Тёмный

ሕዚ ዝተውሃበ መግለፂ! 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 57 тыс.
Просмотров 4,4 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 22   
@aregawisamuel9448
@aregawisamuel9448 Месяц назад
በርትዕ
@TeweHayle
@TeweHayle Месяц назад
ሓውና ሃገር በሓቂ ጎቦዝ ከመኻ የብዛሓዮ
@mekonenaregai9483
@mekonenaregai9483 Месяц назад
ነዞም ንህዝቢ ትግራይ ዘይምጥኑ መራሒቲ ካብ ምስማዕ ንላዕሊ ዘሕዝን ነገር የለን
@hannesgebreh5692
@hannesgebreh5692 Месяц назад
NF ጌታቸው ብዝተዛረቦ ቸኩልካ ሐሳብ ወይ ክዓ ርእቶ ተዘይትሕብ ይሐይሽ ምክንያቱ ሐደሐደ ግዜ ጌታቸው ብስምዓት እዮ ድዛረብ!እምበር ደብረጼን ዘይገበሮን ዘይሰርሖን ሐስዩ ንሕዝቡን ንውድቡን ከታልል እዮ ዝብል ግምት የብለይን! እንተዀይኑ ኽአ ንርኦ ግን አይንቸኩል.
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 Месяц назад
ክቡር ሓውና ጋዜጠኛ ሀገር ተክለብርሃን ፕሮግራምካ ቐጽለሉ ፍትሓዊ ውግንና ብዘይምግባር ናይ ሙያኻ ኢቲክስ ብዝፈቕዶ ፕሮግራም ብምስራሕኻ ብውልቀይ ክንእደካ ይፈቱ ቐጽል❤
@abinetlideto3443
@abinetlideto3443 Месяц назад
ተሓታትነት ብምፍራሕ ብሕጊ ክሕተት እየ ልብል ጉጅለ ከምዘሎ እዩ እቱ ሓበሬታ ካብ ፕረዚደንት ግዚያዊ መንግስቲ ንስምዖ ዘለና እዙይ ኣብ ግምት ብምእታይ ተናሓናሓቲ ውድባት ተጋዲሎም ካብ ፖለቲካ ትግራይ ወጻኢ ዝግበር ዘሎንከይዲ ጠጠው ይበል ካብ ጌግኦም ዘይእረሙ ንቐጻላይ ኩናት መንእስይ ክዕጉዱ ዝደልዩ ውልቀ ስባት ይኹን ፓርቲ ጉጅለ ብፍጹም ዕድል ክውሀቦም ኣይብሉን. ፍትሓውያን ብምኳን ኩሉ ትግራዋይ ኣሳታፊ ብምግባር ናይ ኩሉ ትግራዋይ እጃም ጠቓሚ ብምካኑ ፍታሕ ንምምጻእ ናይ ፖለቲካ ውግንና ተዘይገበርና ብምስትውኣል ናይ ህዝብና ጸገማት ምፍታሕ ማእኸልና ብምግባር ዘይድለይ ብግዕዝይና ብስርቂ ብኔትዎርክ ዝተሓላለኸ ልስልጣን ዝስስዕ ኣብ ልዕል ህዝብና ክዕንድር ልደልይ ስብ ጉጅለ ግሩፕ ክንቀል ገበን ተገይሩውን ብመርትዖ ተጻሪዩ ብሕጊ ቑጽጽር ውዒሉ ክሕተት ክፍረድ ይግባእ ዳሕራይ እቶም ብዕድመ ዝደፍኡ ጥዑያት ንጹሓት መራሕቲ ጥቕማጥቕሞም ብምህላው ኣድላይ ተኾይኑ መማኸርቲ ብምግባር ሐዱሽ ዳይናሚክ ንጹሕ ራእይ ዘለዎም መንእስያት አወዳት ደቂአንስትዮን ብምምጣን ሕወሓት ከም ሐዱሽ ክቕጽል ተናሓናሕቲ ውድባትውን ተሳተፍቲ ብምኳን ሐዱሽ ስርዓት ፖለቲካ ትግራይ ሐድነት ተጋሩ ፍትሓውነት ዲሞክራሲያዊ ትካላዊ አካይዳ ዝኸተል ምዕሩይ ፖለቲካ ትግራይ ክንሀንጽ ይግባእ ትግራይ ናተጋሩ እምበር ናይ ውልቀስባት ናይ ኢሊት ኣይኮነትንሞ ረብሐ ህዝቢ ትግራይ ዘይሕልዩ መራሕቲ ክጽረጉ ይግባእ ትግራይ ክመርሑ ዝኽእሉ ብዙሓት ምሁራት አለውና እዮምስግኣት ክህልየና ኣይግባእን. መንእስያት ኣብ ቲዲኤፍ ዘለውኮ ዶካትር ኢንጅነራት ፖለቲከኛታት ነገድቲ ወታደራትን ዝተፈላለዩ ሙያ ዘለዎም ኣብ መሪሕነት ክቕመጡ ዝኽእሉ ኪኢላታት አለውና እዮም. ልምንታይ ወታደራዊ ሓለፍቲ ትግራይ ልትክኦም መንእስያት ኣብ ቲዲኤፍ ክፈጥሩ እንከለው ልምንታይ 50 ዓመት ዝገበረ ህወሓት መንእስያት ዘይተከእ እዙ ኩሉ ግዜ ልምዲ እናሀለዎ ? ልምንታይ እዩ ህዝቢኸ ይኣክል ዘይብል ? 10 ዓመት ምንሕንሖም ቐጺሎምኸ ህዝቢ ትግራይ ስቕ ኢሉ ክሕልዮም ድዩ?
@MelkamuGebrehiwot
@MelkamuGebrehiwot Месяц назад
ናይ መንኦም ንኣምን ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ኣይጠቁምን።
@walcott_jr
@walcott_jr Месяц назад
እዛ ኣብ ቀልቀል ገደል ዘላ ዓሌታውያን ዝዓሰሉላ ረሳሕ ውድብ ክትጠፍእ እዩ ዘለዋ። እዚ ህዝቢ ብሓዱሽ ወለዶ ሓዱሽ ምዕባለ የድልዮ ኣሎ።
@realtube6031
@realtube6031 Месяц назад
ንህወሓት ኩሎም ሻብያ አምሓራ አብይ አሕመድ ክጠፍእ እዮም ዝደልዮ ምክንያቱ ሓያል ኮይኑ ንኹሎም ብኽሳዶም ስለዝሕዞም እዮ እሞ ንሕና ተጋሩ ንምንታይ ነዞም ፀላእቲ ንድግፎም አለና። ፅባሕ ከጣዕሰና እዮ ገሊኦም ናብ አብይ አህመድ ተፀጊዖም ከይኽሕዱ ዘፍርሕ እዮ።
@brhanhailu1143
@brhanhailu1143 Месяц назад
እዚ ስራሕ ናይ ሚሊልክ ስራሕ እዩ ዝድገም ዘሎ ኣብይ ንጌታቸው ካልእ ይነግሮ ንደብረፀን ካልእ ይዛረቦ ኒንባዕሎም ንምብላዕ ግን ይገርም የሕርር ናይቶም ብማንካ ዘይጣዓምዎ ኣሓትና ዝተሰውኡ ደም ውሕጅ ኮይኑ ይወሰድኩም ኣዕፅምቶም እሽክ ኮይኑ ይውጋእኩም ካሓድቲ
@berhaneyebeyen5
@berhaneyebeyen5 Месяц назад
እምበርዶ ትግርኛዶ ይኽእል ሓንቲቓል ዓሰርተ ግዘ ዝደጋግም ?
@user-jn5pu2ob8w
@user-jn5pu2ob8w Месяц назад
እንዴት ለአንተ ብቻ ጠርቶ ቃለመሕትት ገይሩ? መደበኛ ሚዲያ ሳይጠሩ ኦኬ።
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 Месяц назад
ጌታቸው ረዳ ንረዳዳእ ምባል ፅቡቕ እዚ ናይላዕለዋይ ካድረ ተሰብሲቡ ሓሳበይ ኣይገለፅኩን ይብል ኣሎ ንመንግስቲ ትግራይ ኣፕሪቶርያ ኣፍሪሱ መፅኡ ዝብል ሓሳባት ኣሎ ብዛዕባናይህ ወ ሓ ት ሕጋዊ ሰውነት ከይምለስ ዕንቅፋት ዝኸውን ዘሎ ይመስል መከተ ምግምጋም ድሕሪ ጉባኤ ኣይከኣልን ድዩ መንግስቲ ኣብዘይብላትግራይ ፓርትን መንግስትን ንፍለ እንታይ ኣምፅኦ።
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia Месяц назад
you are wrong. the crime of tplf is badly worse than pp/eritra
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Месяц назад
ኩልኩም ሓሰውቲ ንስካንበዓልካ ካብሕወሓት ሚስጥር ነአብይን ብፆቱን እናወዛዕካ ትውዕል ተመሊስካ አነእየ ንፁህ ክትብል ፈስፋስ ሰካራም
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Месяц назад
ስለዚ ህወሓት አዴኻምበር ውድብ አይኮነትን ተኸፋሊ ሓድሽ በላዒ ሓጭን ኢኻ
@gayemadayu7128
@gayemadayu7128 Месяц назад
ገታቸው ናይ ዓብይ ተላላክ ዩ
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Месяц назад
ናቱንዶ አስመዐና ንስኻስ ንበይንኻ ኢኻ
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d Месяц назад
Aha lomi wun nay hizbi guday gedifka ab nay hade wudb hituktuk ezi ma nizkefelnayo meswaeti aymitinn,,,silezi Kem tegaru memaretsi kedli eyu,,,
@MelkamuGebrehiwot
@MelkamuGebrehiwot Месяц назад
ሕዚ ንመን ኢኻ ትድግፍ ዘለኻ ንደብረፅየን ወይስ ንጌታቾው።
@NatnaForum
@NatnaForum Месяц назад
ንክልትኦም ኣይንድግፍን
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 Месяц назад
ዓረና ምስ ብልፅግና ምውጋኑ ርግፀኛ ዲኻ?
Далее