Тёмный

ሓሳዊ ነቢይ ከምዝኾነ ባዕሉ ገሊጹ። // ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 135 тыс.
Просмотров 53 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

13 апр 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 528   
@user-be6cy3cw8c
@user-be6cy3cw8c 2 года назад
ካብዚኦምሲ እንቓዕ ደሓና
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m 2 года назад
እንኳዕ ደሓንካ
@user-uq9th3to6o
@user-uq9th3to6o 2 года назад
ተመስገን እስመ አልቦ ነገር
@fikirfikir138
@fikirfikir138 2 года назад
📖መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ #ሓሰውቲ_ነብያት፣ ከም በዓል #prophet_Israel_biniam 📖 ህዝ 13፣6 እቶም እግዚኣብሄር #ከይለኣኾምሲ፣ እግዚኣብሄር ይብል ኣሎ፣ ኢሎም ቃሎም ከም ዚፍጸም #ዘተስፍዉ፣ ከንቱነትን #ትንቢት_ሓሶትን እዮም ዝረኣዩ። እቶም ሓሰዉቲ ነብያት፣ ነቲ ትንቢት ዝንበይሉ ሰብ፣ ብቃላት ኣፎምን ራእይ ልቦምን፣ ከምኡ`ውን ንክቱር ድሌት እቲ ሰብን ፈሊጦም እዮም ብሓሶት ዘተስፍዉዎ። ብኣንጻሩ፣ እቶም ሓቐኛታት ነብያት ድማ፣ ካብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነቲ ህያው ዝኾነ #ቃሉ ተቐቢሎም፣ ናብቶም ምዉታት ዓጻጽምቲ ከይተረፈ ይልኣኹ ኔሮም። ኣብ ልዕሊ እቶም ምዉታት ዓጻጽምቲ ድማ ህይወት ይንበዩ እሞ፣ ሽዑ እቶም ምዉታት ዓጻጽምቲ፣ ብቕጽበት ከም ሓደ ዓብይ ጭፍራ ኾይኖም፣ ዳግም ብህይወት ደዉ ይብሉ። እቲ ፍልልዮም፣ እቶም ሓሰዉቲ፣ ነቲ ምዉት ዘየለ ተስፋ የተስፍዉዎ። እቶም ሓቐኛታት ግና፣ ነቲ ምዉት ደዉ ኢሉ ከምዝቐዉም ይነግርዎ እሞ ከምኡ ድማ ይኸዉን። 📖ትንቢት ህዝቅኤ 37 14፤ መንፈሰይ ከሕድረልኩም እየ፣ #ህያዋን ከኣ ክትኰኑ ኢኹም፣ ናብ ሃገርኩም ድማ ከንብረኩም እየ እሞ፣ ኣነ እግዚኣብሄር ከም #እተዛረብኩን_ከም ዝገበርክዎን ክትፈልጡ ኢኹም፣ ይብል እግዚኣብሄር። 📖 ህዝ 37፣10 ኣነ ኸኣ ኸምቲ #ዝአዘዘኒ_ተነቤኹ፣ ትንፋስ ድማ ኣተዎም። #ህያዋን ኰኑ፣ በእጋሮም ከኣ #ቘሙ፣ ኣዝዩ ዓብዪ ጭፍራ ነበሩ። 📖 ኤር 23፣21-22 #ነዞም_ነብያት እዚኣቶም #ኣይለኣኽክዎምን ግናኸ ጐየዩ፡ #ኣነስ_ኣይተዛረብክዎምን ግናኸ ንሳቶም ተነበዩ። ኣብ ምኽረይ ውዒሎም ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ #ቃላተይ ንህዝበይ #መስምዕዎም፡ ካብቲ ኽፉእ መገዶምን ካብ እከይ ግብሮምን ከኣ #ምመለስዎም ነይሮም። -------------------- 📖ትንቢት ኤርምያስ 23 32፤ እንሆ፡ ነቶም #ሕልሚ_ሓሶት_ዚንበዩ፡ ንህዝበይ ከኣ እናተዛረቡ ብሓሶቶምን ብድፍረቶምን ዜስሕቱ ነብያት #እጥልቐሎም_ኣሎኹ_ይብል_እግዚኣብሄር። #ኣነስ ኣይለኣኽክዎምን_ኣይኣዘዝክዎምን፡ ነዚ ህዝቢ እዚ ድማ ዚዐብሱሉ የብሎምን፡ ይብል እግዚኣብሄር። ======== እምብኣር፣ እቶም ሓሰዉቲ ነብያት፣ ኩሉሳዕ ንናይ ገዛእ ርእሶም ቃላትን ትምኒትን እዮም ዘተስፍው። እቶም ሓቐኛታት ነብያት ግና፣ ከምቲ ጎይታ ዝኣዘዞም #ንቓሉ እዮም ዝንበዩ። ስለዚ፣ ካብቶም #ቃሎም እምበር #ንቃሉ ዘየተስፍዉ ነብያት ሓሶት ይሰዉረና!!! ኣሜን
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ተገላገልካ/ኪ
@afam6813
@afam6813 2 года назад
@@user-wt4hp3ln5m nisiki/Ka ke?
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 2 года назад
በዘይካ ክርስቶስ ፈጣሪ የለን ብዘይካ ድንግል ማርያም ኣደ የብልናን ብዘይካ ተዋህዶ እምነት የለን ክብሪ ን ተዋህዶ ኦርቶዶክስ
@user-tx8if2hl6o
@user-tx8if2hl6o 9 месяцев назад
❤❤❤
@user-mr1is1on9h
@user-mr1is1on9h Месяц назад
Ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤
@selameniguse9433
@selameniguse9433 2 года назад
ብሓቅ ቃል ህይውት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልካ ድያቆን ሓውና 🙏 ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ እንካዕ ኣብፅሐኩም ንቅድስ ስላሴ ናይ ፅባሕ ሰባት የበለና🙏
@user-oq4kh5yx5t
@user-oq4kh5yx5t 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ👏💒
@dhhdh9651
@dhhdh9651 2 года назад
አሜን አሜን አሜን እንኳዓ አሕብሩ አብፃሕና ዝያዳይ
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m 2 года назад
አሜን
@user-hz2hf8qs2d
@user-hz2hf8qs2d 2 года назад
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና
@user-dm5qd1li3d
@user-dm5qd1li3d 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ህያበይ
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s 11 месяцев назад
ብሓቅ ቃል ሂወት የስምዕልና ኩቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላኬ❤❤❤
@user-ur1oo8zj3z
@user-ur1oo8zj3z 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ብጥዕሚ እየ ዝፈትወካ እግዚአብሔር ካብ ኩፍእ ዘበለ ይሓልውኻ መምህረይ
@user-nv8vf3vg8d
@user-nv8vf3vg8d 2 года назад
😢😢 ፈትዮም መዓስ ኮይም መሳኪን ሓብ ከሓድቲ ለወጥቲ ሃይማኖት የድሕነና ንዓታቶም ድማ እግዝኣብሄር ይምለሶም 😢 ኣኣብ ጾሎትና ድና ንዘክሮም ንዘኻኸር🙏
@SandroSandro-tr9sr
@SandroSandro-tr9sr 10 месяцев назад
ኣሜን ቃል ህይወት የስመዑልና ሓወይ ናተይ ኣምላኽ ምስ ኩላሃና ይኹን
@meld569
@meld569 2 года назад
ሱቅ ኢሉ ሃለውለው ካብ ዝብል ነቲ ቅኑዕ መንገዲ ዘይደሊ። ስልጣን ሓወይ አግዚኣብሀር ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ
@user-tq7ph2pj5x
@user-tq7ph2pj5x 7 месяцев назад
ቃል ህይወቱ የስምዐና ክቡር መምህርና❤❤❤ ብጣዕሚ ይሕዝን😢😢
@user-ep2tp5zn1y
@user-ep2tp5zn1y 2 года назад
በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩቡር መምህርና ንዓና ድማ ኣብ እምነትና የፅንዐና ፍቅራተይ
@tg6336
@tg6336 2 года назад
እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ብዝሕ ይበል ስልጣን ሓወይይ ❤❤❤❤
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 4 месяца назад
ስልሳን ሓወይ ናይ ስደት መምህረይ ኣጀኻ ቀፅለሉ ብዝዓዋ ንኣስልምና ተቅሪበሎም ጉብእ መልስ ኣዝየ የመስግነካ ኣዝየ ኣዝየ ኣዝየ የመስግነካ ተባረክ🙏🙏🙏
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 2 года назад
ኣምላኽ ይባርካ ዝሓወይ ከምዚ ጌርካ አጋልጾም ነዞም ሓሰውቲ ነብያት ዝብሉ
@user-gp7yk6il5u
@user-gp7yk6il5u 2 года назад
ኣምላኬ ይመሰገን ሰልጣንይ ሓወይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዐና 👏👏👏💘💘💘💘💘💘💘☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️
@thjfhj-ty3lx
@thjfhj-ty3lx 3 месяца назад
በስምአብ ካብዚ ማሓረና ታይኡ እዚ😢 ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ መምህረይ ናይ ኣጎልጎሎት ዘበንኻ ይባረከ🥀
@ziedwediasmeraziedziedu9479
እመ ኣምላክ ጠብቅኝ ከልብሽ ኣታውጥኝ ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ ። ስሉስ ቅዱስ ። ጽቡቅ ትምህረት ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ ካብዚ የውጽኣና ወረስቲ ቅዱስ ርስቲ ይበለና ቅዱስ ኣምላክና
@user-uh3dc2nm3b
@user-uh3dc2nm3b 11 месяцев назад
ቀጽሎ ስልጣን ሓወይ ጂግና ኢካ በቃ❤❤
@rimtadese535
@rimtadese535 Год назад
Amlak aboy kabziom rukusat adhneni ordodeks nzelalem tnber
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ነብያት ኣቦታትና ብሓሶት ተነብዮም ኣይፈልጡን እዮም
@user-zi3qf8nu7v
@user-zi3qf8nu7v 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህርና💒❤️❤️❤️❤️
@asddvxjeddx2938
@asddvxjeddx2938 2 года назад
ቃል ህይወት ያስመዐልና ስልጣን ሓወይ ፀጋ በረከቱ ያብዝሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጎይታይ መድሕነይ ኡየሱስ ክርስቶስ ሂይወተይ ድንግል ማርያም እናቴ ክብር ለዘላለም ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ይኹን አሜንንን🙏🙏
@mihretbeyene3751
@mihretbeyene3751 2 года назад
Egziabeher Amlak ayni lbonakum ykfetelkum .
@embabateshome8304
@embabateshome8304 2 года назад
Besmaamb bewelde menfes qudus kabzi kemzi ysewrena amlak amen amen amen
@selambrhane8899
@selambrhane8899 2 года назад
በሓቂ የሕዝን መምህር ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
@wegihlumengstu5114
@wegihlumengstu5114 Год назад
ቃል ሂወት የሰምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
@salamasalama7644
@salamasalama7644 Год назад
አንካዕ ዳሓን መፃእካ ሰልጣነይ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚእብሔር ኣምላክ
@user-hk9xn1tw5q
@user-hk9xn1tw5q 2 года назад
እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰምዓልና👏👏👏
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ዓይነዩ💟💖🙄
@user-gz4kg3tb2p
@user-gz4kg3tb2p 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክቡር ሓወና ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ልቦና ይዓድለና 🤔
@user-qr7df5xd8e
@user-qr7df5xd8e 3 месяца назад
ኦ እግዛብሔር ኣቦይ ዓይነ ልቦና መልሰልና❤❤❤
@user-bt9gi4hq3j
@user-bt9gi4hq3j 2 года назад
አሜን እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ቃል ህይወት ያስመዕልና ሥልጣን ሓወይ ፂጋኡ ያብዝሕልካ አሜን ❤✅
@user-lz5yy1wy8y
@user-lz5yy1wy8y 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ክቡር ሓወይ 🌹🌹🌹🌹🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም መምህረይ ቃደመወቲ ባዕለይ💊
@VanVan-rd4re
@VanVan-rd4re Год назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና
@user-rs1su5yq4w
@user-rs1su5yq4w 2 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻካና ስልጣን ሓወይ እግዚኣቢሂር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ ካብ ከምዚኦም ሰባት ይሓልወና ናብ ልቦም ካኣ ይምለሶም
@user-kz5hv6oc4y
@user-kz5hv6oc4y 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ስልጣን ሓውና ብሓቂ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ኣምላክ ልቦም ይክፈተሎም
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 2 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmana memhreyyy
@goodplaza6109
@goodplaza6109 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና 👏🤲
@user-vm5fq7tt9w
@user-vm5fq7tt9w 2 года назад
ቃል ህወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣር መምህርና💖💖✝️✝️
@starking7144
@starking7144 2 года назад
ነቦታትና ሊቃውንቲ ቤተክርስትያን ዳስተናዓቁ ርኣይዎ በሎ ኣትን መናፍቃን ኣቱም መናፍቃን ርኣዩ ስምዑ ተረድኡ እዋይ ጉድ ኣታ እዚ ኦርቶዶክስ ክንደይ ይጥዕም ተመስገን ጎይታ ሰራዊት እግዘብሔር ኣምላኽ ኣብ ኦርቶዶክስ እምነተይ ዘጽናዕካኒ ። ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ምስ ኣዴኻ ድንግል ማርያም ዘልኣለመኣለም ኣሜን ስብሃት ለእግዚኣብሄር ።
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 2 года назад
ሕራይ እሰከ እዚኦም መናፍቃን እንተ ኮይኖምሲ ምስሊም ከ እንታይ ኢልካ ትጽውዖም
@starking7144
@starking7144 2 года назад
@@matthewsbrhane5160 ሙስሊም ከኣ ኣማሊቃውያን ይበሃሉ
@user-un9lp9if3i
@user-un9lp9if3i 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ በረከቱ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ
@danielgirme6592
@danielgirme6592 2 года назад
ደርሆ ተሓለመት'ሲ ጥረምረ'ዩ ናትኩም ነገር:: ካብ መናፍቅ ምካንሲ እግዚአብሔር ይሓልወና ድኣ::ኣብዛ ቅድስቲ እምነትና የጽንዓና::
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@letuhletnh3229
@letuhletnh3229 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-lh5os3qk7z
@user-lh5os3qk7z 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዐሊ ልብ ይሃቦም ናዓና ድማ አፍታ አፅናፋውትን ሃዋርያውትን ዝኾነት ሃይማኖትና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ያፅነዐና አሜን፫
@mazigaltewahdo9079
@mazigaltewahdo9079 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜንኣብ ቤትና የፅነዐና ክቡር መምህር ስልጣን ሓወይ ከዓ ኣገልግሎትካ ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
እዋይ ኣሕዋተይ ክንደይ የሕዝነካ፡ ፕሮቴስታንት ዳርጋ ምሉእ ብምሉእ ናብ ጥንቁልና ኣትዩ ኢዩ፡ እስከ ንጸልሎም ኣሕዋት፡ ንሕና ከኣ ንጠንቀቅ፡ ኣምላኽ ካብ ከምዚ የድሕነና፡ ሰይጣን ብሰብ ይጻወት ኣሎ።
@user-bf4nn2rv8e
@user-bf4nn2rv8e Месяц назад
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏
@user-oj4un3cm7v
@user-oj4un3cm7v Год назад
ናይብሃቅ ቃለ ሂወት የስምኣልና ድያቆን ሰልጠነ ሓዉና 🙏🙏🙏
@user-og9oz7nc4w
@user-og9oz7nc4w 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚአሄር አምላኽ ክቡር መምህረና
@user-cc8zy6is1y
@user-cc8zy6is1y 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልናጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
@tdf8017
@tdf8017 2 года назад
Selam amlak msaka ykun sltan hawey👏👏💒💒💒💒💒💒
@user-oq4kh5yx5t
@user-oq4kh5yx5t 2 года назад
ሰላም ክቡሪ ሓዉና እናኳዕ ዳሕና መፃኻ መምህር ህወተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘልኣለምፀንታ ትኑሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏💒💒💒
@melakeazeze3390
@melakeazeze3390 2 года назад
መምህር ስልጣን ኣጆካ ኣምላክ ይሓግዝካ ኣቃልዓዮም ድኣ
@jastavms2119
@jastavms2119 2 года назад
ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓወይ ስልጣነ
@merhawiandemichael8642
@merhawiandemichael8642 2 года назад
ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሄር ጽጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይዓድልካ ።ተመስገን ኣምላከይ ኣብታ ብደምካ ዝመስረትካያ እምነት ዘጽናዕከኒ፡፡
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 года назад
እንዃዕ በሰላም መፃእካ ሥልጣንይ 🤲🤲🤲ደቂ ተዋህዶ እንዃዕ ንወራሓዉ በዓል ቅዱስ ሰላሴ አበፅሕኩም 🤲🤲🤲❤❤💝💝💝💝
@ggivycu2450
@ggivycu2450 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃልህወት የስምዐና ፀጉኡ የብዝሐልካ ብምቅፃል ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ደቂ ኣነስትዮ ናይ እነታትና ክመፀና ኮሎ መፅሓፍ ቁዱስ ኣይታሓዝን ይብሃል እሞ ኣብ ጀዋል ኣውፂእካ ምንባብ ይካኣል ድዩ በጃካ ስልጣን ሓወይ ተገድይስካ መልሰና ምስ የቅረታ
@gjtghhtu5526
@gjtghhtu5526 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሰናይ የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ መምህረይ ኣብ እምነትና የፅነዐና ቁዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና በስመ ስላሴ
@user-bc6bq3ry7m
@user-bc6bq3ry7m 2 года назад
ቃል ህወት የሰመዐለና ሰልጣን ሓወይ
@eframabrham-pz9ib
@eframabrham-pz9ib Год назад
ኣሕዋተይ ከብዚኦም ከምዚኦም ሰባት ንጠንቀቅ ሰብ ከስህቱ ክንደይ እዮ ላዕልን ታሕትን ዝብሉ ብፍላይ ኣብ ኢቶጵያ ናይ ረብሓ ሰባት እዮም ብዛዕባ ፈጣሪ ወላካ እንኮ ዝፈልጥዎ ነገር የብሎምን መናፍቃን ማለት ነብሶም ነዛ ፍጥረቶም ዝካሓዱ እዮም
@user-rs1su5yq4w
@user-rs1su5yq4w 2 года назад
ስልጣን ሓወይይ መደባትካ ብታዕሚ ኢና ንማሃረሉ ሃንቀው ኢልና ንጽበየካ
@freweynitesfamikael9012
@freweynitesfamikael9012 Год назад
እዝግዮ ማሀረና ኩሩሱኡቶስ
@user-ze3dt1ud9m
@user-ze3dt1ud9m 2 года назад
ብሓቂ ክብር ሓዉና ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን አሜን አሜን አሜን አጀካ አጀካ መምህር ይ እመ አምላክ ብፆሎታ ሚሳካ ቲኩን አጀካ በርቲዒ
@user-vh8vf2on6n
@user-vh8vf2on6n 2 года назад
ቃል ሂወት ቃል በረከት ያሲመዐልና መምህረይ
@user-kd7lt2cu5r
@user-kd7lt2cu5r 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፀእካ መምህርይ እግዚእብሔር ኣምላካ ዓይነ ልበነኦም ይክፈተለም
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@user-nu1ye9nw4v
@user-nu1ye9nw4v 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህሪና እግዚአብሄር ኣብ እምነትና የፅንዐና ብፊልጠት ኮነ ብዘይ ምፊላጥ ዝኸዱ ናብ ቅንዕት መንገዱ ይምሪሐና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏😥😥😥
@SemereabAbrahamSemereabA-km7up
@SemereabAbrahamSemereabA-km7up 9 месяцев назад
አሜን(((3)))ቃል ሂወት የስማዓልና በጀካ ኦርቶ ዶኩስ እምነት የለን
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 года назад
እዝጋብሀር ይመስገ ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣን ሓወይ ካብ ስሕተት መንገዲ ይሰውረና
@asaydesta5445
@asaydesta5445 2 года назад
እግዚአብሔር ✅ እዝጋብሀር❌
@lovetigray7773
@lovetigray7773 2 года назад
እንኩዓ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልካ
@robeltekle8094
@robeltekle8094 2 года назад
አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ መምህርና 🙏🙏🙏
@user-vr9gj2ff7t
@user-vr9gj2ff7t 2 года назад
እግዛብሄር ይመስገን መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ👏👏👏♥️♥️🥰🥰🥰
@user-lb3tp7mz5m
@user-lb3tp7mz5m 2 года назад
ክቡር ሓው ስልጣን ከሰተ ናይ ብሓቂ ይገርም ኣምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም
@saimonandom7248
@saimonandom7248 2 года назад
እዝግዮዮዮ ፡ መሓረና ፡ክርስቶስ፡ ዓይነልቦነኦም ይ ኽፈየሎም።
@user-fr8ro9po6j
@user-fr8ro9po6j Год назад
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም እምበር ናይ ጥፍኣት መንገዲ እዮም ዝከድ ዘልዉ ከምቲ ካል ኣምላክ ዝብሎ ህዝበይ ሳኣን ምፍላጥ ይጠፍእ ኣሎ ዝበሎ እዩ 🥰🥰😥
@bsratgalkesi2507
@bsratgalkesi2507 2 года назад
መምህር ና እታ መእተዊት እባ ክብሪ ይኩን ንስላሴ ትብል ኣይትቃይራ 👏 እና ቀጽለሉ
@azoabsh4473
@azoabsh4473 2 года назад
ሰልጣን ሓዉና ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፁጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልጉለት ዘመንካ ይባረክ
@tigistabrahale3295
@tigistabrahale3295 2 года назад
እንቃዕ ድሓን መጻእካ ክቡር መምህረይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸግኡ የብዝሐልካ ኣምላክ ❤❤❤
@salama9687
@salama9687 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ክብር ስልጣኑየ ፀግኡ የብዝሐልካ. ቃለ ህይወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ስልጣኑየ እምብርሃን ምሳካ ትኩን መምህረይ ምስትውዓል ይሃቦም እግዚአብሔር አሜን አሜን አሜን
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክቡር መምህረይ ስልጣን እግዚ ኦ ማሓረና ክርስቶስ ተዋህዶ ለዘልኣለም ትንበር ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዓይነ ልቦኖኦም የብረሀሎም
@eldanaqudus7919
@eldanaqudus7919 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምኣልና ኣምላክ ብምሕረቱ ይተምተና 🙏🙏🙏
@user-kg9qm7ew9c
@user-kg9qm7ew9c 2 года назад
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምኩ ይብዘሐ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓዉና
@tadeseamare9544
@tadeseamare9544 2 года назад
Amen Qalhiwet yesmalina Sultan hawey egziabher amlak memelisu bereketu yebzhalka
@eyobtewelde7651
@eyobtewelde7651 Год назад
እግዚኦ መሓረኒ ክርስቶስ😭
@user-uc9sc5nl3e
@user-uc9sc5nl3e 2 года назад
እንኳዕ ብደሓን መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ🙏 ኮድ ኣለናያ መራኸቢ ድዩ🙆😂
@feetfwet3971
@feetfwet3971 Год назад
ቃል ህይወት የስሙዑልና ጸጋ ኣምላኽ የብዝሐልካ ኩቡር ሓወና ሰልጣነይ🤲❤
@brhanaabraha3150
@brhanaabraha3150 2 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ስልጣነይ ተባረክ ዝሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ቀስ ብቀስ ኩሉ ጉዶም ክወጽእዩ
@user-ze3dt1ud9m
@user-ze3dt1ud9m 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ይኩነልና ይግበረልና ቃል ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን አሜን አሜን አሜን
@amanuel-.
@amanuel-. 2 года назад
ስምካ ሓሰን ሃዲ ይብል፡ ተዋህዶ ዲኻ?
@drarhayle8800
@drarhayle8800 2 года назад
ኣሰይይይይይይይይይ ደስስስስስስ ዝብልልልልል ትምህርቲ ሱልጣን ሓወይ እንተ ናዓካ ፈጣሪ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃብካ እንተ ናይ እቲኦም ነብያት ኢና ባሃልቲ ግን ከኣ መታለልቲ ባዕሉ እቲ ሉኡለ ባህሪ ምስጢሩ ይግለጸሎም እንበር እንታይ ክንብል ጉዳመኛታት ነብያት ባዕሉ ንነብሱ ረቲዕዋ ባዕሉ ከሳሲ ባዕሉ ፈራዲ ሱልጣን ሓወይ ግን ኣጆካ ከጽሎ ጭፍጭፎም ይውጻእ እቲ ሓቂ
@user-ze3dt1ud9m
@user-ze3dt1ud9m 2 года назад
ብሓቂ ክብር ሓዉና ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኩም ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን አሜን አሜን አሜንፀሎት እመ አምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ን ቅዱሳን ሚሳካ ይኩን በርትዕ
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k 2 года назад
ሰላም አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኻ ብሓቂ ይገርም እግዚአብሔር ናብ ልባናኦም ይመልሳም መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ
@tomasbelay735
@tomasbelay735 2 года назад
Amen Amen Amen
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 года назад
መምህርና😘
@selam801
@selam801 2 года назад
ኦንኳን በሰላም መጣህ ውድ ንቁ የተዋህዶ መምህራችን በእውነት በጣም ነው የሚገርም እግዚአብሄር ልቦና ይሰጣቸው ተመሰገን አምላክ እንኳን ተዋህዶ ሆንኩ
@seluberhane9701
@seluberhane9701 2 года назад
Nay bhaki kale hiwet yesmealna memhrey xegueu yebzhalka nay agolgulot zebenka ybarkelka egzabihir amlak
@user-kg9qm7ew9c
@user-kg9qm7ew9c 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ልበና ይሃብ
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 2 года назад
Amen amen amen kal hiwet ysimealina kubur memihir temesigen amilakey orthodox tewahido zekoniku
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ስለ ቃላቱ ይክበር ይመስገን
@user-tl9nh8cg2d
@user-tl9nh8cg2d 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዓልና ኩቡር ሓወና
@WegihWegih-kt7yr
@WegihWegih-kt7yr 7 месяцев назад
ቃል ሃወት የስመዐልና❤❤❤
@MaMa-sg4hz
@MaMa-sg4hz 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዛሓልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን አሜን
@biniasmerom5757
@biniasmerom5757 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣን ሓወይ እንካዕ ብሰላም መጻኻ
@meharihayelom6173
@meharihayelom6173 2 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmana sultan hawey admen tanan yhabka fetari
Далее
ዘይግለጽ ስዉር የለን!  / ሥልጣን
44:19
እናስሓቕካ ዘብኪ ጉዳይ
21:57
Просмотров 17 тыс.
small vs big hoop #tiktok
00:12
Просмотров 3,7 млн
Don’t Flinch!
00:51
Просмотров 7 млн
Богатым буду 😂
0:26
Просмотров 893 тыс.