Тёмный

ህፁፅ ሰበር ዜና ካብ መቐለ | ደብረፅዮንን ናይ ንፃድቃን ምሽጥር | ወዲ ወረደ ናብ ሰራዊት ትግራይ | Ethiopian news | Tigray news 

Kokob Media Network
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 4,8 тыс.
50% 1

ህፁፅ ሰበር ዜና ካብ መቐለ | ደብረፅዮን ምሽጥር ናይ ንፃድቃን | ወዲ ወረደ ናብ ሰራዊት ትግራይ | Ethiopian news | Tigray news
Ethiopian Daily |Reyot |ATV asena |Tigrai news |ertrian news | ethioforum | ethiopian news |abelbirhanu |fetadaily|mereja| tmh|zaramedia| dw |kokob media news |kulu media|jstudio
Telegram: t.me/kokobmedi...
kokob news today,kokob media now
Facebook page: / kokobmn
Make sure to subscribe to kokeb media network and turn on notifications to stay updated with all new uploads! 🔔
You will find social, economic and political, international news, other useful and accurate information, mentors and educators as well as entertaining events from our channel.
Become a family today by subscribing.
kokeb media network
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2021: kokeb media network
#kokobmedia #ኮኾብሚዲያ
@kokob media network

Опубликовано:

 

20 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 12   
@Berhun-zw9uw
@Berhun-zw9uw 4 часа назад
❤❤❤
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 часа назад
ጻድቃን መላእኽቲ ናይ ደገ ተሓንጊጡ ህወሓት ንምፍራስ ተላእኹ ዩ ጌታቸው ከኣ ተጨውዩ ኣሎ ናይ ብደገ ሓይልታት
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 4 часа назад
ከይሐሳዉኩም አህሉፉ ሚዲያ ዘይሻራዊ ምካን እዩ😮😮😮😮
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 часа назад
ሓቂ ንሳ ያ ደብረጽዮን ገሊጽዋ ኣሎ ።
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p 2 часа назад
ፀፍ
@AwetashTajebe
@AwetashTajebe 2 часа назад
ኣታ ዘም ዓያሹ ኣውዕር ዘይሓስቡ ንባዕሎም ጥራሕ ዝሓስቡ ዕድመ ዘየምህሮም ቦታ ንመንኣሰይ ልቀቅሎም።
@MuhammedAbdelkadir
@MuhammedAbdelkadir 2 часа назад
ን 30 ዓመት ተኣኪቡ ለዉጢ ዘየምጽእ ድርጅት
@1birryoutube
@1birryoutube 43 минуты назад
ዕለት 11,01,2017 ሕዚ ብህወሓት ዘጋጠመና መሕፈሪ ስራሕ መፍትሒኡ 1ይ እቶም ስልጣን ነዓይ ነዓይ ዝብሉ ዘለው ካብ ክልቲኦም ጉጅሉ ዝርከቡ ናይ ህወሓት ፖሊት ቢሮ ዝነበሩን ከምኡውን 60 ዓመት ዝመልኦም ኩሎም ማ/ኮሚቴ ብዘይ ምንም ዋዓል ሕደር ስልጣን ይልቑ 2ይ ህወሓት ክትድሕን እንተኾይና እቱ ሓዱሽ መንእሰይ ወለዶ ሓዱሽ ውሳኔ ክኾን ዘለዎ እቱ ዝተኻየደ ጉባኤ ንህዝቢ ትግራይን ንማእከላዊ መንግስትን ይቅርታ ሓቲቶም ከምዝሰረዝዎ ብሚዲያ ከዛረቡን መግለፂ ክህቡን ይግባእ 3ይ ቀጠታ ብድሕሪ ይቅርታ መግለፂ ከም ሓዱሽ ንመረፃ ቦርድ ናይ ህወሓት አፍልጦ ከም ሓዱሽ ዘይኮነስ ካብቱ ዝነበሮ ክምለሰሉ ካልኦት መመዘኒ ማለት አብትሕቲ ክትተል ኩኑ እንተበሉ እሺ ምባል : ካልአይ ናብ አሸባሪነት ስራሕ አይነአቱን ኢልኩም ፈርሙ እንተበሉ እሺ ኢልኩም መዓዝ ጉባኤ ከም እተካይዱ እናተፀበኹም ንትግራዋይ ዝጠቕሙ ስራሕቲ ምስራሕ ። በቀጠታ ተደናጉዮም ዝተብሃሉ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ለይትን ቀትርን ብምስራሕ ምክሕሓስ 4ይ ጉባኤ አካይዱ ተባሂሉ ምስተፈቑደ ቀጠታ ናብ ጉባኤ ምእታው አብላዕሊ ብዝገለፅክዎ መሠረት ፖሊት ቢሮ 100% ስልጣን ባዕሎም ምውራድ ካልእ ማ/ኮማቴ 75% ብምዝርራብ ክለቅቅ ብምግባር ትኽክለኛ ምትኽኻእ ጌርካ ናይ ትግራዋይ ፍርሕን ጭንቀተን ምድባስ ። ናይ ዝተጎድአን ዝነብዐን ህዝቢ ምኽሓስ ናይፀላእቲ መልሓዝ ከነኽስዎ ምግባር ትግራዋይ ምብትታን አይከአልን ኢሎም ቁርፆም ፈሊጦም ከምታቀደሞም ምስትግራዋይ ተስማዕሚዕኻ ምንባር እምበር ብሓይሊ ከምዘየሽንፍዎ ብተግባር አምሂርና ክንዕወት ይግባእ። በጃኹም መልሲ ፀሓፋለይ ዋላ ደውልለይ።
@tsegaiasrat4707
@tsegaiasrat4707 2 часа назад
ክክክክክክክ ጻላእትና ዘይዋጾም ድካ ዝባልካ ብዝይ ቅያር ኪዳን ናብ ደብብ ኣፍሪቃ ከምዝከድኩም ረሲዒክሞ ቁልፉኩም ፈትሕኩም ህዝቡኩም ዝወዳእኩም ካብ ንሕዋሓት ምእማን ኣብ ጸልማት ኮንካ ጽላሎትካ ምርኣይ ይቐልል
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 3 часа назад
❤❤❤
@YfEh-g1i
@YfEh-g1i 3 часа назад
❤❤❤❤❤❤
@JEmaLABDRHim
@JEmaLABDRHim 3 часа назад
❤❤❤❤
Далее
БЕЛКА РОЖАЕТ? #cat
00:24
Просмотров 633 тыс.
БЕЛКА РОЖАЕТ? #cat
00:24
Просмотров 633 тыс.