳር እንተ ኾንካ ንሰበይትኻ ኢየን ተቆራጺ ዝኸዳ 300 ኽኣ ኣብ ኢድካ ማለት ዩ። እቲ ዝተረፈ ፌክ 900 ግን ገሊኡ ናይ ጥሮታ ገሊኡ ናይ ገዛ ክንሰርሓልኩም ተባሂሉ መታለሊ ቑጽሪ ኢዩ።
@eyobi22
@eyobi22 Год назад
Ambesa Dani Habibi Bolom tray nezom medanagerti. Xubuk gerka hizkayom aleka. Kexlo 👍💫
@ኪሮስዩጥበብ
@ኪሮስዩጥበብ Год назад
ዋውውው ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ዳኒተይ❤ GBU❤
@afewerkitekle7274
@afewerkitekle7274 Год назад
What I like from you is when you talk about something you give to us as proof of authenticity. I love you bro
@isuboy1
@isuboy1 Год назад
እንደ ልቤ ይብሉ አምሐራ እታ ናይ ልበይ ቶግ አቢልካያ ዳኒ ሐወይ እዝግሄር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ❤️🙏❤️🙏❤️🙏
@izyteky5101
@izyteky5101 Год назад
Damn, wt a great level of thinking!! I appreciate it!
@misgna2017
@misgna2017 Год назад
ብሉጽ መንአሰይ ከማካ ይብዙሑ ዕደመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ
@fretaweldu8657
@fretaweldu8657 Год назад
ክክክ ስመይስ ይጽዋዕ እንዲዩ. ከም ነቢ ዳኒኤል ግን ናብ ጉድጓድ ኣናብስ ኣይተደርበኹን. ናይብሓቂ. ቅኑዕ መረዳእታ. ዳኒ ጅግና.
@saliembiniam4194
@saliembiniam4194 Год назад
"ኣንታ ብሩኸይ እንታይ ዓይነት ጻህያይ ዲኻ ስሒብካ" 🤌😅😅
@semusailortl7946
@semusailortl7946 Год назад
Well done 👏 you're so smart and honest!!
@burnobeyene7736
@burnobeyene7736 Год назад
ውዲ መምህር ብሉጽ ሰብ ከማካ ይብዙሑልና ኣምላክ ብርዕኻ ይሰስነልካ 👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@abi11
@abi11 Год назад
ዳኒ ብሱል ሰብ ብዛዕባ ናይ መዳ ንኡሰይ እባ ገለ በለና ምሳይ ዝሰማማዕ ላይክ ይርገጽ🥰🥰
@figo6400
@figo6400 Год назад
ብርሃን ገጹ ኣውሊኢ መወጹ ገናሒ ዘዝመጸጹ
@nahomtsegay1273
@nahomtsegay1273 Год назад
😂
@fitsumgebreyonas9798
@fitsumgebreyonas9798 Год назад
የቐንየልና ዳኒ
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 Год назад
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🔥🥺👍😊🥰🥺🥰🥺🥰
@habtewe8914
@habtewe8914 Год назад
brilliant as usual
@brhanghirmay5886
@brhanghirmay5886 Год назад
Woww ብጣዕሚ ጽቡቅ መረዳእታ ሂብካዮም ኣለኻ ዳኒአል
@Lidyayyy
@Lidyayyy Год назад
Good job as usualy long life anbesaye❤
@solomonbb1377
@solomonbb1377 Год назад
I don’t know how to thank you bro you „Tseba astekan „ Enjera‘zgi belae Dani
@ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ
@ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ Год назад
ሓቅና ኣይንጽላእ፡ ሓቂ'ያ ሓራ እተውጽኣና! ቐጽሎ ዳኒ!
@ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ
_✅መምህር ሓቂ💜_
@merontes1626
@merontes1626 Год назад
Nay bahaqi jgna dani hawey kdmi hji bzuh aysemon eye nere kulu hyesaka nay lomi gn blke keyedneqkuka khalf aydeln kexlo dani hawey ❤️🙏
@wedimahari2175
@wedimahari2175 Год назад
ጹብቅ ስራሕ ክም ኩሉ ግዜ ዳኒ
@ezanagere9072
@ezanagere9072 Год назад
ብጣዕሚ ጎበዝ ሰብ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Год назад
ተጋሩ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ገዲፍናዮ በሉ መንነቶም ዝፈትዉን ኣምላኽን ኣብ ጎንኹም ክስለፍ !!!
@wedimereb1166
@wedimereb1166 Год назад
Thanks dani for information
@mikado5545
@mikado5545 Год назад
አሰይ አሰይ አሰይ ብሩኽ ወደይ ክንዲ ብዙሐት 🙏🏽 ንቀፍ አንቅሕ አርም መሃር ምራሕ ነዞም ዝተደናገሮምን ዝጠፍኡን
@kalayuAcc
@kalayuAcc Год назад
መምህር
Далее
ህየሳ ደርፊ 'ኣሸብር'
21:00
Просмотров 79 тыс.
Bro's Using 3 Weapons
00:36
Просмотров 3,4 млн
Women’s Celebrations + Men’s 😮‍💨
00:20
ህየሳ ደርፊ 'ሓዲገላ'
15:30
Просмотров 54 тыс.
ህየሳ ደርፊ 'ክልተ-ዓያሹ'
18:27
Просмотров 144 тыс.
ብልሽውና ኣብ ኤርትራ...
23:43
Просмотров 85 тыс.
ጥበብ ኣብ ደርፊ| | ሓሙሻይ ክፋል
17:00
Bro's Using 3 Weapons
00:36
Просмотров 3,4 млн