Тёмный

ማዕዶ ንማዕዶ መግለፅታት ቀፂሎም አለው፣4 ውሳነታት ዝሓዘ መግለፂ ፣ህወሓት ፀላኢ ከጥቀዐና እዩ ኢሉ/ ጄኖሳይደር ን20 ዓመት ተፈሪዱ/ tigray news 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 59 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #ሰበርዜና #ሰበር #tigrignamusic #eritreanmovie #tefetawitalkshow

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 24   
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 8 дней назад
ህወሓት ዘምፀኦ ጥር ዝብል ፀገም የለን።ኣኽለኩም ጥፉኡሉና
@YewhansAmanial
@YewhansAmanial 9 дней назад
መዋጽኦ ይፍጠረሉ ህዝቢ ትግራይ ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 7 дней назад
@@YewhansAmanial ይፍጠረልና በል ወድኖ
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 9 дней назад
❤❤❤
@KflomGs
@KflomGs 7 дней назад
ኣመራርሓ ዞባ ማኣኸል ይበል ቅዋምን ፀንዓትን ቃልስን ።
@user-je3ij7ph1e
@user-je3ij7ph1e 9 дней назад
እዚ ጉጅለ ጉባኤ ዘይሕጋዊ እዳተበሃለ መን እዩ ፈራድን ቀያድን ገርዎ በዓሉ ንሕና ኢና ንፈልጠልኪይ ሕጊ ትግራይ ዝብሉ ዘለዉ
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 9 дней назад
ኣብዙ ግዝያዊ ምምሕዳር ዘለዉ መራሕቲ ትግራይ ከምቱ ናይ ውልቂ ዘይናታት ዝብሉዎ ዘለዉ ኩነታት ካብቀደም ጀሚሮም ንስልጣን እናተቓለሱ ዝመጹ ከምዝኾኑ ይግለጽ ኣሎ ።
@Hareg675
@Hareg675 9 дней назад
እህህህም በለ ጣፍ ዝሃንኮተ😢😢 ኣርኪቦም ይኳራረቡ ኣለው ይይይ😢
@Alem-f9z
@Alem-f9z 8 дней назад
ሠጀመሪያ ሓቀኛ ትመስል ኔሩ ግን
@mulugetaWeldemichael
@mulugetaWeldemichael 9 дней назад
ወይ ጉድድድ ዴሞክራሲ አሎ ድዩ ኮይኑ?
@Tekle-lr6it
@Tekle-lr6it 9 дней назад
ንህዝቢ ትግራይ ዝፈልጦ ኣመራርሓ ምስ ህዝቢ ትግራይ ዝተቓለሰ ኣማራርሓ እምበር ሃት በለኒ ኢሉ ዝጨረሐ ኣይኮነን።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 8 дней назад
ክክክክክክክክክ ካድረ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 8 дней назад
መንግስቲ ክሸውም ኣይኽእልን ድዪ?? ውድብ ዘይኣዘዘ ድዪ? ኣኽሎ
@bibatigray4002
@bibatigray4002 9 дней назад
Amaniel mikitil president iu
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 9 дней назад
ኣማን ብእማን ዝግበር ዘሎ ሓገዝ ዕስለ ጸላእቲ ትግራይ ድኣምበር ጽገም ህዝቢ ትግራይ ቅንጣብ ዘምጽኣሉ ሓገዝ የብሉን ዓብይ ትኹረት ውን ዘድልዮ ኩነታት እዩ ።
@HayeNegea
@HayeNegea 9 дней назад
መን እዩ ገዛኢ ደርቢ እንታይ ዓይነት መግለፂ እዩ ብስሩ ንሶም ንሳላሳ ዓመት ዝገዙኡና በደርባዊ ማሐት ድዩ ?
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 8 дней назад
ውድብ ዘይመርሐ እዪ እዚ ኹሉ ዕግርግር
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 8 дней назад
ሌያቡ ዝሰምዐኩም የለን
@mulugetaWeldemichael
@mulugetaWeldemichael 9 дней назад
በጃኹም ውሕሉል ዝኾነ አከያይዳ ኪድዎ እምበር የሐዝን እዩ እዚ ምትህልላኽ
@Tesfayreda-i6y
@Tesfayreda-i6y 8 дней назад
ኣባልዑና እምበር ሰልጣ እንድሕር ካብ ህዝቢ ዝዓቢይ ቶኾይኑ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 9 дней назад
ሰሎሞን መዓሾ ዝባሃል ዝገርም ሰብ እዩ ።ድማ ጃድቃን ክነግስት እንተደልዩ ናብ አብይ ይኺድ አይሓምሰና
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 9 дней назад
Down Down fascistsism 🎉🎉🎉🎉❤❤
@Mkfgiu
@Mkfgiu 7 дней назад
ጥፉኡ ኣቱም ለያቡ
@haftekebede5022
@haftekebede5022 8 дней назад
ኣንታ ፈስላኽ ካበይ ዘምፃእኻዮ ዩ መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ትብል ዘለኻ????
Далее
World’s Tallest Man VS Shortest Woman!
15:07
Просмотров 16 млн