Тёмный
Raiena
Raiena
Raiena
Подписаться
ዕላማ ራኢና

ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡

ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።

ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡

ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Copy of Berhe Mael's Zoom Meeting
1:18:05
5 месяцев назад
ዋጋ ዘይክፈሎ ሓርነት የልቦን!
1:13:00
11 месяцев назад
Комментарии
@zerayabrhahabtemichael
@zerayabrhahabtemichael День назад
ክንዳካ ዘይኣክላስ ኣብምሕማይካ ይውዕላ ኢዩ ነገሩ ሊንጎስ ጂግና ኢዩ ክንዲ ጽፍሪ ኣድሪ ዘይብልካ ታሪክስ ንታሪክ ንዝሰርሑ ከተናእስ በየናይ መስፈሪ ።
@abrahamfiqadu-ee3qt
@abrahamfiqadu-ee3qt День назад
ሊንጎ ሃገራዊ ስነጥበበኞ እዩ ታሪኽ ሃገሩን ህዝቡን ዝትርኽ ጅግና እዩ ኣውራጃውያን ግን ብጀካ ቅንእን ሕስድናን ካልእ ቁምነገር የብልኩምን ።
@abrahamfiqadu-ee3qt
@abrahamfiqadu-ee3qt День назад
ከዳዓት ውርሻ ኣቦታትኩም እዩ
@abrahamfiqadu-ee3qt
@abrahamfiqadu-ee3qt День назад
ሊንጎ ሓርበኞ እዩ ብኸዳዕ ዝርዕድ ጅግና የብልናን ።
@abrahamfiqadu-ee3qt
@abrahamfiqadu-ee3qt День назад
ንሕማቅ ታሪኽ ተካሩ ኣብ ሊዕሊ እረትራውያን ክፍኣት ብኣርባዕተ ሚእቲ ዓመት ውን ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ ።
@TeberihAdem-sl3mb
@TeberihAdem-sl3mb 3 дня назад
Ata.fara.etayymlketeka.ĺechbat.hsawi. nimty.daniy.tchewun..alocha.sebeyta.ya.zalim.
@TeberihAdem-sl3mb
@TeberihAdem-sl3mb 3 дня назад
Aye.tesifo.m.donikoro.
@johannestedla1429
@johannestedla1429 4 дня назад
❤❤❤ tesfom mehar
@amanjemal9203
@amanjemal9203 5 дней назад
Good job adam qexlo terha ❤❤
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 5 дней назад
ተስፎም ብሉጽ ሰብ ውሑዳት እዮም ዝስቡኻ ውሑዳት ሰባት እዮም ብሉጻት❤ ኣጆኻ 😊
@gorginobere921
@gorginobere921 6 дней назад
ጠረው
@gorginobere921
@gorginobere921 7 дней назад
እታ ሽክንኡስ ሪፍለክሽን ትገብር ስትሮክ ገሩሎ መስለኒ … ድሕሪ እቲ መንከስቲ ንህዝቢ ዶ ይኸውን?
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 9 дней назад
Alem be Ahgure abzeihasebelu nesekum 5 hedmo zelewen werdatate thasebu. 😢😢💔💔💔
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 9 дней назад
Alem be Ahgure abzeihasebelu nesekum 5 hedmo zelewen werdatate thasebu. 😢😢💔💔💔
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 9 дней назад
I am very disappointed. 💔💔
@ghkh782
@ghkh782 11 дней назад
ከይትገድፍ ኩላ አቃልዓዮም ሕፍረቶም ክወጹ አለዎም ንሕና ኢና አብ ቅድሚት አለና ድብሉ ለያቡ
@ghkh782
@ghkh782 11 дней назад
ለሚዶም ልማዶም ሲኢኖም ለያቡ
@fthitekle9354
@fthitekle9354 11 дней назад
Tesfom 🤗
@assafa35
@assafa35 12 дней назад
Your a right about that 💯
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 дней назад
ናይባእልኺ ግበሪ ናይ ኦሮሞ አምሓራ ዋይ ሃሎው ሎው።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 дней назад
እዊዊዊ ጎንደርዶ ኮይንኩም ከአ ጠንቆልቲ ምስ ጎንደር ጥፊኢ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 дней назад
አጆሃ ተስፎም ባዓል ፅኑእ ዕላማ ኢኻ በርትእ እግዚአብሔር ናይልብሃ የርዊየካ አምላክ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 дней назад
እም እንድሕር ተጋሩ ዘይኮንኩም ትግርኛም አይናትኩምን እዩ ማለት እዩ ናይ ኤርትራ ድንቅ ክትፈጥሩ አለኩም. ትግራይ ትግርኛ ናይትግራይ እዩ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 дней назад
አብ ትግራይ እስላም የለውንድዮም መሊኦም አለው ብትግራዋይ እውነትም ዝኾርኡ እስላም አለው እዮም ።
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 12 дней назад
እቲ ውፍይ ዉን ጽቡቅ ጥረሕ ምዝራብ ቅንዕና አይኮነን እሰያስ ቀደም አብ ሜዳ ከሎ ጽቡቅ ጥራሕ እዩ ዝዛረብ ነይሩ ልቢ ህዝቢ ስጋብ ዝሕዝ ህዝቢ ውን ተአኪቡ ይሰምዖ ነይሩ።
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 12 дней назад
አነ ዝገርመኒ እዚ ተፈታዊ በዓል ስልጣን ድዩ ወይስ ጋዘጠኛ???
@mekonnentesfamariam6291
@mekonnentesfamariam6291 12 дней назад
ተፈታዊ ንኹሉ ብቅንጸላ በጺሕዎ አሎ እንዳ ተፈለጠ ይኸይድ አሎ።
@OasisPenapel
@OasisPenapel 12 дней назад
ውፉይ ነገሱ ኣብ ከተማ ዳዊት ዝብል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኦሪት ዘፍጥረት ተጻሒፉ ኣሎ
@OasisPenapel
@OasisPenapel 12 дней назад
ስለምንታይ ተስፎም ክቅንጸል ተደልዩ !? ኣየ ተስፎም ናይ ብሉጻት ሰባት ብህሎ ሸምዲድካ መጺኻ ዓው ኢልካ ስለተዛረብካ ፈላጥ ኮንካ ተሰሚዑካ : እቲ ፍልጠት ናትካ ኔሩ ተዝኸውን ወይ ፈላጥ ኔርካ ትከውን ዊን ቀለም ዝተገጨብካ ኔርካ ተትኸውን ነቲ ጨናዊ ተምላስካ እልይ ኢልካ ሰብ ከይረኣየካ ድፍን ድፍን መበልካዬ ሞ ምተሰተርካ :: ተስፎም ጠላምን ከዳዕን ምኻንካ እቲ ናይ ገዛእ ርእስኻ ጨጉሪ ጠሊሙካ በራሕ ርእሲ መልሓስ ኮንካ :
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 12 дней назад
ኣንድነት
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 12 дней назад
ጅኦግራፍያዊ ኣቀማምጣ ዓድታቶም ዶ ቀዳምነት ኣውሂብዎም ይኸውን? ምኽንያቱ ንስኻ ወዲ ሰንሒት/ሓማሴን ስለዝኾንካ።
@Tusfai
@Tusfai 12 дней назад
ተስፌ ዛ ኣውራጃ ትብላ ኩሉ ግዜ ደስ ኣይትብለን እያ ኣብ እስራኤል ካብ ኩሉ ዞባ ሓዚኑሉን ቀቢርወን ኣዋጺኡሉን በጃካ ኣካይዳካ ደጊምካ ሕሰበሉ 😭😭😭😭😭
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b 13 дней назад
Share Subscribe ngber kulna
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 13 дней назад
Seb dedzzero eyu zatsd . Keep it up.
@stellariesom8306
@stellariesom8306 13 дней назад
Anenet niyow bolo . Igo center sytkun poletica is poison. Move on.
@user-ou9eq9mt3b
@user-ou9eq9mt3b 13 дней назад
Honest guy
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 13 дней назад
❤❤❤ keep it up men of peace , men of true
@rishantesfu8948
@rishantesfu8948 13 дней назад
Zgerm eyu
@goblelshaibiya6035
@goblelshaibiya6035 13 дней назад
1 amet beheji entxenihkum..waw..i will be surprized.
@goblelshaibiya6035
@goblelshaibiya6035 13 дней назад
Xebuk aleka bro....if they can't privide any proof for saying Monkey to people of Akeleguzay..which is real by the way...simply..they plan to take u out of their way to get rich soon😂😂😂😂
@lidyatumuzghi204
@lidyatumuzghi204 13 дней назад
ኣመሪካ መሐከሚ ምስ ከበረካ ብነጻ ክትሕከም ኣብ ዩሮጳ ኢካ መጺካ ንወፍሪ ሰላም ኢልካ ኣይ መጻካን ሓሳዊ
@lidyatumuzghi204
@lidyatumuzghi204 13 дней назад
ኣምሺ በካይ ንበርገድ ንሓመዱ ብጥርኑፍ ጸሪፍካ ይሙሉሱልካ ኣሎዉ መን ኢዩ ነኣካ ዝቅንጽለካ ግብረሽበራ ፡ደርበይቲ ኢምኒ ኢልካ ዘናሸካዮ ንስካ ኢካ
@gggt5400
@gggt5400 13 дней назад
Tefetawiy resahe eyou
@gggt5400
@gggt5400 13 дней назад
Aletawi eyou tefetawiy
@gggt5400
@gggt5400 13 дней назад
Tesfom hawena leelaka nie kalesi meniesayat zekalesen zemederan alo enietelo hasot eyou.ajoka jegena eka ,Tefetawi gena kolea eyou aytemaheren kemahar alewo bako eyou tefetawi nie beregad nie hamedu zegoto zelo eyou. Betaemiy awerajawiey eyou
@H.H24130
@H.H24130 13 дней назад
እዚ መንግስ ዝበሃል ወሃቢ ርኢቶ ሕጂ ኣብ ርእሱ ዘሎ ዘይተፈወሰ መርዚ ሓጺብካ ክሳብ ዝወጽእ ብውሕዱ 4×10 ዓመታት ክወስድ እዩ። ዮዲት ድማ መርዚ እንዳዘረአ ስቅ ኢልኪ ትርእዮ ተኣሪመላ ኣለኹ ድማ ትብሊ ኔርኪ። ዳብል ስታንዳርድ😢
@user-cl1xt8jo4g
@user-cl1xt8jo4g 13 дней назад
Tgagye ayfeltn eye emo eyesus belena
@H.H24130
@H.H24130 13 дней назад
ሚድያ ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ቅንዕና ዘለዎ/ዘለዋ በዓል ሚድያ ንክልተ ዝተገራጨው ሰብ ጉዳይ ስሕብ ኣቢልካ ፊትንፊት ኣራኺብካ ጸገሞም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ሓሳቦም ክስማዕ ክገብር ዝኽእል እዩ ኢለ ይሓስብ። ኣብ ጎጎጆኻ በበይኖም ፈሊኻ እጅግኦም ክትስብስበሎም ተምሲ እንተሃሊኻ ግን ዕላማኻ ናይቅንዕና ከምዘይኮነ ፍሉጥ እዩ።
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 13 дней назад
Tesfomey ajoka dehan haki kinzareb kemaka selam zsebeke seb yelen❤❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 13 дней назад
Selam yehwatey❤❤