Тёмный

ስግደት ንመን ይግባእ፧ ዘተ 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 138 тыс.
Просмотров 147 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,6 тыс.   
@yesusgoytayu7794
@yesusgoytayu7794 2 года назад
ብሓቂ ሎሚ ሳላ ስልጣን ሓወይ ሂወተይ ፈሊጠ። ጽን ኢለ ክከታተል ውዒለ ኩሉ ክምህሮ ዝወዓለ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኢዩ።ብጣዕሚ የቐኔልና ስልጣን ሓወይ። ቅድሚ ሕጂ ትምህርትኻ ንኽሰምዖ ኣይደፍርን ኢየ ኔረ ሎሚ ግን ብሓቂ ኣድኒቐካ። ናይ ሓውና መገስ ዝነበረ መልሲ ብፍጹም ኣይዓገብኩን ኮለል ጥራይ ዝብል ኔሩ። ካብ ሎሚ ናብ ቅድስት ቤተይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ተመሊሰ ኣለኹ። ክብሪ ንጎይታ ይኹን።
@godolyastube4733
@godolyastube4733 2 года назад
ኣነ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ዓቕሊ ጌርካ ብጽሞና ብምክትታልካ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
እልልልልልል ተመስገን እስቲ እንኳዕ ደሓን መፃካ ተመስገን
@yesusgoytayu7794
@yesusgoytayu7794 2 года назад
ሎሚ ብጣዕሚ'የ ተሓጒሰ ዘለኹ። በቃ ፍኹስ ኢሉኒ። ተመስገን ጎይታይ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 года назад
ተመሰገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ።
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 2 года назад
ዕልልልል እንኻዕ በሰላም ተመለስኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣሰይ ፅን ኢልካ ምስማዕ ብዝሕ ጥቅሚ እዩ ዘለው 🥰🥰🥰✝️💛
@semharbrhane4170
@semharbrhane4170 Год назад
ስልጣን ሓውና ናይ ኣገልጉለት ዕድሜካ ይባርከልካ ከማካ ይብዝሑ ከምኡ ወን ዘማሪ ሓወይ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር።
@መስጋልተዋህዶ
@መስጋልተዋህዶ 2 года назад
ተመስገንኻ ፈጣር መርፅኻ ተዋህዶ እምነተይ ንዘልኣለም ፀንዓ ትንበር 🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዛብሄር ኣምላክ ክቡር መምህርና🙏ንዓና እዉን ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ጎይታ እስራኤል🙏🙏🙏💒💚💚💚💚
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 года назад
ኣየ ስልጣነይ ለባም መስተዉዐሊ ትሕተና ብንእሹተካ ዓቢ ስብ ፀግኡ ወሲኩ የብዝሕ ክቡር ሓዉና ሰልጣነይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ፅቡቅ ትምህርቲ ተሚህርና ካባካ ስልጣነይ እግዚአብሔር የክብረና 🙏🙏🙏 ዓስብካ ከእግዚአብሔር ርከቦ 😘😘
@ውቤቴነሽማርያም
@ውቤቴነሽማርያም 2 года назад
_ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ኦርቶዶክስ ብሙካንኩም እትሕጎሱ እስኪ ሓንቲ መዝሙር ክጋበዘኩም ትምክሕተይ እኽ ማርያመይ ሞጎሴይ እኽ ንዘልአለም ንድንግል ኣደይ የለን ዝመስላ ክዝምር እየ ክሽብሽበላ እመብርሃነይ ብዘይ ኣኽ ከመይ እለ ኽነብር ይኽእል ክብር ንእግዚአብሔር ይኹን_
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ወለላይ🥰
@agboyemane5193
@agboyemane5193 2 года назад
Amennn
@azebzeray2835
@azebzeray2835 2 года назад
Zmarie melak yesmeana
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ገ2ተ
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 2 года назад
ቃል ህይወት ቃል በረከት ይስመዐልና ስሎጣን ሐወይ ኣጎልግሎት ዘመንኻ ይባርኸልኻ ❤️❤️😍😍😍😍🤲
@ግረማነሸጓልተዋህዶ
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ መምህረይ ቃላት ሰእነልካ ኣነሰ
@Muler-rx8zc
@Muler-rx8zc 2 года назад
_ብሓቂ ማማየ_
@mariamathyoubi839
@mariamathyoubi839 Год назад
ቃለ ሂወት ይሰማል መምህር እግዚአብሔር ይመሰገን ✅🍂🍂🍂🍂🍂 ተመስገን ሰደት መከራ እካ እንተበዘሐ ሰም አምላክ ዘፈሐጠኒ 🍂🍂🍂🍂እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገንካ 🤲🤲🤲🤲
@slama4086
@slama4086 Год назад
ብሓቂ ቃለህይወት ያሰማልን ስልጣነይ
@አፀደማርያም-መ7ቘ
@አፀደማርያም-መ7ቘ 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ ፀገኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ አቤት ትሕትና አቤት ዓቕሊ አቤት ግርማ ሞጎስ አቤት ፍልጠት አቤት አጠቃቅማ ቃላት ኩሉ ተዓዲልካ እግዚአብሔር ይሓልውካ ስለ መዝሙሩ ዝማሬ መላእኺቲ የስምዐልና ፀገኡ የብዝሕ አጅካ በርትዕ
@temesgenberhane5755
@temesgenberhane5755 Год назад
Bhaqi ygbeo nhawna sltan Amenn ጸጋ ዕድመ ይሃቦ
@desu.egelawi
@desu.egelawi 2 года назад
መምህር ሥልጣን እንጀራ ያዓድልካ ፍጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣምላኽ ኣኩሪዕካኒ የኩርዕካ ኩርዓት ያዓድልካ ፈጣሪ ኣጆካ ዛሓወይ
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 2 года назад
ሥልጣን ሓውና ቃላት የብለይን ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡን በረከቱን የብዚሐልካ ዝሰመዕናዮ ኣብ ልብና ጽላት የንብረልና 🙏💛❤
@harinetaskale-sb4ug
@harinetaskale-sb4ug Год назад
♥️♥️❤️amlak ጸጋኡ የብዝሓልካ
@አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
ከይሰማዕኩ ቃል ህይወት የስመዐልና ይብለኩ ምክንያቱ ስልጣን ሓወይ ትቃሉ ናብ እግዚአብሔር ዘቅርብ መልሲ ስለዝህብ፡ቱነጸልኡ ዝበለ ይአክል ናይ ዘመና ኃዋርያ ስልጣነይ ናሰራሕኩ ናብ ስራሕ ከየቅልብ እየ ፡ብደንቢ ከዳምጽ ሐዚ💐
@RobiHaile
@RobiHaile 2 года назад
Am proud of my Orthodox Tewahdo god bless all Thank you God🙏🙏🙏
@yohannesberhane8532
@yohannesberhane8532 2 года назад
Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት 3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። 5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ 6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ።
@yafetsimon1011
@yafetsimon1011 Год назад
ኣቱም ሰባት መስምዒ የብልኩሙን እንድዩ ንሕና ንሓደ እግዚአብሔር ኢና ነምልክ ግን ልቦናኩም ይክፈተልኩም
@merkebtube7760
@merkebtube7760 Год назад
እዚኣ ኣነ ውን ብጣዕሚ እየ ደጋጊመ ዘንብባ፣ ኣብ ስእሊ ሽምዓ ነብርህ፣ ንሰግደሉ ውን፣ ንምንታይ ግን? ኣይትጠቀሙ ይብል።
@MeksenHaile
@MeksenHaile 9 месяцев назад
ንሱ እስራኤላውያን ጣኦት የምልኹ ይሰግዱን ስለዝነበሩ ኢዩ ኮምኡ ዝበሎም
@ngstihagos4343
@ngstihagos4343 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ብርክ እግዚአብሔር ኣብዝሑ ይባርካ ንሕና ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካን ንኮርዐልካን ብእነት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዕሊ ኩሉ ህድኣትካ መንፈስ እግዚአብሔር ከምዘለካ ይንበብ
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ 2 года назад
❤💛🌹🌹🌹💊
@MiliMillan-u6r
@MiliMillan-u6r 5 месяцев назад
❤💛
@avg4628
@avg4628 2 года назад
ሰም እመብርሃን ምስተለዓለስ ኣየ ሞጎስ ታይ ዝዓፈነካ ታይዓነት ጋንየን ከምዘለካ ፍለጦ ኣምላክይምሓሮ ስልጣን ሓወይ ኣስሒቅካኒ
@selam801
@selam801 2 года назад
ሰለማይነገር ሰጦታው እግዚአብሔር ይመሰገን በእውነት ቃለ ህይወት ያሰማልን ውድ የተዋህዶ መምህራችን እውነት እምዬ ኦርቶዶክ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር🥰
@dejenhadgu5288
@dejenhadgu5288 Год назад
Ati haftey tigrigna aytklin dikiy koynkis walas entay eu eti mister kulu Gizeh bnay gorebet titikemi kem hito eya??
@ጽዮነየቅድስቲአዴና
@@dejenhadgu5288 ክክክክ አጋጣም ደስ ይብላ ይኾን
@dejenhadgu5288
@dejenhadgu5288 Год назад
@@ጽዮነየቅድስቲአዴና do kkkkkkk adia imo nebsa tselia amalet eu
@musemamilove4519
@musemamilove4519 Год назад
@@dejenhadgu5288 ቋንቋ ታይ ፀገም አለዎ ?
@dejenhadgu5288
@dejenhadgu5288 Год назад
@@musemamilove4519 Brigits yeblun Gin abzi zgebriwo zelew zete by tigrigna imber by amharigna aykonun emo.kalay ka quanqaka enda haleweka ke by bikali mitkam ke mis mintay yqutser eske ?
@ኦጎይታተዘከረነበውስተመን
እሰይይይይ ስልጣነይ ከመይ ድኻ ፍሉይ ፍጥረት ብአኻ ሕጉስት እየ ቀፅለሉ ❤🙏 ቃለ ህይወት የስመዐልና
@SetasStars-ux5bw
@SetasStars-ux5bw Год назад
Sltany ezgabhar yekbrka
@SetasStars-ux5bw
@SetasStars-ux5bw Год назад
Aynshwed ab kanati haymanotna tewahdo ntanaa sltan hawna kale hawat ysmealna
@selamtes9795
@selamtes9795 2 года назад
I am not an orthodox &i am not from protestant too!but i like the way brother sultans answer,which is really convincing!i can see that sultans biblical perception is really reasonable to follow!God bless you sultan.
@feruzfisshationferuzfissha1803
Nab lebka temeles orthodox zelalem tnber
@edeneden889
@edeneden889 2 года назад
እግዝኣቢሄር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
@ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ
ስልጣነይ እንካዕ ናትና ኮንካ ተመሰገን ቃል ሂወት የስመዐልና❤️😘
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 2 года назад
Amen Amen Amen Temsegen ➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽🤲🤲🤲🤲
@sfirsirsh9320
@sfirsirsh9320 Год назад
ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይውት ይስምዐልና ተዋህዶ ብምዃነይ ብጣዕሚ ሑግስ እየ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@luligualtigray5555
@luligualtigray5555 2 года назад
ኣስይ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ብእውነት ቃላት የብለይን ዝገልፅ ናዓካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣጎልግሎትካ ዘመን ይባርክን ይቀድስን እ|ሄር ኣምላክ
@ፅዮነይህዝብኪሓደራቃንዛአ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና ስልጣኑ እግዚአብሔር አምላክ ብመንገዱ ይምረሐልና
@trhasbrhane6259
@trhasbrhane6259 2 года назад
አሰይይይ ባሓቃ ቃል ሂዊት የሰመዕልና ፀጉኡ የበዘሐለካ ሰለጣን ሓዊይ በእወናት በመምህር ሰለጠን ሃይመነተይ ፈለጠ ተመሰገን እምለክይ🙏🙏🙏
@brhanukahsay3557
@brhanukahsay3557 2 года назад
ኣነሲ ዝገርመኒ ንባዕላቶም ኣብ እግሪ መናፍቅ ናተደፈኡ ናዋዓሉ እመላእክቲ ምስጋድና ታይ ሓጥያቱ
@fqadkaamlakey9489
@fqadkaamlakey9489 Год назад
ብሓቂ ረኪብካዮም ንባዕሎም ኣብትሕቲ ከምኦም ሰባት እንዳ ሰገዱስ ኣታፍ ኢዩ እዚ ወዲስ ከሰልቺወካ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ካብዚ ንላዕሊ ንከተገልግል እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡን ምስጥሩን ይግለጸልካ ስልጣነይ ተዋህዶ ብምኳነይ ንአምላክና የመስግኖ❤
@yoni4422
@yoni4422 2 года назад
ዳኛ ኣይተሰክፎ ሓው ሰልጠነ : ናይ ብሓቂ ዓቅሊ ዘለዎ ድያቆን!
@ህይወትዘይፍትሓዊት
@ህይወትዘይፍትሓዊት 5 месяцев назад
Dyaqon aykonen hawey tera mezemran seabi krstos ortodoth trah eyu🙏✝️
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 года назад
🌻❤️ እግዚአብሔር ይመስገን ❤️🌻 አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ስልጣን . ክብር ምስጋና ነዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ክቡር ወዳ መድሀኒአለም ክርስቶስ 🌻🙏❤️🙏🙏
@ahmadalchjblak4000
@ahmadalchjblak4000 Год назад
Mogae hawey
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 11 месяцев назад
Amen Amen Amen ❤❤❤
@ሓፊቲገሬየማኛ
@ሓፊቲገሬየማኛ 2 года назад
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉር መምህረይ ጸጋኡ ያብዘሐልካ ስልጣንይ ማዓርይ አንስ ናይ ሞጎስ እናፅለእን እሕልፍ አብለ ናይ ስልጣን ሓወይ እየ ተማህር ብዝኾነ መጎስ ሓወይ ቡዝሕ ተረድእካ ትኾን ተስፋ እግብር ሓደ ማዕልት ኦርቶዶክስ ኾይንኻ ንምመስካር እግዚአብሔር አምላክ ያብቅዕካ አሕዝንካን ብሓቂ 💔
@ghgh4028
@ghgh4028 2 года назад
ቃል ህይወት ያስማልን ፀጋዉን ይብዛልቹ እግዝእቤሔር ኣምላክ በቤቱ ይፅንቹ ስልጣን ሓወይ ኦሮቶዶክስ ቶዋህዱ ለዝለዓለም ትኑር አሜን አሜን አሜን👏✝️🕯
@የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ
ኣሰይይይይይይይይይይ ብሓቃ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ስልጣነይ ብዕድመን ጥዕናን ይሃበለና ፈጣሪ ተመሰገን ኣምላካ 🤴🌷🌷🌿🌿👏👏👏♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰
@እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ
ደስስስስ ክብል መዝሙሩ ዩትይብ እንተለዎ መን ይብል ስለቲ ቅዱስ ቃሉ ናይ ቃሉ ባዓል ቤት ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ስሙ ንዘለአለም ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን አሜን
@ጓልራያራዩማ-ጐ1ሐ
@ጓልራያራዩማ-ጐ1ሐ 2 года назад
ቃለ ህይወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ❤️
@senaythabteab7257
@senaythabteab7257 2 года назад
Egziabher kabzi ysewrena anes enkan gal tewahdo konku temesgen amlakey temesgen 💒💒💒💒🙏🙏🙏
@AllFootballNaic
@AllFootballNaic 2 года назад
ስልጣን ሓወይ መግለጺ እኮ ሲኢነልካ ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዕልና
@dyykejtkj
@dyykejtkj Год назад
ብልበይ ዘድንቀካ መምህር ሂወት አካ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ አምላክ ነዊሕ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ 🙏🙏🙏
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg 2 года назад
ስላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሓልኩም ክብራት ኣሕዋተይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር አምላኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልኩሉ መልሲ አለዋ ዘፍ 19 : 1 ኢያ 5 : 14 ዘሁ 22 : 31 ዳን 8 : 16 : 17
@metkel100
@metkel100 Год назад
ኣብ ትግርኛ ስግደትን ኣምልኾን ብተመሳሳሊ ኣብ ጥቕሚ ስለዝውዕላ ቁሩብ ምንድንጋር ከጋጥም ይኽእል ኢዩ። ስግደትን ኣምልኾን ግን ፍልልይ ኣለዎ ሞጎስ። ንምሳሌ worship ዝብል ናይ እንግልዘኛ ቃል "ኣምልኾ ምምላኽ እምበር" ስግደት ኢሉ ኣይትርጉሞን ኢዩ። ብመሰረቱ እዚ ኣይኮነን እቲ ከካትዕ ዝነበሮ ኣተገባብርኡ ኢዩ ክዝረበሉ ዝነበሮ። ስግደት ብፍታው ድዩ ብግዴታ ማለት ከም ትእዛዝን ስርዓትን ኮይኑ ክረአ ዘለዎ ወላስ ናይ ዉልቂ ሰብ ምርጫ ኢዩ ክኾውን ዝነበሮ። ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተፈላለዩ ሰባት ንመልኣኽቲ ወይ ንናይ ኣምላኽ ኣገልገልቲ ዝኾኑ ሰባት ብገጾም ተደፊኦም ፍግም፡ዝበሉ ኣለዉ እዚ ብመንጽር ግዴታን ትእዛዝን ወይ ስርዓት መርሒ ስለዝነበሮም ድዮም ወይስ ዉልቃዊ ዉሳኔን ምርዳእን ኢዩ ዝብል ዛዕባ ኢዩ ዕሙቕ ዝበለ መልእኽቲ ከሕልፍ ምኸኣለ። እምበር እቲ ሓደ፡መልኣኽ መጾኡካ ኢድ ትነስኣሉ ዶ ኣይትነስኣሉን ትሕት ኢልካዶ ዶ ትሰግደሉ ኣይትሰግደሉን ኣይኮነን ከዛርብ ኔርዎ። መጎስ ንስኻ ኣብ ኣዲስ ኔርካ ኣምሓሩስ ፍግም ኢሎም፡ኢዮም ሰላም፡ዝብሉኻ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ውን ብብዝሒ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ውን ብመጠኑ ይረአ ኢዩ። ስለዚ እቲ ክትዕ ኣብ ኣተገባብርኡ ኣተኲሩ እንተዝኾውን ዝያዳ መሃሪ ምኾነ ነሩ።
@Muler-rx8zc
@Muler-rx8zc 2 года назад
_ኣምሊጥለይ ሊቭ ብሓቂ ስልጣኑ ሓውና ደስ ዝብል ትምህርቲ ቃለ ህይወት የስመዐና🌅_
@ኣምላክይመሰገን
@ኣምላክይመሰገን 9 месяцев назад
ሰልጣን ሓወይ እግዝኣብሄሪ ኣምላክ ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ኩቡሪ መምህሪይ ፀጉኡ የብዝሓልካ ብእውነት ኣብ ፀሎትኻ ዘኪሪን ሰልጣነይ ኣሜን(3)❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏
@yonihabte936
@yonihabte936 2 года назад
ቓል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እግዝኣቤሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
@rezenegebreslasie5404
@rezenegebreslasie5404 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ስልጣን ቀጽሎ ዘሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@bsratbereket5853
@bsratbereket5853 2 года назад
ኣሰይይይ ቃለ ሂወት የስመኣልና ሓውናን መምህርና ናይ ባሓቂ ደስ ደብል እድመን ጥዕናን የሃበልና እግዝኣቢሄር ጸጉ የብዘሓልኩም ስልጣን ሓውና
@ሄሩየማራናታቻናል
@ሄሩየማራናታቻናል 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ተባዕ ወዲ ክርስቶስ እመብርሃን ሃይሊን ጠንካራን ትዕድልካ ክብረተይ❤❤❤🍃🍃🍃
@ry8319
@ry8319 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዘሐልና ክብራት አሕዋትና ደስስስ ዝብል ትምህርት እዩ ስልጣን ሓውና ፀጉኡ አብዙሑ ያሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ለሞጎስለ ልበኑኡ ይክፈተሉ እግዚአብሔር አምላክ🤲🤲🤲✝️✝️✝️
@seluselu6245
@seluselu6245 Год назад
መምህረይ ክፈትዎ አነሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪይ ናዓና ክጥዕመና 🙏🙏🙏🙏🙏
@goggo5414
@goggo5414 11 месяцев назад
ሰልጣን ሓወይ አምላክ አቦይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፅበቅ ገይርካ ቀፅሊላ አንሕና አሕዋትካ ዘይንፈልጥ ለ ምእንቲ አጥዕና ክንፈልጥ ምእንቲ ዘሓውይ
@ድንግለይዋሕስህይወተይ
አሜን(3) ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ስልጣነይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣር
@temesgenberhane5755
@temesgenberhane5755 Год назад
Very amazing ካብ ኮፍ ኣባህልኡ ይጅምር እቲ ድፍረቱ first set your self politely then open your heart to listen first Dngle Maryam adey kab tek kemzi aynet kbri zeyblu tekula halwana kbri nkulom ,ጻድቃን ቁዱሳን ኣሜን,!!
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ
@ዛፉጋልትግራይ-ቸ3ለ 2 года назад
ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አሜን ድንግለይ ልሳን ኹንዮ ❤💛🌹
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 2 года назад
ክብሪ ነቲ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ስልጣን መምህርና ፡ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህተ ንጹሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ትሓልወና ኣሜን።
@redaeyacob1307
@redaeyacob1307 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ሓውና ስልጣን ናይብሓቂ ጹቡቅ ገሊጽካዮ ኢካ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏
@hiwetnegash4133
@hiwetnegash4133 Год назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባረክ ኦርተደኩስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ 2 года назад
ስልጣነይ ብምንታይ ሞ ክገልጸካ እየ ኣታ ከመይ ደስስስ ከም ዝበለኒ ፍኩስ ኢሉኒ ብኡነት እቲ ኣባካ ሓዲሩ ነዚ ዘምሃረና እግዚኣብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና ስልጣነይ አምላክ ጸግኡ በረከቱ የብዛሓልካ ሞጎስ ሓውና አምላክ ልቦናካ ይክፈተልካ
@hayatube7832
@hayatube7832 2 года назад
ደስ ዘብል ትምህርቲ አዩ መምህር ሰልጠና ሓውና ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላኽ ፀጋኡን በረኸቱን ያብዘሕልኻ
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 2 года назад
ኩቡር ሓዊ ሱልጣን እታ ኣብ ሮሜ ዘላ ጥቕሲ "ንጻድቕ ከም ጻድቕ ኣሚኒ ዝሰገደ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ ፡ ንደቂ መዛሙርቲ ከም ደቂ መዛሙርቲ ኣሚኑ ዋላ ብርጩቆ ማይ ዘስተየ ዓስቡ ኮታ ከምዘይስእን እብለኩም ኣለኹ " ዝብል ጥቕሲ ንምንታይ ዘይትገልጸሉ።
@r.samsom
@r.samsom Год назад
ኣበይ እያ ትርከብ እዛ ዝበልካያ ጥቕሲ?
@yafetsimon1011
@yafetsimon1011 Год назад
ሜቴ 10:41 ይርከብ
@ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
_ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ መምህረይ ተመስገን አምላከይ_
@alemdesta454
@alemdesta454 2 года назад
ደስ ዝብል ምሸት ነይሩ ስልጣነይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልካ እግዚኣቢሔር ኣምላክ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
ሰላም ይሕዋት 🕊 እሰይ ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዕልና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሓልካ አብ ዝከድካዮ ብፅላሉ ይሓልውካ 🕊🙏✝️🕊🕊ንኹልና መስተዋዓሊ ልቦና ይዓድለና ነዚ ዉፁዕ ህዝብና ምሕረት ሰላም ይላአከልና ልዑል እግዚአብሔር 🙏✝️🙏🕊
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 2 года назад
እግዚአብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓወይ
@meronmeron5249
@meronmeron5249 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውናን መምህርናን ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኸ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ልቢ ዘረስርስ ትምርቲ
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 2 года назад
ናይ ጴንጤ መልሲ ኮለል ጥራሕ እዩ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ልቦናይ ከፊትካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝገበርካኒ ቃለ ህይወት የስመዓልና ንፎትወካን ነኽብረካን ስልጣን ሓውና ንበረልና እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ምስጥሩን ጥበቡን ይግለፀልካ❤
@monarjuec1068
@monarjuec1068 2 года назад
ብሓቂ ኦሮቶዶኩሰ ተዋህዶ ንዘላአለም ትንበር ተመሰገን አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓዉና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ
@slamahsalm5131
@slamahsalm5131 Год назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ክብሩ መምህር ብዕደመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ተዋህዶ ዝልኣለም ትንበር👏☘️
@yohannesberhane8532
@yohannesberhane8532 2 года назад
Matthew 4 (ትግ) - ማቴዎስ 9: ፍግም ኢልካ እንተ ሰገድካለይ፡ እዚ ዅሉ ኽህበካ እየ፡ በሎ። 10: ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።
@hanahana2514
@hanahana2514 2 года назад
True yohannes hawina Eza tksi hgi ayenbubwan eyom zeliloma khalfuo eyom ember bruh zkoea tkisi eyuo
@rutaruta5920
@rutaruta5920 2 года назад
Yewhanns Berhane ሓወይ እሞ ከምቲ በይኑ ተገዛእ ዝበሎ ንበይኑ ስገድ ኣይበለን
@asmeromasmelash2540
@asmeromasmelash2540 Год назад
ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ሂወት የስመዓና ስልጣን ሓወይ። ጎይታ የዕቢኻ ክቡር ኣገልጋሊ...
@yordagere4071
@yordagere4071 2 года назад
አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና🙏🙏🙏
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
ፀገኡ በረከቱ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
ተዋህዶ እምነተይ መዳርግቲ ዘይርከበሉ መልሲ ስልጣነይ ኣሰይይ እናፀናሕኩ ይሕጎስ ኣለኩ መጎስ ድሕሪት ተረፊካ እውይ ተመስገን ኣምላክ ተዋህዶ ብሙኳተይ😍
@intertement2096
@intertement2096 2 года назад
Enkae hgus belkley gal eme brhan 💒
@manatega8660
@manatega8660 2 года назад
ሰልጣን ግን ቅሩብ ደፈርት ኣልዎ ተዛርብኡ ተሪሩ
@filmonhabtemariam5196
@filmonhabtemariam5196 2 года назад
@@manatega8660 zereba dea kterr alewo ember weys eti kab mexhaf kdus mebegesi geru zeqrebo melsi merirki
@manatega8660
@manatega8660 2 года назад
@@filmonhabtemariam5196 ኣየናይ መልሲ ዩ ደይ ኮለል ዮም ዘብሉ ነይሮም
@filmonhabtemariam5196
@filmonhabtemariam5196 2 года назад
@@manatega8660 neaki kemu koynu tesemieki ember nsu keman kolel elka aybelon n sultan
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ሓውና ስሉጣን እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅንዐና
@hdatgaltewahdo6998
@hdatgaltewahdo6998 Год назад
ብሓቂ ቃልሂወት የሰመዐልና ሰልጣነይ ፀግኡ የብዘሐልካ ብሓቂ💖
@terhasmehreteab2100
@terhasmehreteab2100 Год назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ስልጣን ኣምላክ ይባርካ ኣብ ልብናየህድሮ
@tigtig7298
@tigtig7298 2 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓውና🙏
@hntsawelday7809
@hntsawelday7809 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@apap5407
@apap5407 2 года назад
አስይይይይይይ ስልጣነይ ቃላት ይብለይን አነስስ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ኦርቶ ዶክስ ተዋህዶ ንኩሉ መልሲ አለዋ🙏🙏✝️
@mostafaa663
@mostafaa663 2 года назад
ቃል ሕይወት ያስማልን አሜን አሜን አሜን🙏 ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 2 года назад
አሰይይ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል አብየት ዓቅሊ ስልጣነይ
@እንቲውእቱተሰፋሁለእዳም
ብሓቂ ቃል ሰናይ ቃል በረከት ቃል ህይወት ይሰመዕልና ጽጉኡ ይብዝሐልካ ሰልጣንየይ
@TigaryLove
@TigaryLove 2 года назад
ሎማአንቲ ላይቭ አምሊጥለይ ስልጣነ ሃወይ ጸጉኡ የብዘሃልካ ቃል ሂወት የስመአና
@afarisafari2833
@afarisafari2833 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰምዐልና ሰልጠን ሓውና ናይ ኣገልግለትካ ዜመንካ ይባርክ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ንዝልኣለም ትንበር ተክበር ተመሰገን ኣምላኬየ ኣብ እምነትና ያፅንዐና ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ኣይትናወፅን እያ 🙏🙏🙏
@munamu7720
@munamu7720 2 года назад
ብሓቂ ፀጋኡ የብዝሐልኻ ስልጣ ሓወይ መምህረይ ቀያሪ ህይወተይ ዋልታ ተዋህዶ 👏👏👏♥♥♥ተዋህዶ ንዘለአለም ፀንዓ ትንበር💒👏
@YenasKehase
@YenasKehase Год назад
ቃለህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓውናን ክቡር ዳኛን ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እዩ ካብ መናፍቃን ዳኣ አንታይ ጥዑይ መልሲ ክርከብ ጥረታት እንድዮም ኣጆኩምጥራይ ኣብጎድንኩም ኣለና ንዘይሰምዕ እግዚኣብሄር ዓይነልቦናኡ ይክፈተሉ ኢለ ይዓጹ
@ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ
@ጋልኣጉላዕ-ጨ6ሸ 2 года назад
ቃል ህይዉት የስመዐልና ክብር መምህርና ስልጣን ❤️❤️❤️
@ተመስገንኣምላከይየድንግል
ኣሰይ ሰልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ መምህረይ❤ ዳኛለ ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ዝሓወይ
@misiambeyene2568
@misiambeyene2568 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ግን ኣብ ተለፎን ምስ በጻሕኩም ዳኛ ክሕዞ ነይሩዎ ካልእ ግን ጽቡቅ። ኣነ ብፍላይ ናይ ኢያሱ ብጣዕሚ ኢዩ ሓይሊ ዝሕበኒ ምስጋዱ ነቲ መልኣክ ።
@tesfaxbah367
@tesfaxbah367 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና!! "ኣታ'ዚ ሞጎስ ዝበሃል ሰብ እንዳፈለጠ'ዩ ዝሕሱ" እዚ ሓሳዊ፡፡
@buucsbb8535
@buucsbb8535 2 года назад
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ በረከቱ ያብዘሐልካ ስሊጣን ሓወይ ☘️💐💐❤
@hdgf2950
@hdgf2950 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ስልጣነይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልኻ እግዚአብሔር አምላክ መምህረይ❤❤🙏🙏🙏💐💐🕊🕊🕊🌷🌷🌷
@ትግራይዓደይሰላምኪየስመዐ
አሰይይይይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 Год назад
እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ዚማረ መላእክት ይስመዐልና ኣሜልኽንና መዲሓንና እየሱስ ክሪስትስ ኣብ ቃሉ የፅንዐና ዓይነ ልቦና ይዓዲለና ኩቡራት ኣሕዋተይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃቡኩም ግሓትን ምሸትን ተገልግሊለኹም ኣምላኽ ኣይፈለዩኩም ና🤲🤲🤲🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒❤️❤️❤️✝️✝️✝️ኣልልልልልልል ኣሰይይይይይይይ
@heahheah7596
@heahheah7596 Год назад
ስልጣን ሓወይ ፀጉዑ የበፀሕልካ ቃል ሕወት የሰመዕልና 🙏🙏🙏
@እስመአልቦነገርዘይሰ-ጐ6ከ
ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዓልና ክብራት አሕዋተይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሓውይ ንዓናውን ዝተምሃርናዮ አብ ፅላት ልቦናና የሕድረልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@ውዳሴወገናይለእመአዶናይ
ኣይ ፈቲዎም ኣይኮኑን ልብካ ፀላኢ ተደፊንዎ ዋላ ዋላ ክትርኢ ኣይትክእል ብዝኮነ እመብርሃን ባዕላ ትመልሳ
@weinyefrem7782
@weinyefrem7782 2 года назад
ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልል መ ስልጣን ሓውና እግዝኣቢሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይወስካ ነዚ ብስጋ ሓውና ሞጎስ ድማ እግዝኣብሄር ኣምላክ የዒንቲ ልቦናኡ ይክፈተሉ ካብ ናይ ስሕተት መንገዲ ይምለሶ 'ሰይጣን 'ምስ ኣምላክ ክመዓራረ ክብሪ ኣምላክ ተመነየ እዚ ሓውና ሒዝዎ ዘሎ መንገዲ ውን ከሙ ዩ ዘረባኡ ፍረ ትብሃል የብሉን እግዝኣቢሄር ብምሕረቱ ። ድንግል ማርያም ብጾሎታ ናብዛ ቅድስቲ እምነት ይምለሶ ኣሜን ክኮነልና ተስፋና ኣብ ኣምላክ ዩ።
@ዙፋንጓልተዋህዶ
@ዙፋንጓልተዋህዶ 2 года назад
ሰልጣኑ ሓወይ ፅጉኡ ያብዝሕልካ አግዚአቢሔር ኣምላኽ ✝️🥰
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 3 месяца назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መ ምህርና ስልጣን እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ልዘም ዘይአመንቲ እግዚአብሔር ላብ ልበም ይምለስም
@ጌታዬመጨረሻዬአሳምረው
በእውነት ቃል ህይወት ያሰማልን ውድ የተዋህዶ እንቁ መምህራችን ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ትኑር ማስተዋሉን ያድለን ከበቱ አያናውጠን የአባቶቻችን አምላክ ይክበር ይመሰገን
@arsemagerezgiher3985
@arsemagerezgiher3985 2 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna sltan hawna Egzabiher Amlak xega ybzhalka. Menafkan ka kulu gzye kolel eyu zerebom kulkum Orthodox ahwatey aytgedesulom
@GhGh-xi3zc
@GhGh-xi3zc 2 года назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንብር ኣሰይይይይይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶና ሙሉእ መልሲ ኣለዋ ተመስገን ስነልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝሰማዕናዮ ዝተማሃርናዮ ኣብ ፅላት ልቦናና ይሕደር ተይ ኣድነቅኻ ግን ክሓልፍ ኣይደሊ ዓቅሊ ምስ ትሕትና ምስ ልቦና ኩሉ ዝዓደለካ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ❤❤
@eyobandemariam1293
@eyobandemariam1293 2 года назад
ንስካ/ኪ ጥራሕ ናይ ዘልኣለም ምንባርካ/ኪ ኣበይ ምካኑ ሕተት!“ከምቲ ንሰብ ሓንሳእ ሙማት ብድሕሩኡውን ፍርዲ እተሰርዖ፡” - እብራውያን 9፥27 “ከምኡ ኸኣ እቲ ንሓጢኣት ብዙሓት ኬርሕቕ ኢሉ ሓንሳእ እተሰውኤ ክርስቶስ ንምድሓን እቶም ዚጽበይዎ ኻልኣይ ጊዜ ብዘይ ሓጢኣት ኪግለጽ እዩ።” - እብራውያን 9፥28
@GhGh-xi3zc
@GhGh-xi3zc 2 года назад
@@eyobandemariam1293 ኣበይ ከም ዘለካ ንብዕልካ ሕተት ዛሓወይ እቲ ሓይለ ቃል ምጥቃስ ብቻ እምበር ካሊእ ምንም ኣፍልጦ ዘይብልኩም እቲ ሓይለ ቃልሲ ምስቲ ኣነ ዝፃሓፍክዋ እንታይ ዘራክብ እኒአዎ።
@MakiMaki-jj3kf
@MakiMaki-jj3kf 4 месяца назад
ቃለ ሂወት የስምዐልና ክቡር ሓውና መ ር ስልጣን ቀፅለሉ ትምህርትካ
@ملكملك-ظ1ب
@ملكملك-ظ1ب 2 года назад
ሰልጣነይ ፅጉኡ የብዘሐልካ ዕድመን ጢዒናን የሃብካ ክቡር ሓወይ
@ዘበቱኩሉኮነ
@ዘበቱኩሉኮነ 5 месяцев назад
ስልጣን ሓወይ ቃለ ሂወት የስመኣልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ ስልጣን ሓወይ
@asmaitasfaha8129
@asmaitasfaha8129 2 года назад
ኦሪት ዘጸአት 20 4፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
@salam12as56
@salam12as56 2 года назад
ምስሊ ዝብል ዘሎ ናይ ቅድሳን መልኣክቲ ናይ ፀድቃን ሰማኣታት ዘይኮነ ከምዙ ሙሴ ናብ ደብረ ሲና ምስ ከደ ምረክ ገቡሮም ቅቅድምና ዝከይድ ኣምላክ ግበረና ሰለ ዝበሉ ዳኣም ምስልን ስአልን ኣይትግበሩ ዝበለ እንበር ናይ ቅዱሳን ኣይኮነን✅ ተዋህዶ እምነት ንዘላኣለም ትኑር💖💘
Далее
Трудности СГОРЕВШЕЙ BMW M4!
49:41
Inside Out 2: BABY JOY VS SHIN SONIC 4
00:16
Просмотров 2,4 млн
Трудности СГОРЕВШЕЙ BMW M4!
49:41