Тёмный

ምስ ሓሳብካ ንዘይሰማማዕ ሰብ እንታይ ትገብሮ፧ 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 111 тыс.
50% 1

ናይ ምጉት ባህሊ ንምምላስ እንታይ ክግበር ይከኣል፧
Support Mahder-production on Patreon...
www.patreon.com/Mahderproduct...
ዴስነት ኣብ ኤርትራ...
• ዴስነት ኣብ ኤርትራ.....
Mahder-production social media links;
Facebook; / mahderproduction
RU-vid; / mahderproduction
Instagram; / mahder_production
Tiktok; www.tiktok.com/@mahderpro?lan...
ዳኒ ወዲመምህር
profile.php?...
/ wedi__memhr
መወከሲታት
Encyclopedia Britannica. 2021. China - Consequences of the Cultural Revolution. [online] Available at: www.britannica.com/place/Chin... [Accessed 22 August 2021].
www.britannica.com/place/Chin...
ቃለ-መጠየቕ ብዛዕባ ስንኩላን ማይ ሓባር
• Isaias Afewerki of Eri...
Isaias Afwerki Insults a Brilliant Law Student - 1996
• Isaias Afwerki Insults...
ንእሽቶ ሓወይ ክንዲ ሓሙተይ 13 ክፋል
• BAHRNA - Eritrean Movi...
#mahderproduction #Daniwedimemhr

Опубликовано:

 

22 авг 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 923   
@One_Day-Ab-Adey
@One_Day-Ab-Adey 2 года назад
እንታይ ዓይነት ኣጋጣሚ ኢዩ ኣብዛ ናትካ ቻነል ኣትየ ናይ ቋንቋ ፖሎቲካ ኣብ ኤርትራ ዘርእስታ video ክከታተል ጸኒሐ ማለት ቅድሚ ሕጂ ርኤያ ኔረ ሕጂ ድማ ደጊመ ክርእያ ጸኒሐ ዳርጋ ኩሉ ኣብዛ ቻነል ዘሎ videoታት በብእዋኑ ደጋጊመ ርኤዮ ኢየ ብዙሕ ድማ ተማሂረ ዳኒ መምህር መንእሰያት ኢኻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ
@robi7719
@robi7719 2 года назад
ክገርመካ ኣነ ንባዕለይ ቅድሚ ክልተ ማዓልቲ ንዛ ትብላ ዘለካ ናይ ቃንቃ ፖሎትካ ትቡል ደግመ ሪኤያ ማራ እየ ዝምስጥ ቡወዲ መምህር ኣዚዩ ፍሉይ ኩርናዓት ዉሽጣዊ ድሌታትናን እዩ ዝትንክፎ ብዙሕ ኪኣ ይመህረና
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 2 года назад
Dani wedi Memhr zneberet Memhr Dani👍
@robelabraha7565
@robelabraha7565 2 года назад
እዛ “ናይ ቋንቋ ፖሎቲካ ኣብ ኤርትራ” እትብል፡ ሊንክ እባ ተሓባበሩኒ፡ ደልየ ስኢነያ።
@One_Day-Ab-Adey
@One_Day-Ab-Adey 2 года назад
@@robelabraha7565 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-gH0s-RFX1cs.html
@misginaokubu7213
@misginaokubu7213 2 года назад
ኣብ ነብሲ ወከፍ መደብካ ብሱልን ኣገዳስን ኣርእስቲ ኣልዒልካ ስለ ትማጎት ። ብጣዕሚ ክትምስገን ይግባእ ። ዳኒ ጅግና።
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 2 года назад
እዛ ናይ እዝንካ ጉዳይ ደኒ ገይርዎ ኢሎም ከይገብሩ እንተ ትገድፎ ምሓሸ ዳኒ ዓቢ ሰብ ብዝተረፈ ጽቡቅ ትምህርቲ ።
@dawitkflay2839
@dawitkflay2839 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጽፉፍ ሓበሬታ፡፡ ዝኾነ መጎት ብስነ መጎት እዩ ክፍታሕ ዝግብኦ ዳናዊ ኣጆኻ በርትዕ ኣብ መጻኢ ድማ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ንገብር።
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ብጣዕሚ መሃሪ ትምህርቲ ኢዩ፡ ኣብ ልብና የሕድሮ ኣምላኽ። እዛ ህግደፍ ዘምጽእዋ ናይ ጎነጽ ባህሊ ሃደሽደሽ ክትብል ትጅምር ኣላ፡ ኢደይ ኢድካ ንበል፡ ኣብ ስነ ሞጎት ምእንቲ ዓቅምና ከነበርክ ፍልጠትና ነበርክ፡ ኢንተርነት ንፍልጠት ይኩን ጭርሖና። ጽቡቅ ባህሊ ኣቦናታትና ክንመልሶ ኣምላክ ይሓግዘና።
@kehasetesfa4670
@kehasetesfa4670 2 года назад
ናይ በሓቂ ንፉዕ ነዚ መንእሰይ እዚ ከረድእ ዝክእል ሓሳብ ምምጻእካ ይመስግነካ ፡ቀጽለሉ """፥
@sami4534
@sami4534 2 года назад
ነዚ ስልጡን ባህሊ ክምለስ ኩላትና ክንጥቐመሎም ዝግብኣና ስልጡናት ባህልና ክነንጸባርቖምን ክንጥቐመሎም ኣለና። ዳኒ ድማ የቐንየልና ከምዚ ኢልካ ክትምህረናን ሓሳብካ ክተካፍለና ዝክኣልካ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ እሞ ኣይትጥፍኣና።
@halalhadgu1930
@halalhadgu1930 2 года назад
Absolutely true! One day, I like to see all our young people modelling your understanding and approach to life. Keep learning and sharing your findings ❤
@solomonliza
@solomonliza 2 года назад
ናይ ባሓቂ በሊሕ መንእሰይ! ኣጆኻ ቀጽል!!
@kiflombeyene
@kiflombeyene 2 года назад
እምበር ወዲ መምህር ....,😍😍! ኣእዛኖም ከፊቶም ዝሰምዑስ ክንደይ ከይስኣኑ፡ ኣእምርኦም ከፊቶም ዝሰምዑ እንተ ተረኺቦም ግን "ኣብ ልብና የሕድሮ" ጥራይ ክንብል።
@efremkidane6597
@efremkidane6597 2 года назад
በልሕ መስተውዓሊ፡ ፍሉይ ሓቂ ሰሚዐ ወዲ መምህር እንቕዕ ናትና ኾንካ ብዕሽነትና ናጽነነትና ዝሸጥና ሕብረተሰብ ምኻና ብሓቒ ኣጻባርቕካዮ። ባህልና፡ ቖንቓና፡ ኣታሓሳስባና ክሰፍሕ ትሰርሖ ዘለኻ ጸብቕ ስራሕ ቐጽሎ ። የቐኒየልና ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-fuQ20z8T-eY.html
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ብሓቂ ቡሱልን መሃርን ኣርእስቲ ከማኻ ይብዙሑልና ኣብ ሕብና የሕድሮ 👍👍👍🕊️🕊️🕊️
@joegr5323
@joegr5323 2 года назад
እዚ ወዲ እዚ ብኩሉ ሰብ ክስማዕ ዘለዎ ኢዩ ምክንያቱ ዘምጽኦም ሓሳባት ብዙሕ ከምዝጸዓረሉ ፍሉጥ ኮይኑ፡ ሱር በተኻዊ ለውጢ ከምጽእ ዝክእል ኢዩ። የቐንየልና ዳኒ የዕብየልና፡ ኣቦካስ ከመይ ኮሪዑልካ ይህሉ
@anehakiyezefetu6142
@anehakiyezefetu6142 2 года назад
Hakeka aleka::
@gebrieloqubagabr3223
@gebrieloqubagabr3223 2 года назад
Thank you bro ኣዘራርባ, ኣሰራርዓ ቃላት ይበል'ዩ ዘብል በርትዕ ደጊመ የመስግን.
@vipistarl5973
@vipistarl5973 2 года назад
🎓🎓🖥📚✏
@user-st2vr1tw6h
@user-st2vr1tw6h 2 года назад
እግዚአብሔር ከም ሓጥያትና ተይከነስ ከም ምሕረቱ ይቅር ይበለና ሰላም እና ራህዋ ንኩሉ ወጽሰብ
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 2 года назад
Lokmax meas ekum tlbmu hamed ygaberu sala hamed ztegaberu keman tnfas rekiba tigray kulom tezhabru tigray drasha metfewa nerom.ab wraykumn zeywraykn mexikim hazentegnatat aytkunu rekum sik mbal lmedu
@eyesusamlakeymaryamadey2046
@eyesusamlakeymaryamadey2046 2 года назад
@@amorashlakoloba442 bzaebakan kemakan zeybelahti eyu eti arsti xn elka sma
@user-br2fp8su1r
@user-br2fp8su1r 2 года назад
@@amorashlakoloba442 kkkkkk መቸም ካብ ብሱል ጥረ ኣይሰኣንን ኢዩ፡ በቃ ሰኣን ኣሜን ምባል ትም ኢልካ ዘይለ ትጽሕፍ፡ ምዃን እኮ ኩሉ ምሁር ወይ' ውን ኩሉ ሰማዒ ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ። ለባም ሰብ ግን ሰፊሕ እዝኒ ሓጻር መልሓስ ኢያ ዘላቶ። ወደሓንካ
@tesfayhailu1341
@tesfayhailu1341 2 года назад
እዚ ቆልዓ ብጣዕሚ ቡሱል ሰብ እዮ ኤርትራውያን እዚ ቆልዓ ተጠቀምሉ ፡ ፡ ናይ ቃላትካ ኣጠቃቅማ ድማ ዘይምድናቅ ኣይከኣልን
@kbrom-teklzgi
@kbrom-teklzgi 2 года назад
ጽቡቕ ትንታነዩ ዳኒ ሓወይ። አንተኾነ ነዞም ቆርበት ሓርማዝ ዝኾና ሕብረተሰብ ክትምህርን ከተረድአን ሽኮርያን ደምብዝሕን ከይትሓምም ፈጣሪ ይሓልኻ።
@semunipseytube7780
@semunipseytube7780 2 года назад
#King ናይ ናይዚ ዘመን ተበልናዮ ይውሕዶ ዶ ዳኒተይ መለይ 💪💚💚⚡️🤘
@natnaelabraha6869
@natnaelabraha6869 2 года назад
Dani ሎሚ ረኺብካያ the main Point of our problem. ደለይቲ ፍትሒ ኢና እና በልና ሓሳብ ዝበሃል ዘይብልና ተጻረፊ ፥ተጋነጽቲ ፣ ከሰስቲ ኮይና ተሪፍና። thank you Dani keep going 👏👏🙏♥️
@senayberhanearadom4502
@senayberhanearadom4502 2 года назад
ዋው ዳኒ እዚ ዘምጻእካዮ ሓሳባት ፡ ኣዝዩ ኣገዳስን ፡እዋናውን ዛዕባ ኮይኑ ፡ ብዙሓት ክምህርን ክልዉጥን ዝኽእል ፡ኣዝዩ ዝተዋሃሃደ ፡ ቅንብር ዘለዎ ሓሳባት ኾይኑ፡ ከም መወሰኽታ ድማ ነዚ ደንዚዙን brainwashedኮይኑ ዘሎ ፡ ሕብረተሰብ ከምቲ ፡ነዚ ዓንዩ ዘሎ ናይ ስነመጎትን፡ምብህኃልን ልምዲ ፡ ንምድራዕ ፡ ዘምጻእካዮ ፡ኣዝዩ ብሉጽ ፡ሕሳባት ብነቀፌታዊ ፡ ስነሞጎት ፡ ምምጻእካ ፡እኹል እኳ እንተኾነ ፡ከምቲ ኣብ ሓሳብካ ዝበልካዪ ፡ ነዚ ሓሳብካ ተረዲኡን ኣገናዚቡን ፡ ባህርያቱ ዘመሓይሽ ዝፍትን ኣዝዩ ስለዝኾነ ፡ ከም ሓሳብ ፡ መታን እዚ ትምህርቲ ዉጺኢት ክርከቦ ፡ ነዚ መንእሰይ በቲ ንሱ ዝኣምነሉ ወይ ድማ ፡ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ወይ (ቅድሚ 20-30 ዓመታት)እዚ ሕዝቢ ዝገበሮ ጽቡቅ ነገራት ከም positive እንዳ ኣቀመጥካ ነቲ ኣማዕብልዎ ዘሎ ናይ እንስሳ ባህሪ ፡ ክትቅይሮ ኣዝዩ ቀሊል እዩ ፡ምኽንያቱ ፡ ከምዚ ዓይነት ባህሪ ዘጥረየ ሰብ ብተፈጥርኡ ፡ ብዝዕባ ናቱ ጽቡቅ ነገራት ክስምዕ ስለዝደሊ ፡ ነቲ ቁሩብ ዋላ ዪኹን ፡ዘለዎ ጽቡቅ ነገራት እንዳዘርዘርካ ፡ እንተነቂፍካዮ፡ነቲ ዘምጽእካዮ ፡ ኣዝዩ ብሉጽ ነቀፌታዊ ሓስባት ፡ብሞራል ፡ እንዳኣስተንተነ ፡ ኣብሓንጎሉ ክቀርጾ ፡ ስለዝድርኽን፡ኣተሓሳስብኡ ንኽቅይር ፡ስለዘኽእልን።ምኽንያቱ systematic ብዝኾን መገዲ ብሓንቲ ፡positive 10 negative ካብ ሓንጎሉ ብቅሊሉ ክትድምስስ ስለእትኽእል ዳኒ ።ብዝተረፈ ስራሕካ ፡ ኣዚኻ ከምእትደኽመሉን፡ ከም እትጽዕረሉን ዘርኢ ስራሕ ኢኻ ሞ እትሰርሕ ፡ እንታይ እንዳበልኩ ፡ ሞራል ከምዝህበካ ኣይፈልጥን እየ። 10qs.
@ItIsNotLate
@ItIsNotLate 2 года назад
ናይ ልበይ ዘረባ ኢኻ ተዛሪብካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 2 года назад
ንኡስ ሓው መንእሰይ ዳኒኤል/ወድ መምህር/ከም ወትሩ እግዚኣብሔር ዝሃበካ ብልሂ ተውህቦ ንህዝብኻ ብሓፈሻ ንመንእሰያት ኣብነትን መንገድን ከመስግነካ እፈቱ::ጥዕና እምነየልካ::
@meharifissahaye3849
@meharifissahaye3849 2 года назад
እንቃዕ ብደሓን መጻካ ዳኒ ሓወይ❤️ ብሓቂ ቡሱልን መሃርን ኣርእስቲ ከማኻ ይብዙሑልና👍👍
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e 2 года назад
ኢድና ኢና ረኺብና ኤርትራዉያን ሰብ ክግፋዕ ትም ምባልን ምጥቓዕን ፋይድኡ እዚ ንነብሮ ዘለና ዓዘቕቲ ኢዩ
@jesufyakee3834
@jesufyakee3834 2 года назад
You are right
@asterkidane2328
@asterkidane2328 2 года назад
በሐቂ ረኢካ ከምዘይረአካ ሰሚኢካ ከምዘይማአካ ብሕጊ አልቦ ክንግዛእ ገይሩና
@MthonaEriMedia
@MthonaEriMedia 2 года назад
እንታይ ኮይንካ'ሞ ዓገብ ዘይ በልካ። እዚ ጨለ ጨለ ከዲፍካ ኣብ ክውንነት ንበር። ነቲ ጌጋ ትብሎ ጌጋ ምዃኑ ኣሚንካ ባዕልኻ ዓገብ ኢልካ ጀምሮ እንበር ካልእ ክሓልፈልካ ኣይትጸበ።
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e 2 года назад
@@MthonaEriMediaኣብቲ ሽዑ ግዜ ብዕድመ ንኣሽቱ ኢና ነርና እንተ ምስ ተረድኣናን ከንነቕሓሉ ምስ ጀመርናን ግን ካብ ዓገብ ምባል ኣየዕረፍናን እቲ ጨለ መለ ትብሎ ግን ንዓኻ ዉን ይምልከተካ ኢዩ ከም ጨጉሪ ካብ ብሑቕ ዝዓይነቱ ዘረባ ንቖጠበሉ ኩላትና ንስለ ሓቒ ንሰየፍ ወድሓንካ
@rit6091
@rit6091 2 года назад
Ajokum testa alena.
@yonatanyemane2895
@yonatanyemane2895 2 года назад
Dani great intellectual explanation . I really appreciate it . As a suggestion next topic can u bring about " how to live peacefully with people who have different ideology and principles " . Coz at this time Eritreans we r suffering by that issue .
@Tesla291-
@Tesla291- 2 года назад
Perfect explanation this is in general what’s is happened and still happening in Eritrean respect ✊ brother!!!
@mhretberhe7977
@mhretberhe7977 2 года назад
ወዲ መምህር ናይ ርእሲ መምህር ።መሃሮም እስከ ነዞም የሕዋትና ናይ ፖዚሽን ዶ ኣጎምቢሕካ ዶ ክመሃሩ ኢዮም ዝደልዩ።
@user-tz2vb1tk4t
@user-tz2vb1tk4t 2 года назад
Kkkkkkkkkkkkkk
@user-lq3ii5ly1s
@user-lq3ii5ly1s 2 года назад
# ጽቡቅ ስራሕ ወገነይ በርትዕ ካብ'ዚ ንላዕሊ ።
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 2 года назад
What a brilliant mind bravo dani 🇪🇷
@frtik7584
@frtik7584 2 года назад
WOOOOOOOW BRAVO 👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼 I was always trying to explain this...our community lack communication skills . The best video everrrr ...
@godseidank6522
@godseidank6522 2 года назад
Thanks more my dear,i d't have word for you and keep it up!!!
@titihoney5246
@titihoney5246 2 года назад
Intelligent and brilliant Eri boy kemka yibzuhu .
@user-bx7pv1nd9j
@user-bx7pv1nd9j 2 года назад
ብመጀመርታ ነቲ ብህወት ዘንብረና ሉዕል ጎይታ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ ብምቅጻል አነ ሐደ ካብቶ ተካታተልትካ ምካነይ ከራጋግጸልካ ይፈቱ ፥ ካብቲ ዝሕጉሰኒ ካብ ክብርታት ሀገርካን ክብርታት ሕብረተሰብካን ምክባር ደስ ከም ዝብለኒ ከራጋግጸልካ ይፈቱ ቀጽለ ዝጠቅመካ እንተኮይኑ ተጠቀመሉ አይጠቅምን እልካ እንተ አምንካሉ ድማ ሸለል ክትብሎ መሰልካ እዩ ሐሳብይን ድልየተይን ነዚ ይመስል ንሕና ኤረትራውያን ከምዚ ከማካ በላሕቲ ስላ ዝውሐዱ አይኮኑን ክሳብ ሕጂ ብዝሐት ቡሉጻት ናይ ተፈጥሮ በላሕቲ ከምዓሳ እናበላዕናዮም ጸንሕና(አለናን) ነዚ አብግምት ብምእታወይ አብልዕለካ ዘለኒ ኩቱር ባህግን ቁዱስ ፍቅርን ዘንቀሎ ፍርሂ ደናቁር ህግደፍ አለኒ ካብዚ ብምብጋስ ኩሉ ግዝየ ጡንቁቅ ክትከውን ደግመ ይላበወካ 2' ሐሳበይ ነዚ ኩሉ ትንታነካን ሐቂ ለበስ ዛንታካን ታርካን ብመጽሐፍ መሰረት እንተ ተቅርቦ ንዝመጽእ ወለዶ ሃብቲ ንቶም ሕጽረት እንተርነት ዘለዎም ሕብረተሰብና ድማ ብአካል ካብዚ ዘለዎ ድፉን ናብራን ዱሑር አታሐሳስባን ክወጽእ ምሐጎዞም ዝብልሐሳብ አለኒ ምናልባት ጸገም ናይ ባጀት እንተሃልዩ ጥራሕ ነዚ ሕብረተሰብ እዚ ካብዚ ደልሃመት ዘውጽእ መጽሐፍ ጽሐፍ እንበር ብትሑት ዓቅመይ አብ ጎድንካ አለኩ ይቅረታ ዘረባ ከይብዝሐልካ ርእቶይ አገዳስነት እንተ ረክብካሉ መልስካ በዚ 0549446741 ሐንቲ ሐሳብ ክህበካ
@enochster7964
@enochster7964 2 года назад
Thank you......for dissecting and explaining the process. Looking forward for more videos.
@musgunhailemichael6012
@musgunhailemichael6012 2 года назад
በሊሕ መንእሰይ ብዛዕባ ሃገርና ዝዝረብ ቪድዮታት ኩሎም ደምሲስካ እዚ ናይ ዳኒ ጥራይ ክተርፍ ይግባእ፡፡ ኣብዚ ዝሰማማዕ እስከ like ይርገጽ
@Mikalshkor
@Mikalshkor 2 года назад
You are young but I always impressed the way you explain things GBU.
@zeresenaymengstab5144
@zeresenaymengstab5144 2 года назад
ዋውውው ብሉጽ ትምህርቲ የቐንየልና ዳንኤል ሓውና
@nzinga2039
@nzinga2039 2 года назад
So brilliant! Thank you Daniel.
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 2 года назад
As always did a good job Keep doing that great job!
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 2 года назад
ንስካስ ንበረልና ዳኒ ሓወይ ወዲ እዞም በላሕቲ ኣቦታትና ምዃንካ ሕቡን እየ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኡሰይ።
@genethaile6427
@genethaile6427 2 года назад
Nicly articulated argument and explanation. Keep doing this . Abzi hejji ewan kemzi zebele senemogoten hasaben eyu zedeli. Kestelelu yekenyelena .
@gobotesfay6358
@gobotesfay6358 2 года назад
You are really exceptional teacher The country needs 100 person like you
@tsegubahta5155
@tsegubahta5155 2 года назад
ሰያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ዩ። ጽቡቕ ስራሕ
@awetkiflay7773
@awetkiflay7773 2 года назад
ብጣዓሚ መስተማሓሪ ዝኮነ ኣገላልጻ ዳኒ ወዲ ኮርዔልኻ ከምዚ ጌርኻ ደኣ ኣስተምሕረና እንበር ንመንእሰያትና ኢሳያስ ሲ ኣደንቒርና ዩ ብሮቮ ቀጽሎ ጅግና።
@Daniel-ns3kr
@Daniel-ns3kr 2 года назад
I wish you a long life bro 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-be2ml5uj9o
@user-be2ml5uj9o 2 года назад
Great job, I had the chance to watch a few of your works and they are reliable especially for the people of the north regardless of our political differences. Let's work hand in hand to revive our own ancestorial civilization.
@newhope161
@newhope161 2 года назад
Thank you 😍😍 from tigray❤❤
@everythingispossible7770
@everythingispossible7770 2 года назад
Fantastic brilliant… thank you Kemaka yebezah
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 2 года назад
Welldone yng you are. Absolutty right 🇪🇷
@teweldeasfaha4211
@teweldeasfaha4211 2 года назад
ብጣዕሚ ዝናአድ ሓሳብን አቃራርብን አዚኻ ብሉጽ ገላጺን መብርህን ዕድመን ጥዕናን ቐጽሎ💐🙏
@biriktynegusse2056
@biriktynegusse2056 2 года назад
So brilliant thanks Daniel.
@user-fp3fo4lb2s
@user-fp3fo4lb2s 2 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ እካ ዳኒየ ሽኮር
@Militoto8
@Militoto8 2 года назад
🙏🏼ሎሚ እኮ ኪዳነ ምህረትን ክቡር ብዓላን እዩ። 🙏🏼ጸጋኣን በረኸታን ይሕደረና ኩቡራተይ ኣብ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም #ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@kabakamonabeygoyta1562
@kabakamonabeygoyta1562 2 года назад
Amen
@halamadrid7779
@halamadrid7779 2 года назад
Lomi kidane mhret zibeleki men eu hiteti ktfelti
@Militoto8
@Militoto8 2 года назад
@@kabakamonabeygoyta1562 sub ygeber
@Militoto8
@Militoto8 2 года назад
I am living in canada.
@kabakamonabeygoyta1562
@kabakamonabeygoyta1562 2 года назад
@@Militoto8 enbi
@dinishtekle194
@dinishtekle194 2 года назад
Zegerem tentane (Analysis) I was hanging to every word, so true and on point. Feeling hopeful and sad at the same time.
@raheltesfameskel2823
@raheltesfameskel2823 2 года назад
Absolute Write Keeps gone
@awettes7664
@awettes7664 2 года назад
ዋው ❤❤❤ ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓው ኣብ ልብና የድሮ
@alexanderwelday275
@alexanderwelday275 2 года назад
Great message Dani🙏💝
@davenbc1005
@davenbc1005 2 года назад
such an amazing thoughts,The most brilliant person I know
@nghistyokbagabir7426
@nghistyokbagabir7426 2 года назад
Thank you Danny ajoka memmihir hzbi eka berteeka srah. Eseyas kuruh dia chaina keydu kufue higi temahru.
@taraia914
@taraia914 2 года назад
What a good presentation, my brother. It is a great help to solve the problem to the one who cares. THANK YOU VERY MUCH. YEQENYELNA.
@user-my8wl9su1h
@user-my8wl9su1h 2 года назад
ዳኒ ወዲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷!!!!
@felafela9263
@felafela9263 2 года назад
entay naki
@user-my8wl9su1h
@user-my8wl9su1h 2 года назад
@@felafela9263 ኣሕቢሩ ዝያዳይ
@felafela9263
@felafela9263 2 года назад
@@user-my8wl9su1h No genzabki natki euy aytskefi
@teklayfisahaye5568
@teklayfisahaye5568 2 года назад
Such a brilliant young man ,i am very impressed by yr explanation, keep it going dear bro
@abrahamissac8180
@abrahamissac8180 2 года назад
Thanks for your coming hawey ❤️🙏
@sami1588
@sami1588 2 года назад
Great discution as usuall👍🏽
@teamsongoldneh1057
@teamsongoldneh1057 2 года назад
Absolutely you are very wise man we learned many things from you 🥰🥰🥰🙏🙏💪💪💪
@wakandanationthuglife3727
@wakandanationthuglife3727 2 года назад
Brilliant ✅✅
@EH2624
@EH2624 2 года назад
ናይ ብሓቂ ብሱልን ሓቅን ዝኾነ ስነሓሳብ. ብሓሳብ ገዲፉ ብበትሪ ብካሶቲ ከስምዕ ወይ ከረድእ ዝፍትን ሕብረተሰብ ብድንቁርና ዝተዓብለለ ወይ ካብቲ ክገብሮን ክኾኖን ዝግበኦ ዝወጸ ጥራይ ዩ. በትሪ ደርቢና ፒሮ ሒዝና ቆዮቓ ገዲፍና ሙጉት ጀሚርና ናብ ንቡር ናብቲ ናይ ቀደምና ክንምለስ ክንቃለስን ክንነቅሕን ክንመሃርን ኣለና 👌👌 ከየድነቕኩኻ ኣይሓለፍኩን ሞዴልና ቀጽሎ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ካባኻ 👌👌
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 2 года назад
Wedi Memhir jigna! I appreciate every point you analyze. Kibret yihabelna kibur haw!
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 года назад
Ane kemzi aynet buzh menesey teferom lewti zeymexelu mknyat zelo keoynu zeysmani so kexlo keytehalelka anewn bakmey mestewalin belihn seb kkewn kftn ye amlak nkulatna hasab lbna yesmrelna amen 🙏❤️
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ኣሜን
@merhawitesfamriam3340
@merhawitesfamriam3340 2 года назад
Welcom ዳኒ ቡሉጽ ሰብ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@user-vq6lu3kl6l
@user-vq6lu3kl6l 2 года назад
ዳኒ ወዲ መምህር ብሉጽ መደብ ዩ ። good idea and good explanation. God bless you.
@shaaaa7392
@shaaaa7392 2 года назад
Why r u always so right????? I never get tired listening to you... keep it up!!!!!
@loveandpeace8260
@loveandpeace8260 2 года назад
ብሓቂ ብሱልን መስተውዓልን ዝድነቅ ኣገላልጻ.
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 2 года назад
ወዲ-መምህር እዝህዝቢ ዕድለኛ,ዩ ከማኻ ምውላዱ 𝙻𝚘𝚟𝚎 𝚄 ቀጽሎ። 👇 ባህልናን ቋንቋናን ቀዳምነት🤞
@beenough2502
@beenough2502 2 года назад
always good job brother 💕❤️❤️
@smretberhe8466
@smretberhe8466 2 года назад
Great job as usually wedi memhr, dani.
@faresomer1011
@faresomer1011 2 года назад
SO BRILLIANT Thanks Dani🙏🏾
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 2 года назад
ን ዳኒ ናፊቁ ዝቀነየ ጥራይ እስከ like#
@xehayxdqi7928
@xehayxdqi7928 2 года назад
ኣንበሳ ወዲ ኣንበሳ፡ ናይ በሓቂ ንስኻ ንቦኻ ትመስል፡ ፈዋሲ እዩ ቃላትካ ሓይሊ ኣለዎ ረቂቅ ሓይሊ ጸጋኒ ኣእምሮ ዝፍውስ ጻዕርኻ ንኾንቱ ኣይከውንን እዩ ኣምላኽ ንድኻምካ ይተክኣልካ ክቡር ሓውና በርትዕ ሒዝካዮ ዘለኻ ዓቢ ስራሕ እዩ ብፍቃድካ ፈቲኻ ስለ ዝኾነ ከኣ ኣይከብደካን እዩ ፡ ካብ ሰብ ዝኸብር የለን ሰብ ንሰብ እንዳነበረ እንተሞተ እዩ ሂወት ዝረክብ መምህርና እንታይ ይብለና ነይሩ ይመስለካ እስከ ፡ ምሁር ኣዝዩ ምሁር ዝበሃል ሲ ከመይ ዝበለ እዩ ምስ በልኩዎ ብስዉር ይኹን ብጋህዲ ዝጎደለ ዝምልእ እዩ ኢሉኒ፡ ከመይ ማለትካ እዩ ምስ በልክዎ ድማ ኣብ ጉድለት ዝረኣየሉ ይምልእ ንዝወረደ ኣተሓሳስባ የቅንዕ ንሰብ ናብ ክብሩ ይመልስ ናጽነት የውሕስ እዚ ቀዳማይ ስርሑ እዩ ነቅፌታኡ ሰሓሊ ተስፋ ዘቁርጽ ኣይኮነን ዘተስእ አዕርዩ ጸጊኑ ዘተስእ እዩ። እምበር ኣይንዕቅን ፡ኣይዕበን ፡ኣይምካሕን፡ ሸለል ኣይብልን ፡ኣየዳሉን፡ ኸምዚ እንተዘይገይሩ ግን ካብቲ ዘይተማህረ ዝገደደ ምሁር ደንቆሮ እዩ ኢሉኒ ንስኻ ውን ብትኽክል ሂወት ማለት ተረዲኡካ መነባብሮ ናይ የሕዋትካ ንለውጢ ንጽቡቅ ተመኒኻ ብስምዒት ዘይኮነ ብርድኢት ብብስለት ብዓቢይ ንቅሓት ብምስትውዓል ተላዒልካ ኢኻ መጺኻ ዘለኻ ኣምላኽ ሰፊሕ ልቦና ይሃብካ ካባና ወሲዱ ዕድመ ይወስኸልካ ንኽብሪ የብቅዕካ ዝሓወይ ሞራል ዘለዎ ብሱል ኣተሓሳስባ ካብ ኣብ ፋርማሲ ዝርከብ መድሃኒት ብሓቂ እዚ ናትካ ብሱል ፍልጠት ይበልጽ ። እቶም ናይ ፖሎቲካ ሕማም ዘለኹም ኣብዚ መጺኹም ተፈወሱ ይብል ብትሕትና ! ንዓና ከኣ ሓው ንሙኻን የብቅዓና ። የቀንየለይ
@habengebrengus4417
@habengebrengus4417 2 года назад
Asey aset xbuk tmhrti tebarek
@azerezghi482
@azerezghi482 2 года назад
ብትኽክል ገሊጽካዮ ዳኒ ❣️💯
@user-tj5mj7fy3q
@user-tj5mj7fy3q 2 года назад
ዳኒ ኣታ በሊሒ መጻኣ መራሓና ኢካ ንዳኒ ዘፍቱ ላይይ ይግበረላይ ይጻሓፈለይ📚🕎📚🕎📚🕎📚📚🕎🕎📚🕎📚📚📚📃📃✍👈
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 года назад
Nska wun kabu nlaeli rocket ktkewen kem tkele emn thanks book can take you everywhere buddy
@josiroselah792
@josiroselah792 2 года назад
ayenay ezi agazian kmerhena ata entay giernaka
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 2 года назад
@@josiroselah792 kab abalat agazan gn aykonen kibrtat tigrina kimles alewo eu zbl eber abten kalot bihreat silea yeblun
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 года назад
@@josiroselah792 Wedi kidane kfulu tekue yihdego welday gdey biteweded mussie Tesfamicale okbagber issayas Tsegay Abraham afewerki
@BhHb32
@BhHb32 2 года назад
ዘይቶም ኣፍልጦ ዘለዎምዮም ንምስኪንን ገርህን ህዝቢ ልቡ ፈሊጦም ዓመጸኛታት ዝኾኑ፡ ዳኒ ካኣ መን ይፈልጥ ልብና ርእዩ ስልጣኑ ከውሕስ ይጭፍልቕና ይኸውን ኣነስ ሓደ ዘይፈልጥ ዘትመርሓና ይብል ክክክ
@laflame3730
@laflame3730 2 года назад
Where can i find and read the codes and bylaws of eritrean regions?
@meleyhailemeley2964
@meleyhailemeley2964 2 года назад
ናይ በሓቂ ንፉዕ
@crownstore4897
@crownstore4897 2 года назад
I am so proud of you all the time , live long dani shkorr!!
@abrahamnerayo4842
@abrahamnerayo4842 2 года назад
Ww an amazing speech and a motivated young man
@user-uw6ki2bm9x
@user-uw6ki2bm9x 2 года назад
ኣድኒቐካ ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ቀጽሎ በጃኹም ጉሩብ ኮንኩም ግዳይ ነዞም ደረፍቲ ሰራሕ ፊልምታት ኣብ ደገ ሳንሱር ገርክይም ዘየተሕልፍወ ስቕልጃ ቀይድ በተኽ ዝኸይድ ዘሎ ልዕሊ ኽሉ ኣንስትና ተባላሽየን ሙሉእ ለይቲ ዝኸዉን ዘይከዉን ካብ ባህልና ወጽየን
@samielbrhane3313
@samielbrhane3313 2 года назад
ብሉጽ መንእሰይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓው ዳኒ ወዲ መምህር
@andomtesfay7046
@andomtesfay7046 2 года назад
ሓቂ ዝፈቱን ኣብ ሓቂ ዝነብርን ዓቅሚ ሰብ ባይታ ወሪዱ እምበር እቲ ሓቅስ ምሳካ ኣሎ ፡ ቀጽለሉ ።
@sari______________
@sari______________ 2 года назад
Welcome back ዳኒ 🥀💞
@herihermon7274
@herihermon7274 2 года назад
Thank you dani the great
@meharikidane7820
@meharikidane7820 2 года назад
Thank you so much
@user-ky4uv3ng7t
@user-ky4uv3ng7t 2 года назад
ዳኒ ለባምን መስተውዓልን ኣንዊሑ ጠማትን ናይዚ ዘመን ኾኾብ⭐ መናእሰይ እዩ ናዓይ ❤
@simonahagos3829
@simonahagos3829 2 года назад
Μind blowing ...just super...everything is really true
@negashino
@negashino 2 года назад
Brilliant!!!!
@esayasabraha9106
@esayasabraha9106 2 года назад
DAIEAL WEDI MEMER YOU ARE SO BRILLIANT YOING MAN I LIKE THE WAY EXPLINNING THING. YOU ARE VREY GOOD EXAMPLE3 FOR YOUNG. ERTEIAN GENERATIONS KEEP UP GOOD JOB BROTHER.
@samialyemane
@samialyemane 2 года назад
ወዲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💙🙏 ካባኻ ብዙሕ ኢና ክንጽበ***
@senayagshak4873
@senayagshak4873 2 года назад
Keep going 💯🤙
@erientertainmentnewworld
@erientertainmentnewworld 2 года назад
Thanks bro
@snitbereket986
@snitbereket986 2 года назад
Thank you Dani
@luyeeru3522
@luyeeru3522 2 года назад
ዳኒ ሓወይ ከም ወትሩ ብሉጽ ❤️
Далее
Gergis Full Video. ገርግስ ሙሉእ ቪድዮ
4:16:49
ዘይተመለአ ሕቶ ብሄራውነት!
27:00
Просмотров 111 тыс.
ናይ ምዝራብ ናጽነት!
22:12
Просмотров 141 тыс.
ሓሳብ እንታይ’ዩ፧ Samuel Okubay
16:08
Просмотров 4,6 тыс.
ብዛዕባ ሃገርና ኤርትራ...
15:02
Просмотров 111 тыс.