Тёмный

ህያብ ህድሞና - ምብጻሕ ሽልማት ናብ ስነጥበባዊት ለምለም ገ/ኢየሱስ (ጀሪ) | HDMONA GIFT - New Eritrean Show 2024 

HDMONA NEBARIT
Подписаться 606 тыс.
Просмотров 90 тыс.
50% 1

forms.gle/NU4j...
ዝኸበርኩም ክቡራት ተዓዘብትና፥ ከም ዝተባህለ ኣብ ብዙሓት መደባትና፥ ናይ ህድሞና ኣዋርድ መደብ ተጀሚሩ ብሲትኮም ድራማ ክንፈትሖምዶ ይጅምር ኣሎ። እቲ ናይ ምምራጽ መደብ ከኣ ሓምሳ ካብ ሚእቲ ናይ ህዝቢ ድምጺ ክኸውን ስለዝተወሰነ ኣብዛ ተዋሂባ ዘላ ሊንክ ብምጥዋቅ ንተዳልዮም ዘለዉ ሕቶታት ድምጽኹም ክክትህቡ ብትሕትና ነዘኻኽር። ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንኹሉ። ህድሞና ኣዋርድ ኮሚተ ታሕሳስ 2023
forms.gle/NU4j...
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ህያብ ህድሞና - ምብጻሕ ሽልማት ናብ ስነጥበባዊት ለምለም ገ/ኢየሱስ (ጀሪ) | HDMONA GIFT - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2023. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaGIFT #hdmonaHani #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 378   
@Azmarino-xt4dn
@Azmarino-xt4dn 9 месяцев назад
ኣነ ሓንቲ ክትከውን ዘልዋ እየ ክዛረብ ሕጂ " ኣሮን ማለት ቀመም ህድሞና ነባሪት ማለት'ዩ " ብሕጽር ዝበለ ሕጂ ክኣ ነዚ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበረ ሰብ ብትሕትና ናይ ቡዙሓት ሓሳብ"ዩ ንበይኑ ኣብዛ ዘላ መደብ ይዕበ ይንኣስ ናይ በይኑ ሽልማትን ናይ ቀነኒልና ምስጋናን ኣቅርብሉ Hdmona እዚ ሰብ ብጣዕሚ ዘይድገም በሊሕ ንፉዕ ንዘይ ሓዉ ሓወይ ንዘይ ሓፍቱ ሓፈተይ እናበለ ብዝነ ስርዓት ቃላት ዝጥቀም ኤርትራዊ ሓየት"ዩ ሞ ነተባባዓዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤100% ኣሮን 100%
@wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273
@wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273 9 месяцев назад
👍
@SEritrawit
@SEritrawit 9 месяцев назад
Btem natey win eyu wa ezia kulu thtnao zhbovkibr dekamom btem ni Are bejakum hidmona bejakum
@kebarywelye4533
@kebarywelye4533 9 месяцев назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣዚኩም ትድነቁ ህድሞና ነባሪት ብፍላይ ካኣ NB, ኣሮን ኣሮን ናይብሓቂ ፈቃር ሰብ ምካኑ ንኩሉ ብማዕረ ዝርኢ ናይ ባሕቂ ክድነቅ ዘለዎ ሰብ አዩ ስለዚ ህድሞና ነባሪት ከምቲ ኑኩላቶም ስነጥበባውያን ትገብርዎ ዘልኩም ህያባት ን ኣሮን መራሒ መደብ ካኣ ስፕራይዝ ክትግብርዎ ብትሕትና ይሓትትት ንሕና አሪትራውያን አወን ክንሕግዞ ተለፎን ጻሓፉልና ናይብሓቂ ንፉዕ ፡ ሓያል ፡ መስትዋዓሊ ፡ ቅኑዕ ፡ ፈቃር ፡ ለዋህ ፡ ክብረት ዘለዎ ክቡር ሰብ አዩ ሞ ኣጆካ ቀጽሎ በሉለይ ❤❤❤❤ ሓውኩም ኩብየ ግዱስ eritrawi ካብ ስዊዘርላንድ (swiz)
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 9 месяцев назад
ሃይ ኣሮን ሓወይ አቲ ትገብሮ ዘለካ ብጣአሚ ጽቡቅ ስራሕ ንታሪክ ዝስነድ ዩ ነቶም ነዛ ሃገር ዋጋ ዝከፈሉ ተክብሮም ኣለካ ተባረክ ❤ ከም ሓሳብ ግን ገለ ክብለካ ደልየ ለኩ ፍቃድካ ተኮይኑ ♥️ነተን ኣዴታት ከተማ ኣስመራ ከምዚ ገይራ ክጸሬ ዝገብራ ዘለዋ ኣዲታትና ከም ሓላፍነተን ተሰሚአወን ደጽርያ ደለዋ ኣዴታት ተትዝክርወን ሞራል ምገበራ ክብል ምደለኩ ኣሮነይ ኣብ ስራሕኩም ኣወትን ኣሳልጦን ይመነ ኣምላክ ሓገርና ን ሕዝብናን ይባርክ🙏🏼♥️♥️
@MisshabashiHabashi
@MisshabashiHabashi 9 месяцев назад
ጽቡቕ ሓይሳብ
@Azitylove4416
@Azitylove4416 9 месяцев назад
Aron Wedi Anes Neza Mesarhtika [Helu ] ❤❤❤ Fetyeya Thtnea Ayna Melia Ktri Kela N Camera Melisa Tdemiq Des Tbil Mesarihtika Ktkewun Tbhga Abxhaley Eza Melekty Tezeynegirkaya Aba Trekba Areta ❤❤❤❤
@mosobadechanneltruestory5623
@mosobadechanneltruestory5623 9 месяцев назад
ሄሉ ኣሮን ትሕትናኹም ስነ-ስርዓት ኣዘራርባኹም ንስክሪን ቡቁዓት ኮንኩም ቀጽልዎ በርትዑ ንፈትዎኩም ኢና
@menkemadmenkemade6559
@menkemadmenkemade6559 9 месяцев назад
Nay Aron telle eba sededulna
@godblessyougodblessyou3913
@godblessyougodblessyou3913 9 месяцев назад
Shukorinatat Aru &Helu neakum zkewn meglexi kale yebleyn abet sreat kulu negerkum tehalalikum ktzarebu kbret ab edmatkum bzey afalalay bhaki kulom ewtat kkonlum bhankewta txbeyeu beka kbtet yhabkum ❤🙏❤🙏❤🙏❤ Bkexale fkad entedea koynu netom tetew ilom zeydekmu 3 cameramanat neshtey elal tetgebrulom des mbeleni mussie akayadi ewen ayresaekwon yekenyel edmen tenan neakum nkulu hzbi alem🌍 selam yewrdelna haftkum kab Sweden🇸🇪
@genettekeste3951
@genettekeste3951 9 месяцев назад
ቢጣዕሚ ጽቡቅ መደብ አነ ገርሙኒ ዘሎስ አዳሎዊቲ ኢቲ ስነስርዓትኩም አሩ መክበሪ ሰብ ኢዛ ቢጸይትካ ኢሞ ፍሊቲ ብሊጽቲ ትሕቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም አብዚ ግዜ ከምዚ ሰብ ክትረክብ ቀሊል አኮነን። አብ ሂወትኩም ተሓጎሱ።🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 9 месяцев назад
ኣሮን ኩሉ ዝዛረቦ ክእለቱን ምቑልል ሄለን ሽኮሪና መደባትኩም ህድሞና ነባሪት ቀጽልዎ❤እንዳ ለምለም ፍርጅ ክተብጽሑ ኣብ ክንዳኹም ትጨኒቐ 😂 ኣሮን ከይስበር ፈሪሔ❤ ርሑስ ልደትን❤ሓድሽ ዓመትን❤ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ይግበረልኩም❤ደቂ ኤረ ሽኮሪናታት❤❤
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 9 месяцев назад
Aron kemuwin Helu azikum mukululat belahti ekum emo kexluwo Aron hawna eti zeleka weni hagerawnet ka aytreseana wes kab mibal biflay eta zena nay tigray behaka bimimhyash digemelna.Aru hawna neza michiwti girimti xibikti girma nay adetata ziteatket haftna Helu ka ajoki ajoki mekurietikimo bimoral kexli nibleki kab USA 🇺🇸 .Eritrea zentelet tekebiran tehafiran kitnebiriya bsala jeganu deka kibrin mogosin netom hiwotom hibom hiwet zisekulna edmen tienan netom ab kidme ginbar koinom nixelae ab mukushmad texemidom zelewu haylitat mikilikalna.VICTORY TO THE MASSES.
@zenithalem5503
@zenithalem5503 9 месяцев назад
Aron bzaeba sewra eritrea zeleka tegedasnett dess zbl kexloo ludu wn kemaka tmesl msa srhu❤❤❤❤
@ghenetzemuy6584
@ghenetzemuy6584 9 месяцев назад
ደኺምኩም ❗️አሮንን ሄሉን ❗️ባሐቂ ንፉዓት ሩሑስ ባዓል ሐዲሽ ዓመት ❗️ሰምሃር ኻአ እንዃዕ ሐጎሰኪ 💪🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 9 месяцев назад
ዋው ለምለም ጀሪካን ብጣዕሚ ናፍቖተይ ወሰን የብሉን ምስ አርትራ ይሕደጎ ኩሉ ጊዜ ኢና ንዝክረኪ ናይ ታዕሊም ናይ ፋሕ አንዳዘከርና ንስኪ አውን ኣይረሳዕክናን ዘኪርክና ምዝካርኪ የቐነልና ጀሩ ሓብተይ ብዙሕ ተዘክሮታት ኣነና ምሳኪ ካብ ታዕሊም ብሓደ ተውዚዕና አንዳዜና ካቡ ከቲትና 27 ቦጦሎኒ ምስ ተራከብና ክንጽሕፎ ኢና ዕድሜን ጥዕናን ይሓበና ሕድሞና ነባሪት ብጣዕሚ ዝነአድ ስራሕ ሰሪሕኩም ቐጽልዎ ንሕና ዲማ ሸር ሳብስራይብ ኣይንሓምቕን ኢና ብጣዕሚ የቐነልና።❤❤❤❤❤❤❤
@ኩዶፈላሲ61
@ኩዶፈላሲ61 9 месяцев назад
ይግብአክን:ፍረጻማኽን:ኢዩ :ንህድምና:ነባሪት:ከኣ:በርትዑ:ቀጽልዎ:ምስጋና:ይብጻሕኩም::(ኩዶፈላሲ)❤❤❤🙏🙏🙏
@helenweldeslase5794
@helenweldeslase5794 9 месяцев назад
ኣሮን ሓወይ ንእትገብርዎ መደባት ኣዝየ የድንቅ ካብኡ ቀጺለ ንበዓል ጋል ኣንከረ፥ ወይኒ ተወልደ፥ ግዜነሽ፥ ኣበባ ሃይለ፥ ፊሒራ፥ ደቂ ሻውል፥ኩኘ ኩሎም እቶም ገዳይም ተጋደልቲ እንተ ተቅርቡልና ጽቡቅ ኔሩ 🙏🙏 ቀጽልዎ ❤♥️💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kisanet4715
@kisanet4715 9 месяцев назад
ማማ ለምለም ሽኮር ጹቡቅ ኣቀባብላ, መግቢ ቀርብኪ ደስ ድብል ብራዋ 👍👍👍🌷🌷🌷🌷
@rutahabte8262
@rutahabte8262 8 месяцев назад
Aron ka betaemi mkelul des zebel tebay alokum kltekum mesarhiti ketxelewo ❤😘💕❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@haderakelati1160
@haderakelati1160 9 месяцев назад
ንጅግና ሓፍትናን ኣዴናን ተጋ/ ለምለም ሓበን ጀጋኑና ብሙኳና እንኳዕ ናብ ዓመተ 2024 በጺሓ ናብዚ ሓበን ስነጥበባውያን ሓንቲ ካብቶም ዕድለኛታት ብሙኳና ዮሃና ዮሃና በሉለይ። ❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃❤❤🇪🇷🍃🙏🙏🙏❤!!!
@abelb5417
@abelb5417 9 месяцев назад
ብመጀመርታ ሩሑስ ሐዲሽ ዓመት ንብምሉእኩም ኣባላት ህድሞና ነባሪት ፡ኣሬ ብሐቂ ቀመም ናይ ህድሞና ነባሪት ኢካ፡ ሄሉ ካአ ግርማ ህድሞና ነባሪት ኢኪ፡ ምስ,ዚ ኩሉ ቁመትኪ ባስኬት ቦል ፈቲንኪ ትፈልጢ ዶ?
@sarage09
@sarage09 9 месяцев назад
I love this beautiful lady with beautiful name Lemlem is my favorite actress in every movies that she work especially with "Berhe bal Resti" thank for your hard working. We love you all.
@titiabiyoto651
@titiabiyoto651 8 месяцев назад
Titl. 🇪🇷❤️❤️❤️❤️⭐️⭐️👌👌👌👌🌹
@akiaki4783
@akiaki4783 9 месяцев назад
ህድሞና ኣነ ሕጂ ኒ4 ግዘ የ ዝጽሕፍ ዘለኩ ናይ መወዳኢታ ግዜ እያ እዚኣ ነዚያ ኤንተነጢርኩማ ኣነ ወን ሳብስክራይበይ ኣንጢረ ክነጥር እየ "ነቶም ጽጉማትን፣ ሑሙማትን፣ ኣረጋውያንን፣ ሽጉራትን ብትሹዎም ኢሞ እግዚኣቢሄር ከያ ንክሉ ኣታዊኩም ክባርከልኩም እዩ"!!!
@fatherey9977
@fatherey9977 9 месяцев назад
😂😂😂😂😂
@edenpazom9452
@edenpazom9452 9 месяцев назад
አይተፊራርሕ ኩብር ሐው እታይ ይገብሩ ይኮኑ እታይ ትፊልጥ እተ ኪልካ ንስካ ብደቂ ገዝውቲ ወይ ጎዶቦ ኮንካ አበርክት እተ ዘይ ኮነ ዓዘፊዘፊ አይትበል ወዳሐንካ
@ኣስቴርማሓሪ
@ኣስቴርማሓሪ 9 месяцев назад
ኣነ ዝገርመንስ ስነ ጥበባውያን ጥራሕ ድየን ዘለዋ ኣብ ኤርትራ ካልእ ሰብ የለን በጃኹም ተማሓየሹ ጨው ሲኢንኩም
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 9 месяцев назад
Deki Eri shekornatt, amazing job, keep the good work. ❤🙏❤️
@ta-sy6up
@ta-sy6up 9 месяцев назад
ለምለም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ሙሉእ ፋሚሊኺ ,ኩሉ ጊዜ ሳሐቂት ደስ ትብለካ አደ ንበርልና ,አቀባብላኺ ደስ ዝብል ክትህቢ ንበሪ ❤አሬ ሄሉ God bless you ❤🎉❤🎉
@OSMANIBRAHIM-ll1xr
@OSMANIBRAHIM-ll1xr 3 месяца назад
Betamiy xubuk tegebro zelekum gn ab sdra swat tezkewen eziy tgebrwo zelekum kendey xubuk neru
@endiamo10
@endiamo10 9 месяцев назад
ስነ ጥባብዊያን ጥራይ ድዮም ዘለዉ ንገሊኦም ትደጋግምዎም እሞ ከኣ ናብርኦም ደሓን ዝኾኑ ኢዮም ። ኣለዉ ስነ ጥባብዊያን ብሂወት ዘየለዉ ብቁጠባ ሕጽረት ዘለዎም ኒዕዕም ምሕጋዝ ምሓሸ ከም ሰብ ሓንቲ መዓቲ እንዳ የማነ ባርያ ፋምሊ ከይድኩም ኣይትፈልጡም ኢኹም ክንደይ ኣለዉ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ 9 месяцев назад
ክሎም ሰነ ጥበባውያን ሃገርና መናባብርኦም ትሕት እዩ ። ንህድሞና ነባሪት ድማ ሽሕ ዓመት ይንበሩ🙏
@endiamo10
@endiamo10 9 месяцев назад
@@ሩፍታ-ዸ7ጸ ዝበልኩዎ ተረዳእዮ ን ሓደ ሰብ 2. 3 ካብ ምድጊጋም ዘይቀረበ ምቕራብ ኣይመሓሸን ደሓር ከኣ ናይ ዩቱብ ከምዚ ናይ ዱባይ ነጋዶ ኢዩ እዚ ኩሉ ዝህብዎም 3 ዳቢል ይኸስብሉ ኢዮም ናይ ግራሴ ኣይኮነን
@rahwahailemariam8039
@rahwahailemariam8039 9 месяцев назад
Jesus is lord❤🎉
@milkakiflu3284
@milkakiflu3284 9 месяцев назад
Aron 😂neza hidmona eko salaka semay tesekila😊❤
@terhim
@terhim 8 месяцев назад
Ajoky mamma Lemlem etom jeganu Swatna nizelalem ab libna alewo .🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmarah3174
@asmarah3174 9 месяцев назад
ከም ሎምዘመን ነፊዕኩም ኣይትፈልጡን። ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልና! ዓመተ ሰላም ይግበረልና ድቂ ኤረይ ! ይሓዋውሰና !❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@kisanet4715
@kisanet4715 9 месяцев назад
ኣየ አወ ጅግንነት ህዝባዊ ግንባር ን ዋርሳይን ህዝባዊ ግንባር ን ዘልኣለም 🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aleneneguse2808
@aleneneguse2808 9 месяцев назад
ሰላም ህድሞና ነባሪት ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ሪእና ብዝያዳ ህድሞና ንክትዓቢ ይምነ ዝያዳ ክኣ ብዕድመ ሰብጸጋ ኣለዉ እሞ ደልኩም ታሪክ ክትዕቅቡልና ጻዓሩ ብተወሳኪ እታስም ህድሞና ትብል ስም ጥራይ ዘይኮነስ እንኮላይ ንሳ ተማልኦ ቅርስታት ክተማልእላ ኣለኩም ዓቅሚ እንተልዩ ዉን ኣዳራሽ ብህድሞ ክስራሓላ ኣለዎ ህድሞና ክንብል ኮለና ኮላይ ብዓያ ክንርእያ ኣለና ብዝተረፈ በርቱዑ ኣሮን ምስታ ቅጭን መሳርሕትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ንኩሉ ህዝቢ እርትራ ራህዋን ሰለምን ይምነየሉ ።
@m.g5367
@m.g5367 9 месяцев назад
Sebuk alka/alki hedmuna be china shelimoma ketri yeslaka
@zenithalem5503
@zenithalem5503 9 месяцев назад
Aron asmera mexei frgn, gain, washing machine kgezalka ye ❤❤❤❤❤
@ተጀምረንስ
@ተጀምረንስ 9 месяцев назад
ኣጆ ዝሓፍተይ ኣነስ ድኒቀ ኣይጸግበክን ኢየ ስማርቲ ኢኪ እቲ ዝሃቡኺ መሃሪ ንቅፌታ ምቅባልኪ ቀጽልዎ እዛ ቻነል ከኣ ንቡዙሓት ስነጥበባውያን ሓጋዚት ኢያ ነተባባዓዮም
@S.revolution
@S.revolution 9 месяцев назад
Apologies, mama lemlem now you made it Eritrean culture when you provided them with dinner ❤❤
@afommhreteabgebrekirstos6467
@afommhreteabgebrekirstos6467 9 месяцев назад
ኣሮን ብጠዓሚ ጽቡቅ ስራሐ ኢኩም ትስርሑ ዘለኩ ቀጽልዎ ኣብ ናይ ስነ ጥበባውት ለምለም ግን ፍሩጅ ኣብ ምድያብ 5ይ ፍሎር ኣብ ምድያብ ❤ዓቢ ስራሕ ኣትኩም ጉዕ ኣብልዕካ ሕንኣ ፍድያ
@fortosawa6274
@fortosawa6274 9 месяцев назад
ዋው: አዝዩ መሳጢ መደብ:ለምለመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ህድሞና ነባሪት ክአ ናይ ብሐቂ ዕዉት ስራሕ ኢኹም ሰሪሕኩም :ካልኦት ከም ብዓል ውድሽ: ሻሹ:ኢትዮጵያ አብ እንዳ ዝማም ትሰርሕ:ሳምሶም ተክኤወዲ :ምዘሎ ባራክዮ ሃሰስ በልዎም ንሕና ክአ አብ ጎንኹም አለና።
@tedroshabte393
@tedroshabte393 9 месяцев назад
ኬፍ ዘለዎ መደብ ግን ተዋሳእቲ ጥራሕ ዘይየ ኮነ ደረፍቲን ካልኦት ስነ ጥበባውያን ዘማእከለ ተዝከውን ❤❤❤❤❤
@almazabraha3443
@almazabraha3443 9 месяцев назад
Kemxuni elke eimo entay qerbki teimeti qormad btami terar seb kemeza aiy ranan
@lemlemberhe2408
@lemlemberhe2408 9 месяцев назад
ሰላም ህድሞና ነባሪት ኣብ ስራሕ ዓወትን ኣሳልጦን እናአመኩ ኩሉ እትገብርዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩም ኣጀኩም ኣይትሕመቁ ብጻል ናብ እቶም ጀጋኑ ሓይልታት ምክልካል ከድኩም ከምዚ ትገብርዎ ዘለኩም ክንደይ ሰማይን ጥዕሙን ምኮነ ሀሉ ሓብተይ ከኣ ኣርስ እቲ ምሩግ ቅሞናኪ ኣካዳድናክን ነጸላ እንተትውስኩሉ ክንደይ ጽቡቅ ናይ ኣደታትኪ መርኣያ ምኮነ ይብል ብወገነይ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይኩነልኩም ምስ መላእ ህዝቢን ምስቲ ደክመ ለበለ ለይትን መዓልትን ጅግና ሓይልታት ምኽልካል ይምነየልኩም❤❤❤
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 9 месяцев назад
ኣሮን ዝሓል ዝብል ርእይቶ ጌጋ ዩ ኣብኡ እዩ ጽባቀካ ሰብ ተክብር ዋዒ ምስ ኣፍልጦ እዩ እሞ ኣይትሰክፍ
@teklalegese4981
@teklalegese4981 9 месяцев назад
Nay behakey 👍✅
@ta-sy6up
@ta-sy6up 9 месяцев назад
ትኽክል ግን እቲ ትዛረብዎ ይነውሕ ኮይኑ የሕጽርዎ እሬ ሄሉ GBU❤🎉❤
@mehretbrhane6313
@mehretbrhane6313 9 месяцев назад
Btaemi xbuq srah behaqi hdmona show tgebrwo zelekum mewedadrti yeblun hadera gn n.mebrye: samsom tekiae: mahta amxluna hadera
@semirajemil1799
@semirajemil1799 9 месяцев назад
ሰላም እኮዕ ብዳሓን መጻኻ ኣሮን &ሄለን ብምቅጻል ካኣሮን ካኣ ብጣዕሚ ንፎዕ ኣቅራቢ መደብ ኢኻ ቀጽሎ ኣሮን ሓወይ ኣቅራቢ መድብ ከማኻ ክኸውን ኣለው ነቲ መደብ ሙድ ስለዝህቦ ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@zenithalem5503
@zenithalem5503 9 месяцев назад
Aronnnnn mekeret zkone seb &helu
@hanahabtemariam4103
@hanahabtemariam4103 9 месяцев назад
Hellu shikor wiriziti lebam i love you s❤❤❤❤
@teklrkidaneberhe4158
@teklrkidaneberhe4158 9 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዘሓጉስ ስራሕ ብጣዕሚ ብሉጽ ቀጽሎ
@tigistisemere3319
@tigistisemere3319 9 месяцев назад
Ewayyyy aron are hawey eskas kememm eqa eika nkulu hawey haftey enabelka temekro goyta brkkkk yeblka hawey natey asmera mes mexaku gdn krekbeka eye ❤❤❤
@alganesharaya1558
@alganesharaya1558 9 месяцев назад
ሰላም ህድመና ነባሪ እዳመስገና ነተን ማድል ክዳውተን ሐጺሩ እቲ ናይ ጋድነን እስብሊት ምሒር ተከፍቱ ስድራቤት ስለዝሪእዋ ቁርብተይ አብ አካድና ንጠንቀቅ ብኩሉ ጽብቅ አሎክም happy new year may god bless our country and people of Eritrean peace!!! ❤🇪🇷
@Bilalpolat2813
@Bilalpolat2813 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቀባብላን ሰነስርዓትን ትሕትናን ኣዳለውቲ መደብ ወዳጀ ዘብል እዩ። ሽሻይን ትሕዝቶን ደስ ዝብል እዩ ብወገን ኣዴና ለምለም ፡ የግዳስ ቡን ተዝውሰኻ ድባብ ሓዲሽ ዓመት ከመይ ምመቀረ ። by the way Thanks for the hard work has been done so far.
@yordanosandetsion5932
@yordanosandetsion5932 9 месяцев назад
Aron mohgol nehna buzuh aytzateb kenebel eska ketleflf trbrebna aytsan shikor haway 😂😂😂😂😂😂😂
@sebenefesehatsion5480
@sebenefesehatsion5480 9 месяцев назад
mklul akebabla ms dmuk fshkta ,nay ኣዴታትt ኤርትራስ fluy eu engera keriben sil kabau zabeye kea tmokroen kemehalalfa kelewa kea bzey zwehat.kbret yhabki
@habteabaye9998
@habteabaye9998 9 месяцев назад
Bflay Aron and Helu thank you so much
@natey3814
@natey3814 9 месяцев назад
Aron dehan kulu gze motor ednu,Helen kea meglexi yebleyn,abzi gze ezi kulu bqat zelewon zeyblun u medeb zali wey zmerh,Helen gn kemezi kemay ente mesitatkum si anes nay 2023 bqeti,wdeti alayt medeb Gazetena eye zbla abhasabey tsamamae like❤❤❤
@SemirSamrawi-qz9mf
@SemirSamrawi-qz9mf 9 месяцев назад
Helu & ariye mara kef alekom eti muqlul tebaykom bejakhom qexiliwu bhaqi nezen jeganuna kbret zihabkom kbret yihabkom ahwatey natey enkua eritrawi kunku ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ bhaqi rhus hadish amet ni hizbi eritrea & mikilkhal eritrea amete selam ameye fiqrin yiqrn yigberelna fetari amen ❤❤❤🎉🎉
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 9 месяцев назад
ጀሪ እንካዕ ሓጎሰኪ ሽኮር ዝኮንኪ ኣደ ኢካ
@azebgeremeskel355
@azebgeremeskel355 9 месяцев назад
Aron hawna blbi nemesgneka I love you a lot lemlem ❤
@mochi651
@mochi651 9 месяцев назад
ህድሞና ነባሪት ትገብርዎ ደለኹም ምትብባዕ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ኣጆኹም ቕጽልዎ ርሑስ ሓድሽ ዓመተ 2024 ይግበረልና።❤❤❤❤❤
@yodithaile5419
@yodithaile5419 9 месяцев назад
Btami das tblu deki Eritrea 🇪🇷,and amadadnaki Des u zbl kemzi zelekyo kexlyo ❤️❤️❤️.
@godisgoodpaulos9408
@godisgoodpaulos9408 9 месяцев назад
Gizenesh weyni tewlde wedi shawl lingo nechi amxewom bejakum
@eritrea8133
@eritrea8133 9 месяцев назад
ጽቡቅ ሁድሞና ቻነል እተን ካልእ ከኣ ብዓቅመን ከምኡ ተዝገብራ ፍናን ምኮኖም ነቶም ስነ -ጥበብ ዓድና
@NoboyNoboy-zx8mv
@NoboyNoboy-zx8mv 9 месяцев назад
ኣታክንደይ ትጠሚ ማይ ሂባ ተፋንዎም ከማን ልዕሊ ማይ ኢንታይ ኣሎ ትብል ድካ መናን
@tsigearaya9185
@tsigearaya9185 9 месяцев назад
Kkkk gerimuna
@ksb31102
@ksb31102 9 месяцев назад
Ksab mewedaeta reyo kedmi mzarabka
@NoboyNoboy-zx8mv
@NoboyNoboy-zx8mv 9 месяцев назад
​@@ksb31102sorry ሕጂ ሪኤዮ
@NoboyNoboy-zx8mv
@NoboyNoboy-zx8mv 9 месяцев назад
​@@tsigearaya9185ከማይ ዶ ኮይንኪ ክሳብ መወዳእታ ከይረኣኪያ እዋይ ዋዒ
@Liya-f5y
@Liya-f5y 9 месяцев назад
I like this channel and do more💛
@natsnetmulugetatesfazgi2670
@natsnetmulugetatesfazgi2670 9 месяцев назад
ሰላም ደቂታ ሓላል መረት ከመይ ኣለኹም ኩሉ ትገብርዎ መደብኩም ብጣዕሚ መሳጢ መሃሪ ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሑ በብዓልቲ ምልእ ተስፊእየ ቀጽልዎ ኣብ ስራሕኩም ፍቅሪ ጥዕና ይምነየልኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰👏👍
@helenmicheal9978
@helenmicheal9978 9 месяцев назад
Selam hidmona kemey alekum ab srahkum asalto ymneielkum qexile n samsam tekie mebreye amxulna 🙏 thanks you
@dl4055
@dl4055 9 месяцев назад
Rhus hadsh amet,deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ azina nfetwa adena jgna tegadalit 🇪🇷🇪🇷❤
@furtunakibrom5943
@furtunakibrom5943 9 месяцев назад
Aron and Helen credit goes to you much love my people ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@SolitanaDawit
@SolitanaDawit 9 месяцев назад
መርሓባ ካብ ናይ ክንፈትሖም ዶ ተዋሳእቲ እባ ኣሚጹሉና
@medhanegebeyehu7452
@medhanegebeyehu7452 3 месяца назад
New Year gift of Mebre-Pastry/Panatone, but of Jerry-Panatone as well as Refrigerator-What a bias!
@semharmengstab9296
@semharmengstab9296 9 месяцев назад
Senait hagos & saron brhane ka ab kexali knxbeyekum eina thanks 🙏
@familylove8308
@familylove8308 9 месяцев назад
Btami desss zebel serah eyu teserhwo zelokum emo egzabher Amlak yhagzkum i love you oll ❤❤❤
@tesfaldetsamuel90
@tesfaldetsamuel90 9 месяцев назад
ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ምትብባዕ ናይ ስነ ጥበባውያን እምነ ኩርናዕ ሕብረተሰብ እዮም እሞ ይግበኦም እዩ።
@Eri2626eritra
@Eri2626eritra 9 месяцев назад
Aron shikorrrrr❤🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rutahabte8262
@rutahabte8262 8 месяцев назад
Helen txbkiti shekorina fetret btaemi eye zedenkeke kedanki ketxebk mesti melkekin thitenaken azki iki des tble.❤❤❤❤❤❤
@godisgoodpaulos9408
@godisgoodpaulos9408 9 месяцев назад
Des ktbl hdetiy mama lemlem Hdmona sened senedu hdri tbahlu alkum ngizenesh wedi shawl amxewo
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@liaa.8772
@liaa.8772 9 месяцев назад
Hdmona nebarit nezom kilte aqrebti dima shilmat ygbiom btaemi nufuat kexiliwo
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 9 месяцев назад
Sbuk Aleka Aru hawey Tebayka lewah Eka
@sarage09
@sarage09 9 месяцев назад
Wow ....good job guys. one of the reson that I don't like that building is not having elevator.
@adaleritrea
@adaleritrea 9 месяцев назад
Asey des ktblu bflay lemlemey &pls ngal ryale beal sidon shwitat bzuhat alewa kinrian ndeli ❤❤❤ thanks i love u are &helu you gays the best❤❤❤
@tsegabutsamlak9976
@tsegabutsamlak9976 9 месяцев назад
Aron shkore lewah mekbery seab❤❤❤❤
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 9 месяцев назад
Dehai Beal Tanki gberu alewakum Tegadelti hatati zeyblen
@kisanet4715
@kisanet4715 2 месяца назад
ሓቃ ማማ ለምለም ስዋኣትና ኩሉግዜ ኣብ ልብና 💯💯💯❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zenithalem5503
@zenithalem5503 9 месяцев назад
Gue, berbere zameselu hadegenatatt eyom pls akurxwoo, kale,ab mongo megbi may ksetyuu afkdlommm key hnekuu
@ShiwayneshAregawi
@ShiwayneshAregawi 9 месяцев назад
ኣሬ ሓወይ ኣነ ንዒኻ ክርኢ እንኮሎኹ ቶም ኤንድ ጀሪ ዝራኣኹ ከይነ እዩ ዝስማዓኒ
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 9 месяцев назад
ነኖ አሮነይ ጨው አለው ዋዒኻ
@FocusOnyourblessing
@FocusOnyourblessing 9 месяцев назад
ብጣዕሚ ክብረት ሰብ ስለ ዘለዎ ዋዒኡ፡ከኣ ኣፍልጦ ኣለዎ ደስ እዩ ዝብል
@luwamtedros2766
@luwamtedros2766 8 месяцев назад
❤❤❤❤
@temesgenmekonen9058
@temesgenmekonen9058 9 месяцев назад
ብዚኮነ ብተዓሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጽሉዎ ኣጆኩም
@YohanaKinfe
@YohanaKinfe 9 месяцев назад
Aroney and heluyey btaemi xbuk salakum eyu xebiku ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@Helenteame
@Helenteame 9 месяцев назад
ጽቡቅ ምትብባዕ እዩ ቀጽልዎ ድኻምኩም ከኣ ንሰናይ እዩ❤❤❤❤
@yodittekeste8848
@yodittekeste8848 9 месяцев назад
Nnebarit hdmona ruhus hadishi amet ygberelkum ❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsanegasi4538
@elsanegasi4538 9 месяцев назад
Netom abgenbar zhlwe keda
@TesfaiAto
@TesfaiAto 9 месяцев назад
Are and helu nay bahki tihtinakum akbretkum nuedat ❤❤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 9 месяцев назад
Aron&Helen ❤❤❤
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 9 месяцев назад
ኣሮን ተካኤ መጺጽ ኢለካ ኣለኹ ኣነ ሓውኻ ካብ ደገ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mulugetafukadu
@mulugetafukadu 9 месяцев назад
ናይ ኣሮን ቴለፎን ብከመይ ክረክባ ይሕዋት ትሓባበሩና pls❤❤❤❤
@adiamkelati8979
@adiamkelati8979 9 месяцев назад
Are shekor mekerat ❤❤❤❤❤
@ልዋመይ
@ልዋመይ 9 месяцев назад
ኣንታ አዛ ሄለን ሲንግል ድያ ኣነስ የፍቅራ ኣለኩ❤❤❤❤
@Wedikere
@Wedikere 9 месяцев назад
ሄሉ ሽኮር ሲንግል ዶ ትኮኒ❤😊
@abusabr6674
@abusabr6674 9 месяцев назад
Helen haftey akedadenaki aziyou tsebuk eyou bekedadenaki keneeduki eya texebeye ane
@ተጀምረንስ
@ተጀምረንስ 9 месяцев назад
ንፉዓት ግን ክልቲኩም ኣካየድቲ እዚ መደብ ሓፍትና ከኣ ማራ ትሕቲ ብልጽቲ እዞም ናይ ደገ ከምዚይ ናትኪ ትሕቲ ድሕሪ 1000 ዓመት ውን ኣይትረክብን ኢካ ❤❤❤❤
@TsegayZemuy
@TsegayZemuy 9 месяцев назад
Aron hawey btami tsebuk medab eue emo ktselwo amlak msakum yekun
Далее
Шоколадная девочка
00:23
Просмотров 598 тыс.