Тёмный

ሓዱሽ ሓበሬታ፦ ብዛዕባ ጉዕዞ ልኡኻት ህግደፍ ጳጳሳት ናብ ሰሜን ኣመሪካ 17-11-2018 

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Просмотров 26 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 103   
@divoramengisteab8675
@divoramengisteab8675 5 лет назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና። ስለ ህዝብኹም ፍትሒ ክረክብ ትገብርዎ ጻዕሪ ኣምላኽ ይባርኸኩም
@fitsumarefaine9592
@fitsumarefaine9592 5 лет назад
Zemenkumn zemen'nan Egziabher yibarkelna Abo Qeshi, tebareku!
@ahmedabdulkader860
@ahmedabdulkader860 5 лет назад
Jegna god bless u.million times thanks
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 2 года назад
Egzabiher ybark kalehwet ysmalna zebenkum ybark keshi Marykos. abty tugebruwo syle bete kyrstyan hyzbukumun Egzabiher musakum ykun amyen
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 5 лет назад
Abona, we are proud of you because you tell us the truth.
@ኣደይወናኒትሙቁርቃንዛኣደ
qale hiwet yesmealena
@azusami4140
@azusami4140 5 лет назад
ኣምላኽ ንዓኩም ዝሃበና ጋና ብምሕረቱ ከም ዝርኤና ዘሎ ዩ ዝገልጽ ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ተባረኹ ዘመንኩ ኩሉ ብጸጋ ቅዱሱሳ ይምላእን ይባረኽን
@tsegeweinihaile1713
@tsegeweinihaile1713 5 лет назад
Egzabiher deytferh
@ymbltasor1395
@ymbltasor1395 5 лет назад
Eway nskas meas eka wengiel tsebkk
@barnabastesfamichael2455
@barnabastesfamichael2455 5 лет назад
እድመን ጥእናን ይሃብኩም ኣቦና ናይ ብሃቂ
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 5 лет назад
Nay agelgulot zebenkum ybarek.n abona Anthonios dma edmen tenan yhabom
@debassghirmai3804
@debassghirmai3804 5 лет назад
The priest who kicked out of the conference was priest Mobae-tsion fron Denver Colorado.
@חחהיכיכ
@חחהיכיכ 5 лет назад
ኣቦና በቲ ትገብርዎ ዘለኩም ሕጉሳት ኤና ኤድመን tenan ይሃብኩም ፈጣሪ
@gebargheie1746
@gebargheie1746 5 лет назад
Ab libina yehdirelna eyesus christos amen amen amen
@issacjohn2152
@issacjohn2152 5 лет назад
እዋር እንታዩ ጸገምኩም ኣቕሽሽትናን ፓፓሳትናን ወረ ኣረዱኡና
@teklaytesfay8007
@teklaytesfay8007 5 лет назад
ናይ ዘበን አጎልጉሎትኩም ይባርኽልኩም አቦና
@hadeghesamuel8437
@hadeghesamuel8437 5 лет назад
ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኽ ኣቦና
@okubaymichael6771
@okubaymichael6771 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና።ሓቂ ዩ።
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 лет назад
ኣቦና በቲ ትገብርዎ ዘለኩም አገልጉለት ከይተሐለለኩም እግዚአቢሔር ዓስብኪም ይሀብኩም ንዓና ካአ ደዉ በሉልና።
@zetab9988
@zetab9988 5 лет назад
Abo Qeshi Yftun Umarn Edmen Teinan Yehabkumw Kemakum Nay Egziabher Ybzhalna Amlak Berketu Bemhretu Yedhnena Edmen Teinan Yehabku
@ሃብቶምገብረእግዚኣብሔርቀ
ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦና ኣምላኽ ዕድመ ይሃብኩም ኣጁኹም እግዚኣብሔር ሰላሙን ዕርቁን የውርደልና ፡ ህዝብና እምነት እምበር ፍልጠት የብሉን ፡ ኣምላኽ ድማ ስለ ስመይ ክትጽልኡ ኢኹም ዝብል ትንቢት ስለ ዝኣኸለ እዩ ። እቲ ዘግርምን ግርንቢጥን ነገር ! ፓትርያርክ ክወርድ እንድሕር ኮይኑ ፡ ብዝሙት ፡ ብክሕደት ፡ ኣእምርኡ እንተ ኣጥፊኡ እዚውን በተን ኦሪንታላት ተመምዩ ሓቅነቱ ተረጋጊጹ እዩ ዝወርድ እመስለኒ እዚ ግን ኣምላኽ ይቕረ ይበለልና ናይ መናፍቕ ተሓባበርቲ እዮምዶ ገለመለታትዶ ዝብል ንህዝቢ ናብ ድቕድቕ ጸልማት ዝመርሕ ግጉይ መረዳእታን ሓበሬታን እዩ ፡ ብርግጽ ድማ ነዚ እምነት እምበር ፍልጠት ዘይብሉ ምእመን ድማ ንክንደይ ሰባት እዮም መናፍቓን እዮም ተሃድሶ እዮም እንዳበልካ ንምእመናን ኣጥፊኦሞም እዮም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ነዚ ሓቂ ፈሊጥና ኣብታ ሓቀኛ እምነትና ክንጸንዕ ጥበቡን ምስጢሩን ምስትውዓሉን ይግለጸልና
@salamehaile2517
@salamehaile2517 5 лет назад
God bless keshi Markos!! At this crucial time Eritreans have you.
@tesfayfisha5780
@tesfayfisha5780 5 лет назад
eigzabher edmen tanan yhabkum Abona
@alganeshberaki7584
@alganeshberaki7584 5 лет назад
Idmen tinan yhankum abona .xbuk zereba.
@senaynet
@senaynet 5 лет назад
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ንነዊሕ ዕድመ ይጽሓፈልኩም ንእምነትናን ቤተ ክርስትያናን ምሕረት የውርደላ
@zeraiberaki5293
@zeraiberaki5293 5 лет назад
ኣሜን ኣምላኽ ናብኡ ንኽንምለስ ይደግፈና። ናይ ዕርቅን ሰላምን ጊዜ የምጽኣልና ፣አብ ሓቂ ደው ክንብል ድማ ብመንፈሱ ይሓግዘና።
@zebibokubey5743
@zebibokubey5743 5 лет назад
Amen amen amen qale hiwet yesmalen
@tareketesfamicael4793
@tareketesfamicael4793 5 лет назад
Thankyou father Marikos. God bless you.
@loversofgodthinkbeforethey8677
Abona edmen tinan yhabkum Egziabher, yekenelna xbuk haberta ekum thbuna zelkum.
@eritreatelael321
@eritreatelael321 5 лет назад
Ajoka haki tray angodgudo
@danibeyene4632
@danibeyene4632 5 лет назад
ኣምላክ ይሓግዞኩም ኣቦና
@elifreentertainment
@elifreentertainment 5 лет назад
ሰብ ንምዕራብ ክጠፍእዩ። እምኒ ድማ ካብ በረካ ንዓዲ ክኣቱ እዩ። እዚ ሕጂ ዘንብዓና ዘሎ ኲናት መዛዘሚ ክህሉዎ እዩ። እቲ ዝኸፍአ ናይ እምነታት ደማዊ ኲናት ግን ክመጽእዩ። ዝበሉ ኣቦና ሃለቃ ተኽለብርሃን ማይ ወይኒ ንኡስ ወረዳ ደቂ ድግና ወረዳ ሰገነይቲ ቅድሚ ናጽነት ከምኡ ክብሉ ከለዉ እብ 1989 ብእዝነይ ሰሚዐዮም እየ። ወያ ዝበሉዋ ከኣ ኮይና እንሆተ።
@Eri1992love
@Eri1992love 5 лет назад
EliFre Tv እቲ እምኒ ትርግሙ እንታይ እዩ?
@elifreentertainment
@elifreentertainment 5 лет назад
መርሓባ ሰላም ክቡር ሓው ወይ ሓፍቲ። "እምኒ ማለት እንታይ ማለት'ዩ፧" ዝብል ሕቶ ኢኻ ኣቕሪብካለይ/ ክለይ። መልሲ """"""""" እቲ ካብ በረኻ ናብ ዓዲ ዝኣቱ እምኒ፡ ኣብ ሎሚ ኮይነ ክሓስቦ ከለኹ ብኽልተ ነገራት እየ ዝርእዮ። ንሱ ድማ 1... ሰብ ንዘይሰፍረሉ ንመስርሒ ህንጻታት ክኸውን መኻይን ጸጽዒንካ ካብ በረኻ ናብ ዓዲ ዝኣቱ ዘሎን ዝነበረን ኣእማን፡ 2... እቲ ካልኣይ ነጥቢ ሰብ ንምዕራብ እናጠፍአ ንዓዲ ዝኣቱ ኣእማን ድማ ኣብቲ ዝኸዶ መንገድን ምድረበዳን ባሕርን ፎቖዶ ዓዲ ስደትን ብሕሰምን ጽምእን ጥሜትን ዝሓለፈት ህይወቱ ሬሳ ኮይና ናብ ዓዲ ምስተመለሰት፡ መጽቀጢ ዓስከሬኑ ዝኸውን እምኒ ካብ በረኻ ወይ ከባቢ ናይቲ ቤተክርስትያን ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኣምኒ እዩ። ኣብ ከባቢ ቤተክርስትያኖም ኣእማን ዘይብሎም ዓድታትስ ወረ ካብ በረኻ እዮም ኣእማን ዝጠልቡ። ስለዚ እቲ መልሲ ነዚ ይመስል ክቡር ሓው ወይ ሓፍቲ የቐኔለይ። ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ደባስ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Eri1992love
@Eri1992love 5 лет назад
EliFre Tv የቀንየለይ ሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 5 лет назад
ናይ ዘበን አጎልጉሎትኩም ይባርኽልኩም አቦና
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 5 лет назад
እቦና ኢቲ ብመንፈስ ዝተመልአ ቃልሱኩምን ጸሎትኩምን አይግደ ፈና አቦና ድማ ንአና ክብል አምላክ ይቀንዩልና ውግዘትና ከልኡልልና ምንቲ ጻእርኩም ይርአ አምላክ
@joniabrham8600
@joniabrham8600 5 лет назад
Amen Amen Amen amlak mehret ywrdlina
@grmayfsehaye5380
@grmayfsehaye5380 5 лет назад
ኣቦና ኤግዝኣብሀር. ይሃግዝኪም
@kubrombaliho2065
@kubrombaliho2065 5 лет назад
Eigziabher edmen tinann yihabkum
@zaidetekie5643
@zaidetekie5643 5 лет назад
Aboy Egziyabhar tselotkum ysmaena yagzkum kale hiwot yasmena
@AA-hr6ip
@AA-hr6ip 5 лет назад
Amlak mesakom yekon
@mebratasfeha1115
@mebratasfeha1115 5 лет назад
kadre hgdef iyom azom sebat ntewahdo haymanotna aywukulunan iyom
@debassghirmai3804
@debassghirmai3804 5 лет назад
keep working to point out the truth.
@amanandom988
@amanandom988 5 лет назад
Papasat HGDF dea keyhaneku sigab ziteasu nipatriark ab geza uxowuwom elna axinayom elomuna eko. Menafiqan koynom elkas tewuridom ember tiasro dika.
@sabahabtemicael1794
@sabahabtemicael1794 5 лет назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ንዓኹምካ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኣሜን
@embasoyrafenqil6575
@embasoyrafenqil6575 5 лет назад
ኣሜን
@tewemebrye6066
@tewemebrye6066 5 лет назад
Ewe kemey eilomna an debretabot nkndey seb genzebu menzieom yessss ane nmeatebey eye zzareb
@gebrehiwetteklehailemicael8091
God bless you and your service
@temaritemai2530
@temaritemai2530 5 лет назад
amen amen amen kal hiwat yesmana
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 5 лет назад
Amen
@tesfamichaelanday8482
@tesfamichaelanday8482 5 лет назад
ማቴዎስ 7 (Matthew) 1-2፤ ብዝፈረድኩምሉ ፍርዲ ኺፍረደኩም፡ ብዝሰፈርኩምሉ መስፈርውን ኪስፈረልኩም እዩ እሞ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ።
@zerabrukazeb6848
@zerabrukazeb6848 5 лет назад
😭😭😭😭
@alemsegedabraham9298
@alemsegedabraham9298 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ንፍትሒ ትጣበቁ፡ ፍትሕን ሓቅን ድማ ኣብ መወዳእታ ተዓዊተን ክወጻ እየን
@matiyosmhreteab8177
@matiyosmhreteab8177 5 лет назад
Nierkin selamn tesfa zhibin kindi tzarebu kekufu tray kitaryu twuelu kab aklabat tgedu akshishti wey god
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 5 лет назад
Kale hiwet yasemalna Abona keshi Markos nay agolgelot zemenkum Egzyabiher amlake yebarek !
@lene6205
@lene6205 5 лет назад
ሐቂ መዓልቲ ሐልያ ክትመጽእ እያ ኣቦና♥️ እዝግዬ ንብለሉ እዋን እዬ።
@almazhailey7746
@almazhailey7746 5 лет назад
kab kemziom kem beal keshi marqos zameselu aqshishti nezi hzbka Anta Amlak halwo ewy Zehzn eyu tekal gzie
@ናታን-ኘ7ቨ
@ናታን-ኘ7ቨ 5 лет назад
ኣቦ ሓቂ እግዝኣብህር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@tesfalemtewelde1443
@tesfalemtewelde1443 5 лет назад
Egzabher kemakum yebizahelna
@senaitpetros1763
@senaitpetros1763 5 лет назад
Are you man of God ?
@tdf803
@tdf803 5 лет назад
amen amen amen
@menkemay4791
@menkemay4791 5 лет назад
Eti guday nay Keshi tesfa allem and keshi mobatsion nay denver Kidanemihret church..... bzeytefelto aytzareb guday nAtatom n N neberti Denver gidefo.......
@barnabastesfamichael2455
@barnabastesfamichael2455 5 лет назад
ባኣል ድሪብ ምስቀል ቀሺ ተዋህዶ ንፈለማ ግዜ ይሪእይ ኣለኩ
@hukuywedimama7415
@hukuywedimama7415 5 лет назад
atum qeshi haytat seraqi keshi zeykonka nska hatie eka poletikena feger leba xnah snta tebib buda
@jerujira4774
@jerujira4774 5 лет назад
ቓልሂወት የስመዓልና ቐሺ ሓጥያት ፎኪስ ክንቲት
@ykalowelday2627
@ykalowelday2627 5 лет назад
Nska TPLF eka, duhul bezaba haymonatka gebere
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
ኣቦይ ቀሺ ሃገር እኮ ብሕጊ ደኣምበር ብሃይማኖት ኣይትመሓደርን እያ ስለዚ ብዛዕባ በተክርስትያን ጥራይ ግበር መኽንያቱ ፖለቲካን ናይ ሃይማኖትን ሰማይን ምድርን ፍልልይ ኣለዎ እቲ ሕጊ ደማ ንቀሺ ይኹን ንሽክ ይኹን ንሓላፊ ይኹን ንገባር ይኹን ማዕረ እዩ በቲ ትነብረሉ ዘለኻ ሃገር እኮ ኣይትምሃር
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 лет назад
Mhre Asli ኣገንዕ zwedey hakka Aleka xbuk zereba bhaki.
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
@@SamiSami-mp1hz እዝንኺ ከፊትኪ ስምዕዮ ነቶም ዓበይቲ ፖፓሳት ካብ ኤርይራ ደቆም ክሪኡ ዝመጹ ምስ ፖለቲካ ኣተኣሳሲሩ ይጸርፎምን ይዝንጥሎምን ኣሎ እዚ ንባዕሉ ሰብ ምውንጃል ብሕጊ በተክርስትያን ውጉድ እዩ, ግን ናብ ፖለቲካ ስለ ዝኣተወ ነቲ ናይ ሰይጣን ስራሕ ተተሓሒዝዎ እዩ ዝመስል መስቀል ኣብ ቦትኡ ጥራይ ክትጥቀመሉ ኣለካ, ንዑኡ ሒዝካ ሰባት ንኽትእምን ሓንጎሎም ንኸተዘንብል ግን ጽበቕ ኣይኮነን ወይ ድማ ክዳኑ ደርብዩ ከም ነርማል ኤርትራዊ ክዛረብ ብዛዕባ ሃገር ግብኡ እዩ
@zecariassium8553
@zecariassium8553 5 лет назад
Mhre Asli he is talking about church laws and rules.
@zareghere2606
@zareghere2606 5 лет назад
ቤተክርስትያን ብዛዕባ ህዝብን ሃገርን እንተዘይተጣቢቓ ዳኣ ካልእ ዳኣ እንታይ ስራሕ ኣለዋ
@zaidetekie5643
@zaidetekie5643 5 лет назад
Mhre Asli: anta entay tzareb aleka nay Egziyabhar kal zzarebus anta tblom bmen ktwetsi BIssayas enber natatkum fetary mels alwo nay Issayas ashkerat nhzb Eritrea mnm zeythaznu tkmtat zetalelekum mejemerya mn smae eluka eznka ydefen hjym tedefinulo nay higdef degefty eznkum udefen nay Issayas hgdef metsawety ekum gumamatat chenewty
@amanandom988
@amanandom988 5 лет назад
Nay higi seb moyatat yeblnan diyu ab AMERICA. Nihna ena asirna nesakiyom zelena endabelu baelom endateamenus nimintay zeykisesu ab america kelewu.
@ozil6585
@ozil6585 5 лет назад
እዞም ትጻረፉ ናይ ህ ግ ደ ፍ ገለ ስልጣን ዘለኩም ወይ ረብሓ ዘለኩም ኢኩም ኣይትሓዘልኩምን ኢዩ ኣቲ ሓኪ ግን ምስ ኣቦና ኢዩ ዘሎ abona gob bless you
@leilayemane4671
@leilayemane4671 5 лет назад
Ezgyooo meharena krstos🙏🏿🙏🏿🙏🏿 Ezgyooooo
@gremawibeletse9283
@gremawibeletse9283 5 лет назад
Gedfan bejaka ata keshi
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 5 лет назад
Egziaebiher edmen tenan yhabelna
@ymbltasor1395
@ymbltasor1395 5 лет назад
እንታይ ዓይነት ቆሎ ጥጥቆ ዩ ወደይ እዚ ዘረባካ? ። በቃ ፈሪሖም ሲ ከይነገሩ ሜውሮጳ መጽዮም! so you are proud of it . ሓስየ ኣይኮንኩን ካኣ ትብል ንስካ ድኣ ኩሉ ግዜ ምስ ሓሰኻን ሰብ ምስ ኣጸለምካን። ተሃድሶ ኢኻ ሕጂ ውን ኣታ ብኣቦትና ኣይትዋራዘ ቀሺ ሓጥያት።
@tsigabberhe9852
@tsigabberhe9852 5 лет назад
በከመ ምህረተከ y.m aytgage bruk hawey
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 лет назад
ኣየ ንስካ ሰብ ኣይትበታትን ሰብ ባኣካ ቅሳነት ሲኡኑ ኣቅሺት ትብሃሉ ብዓል ንስካ ቃል ኣምላክ ረሲዕኩሞ በቃ ናይ ቦሎቲካ ኣገልጋሊ ኮንኩም ማሓላኩም ረሲዕኩም ኣምላክ ናብ ልቦናኩም ይምለስኩም 1ማዓልቲ ብዛዕባ ቃል ኣምላክ ተዛሪብካ ኣይትፈልጥን ኢካ።
@embasoyrafenqil6575
@embasoyrafenqil6575 5 лет назад
ሓቁ እባእዩ ሓዉካ ቃኤል ክቀትለካ ።ዚኮነ እንተኮኑ ፡ደፋር ኢካ ፡ቁሩብ ኣንቱም ኢዮም ዚበሃሉ ቀሺ ።ቀሺ ኣይዝንጠል ኢዩ።
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
Abiel Mendefera ግን ንምንታይ ኢኩም ህግደፍ እዛ ሓቒ ጸላዕላዕ ትብለኩም ሓቂ ዘይትዛረቡ እዚ እኮ ናይ ሃይማኖት እበር ናይ መለስ & ኢስያስ ቲፎዞ ኣይኮነን
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 лет назад
Bitew smaA Ane hgdef Aykonkun Ayfoltomn eye gn nska bzaAba poolotika eka tzareb zeleka Ane gn bhasot nebotatnan nhaymanetnan zexelmu eye zzareb zeleku
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
Abiel Mendefera ኣቦታተይ እዳበልካዮም ሲ ከመይ ገርካ ኢካ ህግደፍ ኣይኮንኩን ትብል ዘለኻ ንስኻ ኢኻ በለ ቶኹላ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
Abiel Mendefera ጸላዕላዕ ኢላትካ እበር ንስኻ ነቶም ኣቕሽቲ ሓሊኻሎም ኣይኮንካን ታሓሊ እተትኸውን ነዞም ኣቦታተይ ትብሎም ዘለኻ ዝሸመምዎም ኣብ ቤት መእሰርቲ ዘለዉ ዳኣ ዘይታሓሊ እዞም ኣቦታተይ ትብሎም ዘለኻ ኣብከምዚ ጲጵስና ክበጽሑ ማዕርግ ዝሸመምዎም እቶም ንስካ ትጸርፎም ዘለኻ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘለዉ ዶ ኣይኮኑን
@menemennusu4580
@menemennusu4580 5 лет назад
አታ እትመስቀል ሒስካስ ፖሎቲካ ትዛረብ አየ ትሃድሶ ተኻሉ
@ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
Menemen Nusu መናፍቓ እተኮነ ኣምላኽ ይፍረዶ እንታይ ገደሰካ ንስኻ ሰብ ኣብ ድላዩ ይእመን ዳሓር ካኣ መናፍቓን ኢየ ክብል ሰሚዒኻዮ ዲኻ መናፍቓን ትብሎ ምኽንያቱ መናፍቓን እተኾይኑ መናፍቓን ኢየ ክብል ኣይሕፍሮን ኢዩ ስለ ዘይኮነ ግን ኢየ ኣይበለን ከምቲ ንስኻ ተዋህዶ ኢየ ክትብል ዘየሕፍረካ ንሶም ካኣ ከሙኡ ኢዮም
@zecariassium8553
@zecariassium8553 5 лет назад
Bite Eretireawi enjera ezigi bilae wedey
Далее
Вопрос Ребром - Серго
43:16
Просмотров 1,7 млн
🦊🔥
00:16
Просмотров 584 тыс.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 830 тыс.
Вопрос Ребром - Серго
43:16
Просмотров 1,7 млн