Тёмный

ሓንሳብ እንተደኣ ዲሕንካ ኩሉ ግዜ ዲሒንካ ዲኻ፧ ካብ ስሕተት ትምህርቲ ተጠንቀቕ! Is once saved always saved. 

SEMAY TV
Подписаться 53 тыс.
Просмотров 4,5 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

10 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 67   
@eritrea3560
@eritrea3560 2 дня назад
ዕርቡን መንፈስ ቅዱስ እኳይና ተዋሂብና ንሱ ካኣ ዘለካ ኩሉ ገዲፍካ ንቃል ኣምላኽ ምስዓብ ነቲ ዕርቡን ሙሉእ ክኸውን
@MilenFiseha
@MilenFiseha 3 дня назад
ንወዲ ርአዩ ብእኡ ዚኣምኒ ዘበለ ናይ ዘለኣለም ህወት ኪረክብ አነ ዉን በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ኸተንስኦ እዚ ፍቃድ ኣቦይ እዩ እሞ ካብታ ንሱ ዝሃበኒ ዘበለ በታ ዳሕረወይቲ መዓልቲ ኸተንስኦ እምበር ሓደ እኳ ኸይጥፍእ እዚ ዉን ፍቃድ እቲ ዝላኣኸኒ እዩ ስለዚ ቡሩኽ ሓወይ ከድሕነና ኩሉ ገለ ርእዩ ሰለ ዘይ ኣደሓነና ገለ ርእዩ ዉን ኣይጥፋአናን አዩ
@yorda106
@yorda106 День назад
@@MilenFiseha ጸግኡ የብዝሐልካ
@danisolomon3750
@danisolomon3750 5 часов назад
@milenfiseha Ezi kab adamawi hatyat nmdhan ilu zzarebo zelo iu enber,bzaeba bengebro hatyat aykonen zzareb zelo. Bsenki adamawi hatyat Hade ka keytefie aboy nezi iu lieikuni zbl zelo.enber bngebro hatyat nab si'ol kem ndrbe qal krstos iu
@ariamkeflay4890
@ariamkeflay4890 2 часа назад
​@@danisolomon3750 bejeka admawi hatiyat k kalie entay hatiyat alo diu ab wushiti adamawi hatiyat eyu ko kulu tetkalilu zelo
@FitwiFireweyni
@FitwiFireweyni 2 дня назад
1 John 5 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 10: ብወዲ ኣምላኽ ዚኣምን፡ እቲ ምስክር ኣብ ውሽጡ አለዎ። እቲ ንኣምላኽ ዘይኣምን፡ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ወዱ ዝመስከሮ ምስክር ስለ ዘይኣመኖ፡ ንእኡ ሓሳዊ ገይርዎ አሎ። 11: ኣምላኽ ናይ ዘለኣለም ህይወት ከም ዝሀበና፡ እቲ ምስክር እዚ እዩ እሞ እዛ ህይወት እዚኣ ኣብ ወዱ አላ።
@KubromKubrom-e9o
@KubromKubrom-e9o День назад
Thank you very much my blessed brother, keep preaching us bro the holy words, I am enjoying in my life the fruits of holy spirit happens, peace, rest after life time suffering battling of demons praise to the almighty Creator finally I have saved by my lord my savior the light of my life the king of all kings lord of all lords Eyesus kurustos, I am feeling relief rest full walking every new day with Jesus Chris, I can't wait to see him a gain that beautifully light once I left my soil body to the grave and my sprit to live on the kingdom of heaven on my father side. Life is amazing gift from God .
@MilenFiseha
@MilenFiseha 3 дня назад
ምድሓና ንዘለኣለም እዩ
@yrgakassa7465
@yrgakassa7465 3 дня назад
Yes and Amennn ❤
@eritrea3560
@eritrea3560 2 дня назад
ምድሓንኩም ፈጽሙ
@habibaasmera5266
@habibaasmera5266 День назад
ኣየ ዘይምፍላጥ ኮለል እዩ ዘብለካ በል ሓንሳእ ዲሒና ኢና ንቃሉ ኢና ንኣምን ኣይተዳንግርዎ ንህዝቢ ኣምላክ ኣይትኩንንዎ
@hagoshabte1233
@hagoshabte1233 2 дня назад
ክቡር ሓወይ ንወንጌል ክርስቶስ ብፍጹም ኣይተረዳእካዮን፤ ብዘይ ፍላጥ ንወንጌል ክርስቶስ ሰይጣናዊ ትብሎ ኣለኻ።
@danisolomon3750
@danisolomon3750 5 часов назад
Habsab dihinka nzelealem dihinka mbal dea ewe sheytanawi
@ariamkeflay4890
@ariamkeflay4890 2 часа назад
​@@danisolomon3750 buruk seb dem keristos ember dem deblatat eu teblena alka mikeniyatu dem debelatat teray eyu geziyawi midihan zemixee
@ariamkeflay4890
@ariamkeflay4890 2 часа назад
John 6 ትግ - ዮሃንስ 37: ኣቦይ ዚህበኒ ዘበለ ናባይ ኪመጽእ እዩ፡ ነቲ ናባይ ዚመጽእ ከቶ ንወጻኢ ኣይድርብዮን እየ።
@ariamkeflay4890
@ariamkeflay4890 2 часа назад
John 6 ትግ - ዮሃንስ 39-40: ንወዲ ርእዩ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪረክብ፡ ኣነውን በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ኽተንስኦ፡ እዚ ፍቓድ ኣቦይ እዩ እሞ፡ ካብቲ ንሱ ዝሃበኒ ዘበለ በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ኸተንስኦ እምበር፡ ሓደ እኳ ኸየጥፍእ፡ እዚውን ፍቓድ እቲ ዝለኣኸኒ እዩ።
@rehabotco9982
@rehabotco9982 4 дня назад
John 3 ትግ - ዮሃንስ 16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
@samri3534
@samri3534 День назад
መጀመርያ መንፈስና ይድሕን፣ክፍሊ ነፍሲካን ስጋኻን ይድሕን፣ ንሱ ኸኣ ብቃል ኣምላኽ ኣብ ጸጽባሕ ምድሓን ክሳብ መወዳእታ ንረኪብ
@ምዕሩይምሕደራ
@ምዕሩይምሕደራ 2 дня назад
1 Peter 1 ትግ - 1ይ ጴጥሮስ 22-23: ብህያውን ንዘለኣለም ብዚነብርን ቃል ኣምላኽ ካብ ዘይጠፍእ ዘርኢ እምበር፡ ካብ ጠፋኢ ዘርኢ ኣይኰንኩምን ከም ብሓድሽ እተወለድኩም፡ ንሓቂ እናተአዛዝኩምዋ፡ ግብዝና ንዜብላ ፍቕሪ ኣሕዋት ንነፍስኹም ኣጽርዩ፡ ብንጹህ ልቢ ንሓድሕድኩም ብሓቂ ተፋቐሩ፡
@raheltekle4302
@raheltekle4302 3 дня назад
አሜን 🙏🙏🙏👏
@rehabotco9982
@rehabotco9982 4 дня назад
John 3 ትግ - ዮሃንስ 14-15: ብእኡ ዚኣምን ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ከምቲ ሙሴ ኣብ በረኻ ተመን ዝሰቐለ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግባእ እዩ። 16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
@josijosi1566
@josijosi1566 2 дня назад
ተባረክ ተዲ ጸጋ ጎይታ የብዝሓልካ
@hermonKidane-gk1ti
@hermonKidane-gk1ti День назад
Tebarek nay amlak seb really
@yonathanhannes906
@yonathanhannes906 4 дня назад
Wonderful message, God bless you Teddy brother.
@danaitdawit3408
@danaitdawit3408 3 дня назад
Tebarek 🙏🙏🙏
@rehabotco9982
@rehabotco9982 4 дня назад
John 6 ትግ - ዮሃንስ 39-40: ንወዲ ርእዩ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪረክብ፡ ኣነውን በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ኽተንስኦ፡ እዚ ፍቓድ ኣቦይ እዩ እሞ፡ ካብቲ ንሱ ዝሃበኒ ዘበለ በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ኸተንስኦ እምበር፡ ሓደ እኳ ኸየጥፍእ፡ እዚውን ፍቓድ እቲ ዝለኣኸኒ እዩ።
@rehabotco9982
@rehabotco9982 4 дня назад
John 17 ትግ - ዮሃንስ 12: ኣነ ምሳታቶም ኣብ ዓለም ከሎኹ፡ ብስምካ ሐሎኽዎም፡ ነዞም ዝሀብካኒ ተኸናኸንክዎም። እቲ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸምሲ፡ ብዘይ እቲ ሓደ ወዲ ጥፍኣት ካባታቶም ዝጠፍኤ የልቦን።
@adhanetmelake3256
@adhanetmelake3256 4 дня назад
Goyta. ybarka. Tedi. hawey❤❤❤
@amyabinana
@amyabinana 3 дня назад
God bless you
@MilenFiseha
@MilenFiseha 3 дня назад
ኩብሪ ሓወይ ኣህዳዉያን ብዘይ ምአማኖ እዮም ናበቶም ናቱ መጸ ኣይተቀበልዎን ዚተቀበልዎ ኩሎም ብስሙ ዝኣመኑ ግን መሰል ውልድነት ሃቦም
@abrehetmehari5730
@abrehetmehari5730 4 дня назад
Amen kbri nAmlak ykun. Bhaqi neti shuruy kal ika ktgelgelna senihka. Inka. Nbzuhat menqihen memlesin iyu. Tebarek🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@FitwiFireweyni
@FitwiFireweyni 2 дня назад
1 John 5 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 12: እቲ ወዲ ዘለዎ ህይወት አላቶ፡ ወዲ ኣምላኽ ዜብሉ ህይወት የብሉን። 13: ንኣካትኩም ብስም ወዲ ኣምላኽ እትኣምኑ ዘሎኹም፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ከም ዘላትኩም ምእንቲ ኽትፈልጡ ኢለ እየ እዚ ጽሒፈልኩም ዘሎኹ።
@ariamkeflay4890
@ariamkeflay4890 25 минут назад
Galatians 3 ትግ - ገላትያ 2: ካባኻትኩም እዚ ጥራይ ክፈልጥ እደሊ አሎኹ፥ ብግብሪ ሕጊዶ ወይስ ብምስማዕ እምነት ኢኹም መንፈስ እተቐበልኩም፡ 3: ክሳዕ ክንዲዚዶ ዓያሱ ኢኹም፧ ብመንፈስ ጀሚርኩምሲ፡ ሕጂዶ ብስጋ ኽትፍጽሙ ትደልዩ አሎኹም፡
@yorda106
@yorda106 День назад
እቶም ድሒንካ ዝብል ዝምህሩስ ካብ መጽሐፍ ቅዱስ ክወጹ አይረአኹን :: ንስኻ ግን ብሕልሚ ገሀነም በጺሕና ዝብላ ኢኻ ትምህር:: ጳውሎስ 3ይ ሰማይ በጺሑ ከምኡ'ውን ሄኖክን ኤልያስ ውን ንሰማይ'ዩ ዝብል:: መ/ቅዱስኮ ከይትውስኽ ከይተጉድል ዝተባህለሉ ዝተዛዘመ እዩ(ራኢ22÷18-21) 🫴ገላትያ 1÷8.. ሓደ ኻባና ዀነ ወይ ካብ ሰማይ ዝወረደ መልኣኽ፡ ካብቲ ንሕና ዘበሰርናኩም ብስራት እተፈልየ ኻልእ ብስራት እንተ ነጊሩኩም👉ርጉም ይኹን።
@merhawikiflom2482
@merhawikiflom2482 3 дня назад
Goyta ybarka Tedi hawey Lomi kine zisebko zeo hade haw gdeffffffffffffffff enabelku kixhfelu kenye Ewanawi kal eka thb zeloka emo kexlo tebarekkkkkkk
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 2 дня назад
ቴዲ ንርእስካ ሲሒትካ ሰብ ኣይተጥፍእ ንቃል ኣምላክ ብግብእ ኣምቡቦ ምካን ናይ ጠንቆልትን ገለን ክትትርጉም ሓንሳብ ፖሎቲካ ክትዛረብ ኣበይ ከተርክበሉ ኢልካ እቲ ባኣይ ዝኣምን ናይ ዘልኣለም ህይወት ኣለቶ ይብለና ስለዚ ሰብ ሓንሳብ ተዲሒኑ ዘልኣለም ዲሒኑ ኢዩ ።
@eritrea3560
@eritrea3560 2 дня назад
የውሃንስ ምዕራፍ 15 ኣንብብ
@miliruf5246
@miliruf5246 4 часа назад
Hakiki zihaftey tebareki
@erkcyforchrist.G.H.M.
@erkcyforchrist.G.H.M. 4 дня назад
❤️❤️❤️🙏
@alemghirmay7430
@alemghirmay7430 4 дня назад
Goyta ybarkrka tsega ybzahlka🙏🏾🙏🏾❤️❤️
@rutharutha3099
@rutharutha3099 4 дня назад
Amlak Aqzizu yarka
@danisolomon3750
@danisolomon3750 6 часов назад
Selam tedros ms Medan TV bhansab zeyt'serhu
@ariamkeflay4890
@ariamkeflay4890 2 часа назад
Midhanka nzelalem tezay koynu dea xega entay eu tergumu.malt n mintay ena b xega dihina neble zelna
@asmerettesfamichael2952
@asmerettesfamichael2952 3 дня назад
Amlak ybarka tedi yefrahaka compltilly gega eyu.
@ariamkeflay4890
@ariamkeflay4890 24 минуты назад
Hebrews 9 ትግ - እብራውያን 12: ብደም ድቤላታትን ምራኹትን ዘይኰነስ፡ ብደም ርእሱ ናይ ዘለኣለም ምድሓን ረኺቡ ሓደ ጊዜ ናብቲ መቕደስ አተወ። 13: ስለዚ ደም ድቤላታትን ኣራውሕን ሓመዅስቲ ኣርሕን ኣብቶም ዝረኸሱ ተነጺጉ ንምጽራይ ስጋ ዚቕድስ ካብ ኰነስ፡ 14: ደም ክርስቶስ ብናይ ዘለኣለም መንፈስ ገይሩ ርእሱ ብዘይ ጽያፍ ንኣምላኽ ዘቕረበ ግዳ፡ ንስካትኩም ንህያው ኣምላኽ ከተገልግሉ ኽንደይ ኣዝዩ ንሕሊናኹም ካብ ምዉት ግብሪ ዘየንጽሆ። 15: በዚ ምኽንያት እዚ እዩ ካብቲ ኣብ ቀዳማይ ኪዳን እተገብረ ኣበሳ ንምድሓን ዚኸውን ሞት ምስ ኰነ፡ እቶም ጽዉዓት ነታ ተስፋ ናይ ዘለኣለም ርስቲ ምእንቲ ኺረኽቡ ኢሉ፡ ንሱ ማእከላይ ሓድሽ ኪዳን ዝዀነ።
@mhrethabte7299
@mhrethabte7299 4 дня назад
Tedi hawey burukh
@desbelezewde1815
@desbelezewde1815 4 дня назад
Tedi hawey Selam amlak naka ykun hansab MS dahankas dhinka mbals malt shtetn fereqan ember
@nazrawitshiden2569
@nazrawitshiden2569 2 дня назад
ምድሓን ማለት እንታይ ማለት እዩ?
@SamitesfayTesfayl
@SamitesfayTesfayl 4 дня назад
Nskum kab emnet wedikum alekum nbalkum
@GrmawiZeray
@GrmawiZeray 4 дня назад
Hasabka zeytb
@YonatanAbriha
@YonatanAbriha День назад
1ይቲ ዮሃንስ5፡13 ንኣካትኩም ብስም ወዲ አምላኽ እትአምኑ ዘለኩም ናይ ዘለአለም ህይወት ከም ዘላትኩም ምእንቲ ኽትፈልጡ ኢለ እየ እዝ ጽሒፈልኩም ዘሎኩም
@fesshaie
@fesshaie 4 дня назад
ሰላም፡ ብመጀመርኡ ካብ ምንታይ ኢና ድሕና ካብቲ ውርሲ ብ ኣዳም ዝንበረና ሓጥያት ዲና ድሕና ወላስ ካብቲ ንሕና ብስጋና እንገብሮ ሓጥያት ኢና ድሕና ?ምድሓን ኣምላክ ዘልኣለማዊ'ዶ ኣይኮነን።ምድሓና ብክርስቶስ ዝተውሃበና ዶ ኣይኮነን።ምስ ደሓንካ ኣብ መጽሓፍ ህይወት ተጸሕፉካ ዝተበህለ ብ ክርስቶስ ዝኣመነ ሲ ብድካምካ ብምውዳቅካ ትጠፍእ ኢካ ምባል ሲ እ/ሄር ካብ መዝገበ ህይወት ክጽሕፍ ክድምስስ ዝብል ኣዘራርባ ዶ ኣይኮውንን።
@merhawikiflom2482
@merhawikiflom2482 3 дня назад
Brukkk haweyyyyy Midhan ab 3 ykfel 1. Dagm mwlad : mis amendable dagm tuwled menfeska. Meytu neyru hiyaw ykown. James 1 ትግ - ያእቆብ 18: በዅሪ ፍጥረቱ ምእንቲ ኽንከውን ኢሉ እዩ ኸም ፍቓዱ ብቓል ሓቂ ዝወለደና። 2. Nefsi dima dihri dagm miwladka ab xexbah enadehanet eya tikeyd. Nefsi malet Fekad, Aemro komu wun Simiet. Nezi eyu midhankum fexmu ziblena kal amlak. Philippians 2 ትግ - ፊልጲ 12-13: ደጊም፡ ኣቱም ፍቁራተይ፡ እቲ ምእንቲ ጽቡቕ ፍቓዱ ኢሉ፡ ኣባኻትኩም ድሌትን ግብርን ዚገብርሲ ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ከየሎኹ ግዳ እቲ ዚበዝሕ እምበር፡ ከሎኹ ጥራይ ዘይኰነ፡ ከምቲ ዅሉ ሳዕ እተኣዘዝኩም፡ ብፍርሃትን ራዕድን ንምድሓንኩም ፈጽሙ። 3. Sigana: Ezi lebisnayo zelona siga dima gena bimealti tinsae kishin eyu. Philippians 3 ትግ - ፊልጲ 18: ከምቲ ብዛዕባኦም ብዙሕ ሳዕ ዝበልኩኹም፡ ሕጂውን እናበኼኹ እብል ኣሎኹ፡ ብዙሓትሲ ጸላእቲ መስቀል ክርስቶስ ኰይኖም ይመላለሱ እዮም። 19: መወዳእታኦም ጥፍኣት እዩ፡ ኣምላኾም ከብዶም እዩ፡ ክብረቶምውን ኣብ ነውሮም እዩ፡ ሓሳቦም ከኣ ናይ ምድሪ እዩ። 20: ንሕና ግና ሃገርና ኣብ ሰማያት እያ፡ ካብኣውን መድሓኒ፡ ንሱ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ፡ ንጽበ አሎና። 21: ንሱ በቲ ንዅሉ ኺመልከሉ ዚከአሎ ሓይሊ ነቲ ኽቡር ስጋኡ ምእንቲ ኺመስል፡ ነዚ ናይ ውርደት ስጋና ኺልውጦ እዩ።
@selamawitafeworki9057
@selamawitafeworki9057 3 дня назад
goxts ynsrka merjawi ❤
@yrgakassa7465
@yrgakassa7465 3 дня назад
Kemiu ente koynu zidihn yelen malet eyu? No one will finish 😊
@fesshaie
@fesshaie 3 дня назад
@@merhawikiflom2482 ኩቡር ሓዊ ምድሓን ኣብ ክንደይ ይክፈል ኣይኮነን ጽሑፈይ እንተ ደጋግምካ ኣንቢብካዮ ክርደኣካ ኢዩ እንታይ ክብል ከምዝደለኩ እንተኮነ ግን ስለ መልስካ ጎይታ ይባርካ።ኣይተተሓዝናን ኣለና ኣብ ሪዲኢት።bless u
@bahranknfe8703
@bahranknfe8703 2 дня назад
In revelation it speaks about of being removed from the book of life. This means that there will be believers whose names were written in the book of life once they got born again, but due to their indifferent attitude to christ they ultimately ended up in hell being removed from the book of life during the judgment day.
@ariamkeflay4890
@ariamkeflay4890 2 часа назад
Emo eta midihan zelialemawit tezay koyna dea kab haymanotawiya entay eu zefeliyena b kalie azerareba b serahna ena nedhin eka teble zelka mikeniyatu nieshitay hatiyat abay hatiyat zebihal yele ab kedmi amlak kulu hatiyat hade selazkone
@ShidenMsgna
@ShidenMsgna 4 дня назад
welcome back tedi hawna ❤❤❤❤❤❤❤
@rehabotco9982
@rehabotco9982 4 дня назад
Etiy hkia kalia amlkia ey tedi 💯 %
@rehabotco9982
@rehabotco9982 4 дня назад
Rong alkia
@desbelezewde1815
@desbelezewde1815 4 дня назад
Eski netom shtetn zmrhu xbuq gierka aredayom kufue Zement eyu
@rehabotco9982
@rehabotco9982 4 дня назад
Kab sekla trike tensh tarki sraha
@FitwiFireweyni
@FitwiFireweyni 2 дня назад
1 John 5 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 12: እቲ ወዲ ዘለዎ ህይወት አላቶ፡ ወዲ ኣምላኽ ዜብሉ ህይወት የብሉን። 13: ንኣካትኩም ብስም ወዲ ኣምላኽ እትኣምኑ ዘሎኹም፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ከም ዘላትኩም ምእንቲ ኽትፈልጡ ኢለ እየ እዚ ጽሒፈልኩም ዘሎኹ።
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 29 ( BY BRUNO )
47:42
Все по факту
00:48
Просмотров 18 тыс.
Oops 😅
00:10
Просмотров 5 млн
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн
Все по факту
00:48
Просмотров 18 тыс.