Тёмный

መልሲ ኣቦታት ንጸለመ ቅድስቲ ማርያም ቤተ ክርስትያን ባፍሎ ኒውዮርክ ብተለቪዘን ኣሰና ዝሓለፈ 

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Просмотров 4,5 тыс.
50% 1

መልሲ ኣቦታት ንጸለመ ቅድስቲ ማርያም ቤተ ክርስትያን ባፍሎ ኒውዮርክ ብተለቪዘን ኣሰና ዝሓለፈ

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 16   
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 8 месяцев назад
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena.. Ahwatey. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🤔
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 8 месяцев назад
You're both hard working and loyal person who has ever lived to you .
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣቦታት ኣይተታሓለሉ አምበር ሀዝበና በጣሚ አዪ ዘሄመሜኻ. ኣቦይ ቀሺ ዳዊት . ፕሮፈስር ድያቆን በርሀነ ከይተሓለልኩም ኣርዱኣዎም
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 8 месяцев назад
በጣሚ ደፋር ሀዝቢ ከንድዚኦም ዘኾኑ ሊቃወንት ኣብ ማስ መድያ ከትርኦም ኮሎኻ በጣሚ የሓዘን.. ነገር ጌን ከም ኣሕዋተኩም ኣቦይ ቀሺ ገብረመድህን.. ቀሺ ዶክቶር ትኽላብ. ዶክቶር ቀሺ ፉጹም.. መስዋኤት ከፈሉ. ነዚኦም አንዳዘከርኩም ከይትሓለልኩም ኣገልገሉ. ኣጆኹም ኣምላኽ ኤስራል መሳኻትኩም ኤኹን
@kahsahungiday9211
@kahsahungiday9211 8 месяцев назад
ብጣዓሚ። ዝገርም። ዘአቅረብዎ። ሓሳብ። ትኸከልደዩ። አይትክክል። አይራአኹምን
@fitwi634
@fitwi634 8 месяцев назад
Hi Amaniel Ato Brhane eqa Kabi Haki Zirahake Ymesil Egzabher gin Segie Haki ukun
@hopeyohanes
@hopeyohanes 8 месяцев назад
እዞም ናይ ሳሕል ገፈጥ መፈጥ ክጸርዩ ኣልዎም ገንዘብ ንህግደፍ ክሰዱሉ ኢሎም ኢዮም ። ኣጆኩም ኣቦታትና ኣይትተሓልሉ Isaiah 40 - ኢሳይያስ 31: እቶም ንእግዚኣብሄር ዚጽበዩ ግና ሓይሎም ይሕደስ። ከም ንስሪ በኽናፍ ይድይቡ፡ ይጐዩ እሞ ኣይሕለሉን፡ ይኸዱ እሞ ኣይደኽሙን።
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 8 месяцев назад
Betami Betami Betami zehezen tarik you
@gudarkarlek.2650
@gudarkarlek.2650 8 месяцев назад
ሰላም ኣቦታት ሽግራትኩም ኣብ ውሽጥኹም ጌርኩም ድኣ ፍትሕዎ እምበር ኣብ ኣሰና ዝከምአን መጺኩም ደምበኹም ኣይትዛረቡ ጸጋማት ኣለኩም ህዝብኩም ኣኪብኩም ፍትሕዎ ናተይ ሪእቶ እዩ ኣቦታት ብኮ ዝደልዩ ኣብ ማእከልና ኣለው ❤
@meharisereke
@meharisereke 8 месяцев назад
Aye Amaniel mess eka seb tkown Eta reaska haseka nay hmaq tray meliea
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 8 месяцев назад
If a judge people have not time for love them.
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 8 месяцев назад
ኡፍፍፍ መሳኪን እቶም ሓቀኛታት ዓቕልኹም የድንቖ !! እንትርፎ ሕስድና ካልእ ሓንቲ ብቑዕ'ዩ ዝብሃል ምኽኒት ኣይራኣኹን !!!
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 8 месяцев назад
ኣማኑኤል ዘይሓላፍነታዊ ስራሕ ጌርካ ስራሕ ቆልዓ እዩ። እቶም ከሰስቲ ውን ብምስ ህግደፍ ዝደናገጹ እዮም ተደፋፊኦም። ምሳኻ ክራኸቡ ከማን ባዕሎም ክገብርዎ ዝኽእሉ ኣይኮኑን ብኹሉ ዓቅምታቶም
@marthayitbarek2881
@marthayitbarek2881 8 месяцев назад
ሉኡካት ናይ ህግደፍ እዮም
@searebrhane1387
@searebrhane1387 8 месяцев назад
እያሱ፡ ተጋጊኻ ኢኻ ዘይ ወግዓውን ዘይ ሓላፍነታውን ስራሕ ወገን ዘለዎ ብቅዓት ዘይ ብሉ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ። ንቅድም ከተጻሪ ኔሩካ ጭብጢ ውን ክትሕዝ ኔሩካ ደሓር መስርሒ ክኾነካ እንተቅረብካዮ ሽግር ኣይምነበሮን። ስራሕ ቆልዓ ኢኻ ሰሪሕካ። ይቅሬታ ክትብል ኢዩ ዘለካ ነታ ቤተክርስትያንን ካህንን መእመናን። ለባም እንተ ኮይንካ ማለተይ ኢየ። ዘይ ሞያዊ ስራሕ!!!
@yeheysokubazgi8702
@yeheysokubazgi8702 8 месяцев назад
ምውሰረቱ ናይ ካህን ኣገልጋሊ ቤትተክርስትያን መስቀል ክሳለሙ ፍቃደኛታት እንተ ዘይኮይኖ ብከመይ ምክንያት ኣባላት ቤተክርስተያን ክኮኑ ፡ ብመስረቱ እዞም ሰባት ናይ እምነት ፍልሊ ዘለዎም ኮይኑ ዝስማዓካ
Далее
ERi-TV, Eritrea - Tigrinya News for July 9, 2018
26:20
ስግደት ንመን ይግባእ፧ ዘተ
2:59:30
Просмотров 147 тыс.