Тёмный
No video :(

መለይ፣ ሕጋውነት ዝለበሰት እንኮ ባንዴራ ኤርትራ! 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 4,1 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 22   
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez Год назад
Meley 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@DaniDani-yn8wy
@DaniDani-yn8wy Год назад
Well said brother Ema
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Год назад
በርቱ
@solomonteshagerethiopian6483
The red flag is the dictator privet flag the blue flag is hazbi Eritrea flag 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@demozabraha4541
@demozabraha4541 Год назад
Thanks Blue revolution 💙
@abelmisgna7504
@abelmisgna7504 Год назад
❤❤❤❤❤
@admasfltet4753
@admasfltet4753 Год назад
ኤማ ሓወይ ኣገናዕ ቀጽለሉ ኣዚካ ሕልናዊ ብምኮንካ ከዓ ንፈጣሬ ካም ምምስጋን ዓዲ ከይትውዕል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@semerabweldu8188
@semerabweldu8188 Год назад
💙💙💙💙
@michaelatekle6073
@michaelatekle6073 Год назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ruthh1755
@ruthh1755 Год назад
Thanks Emma💙💙🌿🌿🙏🙏
@tisiontsion777
@tisiontsion777 Год назад
Good job Ema 💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙
@yonasberhane9457
@yonasberhane9457 Год назад
Good job keep going
@zxtsf
@zxtsf 11 месяцев назад
💚💚💚💚💚💚 መለይ ቆጽሊ ኣውሊዕ💙💙💙። ናይ ኢሰያስ ባንዴራ ማእከላይ ትርጉማ ዝነቀጸ ቆጽሊ ኣውሊዕ ኣብ ደም ተጠሚዑ ቀይሕ ደም ንቀጠልያ ልምዓትን ንሰማያዊ ናጽነትን ክስንጥቕ ይርአ እዚ ማለት ኣውሊዕ ሓሪራ ደም ምፍሳስ ይቅጽል ።ልምዓትን ሓርነትን ከይረኸበ ኣብባርነትን ደም ምፍሳስን ክቕጽል ዝተፈርደ ህዝቢ ። ዝተመርጸት ሰማያዊን ኣውሊዕን ተዓፊነን ብግህዶ ብጫ ቀይሕ ቀጠልያ ናይ መግዛእቲ ምልክት ሰፊረን ኣለዋ። እዚ ድማ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ሃይለስላሴ ከምዘይተላቀቀት ፡ብዘይሕብእብእ ይነግረና።😢😢
@gebreyewhansmehari9968
@gebreyewhansmehari9968 Год назад
ኤማ ሓየት ቀጽል ገስግስ ንቅድሚት ህግደፍ መንደፍ መንደፍ ክቅበሩ እዮም ኣብ ሓጽር እዋን
@user-no8ly3vx3q
@user-no8ly3vx3q Год назад
❤❤❤🧑‍💻💪💪💪💪👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼🙏🙏🙏🙏✌️✌️✌️👋👋✊️✊️🤝🤝🤲🤲🤲💯💯💛💛💛💋💋💕💞🧡💯💯👌👌👌🤏🤏👉👩🇪🇷👈🇰🇼
@user-di3up1cg3j
@user-di3up1cg3j Год назад
💙💙🌿🌿💙💙🌿💙💙🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙
@bejahizbi2763
@bejahizbi2763 Год назад
ኢሱ ተንበነታይን ናይ ገበን ኩባኒያኡን ፣ ንዓና ኤርትራውያን ዝገደፈልና የብሉን። አጽኒቱና። ወይ ወደባት ወሪድዎ ዘሎ መከራ።
@berberberber7479
@berberberber7479 Год назад
💙💙💙💙💙💙💙💙✅️✅️✅️✅️
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 Год назад
አንቱም ሰባት ንዛ ሰብ አዝማዳስ ክሰምዕዋ ከለውስ እንታይ ይብሉ ይኮኑ ?
@zamikalseltan6274
@zamikalseltan6274 Год назад
ቤተሰብ የብላን ክኣብ መን ከም ዝተወለደት ኣይትፈልጥን አያ ኹቦር ሓውይ
@aslizere4977
@aslizere4977 Год назад
💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿💙💙🌿🌿💙
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 11 месяцев назад
💙🌿💙🌿💙💚💙💚💙✅👍👍🙏🙏
Далее
СЛАДКОЕЖКИ ПОЙМУТ😁@andrey.grechka
00:11
ትርጉም ባንዴራ ኤርትራ
8:56
Просмотров 2,1 тыс.