Тёмный

ሓዱሽ ግዚያዊ ምሕደራ ክጣየሽ ኣለዎ | ላዕለዋይ ፀፍሒ መሪሕነት ህወሓት ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ | ዶ/ር ጎይትኦም ኣረጋዊ 

Yabele Media
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Subscribe to, follow, join, and share our platforms, and consider supporting us in various ways. Expect high-quality service as a result. ያበለ ሚዲያ ይከታተሉ፣ ብቑዕ ማዕኸን ንኽኸውን እጃሞም የወፍዩ!
Website
yabelemedia.com
Twitter
/ yabelemedia
facbook
/ yabelemedia
telegram
t.me/yabelemedia
Linkedin
/ yabele-media-67b846236
Tiktok
tiktok.com/@yabelemedia
Instagram
/ yabelemedia

Опубликовано:

 

10 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 48   
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 4 месяца назад
ደስ ዝብል ምይይጥ ነይሩ! ደፋር፥ መፍትሒ ሓሳብ ዘቐምጥ፣ ዝተፈጠረ ፀገም ካብ ሱሩ ዝፍትሽ ዋው ደቂ ዓደይ በርትዑ !!!
@abe.5351
@abe.5351 4 месяца назад
I really appreciate both Micky and Dr. Goitom
@amahakiros3894
@amahakiros3894 4 месяца назад
ብጣዕሚ መምሃራይ ነይሩ !!
@abebakebede1270
@abebakebede1270 4 месяца назад
እንታይደአ ክትብሉ ካልእ ህወሃት ክትሕተት አለዋ ናይቶም ፀላእቲ ነአኹም መሳርያ እናገበሩ ገበኖም ክሽፈን ድል ህወሃት ክኽተት ዋ ለካ ተተአሲብካስ እይ መሕሰቢ ርእስ ልብን እዩ ዝውሰድ ዋይ ምሕረት የውርደልኩም እንባአር ህውሃትስ ናይ ህዝብ እያ ንስኻትኩም ዩቲዩብ ከፊትካ ብምልፍላፍ ትዝብት ጥራይ እዩ ትርፍኹም።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 месяца назад
Hiwehat keyalekum mihret ayitirekbun kulom guhafiwom. Atum hizbi ninibretom eyom zikekak3lu zelewu. Tigray ayinina enareana titefie ala.
@abe.5351
@abe.5351 4 месяца назад
Please invite Micky in every discussion ❤
@hadushteklehaimanot-mi7fo
@hadushteklehaimanot-mi7fo 4 месяца назад
ሚኪ ራያን ዶ/ር ጎይተኦምን ብፅቡቕ ገሊፅኹምዎ
@user-lx6vg7rz6w
@user-lx6vg7rz6w 4 месяца назад
ዶ/ር ጎታአኦም :ብፅሕፍ :አተዘይኮይኑ :ላይቭ :ሪኤካ :ስለይዘይፈልጥ:ሎሚ ብምርአየይ :ብጣእሚ ደስ ኢሉኒ ።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 4 месяца назад
ሕዋሓት እንካብ ትሞት እንታይ ንፀበ። ህዝቢ ትግራይማ ክሐልፈሉ ተኾይኑ ሕዋሓት መሊአ ምስትጠፍእ እያ እምበይ እቱይ ችግር መፂና ለሎ መፅናታይ እዩ።
@dawitdawit7055
@dawitdawit7055 4 месяца назад
ኣብ ትግራይ ህወሓት እስካዕ ዘላ፣ ትግራይ ሙሉእ ንሙሉእ ክትከፋፈል ትኽእል ኢያ!
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 4 месяца назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ
@user-fg1xw5iq8q
@user-fg1xw5iq8q 4 месяца назад
ሚኪን ደ/ር ጎይቶኦምን ዝሃብዎ ሓሳብ ፅቡቅ ይበል
@yohanesteweldebrhan6140
@yohanesteweldebrhan6140 4 месяца назад
ዉዕል ቢሪቶርያ ይተግበር ክትብሉ ኣፍኩም ደም ኣውጺኡ። ብዛዕባ ዉዕል ኣልጀርስ ግን ኣይትዛረቡን ስለምንይ? ሕጂ ፍለጥዋ ዳኣ። ጠረርቲ መታለልቲ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 4 месяца назад
ንደብረ ፅንተት ዝገለፅሉ መንገዲ ይበል የብል
@user-jl6mu3em9y
@user-jl6mu3em9y 4 месяца назад
ስነ ኣእምሮ ንዘለዎ ሰብ ንሱ እዩ እቲ ሓቂ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 месяца назад
Serawit Tigray tekaelika nezom moshamush hiwehat niew beliwom. Bitaemi yehezin.
@eriblood803
@eriblood803 4 месяца назад
😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret....wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅
@negashmem8854
@negashmem8854 4 месяца назад
ናይ ትግራይ ሓድነት ዝጐድእ ሓሳብ ታብምቅራብ ተትቊጠቡ!
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 4 месяца назад
ህዋሓት ዲዩ ናይ ትግራይ ሓድነት ምልክት፧?
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 месяца назад
Miricha tegeru ezom sebat kieleyu alewom.
@abrahamgyesus3807
@abrahamgyesus3807 4 месяца назад
ናብ ስልጣን ብጉልበት ዝመፀ ውልቀ መላኺ ብጉልበት ክእለ አለዎ:: አፍሪቃውያን ኢና ናይ አፍሪቃውያን ሕማቅ ውልቀ መላኺ ድማ ብመሳርያ ናብ ስልጣን ይመጽእ ብመሳርያ ድማ ይፈርስ:: ሕወሓት ከይታኣለየ ህዝቢ ትግራይ ሰላም የብሉን::
@gmrme7619
@gmrme7619 4 месяца назад
ጉጅለ ሕወሓት ጉጅለኣዊ ጥቕሚ ስለ ዘለዎ ካብቲ ጉጅለኣዊ ኣተሓሳስባ ወፃኢ ካልእ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ሓሳባት እንትመፅእ ናይ ፀላእቲ ሓሳብ ኣምሲሎም ይሓስብዎ ምኽንያቱ ጥቕሞም ስለዝንካእ እዩ። ሕወሓት ኣህፅሮተ ቃል ባዕሉ በቢዒስራ ዓመት ንትግራዋይ ፀላኢ መፍጠሪ ዝኾነ ናብ ዴሞክራሲ ዘይዓቢ ኣህፅሮተ ቃል እዩ። ኣብ ኣራት ኪሎ ንዕስራን ሸውዓተን ዓመት ባዕሎም ሃገር ከምዝጥዕሞም እናመርሑ እናሃለዉውን ሕወሓት ዝብል ቃል ህዝቢ ትግራይ ተፃዒንዎ ነይሩ።መዓስ እዩ ህዝብና ካብ ሓርነት ናብ ዴሞክራሲ ዝሸጋገር?
@abebaviard60
@abebaviard60 4 месяца назад
ንሕዋሓት ጥራሕ ምቅጥቃጥ እምበር ካሊእ መፍትሂ እሰኪ ብዝርዝር ንገሩና እሞ ኸንሰእበኩም ካብ ምብታን ተጋሩ ሓሊፉ ? ካብ አቶም አይትሖሹን ወይ ሓግዙ ወይ ካአ አፍኩም እፀዉ;
@erilover1723
@erilover1723 4 месяца назад
😂😂😂😂 tigray teser Zena awat😂😂
@aruaki4454
@aruaki4454 4 месяца назад
ብ ነብሶም ዕድሎም ደቆም መጻኢኦም እንዲዬም ዝጻወቱ ኔሮም ውጺኢት ትግራይ ትስዕር ትግ ትዓኑ ኳይና
@user-jv8uy9jq5q
@user-jv8uy9jq5q 4 месяца назад
ኣብ ነገርና ህወሓት ትትሓደስ ድዩ ወይስ ህወሓት ኣይትንበር? ሓዋዊስና ናቅረብና ህዝቢ ኣይደናግር።
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 4 месяца назад
ሚኪ እንተውግዕ ብስምዒት እዩ። ናዓየ አይርደአንን። ዕድል አግንዩ ብልተናገረ ሻዕብያ ምባል ታይእዩ? አንሕና ተጋሩ ሰላም ምስ ኤርትራ ክንገብር ኢና። ዕረፍ እሺ።
@user-rk7sk2gd3e
@user-rk7sk2gd3e 4 месяца назад
ወድ ራያ ወጃብ😂ቂቂቂቂቂ...ባንዴራ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስእሊ ኣብመደቀሲኡ ገጥ ኣቢሉ ሰቒሉ እዩ ኽኣ ሃለውለው ዝብል!!!!!!!
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 4 месяца назад
ጎይቶም ባዓል ንስኻ ጻድቃን ጻድቃን ኽትብሉ ሕዋሓት ንምብራር ካካካ ኖ ካንሰር ትግራይ ጻድቃን እዩ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 месяца назад
Ezom laelewot awalidiwom kieleyu tiray eyu zekewom.
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b 4 месяца назад
ሪኢኻዶ ብሀማኻ ልበለ ረሳህ መልሀሰ ገና ናትግራይ ማኦት ገና እዩ መልሀሰ መርዚ ማኦት ኢኹም ተመረፁኡሉ ለኸለም ጨማልቅ
@peace20101
@peace20101 4 месяца назад
Psychopaths are all over Tigray your games are over
@motherland1510
@motherland1510 4 месяца назад
ኣየ ተጋሩ... ድሕሪ ማይ ናብ ብዓቲ እዩ ኩሉ ነገራትኩም. መራሕቲ ህውሓት ብዘይካይ ሓያል የለን! ኩናት ባህላዊ ጸወታና እዩ! እሉ ኣብ ክንዲ ፍቅርን ሰላምን, ሰናይ ጉርብትናን ምድልዳል ጽልእን ቅርሕንትን መሪጹ ከም ብተይ ክዕንድር ከሎ, ሸዑ እዩ ሓያል ዘተ ዘድልየኩም ኔሩ. It's too late about tigray!, GAME.... OVER.... FOR.... EVER 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@user-rk7sk2gd3e
@user-rk7sk2gd3e 4 месяца назад
ዘጽኣት ገጽ ምጽኣት ,ለኽባጥ ትማሊ ዝነበረ ትኽሕድ ኣይትሓፍርይ...?? ወያነ ክሳብ መንበር ትሕዝ ወልቃይት=ጎንደር ክ/ሃገር ራያ = ወሎ !!!!! ቆማላት ሐሓሰውቲ ዓጋመ
@danielteklit7705
@danielteklit7705 4 месяца назад
ወዲ ዕጥሩን ዓሪፍካ ተቀመጥ፡ በላዒ ቀርዒዶ
@user-rk7sk2gd3e
@user-rk7sk2gd3e 4 месяца назад
ኩሉኹም ልብኹም ይፈልጥ እዩ...😂ቂቂቂቂ ራያ ወልቃይት ዝብሃል ትግራዋይ ኔሩ ኣይፈልጥን...ፌክ ወድ ራያ ..ኣቦኻ ብጥሜት ትሓሊኹ ካብ ትግራይ ክልምን ናብ ራያ ተሰዲዱ ወሊዱካ...ንስኻ ትፈልጥ እቶም ራያ ይፈልጡ ንሕና ውን ንፈልጥ
@calebalex2593
@calebalex2593 4 месяца назад
ረሳሕ ቁሸተኛ!!!
@user-fh4in7bt5u
@user-fh4in7bt5u 4 месяца назад
Fara!
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b 4 месяца назад
ሞሞቲኹም ወልቃይት
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b 4 месяца назад
ሚኪ ሸጠጥ በሰቢሰኻ ኢኻ ደደብ ናጎይታኻ ሰእሊ አበይ ገይርኻዬ? ለፍላፊ
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b 4 месяца назад
አታ ረሳህ ዶክተር ረሳህ መልሀሰኻ እሰኻ ረሳህ ኢኻ ጨናዊ ኢትዮጵያ ከምትለማ የሲና ተራራ ቢለማ ይሻለኞል ልበልኻ ለከመት ኢኻ ሞሞቲኹም የለይ ወልቃይት የለይ ራያ
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 4 месяца назад
ቀጽኩም ይከወል
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 4 месяца назад
ሐሽከር ኢኻ ጋሕ በል ባርያ ና ሕዋሓት። አድጊ
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 4 месяца назад
Rebbush Rubbish Rubbish
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 4 месяца назад
ናይ ባዴታት ናይ እስባተ ንተጋሩ ዝኸፍፍል ናይ ጎሀልት ቀጠፍቲ መድያ እዩ ገጽኩም ይጥፋእ
@danielteklit7705
@danielteklit7705 4 месяца назад
ጥፋእ እስኪ ደንቆሮ ርእሲ ህግድፍ፡ ክትሰምዕ ተዘይደሊካ ኪድ ርሓቅ ኣብዚ መመጺካ ምኝኝ ኣይትበል፡ ሓንጎል ህግድፍ። ትግራይ ብሰንክኩም ትደክምን ትርመስን ኣላ። እዞም የሕዋት እንታይ ይብሉ ከምዘለዉ ኣይርድኣካን እዩ፡ ኤርትራ ብሰንኪ ከማካ ኣተሓሳስብኦም ኣብዚ በጺሓ ዘላ። ደንቆሮ ርእሲ ማለሊት።
@kahsaygared9756
@kahsaygared9756 4 месяца назад
መሃይም መጀመርያ እንዶ ምድማፅ ከኣል
Далее
DO NOT Dunk Here ❌🏀
00:20
Просмотров 7 млн
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን)
39:01
The must-watch moments of the CNN Presidential Debate
35:29