Тёмный

ሽኻል ህወሓት ይዛባዕ ስለ ዘሎ 'ዩ ዝቋወሙ ዘለዉ | ብእኒ ሌ/ጀነራል ፃድቃን ዝምራሕ ዘሎ ፕሮጀክት እንታይ እዩ? 

Yabele Media
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 4,8 тыс.
50% 1

ያበለ ሚዲያ ብቑዕ ማዕኸን ሓበሬታን ሓሳብን ንኽኸውን እጃሞም የወፍዩ!
RU-vid: / yabelemedia
Facebook: / yabelemedia1
Twitter: / yabelemedia
GoFundMe: gofund.me/b35a1736

Опубликовано:

 

16 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 30   
@solomonsolomon0272
@solomonsolomon0272 4 месяца назад
ኣጀካ ይበል ምድያ
@tesfit-ix5qh
@tesfit-ix5qh 3 месяца назад
ያበለ ማለት ግን ታይማለትዩ ዛዕባታኩም ግና ብጣዕሚዮም ዝሙቸዉና
@tedamltek3286
@tedamltek3286 4 месяца назад
መንግስተኣብ ፀጋይ ዓሚቅ ፍልጠት ዘለካ ሰብ ኢኻ ጋዜጠኛታት ከኣ ክኾልፉኻ ይሙኹሩ ይዕዘብ ኣለኹ (ሓቆም እዮም ከኣ ጊዜ ዘይክህልዎም ይኽእል እዩ) በይዛኻ ናይ ባዕልኻ በይንኻ ትውንኖ መድረኽ (ሚድያ) ኣዳሊኻ ህዝብኻ ኣምህር
@Welqaithumera
@Welqaithumera 4 месяца назад
ክክክክ😮😮😮
@baherunegash6934
@baherunegash6934 4 месяца назад
Well come back yabele media, especially Tisgab nice to see you. አብትግራይ ኮነ ተባሂሉ ታሪክን ፖሎቲካን አጣሚሞ ምምሃር ጥራይ ተይኮነስ ከሓስብ ፣ ካይጥይቅ፣ ሓሽከር ኮይኑ ልክነብር ተገይሩ ል፵ ዓመታት ተስሪሕሉ ኢዩ። ናይ ሕወሓት መሪሕነት ጉጅለ ልህዝቢ ትግራይ ህዝቢ ካም አቅሓ ተጠቂሙ ፖሎቲካ ስልጣንን ናይ ዓዲ ኢኮኖሚ ዓቅምን ተቋጻጺሩ ሓፍቲ ልእክብ ብዱን ኢዩ። ስለዚ ኢዙይ ሓዱሽ መደብ ኢዩ ተፈጢሩ ለሎ። ብመሰረቱ ብጥቅሚ ልቴአሳሰረ መደብ ባዕሉ ፎትዩ ስልጣኑ ጥቅሙ አይህብን። አብዲያስፖራ ተሪኢና ቶምቀንዲ ደገፍቲ ናይጥቅሚ ትካፈልቲ ኢዮም። ካብዲያስፖራ ገንዘብ ልዓዲ ክንሰዶ ኢሎም ሰብሲቦም ይካፈልጎ ወይም ቆሪጾም ኢሰድጎ። አብዓዲ መሬት ብነጻ ካብ ደካ ሓረስታይ መንጢሎም ይህብጎም። ኢቱ ጉጅለ ስርዓት ብጥቅምን ብ በተሰብን ልተረበበ ኢዩ።
@Gye179
@Gye179 4 месяца назад
እዚ ፕሮግራም እዚ ነቲ ናይ ህዋሕት political structure ስለዘናግዖ ህዋሕት ብዕሊ ከምዝቃወሞ አይትጠራጠሩ ህዋሕት ሕዝቢ ትግራይ እንታዩ አይኮነን
@araedombahram4150
@araedombahram4150 4 месяца назад
ኣነስ ዝገርመኒ ነታ ኽልል ልንኾን ኣይከኣልናንይ ነይዛኻትኩም እንዶ ሕዶጉናይ
@user-hy8vg7oc1k
@user-hy8vg7oc1k 4 месяца назад
ኣብ ትግራይ መፃረዪ ኮሚሽን ክጣየሽ አለዎ ዝብል ክሰመረሉ ዝግቦኦ ሓሳብ ዩ፡፡
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 4 месяца назад
gachatat tetsarefti eyom
@simon5s92
@simon5s92 4 месяца назад
😅😊
@fitsumabrha6339
@fitsumabrha6339 4 месяца назад
#ኣጋይሽ'ዶ ወይስ #ጋሻታት እዩ ፕሉራል ናይ ጋሻ? It's just a silly question.
@aregaiw
@aregaiw 4 месяца назад
አየ ብስራት፥ተሕዝን ሰብ። ግምት ብህዝቢ ዘይተመረጸ ምኻኑ እንዳተፈለጠ፥ ምሒር ጽልኢት ህወሓት ንምግላጽ ትኽአዶ ዘለኻ ጉድ ዩ።
@fessehazeru1946
@fessehazeru1946 4 месяца назад
ትግራይ ቃልሲ ካብ ትጅምር መአስ ብደሞክራሲ ተመሪሑ ይፈልጥ? ትግራይ ብወያኔ ሙሊአ ብምለአ ቀጽጽር ይኸይድ ነረ ይኸይድ አሎ፣ ከምኡ ኢሉ ከቅጽል አዩ። ከሳብ አዚ አብ ሰርቂ ልዕሊ 30 ዓመት ዝማዕበለ ከቅየር ኢልካ ምሕሳብ ሉውህና አዩ።
@fitsumabrha6339
@fitsumabrha6339 4 месяца назад
"#Kleptocracy ",[Thievocracy] #TPLF system ; Bisrat Amare.
@fitsumabrha6339
@fitsumabrha6339 4 месяца назад
እቲ ጋዜጠኛ እቲ ብፖሊስ ትግራይ ተወቂዑ (ተጎዲኡ) ዝነበረ ድዩ ? አብ ቤት ፍርዲ ከሲሱ ነቲ ስርዓት ቻለንጅ ገይሩ'ዶ?
@solomonsolomon0272
@solomonsolomon0272 4 месяца назад
ኩሉ ግዘ ንግዝያዊ መንግስትይ ዝቃወም ዘሎ ሃይለ ደደብ እዩ ምክናቱ ኣለምን ሞንጆሪኖን ዘመዳቱ እዮም ካልእይ ቅርሺ ተቀቢሉ እዩ ንጌታችወ ኣውድቀልና ናቱ ዘይናቱ ለሃብካ ስለዝበልዎ
@user-re5hv9nz3d
@user-re5hv9nz3d 4 месяца назад
ኣነ ዝገርመኒ ተጋዳላይ ብስራት ኣማረ ኻብ ወፃኢ ኣብ ስደት ኾይንካ ተደናግረናን conspiracy ትጭቅጭቀናን ናብ ትግራይ ወሪድካ ወይ ኼድካ እጃምካ ዘይተበርክት ሃለውለው በዚሕና
@Adam-lw8lx
@Adam-lw8lx 4 месяца назад
ዓሕ......እዚ መዋእሎ ትኣምር ዝሰርሐ ህዝብዶ ብዚ ረሳሕ ውድብ ኽብሩን ታሪኹን ተዋሪዱ ይነብር?!😡 TDF'ኸ እዝ ኹሉ ታሪክ ሰሪሑስ ብዚ ብስብስ ጉጅለ ተቖሪኑ በቃ ኣገልጋሊ ኾይኑ ንተቓወምቲን ከምኡ ተጋደልቲ ኾይኖም ሕቶ ንዘልዕሉ ይቕጥቕጥ🙉 ዓብይ ውርደት እዩ። ብዝኾነ እዚ ጉጅለ ተጓሒፉ ምጥፍኡ ኣይተርፎን።
@hafman5628
@hafman5628 4 месяца назад
TDF ብእንዳ ወያነ ተሓንሺሻ ሓዚሉ ካብ ሞት ለትረፎም ተጋዳላይ ኺሒዶምዎ‼ እዞም ካሕዳማት ቤተሰባዊ ጉጅለ ስብሓት ነጋ‼
@araedombahram4150
@araedombahram4150 4 месяца назад
ናይታ ጋሪ ክክክክክክ
@gebregirmay3351
@gebregirmay3351 4 месяца назад
እቲ ሚዲያ ተግባሩ ካብ ሽሙ ግልፂ እዩ "ያበለ ሚዲያ" ማለት እኮ ኣብ ኣብ መሬት ዘየለ ዘዉሪ ሚዲያ ማለት እዩ ። ብጣዕሚ ድሑራት ክፋል ኢት/ያዊያን ዝመረተ ኣእምሮ ሒዝካ ክንበር ኣይከኣልን ።
@hafman5628
@hafman5628 4 месяца назад
መራትስ ወደይ ሃማኻ ልበለ ጠምባው ካድረ ልሕወሓት ምሕካር እንተደለኻ ኪድ አብቶም ልሕሽክሩ ሚድያታት አለውኻ አብዚ እንታይ ትገበር ለማኒ ችድ ውፃእ ይርዳእኻ ¡😂😂😂😂😂😅😅😅
@gebregirmay3351
@gebregirmay3351 4 месяца назад
@@hafman5628 ካድረ ተዝከዉን እማ ትግራይ ናይ ማንም ዓካት መፃወቲት ኣይትከዉን ነይራ ። ረሳሕ ዝዘዓገ ሕሊናካ ፅረጎ ።ዝነብር ክነብር እዩ ዝዉገድ ክዉገድ እዩ። መፃወቲ ደናቁር ኣይንከዉንን።
@meseretabrham4008
@meseretabrham4008 4 месяца назад
መሕፈሪ ዝኮንካ ሕወሓት አሸባሪ ኢዩ ዲዩ ዝብሎ ንስኻ ዘጥፋእካዮ ነብሲ ቁፅሪኸ መን ይዛረበልካ
@Sam-ws3cy
@Sam-ws3cy 4 месяца назад
ንሱ ነብሲ ከጥፍእ እንከሎ ንስኻኸ እንታይ ትገብር ኔርካ? ናይ ሕውሐት መራሕቲኸ አብ መገባበእያ ፍርድ ከቀርቡ አለዎም ዝብል አራአእያ አለካ ዶ እስኪ ርኢቶኻ ሀበና እሞ መንነትካ ክንፈልጥ?
Далее
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን)
39:01
The must-watch moments of the CNN Presidential Debate
35:29
100 million nasib qilsin
00:18
Просмотров 643 тыс.
Top U.S. & World Headlines - July 2, 2024
9:11
Просмотров 136 тыс.
100 million nasib qilsin
00:18
Просмотров 643 тыс.