Тёмный

" ንሰብ ኳ ዓው ኢልካ ይፅዋዕ " ...ሰይጣን ለ እዩ ልፎትየካ 10 ሚልየን ? 

Unique Show
Подписаться 50 тыс.
Просмотров 110 тыс.
50% 1

ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዓው ኢሉ ጎይታይ ብምባል ንፈልጦ ፍሉይ ዛንታ ዘለዎ ሓውና ንምእማን ዝኸብድን
ንኩሉ ሰብ ዕብዪ ትምህቲ ዝኾንን ዛንታ! ሰናይ ምክትታል ።
If you're looking for inspiration and motivation, or if you're just curious about the world around you, then Unique Show is the channel for you. Subscribe today and start watching interviews with unique people from all over the world.
✅ ንሓበሬታ ይደውሉ Contact us
📶 +251921588398
09 56 40 59 03
Email hanielsami.d@gmail.com
✅ብጣዕሚ ገረምቲ ቪድዮታት Unique show /ዩኒክ ሾው
ብፆተይ ኣብ ሜዳ ተሪፎም ▶ • ኣዝዩ መሕዘኒ ዕላል ምስ ኣርቲስት ...
ናይ ትግራይ ሕቡእ ካሜራ ማን ▶ • ⭕️ ናይ ትግራይ ምስጢራዊ ካሜራ ማ...
ኢድ ካይሃለዋ ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተመዝገበት ▶ • ካብ TDF ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተ...
ብዘይ ኢድን እግርን መኪና ዝዝውር ሰብ ▶ • ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር...
ዝኾነ ይኹን ህንፃ ብእዱ ተገልቢጡ ዝወርድን ዝድይብን ▶ • 🛑 " ብኽሳዱ_ መኪና ዝጎትት መ...
✅ Our Other Social Media Profiles
RU-vid:shorturl.at/krFUX
Facebook: rb.gy/i2xwqu
===========================================================================
Subscribe Now Here 👉▶ / @uniqueshow.
===========================================================================
#unique Show
*Unique show
#ዩኒክ ሾው
##uniqueshow
#news
today#lokesh kanagaraj interview#eritrean movie#dw news#xrp news today
#eritrean music#israel news today live tv#today's news#fox news today#fox news today
#fox news today breaking news#ebsethiopian movie#ethio forum#eritrean film 2023#msnbc news today#new eritrean movie 2023#ethiopia#mezmur orthodox eritrea#mezmur protestant#eritrean movie 2023 new today#gere emun#eritrean music 2023#tigray tv#abel birhanu#eritrea
eritrean film 2023 new today
tigray media network
joseph stalin
dw flame
death of stalin
tmh tigray media house
mcdonald's fries
mcdonald's drive thru#Alamata#Korem#Humera#wekayt
zara tigray
the death of stalin#ኮረም#ኣላማጣ#ራያ#ሑመራ#TDF#Fano#የድል ዜና
isreal war live#tolosa ethiopia#mahlet gebregiorgis#dimtsi weyane#dw tv tigray
#kidase ethiopian orthodox church#gmn tv ethiopia#fano amhara
#solomon yikunoamlak#fano music#getachew reda#donkey tube comedian eshetu#tigray media house#fano amhara today news#amhara fano#enda thsh#tigray tv news today#tigray media#tigray news today#dimtsi weyane tv#ኢትዮ ፎረም #ethio forum today
#DV 2026 #Hazen #Tigray TV #Unique Show#new Idea#መርድእ#ብሔራዊ ሓዘን
#Dimtsi Weyane News #DV Amhara Region#Eritrean new music
#Amhara Region#israiel War#Selomon Tesfay #2024#ዝኽሪ ተጋደልቲ#ሓዘን ትግራይ
#Fano#Today news#israel war#Hamas war#israel video #መርድእ ትግራይ#የትግራይ መርዶ
#gazal #እስራኤል#ኢስራኤል#Ethiopian War#Today News#
#Donkey tube#New Eritrean Music#new ethiopian movie
#music festival Topic#Music#New Ethiopian Music#new Isreal
#New Ethipipian Tiktok#news#اثيوبيا#New Ethiopian Music2016
#New Ethiopian Movie#Embassy of Ethiopia#lousiana #New Music
#New Funny Video#New motivational video#new Ethiopia news
#New EthiopianMovie #2024 ##2024#New Video#New RElaxing Video
#Amhara Region #Amhara War#Amhara Region#Amhara Force
#Tigrigna new music#New Ethiopian News#Ethio 360#ድንቅ ልጆች#How to make
RU-vid ፋኖ #comedian Eshetu#donkey tube #new Ethiopin orthodox mezmur
new Ethiopia Orthodox tewahdo mezmur#All in one mezmur All in On music
#መዝሙር መዝሙር#tigrigna mezmur#ትግሪኛ መዝሙር#ኣባ ገብረ ኪዳን ግርማ
Fews menfesawi#Aba gebre kidan girma#Aba gebre kidan #new eritrean movie#ብሄራዊ ሓዘን ትግራይ#ዕላዊ መርድእ ጀጋኑ#መርድእ ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ#ትግራይ ሚድያ ሁውስ#Zara media network
ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ሂ ሆ ለ ሉ ሊ ላ ሌ ል ሎ ሐ ሑ ሒ ሓ ሔ ሕ ሖ ረ ሩ ሪ ራ ሬ ር ሮ ሰ ሱ ሲ ሳ ሴ ስ ሶ መ ሙ ሚ ማ ሜ ም ሞ
#eritrean movie#ethiopian music#eritrean music#ebs#eritrean film 2023
#mezmur orthodox ethiopian#eritrean comedy#mezmur protestant#mezmur orthodox eritrea
tigray music#tigray interview#new eritrean interview#tigrigna interview#tigray culture
tigray culture#tigray culture#funny ethiopian interview#Ethiopian#interview show
#reality show today#new reality show##reality show today#new reality show#interview eritrean artist#trending reality shows#eritrean talk show#Unique Show
dawit eyob comedy
eritrean comedy 2024
shima leyti eritrean movie
enda zmam
mahlet gebregiorgis
tigray music 2024

Развлечения

Опубликовано:

 

13 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@uniqueshow.
@uniqueshow. 23 дня назад
ንምትዕራቕ ንሓፍትና ውህብቶ ትገዝኡ ትደልዩ 09 21588398
@user-rg4vb2pw2e
@user-rg4vb2pw2e 11 дней назад
ዓሪቅካዮም ዶ ዋላ
@brhanmebrahtu3321
@brhanmebrahtu3321 28 дней назад
በጃኹም ተዓረቑ ምስ ስድርኡ ተጠርኒፉ ይምፀአና ትብሉ ላይክ❤
@tsegshTube5kk3g
@tsegshTube5kk3g 23 дня назад
ምስ ሰበይቱ ዓሪቅካ ንካልአይ ግዜ አቅርበልና ትብሉ like❤👍
@beyblademasters9650
@beyblademasters9650 28 дней назад
ኣብ መንጎ ኣቲካ ዕረቆም ዬኒክ ሾዉ እትብሉ እስቲ ብላይክ ንገርዎ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 26 дней назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️
@tdflove3582
@tdflove3582 26 дней назад
ንዓ ኽፅሕፍ እተይ😢
@AbelAferom
@AbelAferom 26 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤21
@meritubemeri
@meritubemeri 26 дней назад
​@@tdflove3582ደምርኒ ሰሉየይ
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 24 дня назад
እግዚአብሔር ይተሓወሶ ክዕረቁ ተስፋ ይገብር😢
@filigunners2268
@filigunners2268 24 дня назад
እንጀራ ይሃብካ ጋብር ጎይታ ተዓሪቅካ ምስ ሓዳርካ ከም ትመጽእ 100000% ርግጸኛ ኢዮ።። 🇪🇷
@lovetigray7773
@lovetigray7773 28 дней назад
ብሓቂ ዓብይ ሰብ እዩ ጋዜጠኛ ደማ በዚ ኣጋጣሜ ኣድናቆተይ ወሰን የብሉን ሓደራኻ ምስ ሰበይቱን ደቁን ዓሪቅኻ መጨረሻ ንክልቲኦም ኣቅርበልና ❤❤❤❤😢😢😢😢ሓደራ ሓደራ❤❤❤😢
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 28 дней назад
ትከከል
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 27 дней назад
ትክክል ❤❤❤እምበይትይ ❤
@user-gx4lk1lv1c
@user-gx4lk1lv1c 27 дней назад
Hji niski subscribe ke geyrkulu do tiezazis azizkiyo
@swswots6782
@swswots6782 27 дней назад
ናየይለ ሓሳብ❤
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 27 дней назад
ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e 26 дней назад
እቲ ግልፅነቱ ደስ ክብለካ ❤ ምስ ሰበይቱ ተዓሪቁ ምስ ደቁ ናስሓቀ ሕዚካልና ክትመፅእ ተስፋ ንገብር ስብኣይ ክበኪ ኣነስ ከብደይ እዩ ዝበልዐኒ እፍፍ😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Hareg675
@Hareg675 28 дней назад
ሓቅነቱ ደስ ባሃሊ ምስ ሰበይቱ ታዓሪቆም ክንሪኦም ተስፋ ይገብር❤🙏
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 26 дней назад
ልገርም ሰብ ታዓዲሉ ንፁህልቢ እግዝኣብሄር ናልብካይምለእልካ ጋዜጠኛ በጃካ ብዓበይቲሰባት ገይርካ ምስ ሰበይቱዕሮቆ👏👏ሳብስክራይብ ላበልኩምኒ ሕለፍ ሓላላተይ💖
@user-kj6ne1fm5u
@user-kj6ne1fm5u 25 дней назад
ብርሃንዋይ ኣብኪዩኒ😢
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 25 дней назад
@@user-kj6ne1fm5u ውሽጥካልርብሽ😭
@salammokonen7173
@salammokonen7173 28 дней назад
ብሓቂ ዓብይ ስብ እዩ ጋዜጠኛ ደማ ስበይቱን ደቁን ዓረቅኻ መጨረሻ ኣቅርበልና ሓደራ ሓወይ 🌿🌿🌿👏
@user-wd1bt2gv7k
@user-wd1bt2gv7k 26 дней назад
አቡሸይይ በጃኪ ይቅረ ለእግዚኣብሔር በልዮ ተዓረቁ በጀኪ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉
@your1773
@your1773 15 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@breybrey6780
@breybrey6780 28 дней назад
ዋው ብጣዕሚ ንፁህ ሰብ ኢካ በዓል ታሪክ ጥንካረካን ንፁህ ህሊናካን ዘላቂ ይግበረልካ።Nb ክቡር ጋዜጠኛ ሓውና ምስ በዓልቲ ቤቱ አተዓሪቅካ አቅርበልና ሓደራ ክብለካ ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓካ
@muluhadush7247
@muluhadush7247 28 дней назад
ዋው ብጣዕሚ ንፁህ ሰብ ኢካ በዓል ታሪክ ጥንካረካን ንፁህ ህሊናካን ዘላቂ ይግበረልካ።Nb ክቡር ጋዜጠኛ ሓውና ምስ በዓልቲ ቤቱ አተዓሪቅካ አቅርበልና ሓደራ ክብለካ ብዝተረፈ ሰሰናዩ ንዓካ
@TmnitTesfay-df2yx
@TmnitTesfay-df2yx 28 дней назад
እፋፍፍፍ እዚ ኩሉ በሓቦ እናሰመዓኩ መፅአሰ ኣብ መጨርሻ😢 እፍፍፍ ብማረያም ዛሰበይቱ ዓሪቅኩም ኣምፁልና ሓደራ ሓደራ ካብዝ ዘዓብ ፍተናን ፀፀትን የለን እሞ በዓልቲ ቤቱ ሓደራ ሕድገት ግበሩሉ "🙏❤
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 26 дней назад
ፀፀት ዝብል ቃል ኣምሓርኛ እዪ።ብትግርኛ ነስሓ፣ተናሲሑ ብዝብል ተማሃሩ።
@user-xu1lf5pi4i
@user-xu1lf5pi4i 26 дней назад
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@user-xu1lf5pi4i
@user-xu1lf5pi4i 26 дней назад
😊😊😊
@brllabay3842
@brllabay3842 24 дня назад
❤❤❤❤❤❤😢
@user-ml2gw4hc8s
@user-ml2gw4hc8s 26 дней назад
ብማርያም ኢለካ ጋዜጠኛ ሓወይ ምስ ሰበይቱ ምስ ተዓረቀ ኣምፀአልና
@fifi_Axusmawit
@fifi_Axusmawit 25 дней назад
ካብዚ ታሪኽ ብዙሕ እየ ተማሂረ ብጣዕሚ ያመስግን ምስ ስድርኡ ክዕረቅ ፈጣሪ ይሓግዞ❤
@Sabatube23
@Sabatube23 25 дней назад
እዋይ ዝጋዜጠኛ ኣታሓትትኡ ደስ ክብለካ እና ኣታዓርቅዎም በጃኹም ናይዚ ኣቦና ግልፅነት ግን ደስ ክብል❤
@creedsandle346
@creedsandle346 26 дней назад
ፃዕዳ ልኮነ ስብኣይ ኣብልከድካዮ ይቅናዕካ ምስ ባዓልቲ ቤቱ ዕሮቆ ለዋህ እዩ💝💝💝💝💝💝
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ኽብረተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 25 дней назад
አባ ጋብር ጎይታይ ምስ ሰበይትካ አታዓሪቁ ሰላም ልሎዎ ናብራ ክህልወካ ይምነየልካ ሐወይ ጋዜጠኛለ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ክብሪ አለኒ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 28 дней назад
መሓርቲ ምሕረት ክረክቡ እዮም ካብ እግዚኣብሔር ዝብል ቃል ርህራሄ ቃል ጎይታ ንዘክር ስጋይ ስጋኻ ንበሃሃል ኣሕዋት ንፋቀር ኣይትዘሙ ዝብል ሕጊ ጥሒስካ እንዲካ ግን እግዚኣብሔር ኣምላክ እኮ ኣበይ ኣለካ እበር ኣበይ ነይርካ ኣይብልይ ስለዚ ናብ ኣባት ነብስካ ከይድካ ንስሃ ኣቲኻ ናብ ሓዳርካ ተዓረቅ ይቅረ ተበሃሃሉ ኣይሽንባይ ንሕና ደቂ ሰባት ደካማታትሲ ካብና ምንም ዘይደሊ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኮ ንዓና ኹሉ ግዘ እዩ ይቅረ ዝብለልና
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 25 дней назад
ብሓቂ
@Heufrfzgfdr
@Heufrfzgfdr 28 дней назад
ይቅርታ ኢልካ ተዓረቅ ምስ ሰበይትካን ደቅካን ዝሓወይ ንደቅካ ረአ ❤😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ወለላይ❤❤❤❤
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 27 дней назад
ብሓቂ ጅግና ሰብ እዩ ድኽነት ርጉም 😢ዝበላ ውሽጠይ ጎዱኡኒ 😢ናተይ ሂወት መሲሉ ተሰሚዑኒ😢 ጋዘጠኛ ለ ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ❤❤
@mekerettube7242
@mekerettube7242 28 дней назад
አይዞካ ዝሓወይ ኣምላክ ምስ ትፎትዎም ደቅላን ሰበይትካን ተዓሪቅኩም ክሬአኩም ትምኒተይ አዩ ኣንስ ወዲይ ክበኪይ ብጭራሽ ደስ ኣይብለንን ጸላኢካ ደም ይንባዕ 😢😢😢❤
@user-io4zo8he5c
@user-io4zo8he5c 28 дней назад
😅😅
@mekerettube7242
@mekerettube7242 28 дней назад
@@user-io4zo8he5c ተደርቀም😏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-zf6zl2zh4p
@user-zf6zl2zh4p 28 дней назад
ኣይዞኻ ፀላኢኻ ይንባዓ በይዛኻ ምስ ሶቦዩቱ ዑሮቆም ካላኣይ ኣቅርበልና ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉
@user-zf6zl2zh4p
@user-zf6zl2zh4p 25 дней назад
​@@user-uy4ek2zj3s👍
@hdhud9018
@hdhud9018 28 дней назад
በጃካ ዕረቆም ጋዜጠኛ ደስ ልብል ሰብአይ ፃዕዳ ልቡ እዩ ❤
@solomnNugse
@solomnNugse 28 дней назад
ይኒክ ሾው እዚ ወዲ ዓሪቅካ ከም ተሪኤና ባዓል ሙሉእ ተስፋ እዩ ሕድሪ💔💔🎉🎉❤❤❤❤💘🧨✝️✝️✝️✝️🧨🧨💌💌💌
@Merhawi-rn3go
@Merhawi-rn3go 26 дней назад
ያ ንፈጣሪ ምእማን እዩ ዝዓበየ ነገር ኣነስ ደስ ኢልካኒ ጎይትኦም ኢዩ መስለኒ ሽምካ ዝሓወይ ንጽህናኻ ኬፍ ሂቡኒ ሓሳብ ልብኻ ይስምርልካ ፈጣሪ መስ ስበይትኻ ካ ዕርቂ ይውርደልካ ❤
@tesfagebrieltesfu5769
@tesfagebrieltesfu5769 28 дней назад
ኣጆካ ዝሓወይ፡ጋዜጠኛ ድማ please ምስ ሰበይቱ ተዓሪቀ ዝብል መደብ ኣምጽኣልና
@HiwetGoitom
@HiwetGoitom 23 дня назад
ብጌጋኡ ዝኣምን ጅግና ሰብ ርእየ ኣድኒቀካ እና እግዚአብሔር ይሓጉዝኹም ምስ ሰቤትኻን ደቂኻን ተዓርቅኻ የርእየን ኣጆኻ
@Mreflected742
@Mreflected742 27 дней назад
ምስ ሰበይቱ ዓሪቅካ ክልቲኦም ብሓደ ክተቅርቦም ተስፋ ንገብር❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-xd5qv6bs4r
@user-xd5qv6bs4r 28 дней назад
ጋዜጠኛ ንፉዕ አታሓትታ❤❤❤
@MTech1621
@MTech1621 28 дней назад
ፈለማ ነዚ መደብ መሰናዳእትን ኣቅረብትን ከመስግነኩም እፈቱ። ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ድማ ዕቤት እምነየልኩም። ከምዚኦም ዝበሉ በሳላት ሰባት ምቅራብኩም ደማ ከየድነቅክኩም ኣይሓልፍን። ግን ነዚ ለባም ሓውና ናብ ቃለ መሕተት ኣምጽእኩም ከምዝሓተትኩሞ ንምንታይ ዓበይቲ ሰባት ወሲኩም ኣብ ሂወቱን ሓዳሩን ኣተኦኣሪቅኩም መደብ ስርሑልና። ፍቅርን ሓልዮትን ንደቂሰባት ኩሎም።
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 23 дня назад
ብጣዕሚ እዩ አሕዚኑኒ ብጣዕሚ እዩ ጠንካራ ጋዜጤኛ ውን ብጣዕሚ ገበዝ ኢኻ ምስ ሰበይቱ በጃኻ ኣታዓርቆም 😢😢😢😢 ኣብ ቀፃሊ ታዓሪቆም ምስ ስድሩኡ ከመፅእ ተስፋ ንገብር🙏🙏🙏🙏🙏ንመን ኢልዎ ፈጣሪ🙏🙏
@user-mn6uo9ye2g
@user-mn6uo9ye2g 27 дней назад
ሃደራ ናብ ሃዳሩ ምለስዎ ብጣእሚ ጻእዳ ሰብ ኢዩ❤❤❤❤❤❤
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 26 дней назад
ሓደራ ናብ ሓዳሩ
@merilovr5981
@merilovr5981 28 дней назад
ጋዜጠኛ ዋው ዋው ዝብል ለሚድካ አብ ፅቡቕ ነገር ዋው ዝብል ቃል ተጠቐመሉ
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 28 дней назад
ደስ ክብለካ ዝስብኣይ በጃኻ ጋዜጠኛ ምስ ባዓልቲ ገዝኡ ዓሪቕካ ኣቅርቡልና ክልተአም
@tdf1484
@tdf1484 26 дней назад
ጋዜጠኛ በጃካ ዕረቆም ፍፁም ኣምላክ እምበር ፍፁም ሰብ የለን ንስካ ድማ ትሕት እልካ ይቅርታ ሕተት ኣብ ቀፃሊ ምስ ባዓልቲ ገዛኡ ዓሪቅካ ሒዝካዮም ናዓ በጃካ በጃካ 🙏🙏
@user-uy1tl1cq7m
@user-uy1tl1cq7m 26 дней назад
ማርያምን ብጣዕሚ እዩ ኣሕዙኑኒ ሰይጣን ደስ ኣይወሎ ታዓርቁ ታዓርቅኹም ካልኣይ ግዜ ከምት ቀርቡ ንፅበ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 28 дней назад
ናይ ብሓቂ ዓብዩ ሰብ እየ እዩ በጀካ እባ ምሰ ሰበይቲ ዓራቆ ኣሰ ካብዚ ሰብአይ ብዚሕ ተማህረ እየ ንኩሉ ግዘ አብ አግዚአብሔር ዘተወከለ ኣይሓፊኡ አይፈለጥ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c 28 дней назад
ብሓቂ ዓብዪ ሰብ ኢካ ጋዜጠኛ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ ሰብ የክብር ብጣዕሚ ኣዲንቀካ ❤❤❤❤❤
@mebrhitgermay9651
@mebrhitgermay9651 25 дней назад
ዋዉ ብጣዕሚ ንፁሁ ሰብ ኡዩ::በዛካ ዕሮቆሙ ዛሓወይ ልገርም ሰብ ታዓዱሉ ንፁሁ ልቢ ናልብካ ይመለኤልካ ዛሓወይ🙏🙏🙏💔😢
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 25 дней назад
በጃኩም ዕረቅዎም አብ ቀረቡኡ ዘለኩም ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ አዶ ደቁ ድማ ንዚ ሰሚዒኪ ይቅሪቱኡ ክትቅበሊ ተሰፍ ንገብር ዘይጋገ ሰብ የለን
@user-mo6pd3lb6b
@user-mo6pd3lb6b 24 дня назад
ጋዜጠኛ ብወላዲትካ ብስም ድንግል ማሪያም ዕረቆም ♥🙏 ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ግን ምስኡ ነብዐ 😢😢
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 26 дней назад
ብሓቂ ጀግና ሓወና ዩ ሞ ምስ ሰበይትካ እውን ክተዕረቅ ተስፋ ኣለኒ መኣረይ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-by7yf3cn9l
@user-by7yf3cn9l 28 дней назад
ጋዜጠኛ ምሉእ ክብሪ ኣለኒ ኣባኻ Keep it up bro
@solomonguish7775
@solomonguish7775 28 дней назад
ፅቡቁ እላል!ርክብና ምስ ፈጣሪ ተኮይኑ ለዉጢ አሎ!!!
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 26 дней назад
እላል ታይ ዕላል ንምባል ድዩ?
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 27 дней назад
ብጣዕሚ ልገርም ዛንታ ግን ሓደ ነገር ክነግረካ ሓዊተይ ብወላዲትካ ይልምነካለኩ ሓዳርካ ደቅካ ክትጥርንፍ ልካልአይ ግዜ ምስ ሓዳርካ ታዓሪቅካ ምፀና
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 28 дней назад
❤ልቡ ንፁህ እዩ ምስኪን
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ኽብረተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@genetberhechanal
@genetberhechanal 24 дня назад
ፀላኢካ ይንባዕ ዛሓወይ ይቅርታ ናይ ለባማት እዩ ። ይቅር ኢላ ክትዕረቁ ተስፋ ይገብር ኣጆካ ዛሓወይ ።ኣነ ብሓቂ ዘማዊ ሰብ ካብ ልበይ እየ ዝፅየፎ እንተ ናትካ ግን ልበይ ነኪኡኒ ዛሓውይ ተመሊስኩም ክርኢ ተስፋ ይገበር❤🎉
@Lilti-se1rc
@Lilti-se1rc 25 дней назад
ጎይትኦም ሓወይ ንፁህልቢ ለባም ዓብዪ ሰብ እካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ምሉእ ስደራቤትካ ምስ ሰበይቱ ተዓሪቆም ክንሪኦም ተስፋ ይገብር 🙏❤:: ጎይትኦም ሓወይ ብሓቂ ብዙሕ ተሚሂረ እየ ብጥዓሚይ እየ ለመስግንካ 🙏❤ journalist Full Honor i have go ahead My brother hank you so much🙏❤😘👍
@gumashame
@gumashame 24 дня назад
ማዓረይ ትዕረቅ ትኸውን ምስ ሰበይትካ ክንፅበ ኢና ፆሎት እውን ናሓጉዞ ምስ ሰበይቱ ክዕረቅ ክቡራተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይዕረቅኩም❤❤❤
@susususulove4478
@susususulove4478 28 дней назад
ጎይታ ምጽውዑ ክብሪ ይግብኦ
@user-le4if9nb6e
@user-le4if9nb6e 26 дней назад
ዝገርም ዛንታ ድኽነት ሓያል ሰብ እኻ ናይ ባሓቅ ሰብ ኾኑ ደይጋገይ የለይ ግን እት ወና ነገር ካብ ገጋኻ ምእራም እዩ ሐዝለ ምሳ ክብርት ባዓልት ባትኻ ደቅኻይ ትጠርነፍ ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምረኒ ኽብረይ❤❤❤❤❤
@MUChotMUChot
@MUChotMUChot 20 дней назад
ጋዜጠኛ ግን ስነ ስርዓት ግበር ቅምፅምፅ አይቲበለ ከፍቅርካ ጀሚር አለኩ ሓፍቲካ ስደተኛ😢😢😔😔😂😂👌👌👌🙏🙏🙏🙏
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 27 дней назад
ኣዝዩ ዝድነቅ ሓውና ጎይትኦም እቲ ዘለካ ሓቅነትካን ቅኑዕ ልብኻን መድሃኒአለም ኣይውሰደልካ ዝሓወይ❤❤❤ ደሞ ኣጆኻ ኣባት ነብስኻ ሒዝካ ከይድኻ ይቅርታ ጠይቃ ዘይስሓሓት ሰብ የለንፍፁም እግዚአብሔር እንበር ሰባት ወደቅቲ ኢና ኣጆኻ ሕጂ ውን ኣብ እምነትካ ፅናዕ ጎይታዋይ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ እየ❤❤❤❤❤❤❤
@rustomhannes3744
@rustomhannes3744 28 дней назад
ፈትየዮ ስለ ቲ ቀኒዑ ብዛዕባ ርእሱ ምምስካሩ። ጎይታ ምሕረትካ ኣብዝሓለይ በሎ ንኹሉ ኩነታትካን ታሪኽካን ከሳኽዓልካ ዩ።
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 23 дня назад
ጎይታዋይ ባዓል ፅሩይ ሕልና ኣያውተይ ይመስሉ ምስ ሓዳረም ዕረቆም ክብር ሓወይ😢
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 25 дней назад
በጀካ ምስድሩኡ ተዓኣርቁ 2ይ ክፋል ቀፅሉሉ ብዝተርፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ስድራኻ የታኣርቅኻ ብሓቂ ለባም ስብ ጋዜጠኛ እውን ጀግና 🎉🎉🎉♥️♥️♥️
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 28 дней назад
Ecclesiastes 3 ትግ - መክብብ 1: ንኹሉ ዘዘመኑ ኣለዎ፡ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ኹሉ ነገር ከኣ ገጊዚኡ ኣለዎ። 2: ንምውላድ ጊዜ ኣለዎ፡ ንሙማት ከኣ ጊዜ ኣለዎ። ንምትካል ጊዜ ኣለዎ።
@weldeselemazeraiy8917
@weldeselemazeraiy8917 24 дня назад
ብጣዕሚ ዝገርም ሰብ እዬ ።ቁኑዕ ሰብ።ንኩልና ከምናቱ ቁኑዕ ልቢ ይሃበና።❤❤❤
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 26 дней назад
ዓበይቲ ሰባት ሒዝካ ኣተዓርቆም❤
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e 24 дня назад
ዋዉ ደስ ክብል ጋዜጠኛ ኩሉ ዘዓደለካ ጎይታ ጠባይ ሙቁር ጎይቶኦም ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀካ ፁሩይ ልቢ ኣለኻ ግልፅነትካ እግዚኣብሄር ይፈፅመልካ ኣብዋይ ኣደ ደቁ በዓልቲ ገዝኡ ይቅረ በልሉ ለዋህ እዩ ደቅኩም ብሓደ ኮይንኩም ኣዕብዩ ኩቡር ጋዜጠኛ ዕረቆም ዘሓወይ ❤
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 28 дней назад
ጋዜጠኛ ማለት ግን ጎበዝ ዝሓወይ💚🙏ኣጆካኒ ዝሓውና ውን💚🙏ደስታዋ ብፈጣሪ ኣታዓርቆም💚🙏ብይቅርታ ንቀታሊ ኳ ዝዕረቅ🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉
@user-yn5cw5ci1w
@user-yn5cw5ci1w 28 дней назад
መፅሓፍ ሙሉእ ትምህርቲ ናህይት ስንቂ 💜 ኣብ ፅቡቕይ ሕማቕይ ዲኻ ሱቕ ኢልኻ ዋውው ትብል 🙄
@fayaz3598
@fayaz3598 27 дней назад
Sex ገይረ ዋው😂😂😂😂
@user-mt8mj5ew7y
@user-mt8mj5ew7y 24 дня назад
ጋዜጠኝ ጠንካራ ኢካ በጃካ ምስ ሰበይቱ ዕረቆሞ እግዛቤሄረ ናብ ስድራካ የብልካ ❤🎉🎉❤❤❤❤
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 23 дня назад
ጋዜጠኛ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ኩሉ ነገርካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ዘም ክብር ወላዲና ዕሮቆም ጎይታዋይ
@user-yy7lq6gu4l
@user-yy7lq6gu4l 28 дней назад
ምስ ሰበይቱ አራኽቦ ንኽልቲኦም አቅርበልና ብጣዕሚ እዩ ካብ ጌጉኡ ተማሂሩ እዚ ሰብ 🙏 ዕረቆም
@genigeni452
@genigeni452 26 дней назад
ክቡር ሓወይ በጀካ ዕረቆም ምስ ሰበይቱ ምሰ ስድራቤቱ ገይርካ ኣምፃኣልና ኣራዳድኣዮም ዋላ ብሰብ ገይርካ ማዓረይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-ri6nc7or7s
@user-ri6nc7or7s 11 дней назад
መድሃኒ ዓለም ይታሓወሶሞ ምስ ደቅኻን ሠበይትኻን ይፀምብርካ
@PetrosAwalom
@PetrosAwalom 4 дня назад
ጎይትኦም ዓርከይ ምስ በዓልቲ ገዛኻ ዘለኻ ይመስለኒ ነይሩ ፅባሕ ከምትዕረቁ ተስፋ ይገብር ዝዓርከይ። እሞ ስራሕኻ ውን ጠንክር ክብለካ ይፈቱ። ጋብር ይሓግዝካ ።
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 27 дней назад
ዝሓወይ ብጣዕሚ ጎቦዝ ጠንካራ ኢካ ጅግና ኢካ ጌጋካ ምእማንካ ካዓ ብጣዕሚ ኣድንቀካ ኣጀካ ኣይትንባዕ ካብ ይቅርታ ዝዓቢ የሎን ዘይጋገ ካዓ የሎን ፍፁም እግዚአብሔር እምበር ፍፁም ሰብ የሎን❤👏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ኽብረተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@heri3588
@heri3588 28 дней назад
ኣዝዩ መሳጥን ኣዛናይን ዕላል። ብፍላይ ግልጽነቱ ማራ ኬፍ ኣለዎ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ምሉእ ስድራቤትካ❤❤ ምስ ሰበይቱ ከኣ ካሜራኻ ሒዝኩም ገዝኡ ከይድኩም ዕረቕዎ Please 🥺
@asmerettesfay1783
@asmerettesfay1783 25 дней назад
Bejakum Erekwo
@somsomali6370
@somsomali6370 3 дня назад
ብዓል ንፁህ ልቢ ጋብር ዓብዪ እንጀራ ይሃብካ ናብ ልቦናኩም ይምለስኹም ኹብር ሓውና ዕሮቆም ኣምላክ ይተሓወሶ ኣይዞካ ፀላኢካ ይንባዕ 😢 ደሞ ደስ ክብለና ሰሪሕኻ ኣምፅአልና
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 28 дней назад
ጋዜጠኛ ብጣዓሚ ንፉዕ ንባዓልቲ ገዝኡን ደቁን ንዑዑን አቅሪበልና 🥰🥰🥰🥰😂🥰
@user-ce1nm7nf2x
@user-ce1nm7nf2x 28 дней назад
ጋዜጠኛ ግን አባይ የብለይ አደይለ ብኑኡሽተየይ እያ ምይታ ይለሎስ wow ዋይ ዋው ልባሃሎይ ዘይባሃሎን ፍለጥ ካላይለ ትትናገርተሎ አይተቃሩፅም😊 አና አንድሕ ገንዘብ ዘይብልካ ማንም የብልካን ሓቂ እዩ አነዘለኩዎ ሂወት ዋላ ሓውካ አዩ ዝጠልመ ካ😢ሰበይቲካለ ይቅርታካ ተቀቢላ ካምትምለስካ ይምነ ጌጋ መናብርትና አዩ 🙏
@user-lq6gf3mv1c
@user-lq6gf3mv1c 28 дней назад
ሓንቲ ቃል ኣይትጋገ ዲዩ ዋይ
@AdoEilyam214
@AdoEilyam214 26 дней назад
ብጌጋ እያ ሞሊቃቶ ዝከውን
@user-mz4bk1ii3t
@user-mz4bk1ii3t 26 дней назад
እታ ከም እርማት ኢልካ ነቲ መዳላዊ መደብ ዘቕረብካያ ዓባይ መልእኽቲ እያ።ንስኻ/ኺ ክትእረመላ/ክትእረምላ ዝግባእ እቲ ፅሕፍ ፈንተት እንዳበልካ/ኪ ፃሓፎ/ፊ።ካልኣይ ካዓ ኣይተቃርፅም ዝብል ቃል ናይ መን ቋንቋ እዩ?
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@nurahayatihayati8390
@nurahayatihayati8390 23 дня назад
ጋዜጠኛ ዛኮሜንተይ ክተንብባ ተስፋ ይገብር ስለዚ እዛ ከምዚ ከይነ ክብለካ ከሎ ዋውውው ማለት ጌጋ ልቡ ከምዝተጎድአ ሕማቅ ከምዘሕለፈ ናነገረካስ ዋውውው ትብል😢
@AdoEilyam214
@AdoEilyam214 26 дней назад
እመብርሃነይ ሓደራኪ ኣብ መንጎም ሰላም ምለስሎም ከምቲ እትኣምኖ እግዚአብሔር ባህግካ ይሃብካ ዝሓወይ❤
@user-dm1xt5pt1b
@user-dm1xt5pt1b 22 дня назад
ሰብ ይብድል እዩ ሰብ ይገገ እዩ ሰብ የግኒ እዩ ሰብ ይስእን እዩ እሞ ካብ ጌጋኻ ተማሂርካ ካብ ጌጋኻ ውን ተኣሪመ ትብለና ውንኣለካ ምስ ሓዳረይ እውን ክዕረቕ ይሓስብ ኣለኹ ምስእትብሎ ዘለኻውን ፈጣሪ ይሓግዝካ ❤❤❤
@ZEthiopia-ng2oe
@ZEthiopia-ng2oe 26 дней назад
ዋው የሚገርም ታሪክ ነው እንዴት ይጣፍታል ንግግሩ ፍገግታው ጠንካራ ወጣት ሩሩሆች ሰዎች ለሳቅና ለልቅሶ ቅርብ ናቸው አይዞን💔😭💔
@waskan8288
@waskan8288 27 дней назад
ጋዜጠኛ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዕረቀልና🙏
@user-oq4kh5yx5t
@user-oq4kh5yx5t 26 дней назад
ብይዘኻዳኣነ ቃላት የብለይን😢😢😢❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 26 дней назад
ኣሰይ ደሰ ከትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሙቅራተይ ተጋሩዋይ ብአነት ብዙሕ ተማህረና 🙏🙏💘
@FfFgg-gx3wr
@FfFgg-gx3wr 26 дней назад
ንፅህ ልቢ ኣለካ ክንደይ ሂወት ታሪከ ሓሊፍካ ጅግና ምስ ሶበቱ ዕሮቅዎ ❤❤❤❤
@zenaanena1832
@zenaanena1832 27 дней назад
ኣነስ እዝ ጋዘጠኛ ክፎትዎ ዋውው ❤ እዝ ሓውናለ ምስ ባዓልት ቦቱ ትዓርይ ኻላኣይ ግዝየ ክቃርብ ተስፈ ይገብር🙏🌅
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 26 дней назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ሓዳርካ ይምለስካ ክቡር ሓውና ተዓረቃ በጃኻ😢😢😢
@user-sn4fi5hx4i
@user-sn4fi5hx4i 26 дней назад
ጽቡቅ ናይ ሂወት ትምህርቲ ቅኑዓት ሰባት ዋላ ዕጽፍጻፍ ሽግር ይውርዶም እግዛብሄር ኣብ ጎኖም ስለ ዝኮነ ብልዕሊ ሰብ ጽብላል ምባሎም ኣይ ተርፍን ዩ
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 26 дней назад
ብሓቂ ብዙሕ ተማሂርና እና ብሓደ ኮይኖም ከመፁና ተስፋ ይገብር ኣብ ሞንጎ ኣቲካ ዕረቆም ዮንክሾ ሓውና
@user-rr6ei8uz8h
@user-rr6ei8uz8h 28 дней назад
ዋዉ ፅብቁ ታሪክ ፈጣሪ ሓሳብ ልብካ ይፉጠረልካ ካብጌጋ ምእራምዉ ፈጣሪ ይፈትዎ
@BerihuGgg
@BerihuGgg 28 дней назад
ጋዜጠኛ ዋውው ግን ኣሪቅካ ኣቅርበልና ❤
@Desualnami-vt4nh
@Desualnami-vt4nh 25 дней назад
መዓረይ ገርሂ ልቡ እግዚአብሔር ኣምላክ ክኣ ምስ በዓልቲ ቤትካ ትዓርቅካ ክትምለሰና ተስፍ ንገብር ዝሓዉና 🎉😢❤
@user-ik7or4wd3t
@user-ik7or4wd3t 27 дней назад
ጋዜጠኛ ርግዕ ዝበልካ ብሉፅ ቀፅለሉ❤❤ ሓውና ውን ኩሉ ገዲፍካ ናብ ደቅካ ክትምለስ ተስፋ ይገብር
@user-jg3ez8qp6h
@user-jg3ez8qp6h 27 дней назад
ጋዜጠኛ ብምንታይ ክረክበካ ይክእል ክረክበካ ደልየ ኣለኩ🙏
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 28 дней назад
እዚ ሓውና ናብ ውንኡ ዝተመለሰ ሰብዩ እግዚአብሔር የፅልለሉ
@shoshosho5438
@shoshosho5438 20 дней назад
ፀላኢካ ይንባዕ ጎይታዋይ 😢ምስ ሰበይትካ ተዓሪቅካ ምስ ደቅካ ፍሽክ እናበልካ እንሪኤካ እስቲ ይኩን ክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ሓሙኪ ጌግኡ ኣሚኑ ይቅርታ ኢሉ እንትነብዕ ኣይትጨክኒ ይቅር በልሉ ጌጋ ኣብ ደቂ ሰባት ዘሎ እዩ ብቻ ሓደ ፈጣሪ እዩ ዘይጋገ ደቅኩም እውን ፍቅሪ ወለዶም ፀጊቦም ይዕበዮ በይዛኪ ክብርቲ ሓፍተይ ልቱ ናይ ሐዚ በደላት ዘይኮነስ ንቱ መፃኢ ሂወትኩምን ሂወት ደቅኩምን ሕሰቢ ንሐዚ እዩ ዝተበደልክዮ ዝዝከረኪ እምበይ ይቅር እንተዘይልክሉ ንዳሕራይ ከጣዕሰኪ እዩ 😢😢ኣሕዋተይ ኣሓተይ ካብዙይ ብዙሕ ንምሃር ይቅር በሃልቲ ንኩን ሓዳርና ንፋስ እንትኣቶ ብፅቡቅ መንፈስ ይቅር ተበሃሂልና ንንደቆ እምበይ ኣይንትሃላለክ ህልክ ናብ ዘይተደለየ እዩ ዘእትወካ ንዳሕራይ ግን የጣዕሰካ ካብ ተፈላሊካ ደቅካ ብዘይ ፍቅሪ ወለዶም ምዕባይ ስብኣይን ሰበይትን እናፀገመካ ደቅካ ምብፃሕ እዩ ዘየጣዕስ ንደቅካ ኢልካ ንግዚኡ ዘሕለፍካዮ ሕራሮት ንዳሕራይ መሐጎሲ እዩ ✍️ኣያዋኒ መሲሉ ተሰሚዕኒ ትትነብዕ ኡፍፍፍ 😢😢😢
@user-ux4mw5lb3j
@user-ux4mw5lb3j 2 дня назад
ንስካ ኣታዓርቆም ክቡር ሓውና ሽማግለ ምካን እኮ ኣምላክ ዝፈትዎ እዩ❤❤❤❤❤❤
@YyyIhhy
@YyyIhhy 27 дней назад
ዋውው ደስ ዝብል ታሪኽ እዩ ማህራይ ደማ እዩ እና ብጥዓሚይ እና ነመስግን ጋዜጠኛ ደማ ቀጹለሉ ደስ ዝብል ላዛ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@YyyIhhy
@YyyIhhy 20 дней назад
❤❤🎉
@Tekletube
@Tekletube 28 дней назад
እሰይ ትግራዋይ ወግዑ ክንደይ ይጥዕም እዩ ❤❤❤❤❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 28 дней назад
ብሓቂ ብጣዕሚ ዓበይ ሰብ እካ ፈጣረ ምሰ ስበይትካን ደቁካን ይዓረቅካ ጋዜጠኛ እወን ሓገዙ እሞ ኣብ መጨረሻ ኣቅርበልና ❤
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q 9 дней назад
ጎይታዋይ ፀላኢካ ይንባዕ😢 መድሃኒኣለም ኣቦይ ምስ ባዕልቲ ቤቱ ኣክቦም ደስ ክብለካ ትሕትንኡ ኣታሓሳስብኡ እምነቱ ኣጆካ ጌጋ ኣብ ወዲሰብ ዘሎ እዩ እና ይቅር ኢልካ ምስ ስድራካ ተዓረቅ ማዓረይ
@user-zx6tg8if6r
@user-zx6tg8if6r 26 дней назад
ምስ ሰበይቱ ተዓረቁ ክተምፀአና ተስፋ ንገብር❤❤❤❤❤❤❤
@TUBE-od9ye
@TUBE-od9ye 27 дней назад
በጃኹም ምስ ሓዳሩ ዕረቅዎ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 дней назад
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
@user-dt2yq2st5i
@user-dt2yq2st5i 24 дня назад
አባቴ እዉነት ብላሃል የኔ አባት አቦየ መንፈስ ቁዱስ ይለመንዉን ይሰጠናል ❤❤❤
@user-tr2xn1go8i
@user-tr2xn1go8i 24 дня назад
ትኣምኖ ጋብር ባዕሉ ሓዳርኻ ይምለሰልኻ ግልፅነቱ ቅምጥ እሉ ኣኮይ❤❤❤❤
Далее
🔴 ዓፅሚ ዘይብሉ ህፃን ተረኺቡ ?
21:54
Gere Emun Part 177 | ገሬ እሙን ክፋል 177
40:02
BE LITTERED WITH CARDBOARD SWEETS!#asmr
01:01
Просмотров 6 млн
СЫН ДЛЯ БИТЬЯ - МУЖСКОЕ ЖЕНСКОЕ
1:04:37
Magnet powered car
00:48
Просмотров 2,3 млн
ህሊና ድራማ ክፍል 5 - Helina Drama Part 5
32:20
Мы играли всей семьей
0:27
Просмотров 2,8 млн