Тёмный

#ሓዝ 

Tsehay TV
Подписаться 6 тыс.
Просмотров 63 тыс.
50% 1

part 2 ድሕሪ ሰሙን ይጸበዩታ
subscribe
~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "(10) AMHRO MESAFNTI NEW ETHIOPIAN HIP HOP TIGRIGNA MUSIC 2020(ኣምህሮ- መሳፍንቲ ሓድሽ ሂፕ ሆፕ ትግርኛ ) TSEHAY TV "
• Video
~-~~-~~~-~~-~

Развлечения

Опубликовано:

 

22 сен 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 87   
@user-gb6zc1to6p
@user-gb6zc1to6p 4 года назад
ማራ ደስ ባሃሊ መሃራይ ዝኮነ ድራማ ግን ሰብ ትግራይስ ኣብቲ ትርጉም ዘለዎ ኣይከታተልን.........
@user-qs7cg2xo6m
@user-qs7cg2xo6m 4 года назад
ኣብ ናይ ትግርኛ ይኹን ኣብ ናይ አማርኛስ ስኢነኪ ዘይፈልጥ ብጣዕሚ እዩ ዝገረመኒ
@linidesbele380
@linidesbele380 4 года назад
እሰይይይይይ ገለ ዓይነት ድራማ ፍቅርን ሰላም እኣብዘለናዮ ፍትዋተይይ ብጣዕሚ ማሃሪት ድራማያ እንተ ቢንያም ግን ወላዲት ክብርቲያ ሓላል
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 4 года назад
ዋውውው አሕዋት ቀፅልሉ ፅብቅ ተጀምሮ እዩ ግን እዛ ንዶ ምፅራፍ ኣስጋሊት እያ ብዝኮነ በርትዑ
@kinglight1310
@kinglight1310 4 года назад
waaaazl😘😘😘😘😘😘
@GgGg-ze5od
@GgGg-ze5od 4 года назад
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ግን ንወለድና ክብሪ ይግበኦሞ
@user-js7zk1ut4v
@user-js7zk1ut4v 4 года назад
ውው ሾቲኻትካ ኣዶ ክብርቲ እያ ዝተረፍኩም ብጣዕሚ ማሃሪት እያ ቐፅሉሉ
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f 4 года назад
ኡፍፍፍፍ እወ ዕሰል ከመይ ገይሩ ነቡኡ ክመስል
@dhfiremareyam831
@dhfiremareyam831 4 года назад
ዋውውው ደስብሃል እዩ ብሓቅ መምሃረትያ ብሓቅ ብዙሐት አለው አብከምዝዓነት ህወት ዝነብሩ ዘለው በሓቅ ፅቡቅ ስራሕዩ ብሓቅ ::
@filitube5376
@filitube5376 4 года назад
ሆ ንበለለን ሆ ንበለለን ደስ ባሃሊ
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅልሉ
@debromteklit2953
@debromteklit2953 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መጻኹም ሰብ ላዛ ሰብ ቁምጣ ስረ ሰብ ዝናረ ደቂ እታ ሓላል ወርቃዊት መሬት ኣጆኹም ቀጽሉ keep going up ከማኩም ለባም, መስተዋዓሊ የብዝሓዮ ልዑል እግዛብሄር ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
ኡኡኡ ርኢቶ ኣለኒ ከምዚ ጌሩ ነዱኡ ዝጻረፍ ኣሎ ድዩ ኣይምእዘዛን ኣይሰምዓን እምበር ነዲኡ ዝጻረፍ የለን ካቡ ከኣ እታ ኣምሓርኛ ተዛረብካያ ኣውጻያ ናብ ትግርኛ ኣምሓርኛ እንዳሓወስኩም ኣይተባላሽውልና።
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 4 года назад
ክክክክክ ኣሕሪቃትካ ዶ
@user-qn1px2wd1e
@user-qn1px2wd1e 4 года назад
ዋይ መልኡ ነደኡ ዝቐትሉ ኣለው
@user-sp5xi1jo1l
@user-sp5xi1jo1l 4 года назад
ክገርመኪ ብዛሓት ኣለው እግዚአብሔር ይመስገን ኣሓትና ከምዚ ዓይነት ኣይኮኑን እምበር
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 4 года назад
ሙቁራት እንካዕ ደሓን መፅኣኩም በዛኩም ሪእኩም ኣይትሕለፉ lik habwom ዋጋ አይክፈሎን
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 4 года назад
ዋወወወ በጣዕም ደስ ዝብል ድራማ አይ ቀፅልለ ድቅ ዓድይ ጅግና አዎ ስራሕ የጠንካራ ስራሕ ይክብር ገን ትግራይ ዓድይ ማዓዛ አይ ትምዕብል አፈፈፈፈ @@@@@
@user-uv5iz7ku4k
@user-uv5iz7ku4k 4 года назад
አዋይ አበይ ናያረ ዘይረአኩዋ ደሰ ከበለ ግና ሐደ ናገረ ኩኒገሪ አደይይ መዓረይ ከቱፁሬፋ አያደሌና አሓዋተይ
@user-vh9rc6qm2z
@user-vh9rc6qm2z 4 года назад
ኣነ ብወገነይ ክሳዕ መወዳእታ ሪአያ ኣለኹ ብጣዕሚ መምሃራይ ድራማ ኢዩ ይትረፍ ኣቲ ኣረጊት ምባልስ ንወለዶም ወቒዖም ሓኒቖም ዝቐትሉ እዉን እኮ መሊኦም ኣለዉ ሕማቕን ፅቡቑንንኽትብል ድማ እቲ ድራማ ክሳዕ መወዳእታ ክትሪኦ ኣለካ ዝብል ሪኢቶ ኣለኒ ቀፅሉሉ ሓደራኹም።
@lulalula9924
@lulalula9924 4 года назад
asey asey tegaru jeganu ahwatey btaemi des tbl memharit drama ketslulu
@user-il5zb6ts5o
@user-il5zb6ts5o 4 года назад
ነዶ ዝገልፅ ክብርን ምስጋናን ግበርዎ ዋይ ኣየጥዕመልኩምን እዩ ኣቲ ኣረጊት ንኣዶ
@slamslam8951
@slamslam8951 4 года назад
waweee dese bahale deki tgeray shekorat
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 года назад
ዋው ደስ ክብል ቀፅሉሉ ታለደካ ምፅራፍ ግን ግደፉ
@user-kl3kx7jg9k
@user-kl3kx7jg9k 4 года назад
ደስ በሃልቲ ደቂ ዓደይ
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 4 года назад
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ
@selamawitassefa6233
@selamawitassefa6233 4 года назад
ኩሉ ፁቡቅ እየ ግናይ ነዶ ክብሪ ይግባአ እምበር ፀርፊ ልምታይ ፁሩይ ትግርኛ ግበርዎ አምሐርኛ አይትሁወስሉ በይዛኩም ብቃንቃና ንኩራአ ቀፁልሉ
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 года назад
Nay kudus gebriel kidum bitgrina keyiro shiu bizaeba tigrina tizareb temahayesh nibaelika kidum::
@user-ig9xo1xj3e
@user-ig9xo1xj3e 4 года назад
ዋውውውውው ኣታ ኣበይ ነይረ እየ ዘይረኣኩዎ ገጽልዎ
@ritahyla4762
@ritahyla4762 4 года назад
ከም ጤል ቆፅሊ እናጠጠመ ከመይ ኢሉ ጥዑም ክወፆ።ብዝኮነ መምሃሪት ድራማ ቀፅልሉ።
@hilufbrhane6249
@hilufbrhane6249 4 года назад
ዋው ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 4 года назад
ዋእ እንታይ እዚ ከምዚ ገይርካ ልወላድትካ ይፅረፍ ድዩ ክርእያ ኢለ ነይረ ግን ብወላዲት ዝመፅኣን አይፍቱን ሰለዚ ዲስ ላይክ ኦኬ ኡፍፍፍፍ እናት ላዘላአላም ትኑሪ
@tsehaytv584
@tsehaytv584 4 года назад
mebrhit berhe ካብ እቲ ፀርፊ ምሓዝ መልእኽቱ ምትሓዝ ኣይሕሽን። ምስ ይቅርታ
@sarahsaeed4323
@sarahsaeed4323 4 года назад
ዋውውውውው ደስ ትብል ትምህርቲ እያ ቀፅሉሉ እታ ነዴካ ፀርፊ ግና ዋእ
@user-gk4xv8vr9l
@user-gk4xv8vr9l 4 года назад
ምርአይ ዘይተረፈ ከምዙም ዝበለ መምሃሪ ድራማ ምርአይ አለኒ
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 4 года назад
ምቅራተይ ደስ ክብሉ ቀጽልሉ
@gtsgkgbc5418
@gtsgkgbc5418 4 года назад
እሰይ ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ዓደይ መዓረይ ቀፅልሉ
@solomongirmay9954
@solomongirmay9954 4 года назад
አዋይ አደ ትረክቦ
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
አዋይ ዛድራማ ከመይ ድያ ዓባይ ይንቨርስቲ ገራሚት በቃ
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 4 года назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ❤😗
@user-ug3gm3tp8b
@user-ug3gm3tp8b Год назад
ፃሃይነሸይ እግዚአብሔር ምሕረት የዉረደልኪ
@richyewkroljrichyewkrolj3294
@richyewkroljrichyewkrolj3294 4 года назад
Btami des zbl eyu ajokum deki tgray mearat
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
ኣብየት ትግራይ ዓደይ ኣዶ ትግራዋይቲ ኣዶ ከመይ ምልባምኪ ኩሉ ኪኢላቶ ፀዋር ትግራይ ዓደይ ኣለናልኪ ትግራይ ብደቃ ኮሪዓ ክትለምዕ እያ። እዛ ድራማ ናይ መጨረሻ ኩሉ መሊኣ ዝተቐርፀት እንክትፅብቕ ቀፅልዎ ደቂ ትግራይ ሓላላት
@user-ey8qg6si9j
@user-ey8qg6si9j 4 года назад
ኣይግድን ንዓባይካ ክንድዚ ጸርፊ ኣይከዓልኩሞን ይእርይወ
@tigraytigraytigraytigeray3066
@tigraytigraytigraytigeray3066 4 года назад
wawwwwwwweww 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍 mamhray euyhwat
@halekagebreslasie8229
@halekagebreslasie8229 4 года назад
አብ ትግራይስ መስርሒ ዓቅሚ እንሀኒ ኢልካ እካ ከርተት የብሉካ እስካዕ ወዲእካየን ናብ ስደት ትከይድ አብ ዓዱ ዝሰርሕ አይፈትዉን ጣብያን ወረዳን ግቦ በዚሑ
@user-ss9ub4du2u
@user-ss9ub4du2u 4 года назад
ኣብ ዓለም ቡዙሕ እዩ ዘሎ እግን ብኣዶ ሕማቅ ክሠም ኣይደልይ ገበዛት ኣጀኹም
@galetigrayshkorsalamm3510
@galetigrayshkorsalamm3510 4 года назад
Waw btsaami ayu konjo srahe ketslulu memharaye ayu admene tsanane yahbkume
@fanafana3949
@fanafana3949 4 года назад
ብጣዕሚ ደስስስ ባሃሊ ልምዓት ዓዲ ብወዳዓዲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@geshugeshu4888
@geshugeshu4888 2 года назад
ደስብሃሊ ብሓቂ እሰይይይይ
@temsegeamlekiy1161
@temsegeamlekiy1161 4 года назад
behki mahert derma deki tegery marey❤❤😍
@amenamen4919
@amenamen4919 4 года назад
ፅብቅ ሰረሐ እይ ግን ንወላዲት አይፀረፍን
@user-je3iq1xx6g
@user-je3iq1xx6g 4 года назад
Btaemi des ybl ketselelu
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ኣቱም፣ሓሪፍት፣መሃሪትድራማ፣ኣናብስ
@ethiopianloveletsh4790
@ethiopianloveletsh4790 4 года назад
ዋዉዉዉዉዉዉዉ ብጣዓሚ ደሰ ይብል😘
@tewelewelemaryam2168
@tewelewelemaryam2168 4 года назад
Bnyam ata sdiy adetat gahaf tbl wala drama ykun xerfiy aymerexkan tesemiatna ms ykrta
@user-dm9ne7il3t
@user-dm9ne7il3t 4 года назад
ናይ ትግራይ ድራማ ኩሉ ማሃራይን ሳሓባይን እዩ ግን ንሕና ንቶም ካሎኦት ካብ ዕድና ወፃኢ ዘለው ድራምታት ኢና ክንሪኢ ንግደድ ካብ ሕዚ ያክል ዓድናን ቓንቓናን ንዕቢ
@ttyegaltigraymareywellagri20
@ttyegaltigraymareywellagri20 4 года назад
Wow wow wow shikorrrnatattt welcome 😍😍😍😍😍
@titiiove9421
@titiiove9421 2 года назад
Kestlilu btami dess bhali eyu💞🥰❤
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
ብዝተረፈ ጽቡቕስራሕ ,ዩ ኣጅኹም ቀጽልዎ።
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
Tsebuk serha Gen mera kindazzzz ne weldiu ne ada Abayou zedfer alo deyou Teganinuu meslni
@user-yg8fo4ts5x
@user-yg8fo4ts5x 4 года назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ደቂ ትግራይ ሽኮር ግን እታ ንኣዴካ ምፅራፍ ግን ክትቀሪ ኣለዋ ንዝመፅእ ትውልዲ ፅቡቅ ትምህርቲ ነምህሮም
@Seb15
@Seb15 4 года назад
ካብ ባህልና ዶ ውጽእ ኢላ ሓቀይ ንወላዲኡ ከምዚ ዝጻረፍ የብልናን ኢለ እየ ዝአምን ብዝተረፈ ጽቡቅ
@user-vh9rc6qm2z
@user-vh9rc6qm2z 4 года назад
G brhane ኣቲ ኣረጊት እማ ቀሊል ካልእ ብሂወት ዝመፅእ ኣሎ ኢዩ።
@dhfiremareyam831
@dhfiremareyam831 4 года назад
ኧረ አለው እዮም ብዚሓት ወላድቶ ሓንቆም ዝቀትሉ
@kirostirhas
@kirostirhas 4 года назад
Zrug seb do keytefe
@gannet8485
@gannet8485 4 года назад
እዋይ እኒእካ ዒዋላ ግይሩ ዝንድድ እርጊት ኣይባሃለን ባእ እዝን ኣንሽቲማ እዋይ ቃሓ ምባለን እዋይ ወዝኛታት ይቅናኣካ ብተለይ እነሞሆይ በተለይ እዛ ጭርሑ ዝብላኣ ዝቀፃለት ወግዒ በጣዓሚ ማሃሪት እያ
@user-uc9nx8jl8e
@user-uc9nx8jl8e 4 года назад
አሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፃህያይ ዘኪረዮ ዓሚ ከምዚ ዘክቲ ናፃሃኩ ነይረ
@adradra4864
@adradra4864 4 года назад
Selam
@user-ss9ub4du2u
@user-ss9ub4du2u 4 года назад
ዋውውውውውው
@brhanehabte5575
@brhanehabte5575 4 года назад
💪💪💪💪
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 2 года назад
🙏❤
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
አታ ባህላዊ ድራማ ማራ እዩ ዝሙችወኒ ቸላ ልየ ገዲፈዮ በቃ ናይ ዘመናዊ
@user-xx5xq1qy4r
@user-xx5xq1qy4r 4 года назад
ክትጥዕም ዛ ድራማ
@jdhdhdxhddjdjxh9419
@jdhdhdxhddjdjxh9419 4 года назад
Wwewwwwweeeewwww
@merhawibelay4066
@merhawibelay4066 4 года назад
Wae ayeganenkmon dea bhaqi kemzi ilu nweledu zdafer seb alo malet dyu. Hazine. 😥
@kirostirhas
@kirostirhas 4 года назад
Semika zeytsgeb laza
@user-sl2gy5mb6x
@user-sl2gy5mb6x 4 года назад
Hazeiy rakibya tegerna filmiy eka dahin mitakum
@addisngus4107
@addisngus4107 4 года назад
ደሰ ብሃሊ ድራማ እዮ ግን ኣብ ቋንቋ ችግር ዘሎ ይመሰል "እውነት "ትብል ቃል ኣብተን ወለድና ኣይጥቀማላን እና ክትሰተካከል ኣለዋ የናትናን እያ
@uihj6918
@uihj6918 4 года назад
ዙቆልዓስ ድራማ ከይኑምበር ማራ እዩ ስዲኮ ስዲ ንዴታቱ ይፀርፍ ቦእ
@muluymaryamlji9323
@muluymaryamlji9323 4 года назад
ምስ ወዳእኩዋክምንት ክህብ እየ
@tigraytigraytigraytigeray3066
@tigraytigraytigraytigeray3066 4 года назад
wawwwww 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@temsegeamlekiy1161
@temsegeamlekiy1161 4 года назад
Men alo nedo zerkeb s kulu newsti ay ado adem tane yehebkun aski
@msginaber4733
@msginaber4733 4 года назад
ኣብ ትግራይ "ሲ ከምዚ ናይ ኤርትራ ህድሞ ባህላዊ ኣሎ ዶ? ንገሩኒ ደቂ ትግራይ.
@user-on5fc4ct1i
@user-on5fc4ct1i 4 года назад
የለን ክክክክክክ
@aron5023
@aron5023 4 года назад
ኣብ ከባቢ ዓዲግራትን ሓውዜንን እዩ ዘሎ እዚ ድራማ ዝሰርሕዎ ዘለው ግና ኣብ ከባቢ መቐለ እዩ
@user-zm9vk4oo9b
@user-zm9vk4oo9b 4 года назад
ኣሎ እዩ ክብረተይ
Далее
Она Может Остановить Дождь 😱
00:20
Stay on your way 🛤️✨
0:34
Просмотров 11 млн
настоящий чемпион
0:59
Просмотров 7 млн