Тёмный

መልእኽቲ ናብ ኣዋልድ ክርስቲያን 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 135 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

12 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 180   
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m 25 дней назад
ስልጣነይ ናፊቀካ ቃንየ ኩሎኩም ተከታተልቲ ስልጣን ደሓንድ ኣለኩም ድሕሪ ሓደ ዓመት እየ መፂአ ዘለኩ😢😢
@user-ev6ow8yb3i
@user-ev6ow8yb3i 25 дней назад
ኣበይ ቀንኪ ድኣ🤔 አንቃዕ ደሓን መፃኪ ዉ
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 25 дней назад
እግዚአብሔር ይሰመሰገን ክብርተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ❤🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 25 дней назад
Enqa bselam mxuni❤️✝️🙏
@mebrihat5349
@mebrihat5349 25 дней назад
ላበይ ከድኪ ነይርኪ ኣበባየይ❤
@shashugebre8931
@shashugebre8931 25 дней назад
@mengisteabbelay7917
@mengisteabbelay7917 25 дней назад
መምር በቅድሚያ ስለ ሚያስተምሩት ተምህርት ከልብ አመሰግናለሁ ቃለሕይወት የሰማልን።በመቀጠል የእርሶን ተምህርት ሲማር {{በአንድ ድንጋይ ሁለት ወፍ}}አቦዎ እንዳሉት እኔም፦አንድም ቃለ እግዚኣብሔር ፣አንድም የትግርኛ ቋንቋ እየተማርኩበት ነው እና ብጣአሚ ያመሥግነካ መምህር።
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m 25 дней назад
ቀጥይበት የኔ እህት
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 25 дней назад
ተባረኪ እማየይ ኣይዞሽ እግዚአብሔር ኣምላክ በልብሽ ላይ ያሳድርልሽ ማሬ💚🙏✝️
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 25 дней назад
❤️✝️🙏
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 25 дней назад
ተባረኺ የነዉድ አሀቴ ❤❤❤መቋረጥ የለብሽም እኔም እንደዛነዉ ኣማርኛ የለመድኩ በስብከትእና የቁዱሳን ፊልም ስለዚ ኣዞሽ ❤
@user-op3yd4qp6d
@user-op3yd4qp6d 25 дней назад
❤❤❤
@temie668
@temie668 25 дней назад
ከምዚ ከማይ ሸር ትብልዎ.ዶ የሕዋተይ ኩሉ ሰብ ክምሃር
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 25 дней назад
ደምርኒ❤
@robelbereket9406
@robelbereket9406 25 дней назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ❤❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 22 дня назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤💟❤✝️⛪️⛪️
@user-nc8xn5ph9d
@user-nc8xn5ph9d 25 дней назад
ቃለ ህወት የስምዐልና ኩቡር መምርና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ፈጣር
@HduRre
@HduRre 25 дней назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና መምህረይ 🌿 ኣደዋና ድንግል ማርያምለ ሽማ ኣልዕልዋ ብዘይ ብኣኣ ትምህርትስ ቂር ይብለና ንእሽተን
@user-cs3ks6rz6u
@user-cs3ks6rz6u 25 дней назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ክቡር መምህርና ስልጣን ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ብሓቂ ክብርቲ ሓፍትና እውን ክብረት የሃበልና ሓቂኽ ኣለኽ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤🎉
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 25 дней назад
አረ ስልጣኖ ሓወይ ንፁር እዩ ነይረ ብኽልተ ወገኑ ኣፀቢቁ ዝተረደአና እውን ኣለና ፀግኡ የብዘሐልካ ኣነ ፈትየየያ እየ ናይ ትማሊ ቭድዮ ርድእቲ እያ ባይዘወይ ሎሚ መብራህርሂ ንዝገበርካሎም ውን ደስ ኢሉኒ የቀንየልና 🙏🥰
@user-zu5zd4tv8g
@user-zu5zd4tv8g 25 дней назад
ምግላፅኮ ኣየድልዮን መምህረይ መቸም ኣእምሮና እናጣመምናዮ እምበር
@user-dc3hl4ee9j
@user-dc3hl4ee9j 25 дней назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም ካ ይብዛሕ ስልጣን ሓወይ ሩዱእ እዩ ነይሩ ኣነ ብወገነይ ተረዲእኒ ብዙሕ ዶሞ ተማሂረሉ ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኩቡር ሓወይ ስልጣን👏
@kirostesfahans
@kirostesfahans 25 дней назад
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን የሃበካ ፈጣሪ
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 25 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ኣብ እምነትና የፅነዐና ናዓካ ካኣ ዕደመን ጥዒናን ይሃብካ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ የቀንየልና ናይ ትማሊ ካኣ ኣነፅር ስለዘበልካያ🙏❤
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 25 дней назад
ኣነ ክብሎ ዘለኒ ምኽርታት (1):( ብቕንዕና ንስራሕ :(2) ሓቂ ንዛረብ (3) ኣይትሓሱ (4) ሰበይቲ ሓዳር ለምናትኒ ኢልካ ኣይትጋሰስ (5) ኣይትሓሱ :: ጸሊ : እመን : ኣመስግን : መሎክት ይጋርደልካ እዩ :: ተመን ነክዎም : ስሚ ሰትዮም ዘይሞቱውን ኣሎው :: እመን ጥራይ :: ኣሜን ::
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 25 дней назад
የውሃት ከም ርግብ ጠበበኛታት ከም ተመን ክንከውን እዩ ዝነግረና መፅሓፍ ቁዱስ መገዛ ፍቃድና ምስ ዘይኣምን ንፋቀር ድሐረ ሓዳር ይግበር ቆልዓ ይጥመቅ ኣይጥመቅን ባእሲ ይፍጠር እዚ እንታይ ኣምፅኦ
@habtomdebru2154
@habtomdebru2154 25 дней назад
ሰላም ዝከበርካ መ/ር ስልጣን እዚ ግዜካ የብለይን ከይበልካ ነዚ ህዝቢ ካብ ጸጋም ናብ የማን ቡዙሕ ሰብ ክምዝተመለሰ 95% ምካኑ ርድእ ኢዩ ስለዚ ደክመ ከይበልካ ክትቅጽሎ ይላበወካ ቃል ሂወት የስመዓልና ቡርክ ተባረክ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልካ ካብ ሓውካ ዲ፡ ሃብቶም ክረክበካ ከኣ ይደሊ ኢየ ኣብ ዝጣዓመካ ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ህዝብና በጃካ፡ በጃኩም እዚ ትምህርቲ ንፍረየሉ
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 25 дней назад
ኣሜን(3) አግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዛሓልካ መምህረይ
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s 25 дней назад
እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ❤
@alemdesta454
@alemdesta454 25 дней назад
ርዱእ እዩ ሥልጣን ሓውና ከም ቶማስ ከይረአና አይንእመን ዘይኮነትስ አብ ከይዲ ሂወትና ዝገጥሙና ነገራት ሪእናን ሰሚዕናን ክንምስክር ከም ዘለና እያ ነይራ ትማሊለ ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ😘💙ዋላ አመንቲ ኮይንና ወንጌል አፀቢቅና ተዘይፈለጥናዮ አረዳዳአና አሉታዊ ክኮን ይክእል እዩ 😊
@OkubitAnde-tl2cx
@OkubitAnde-tl2cx 25 дней назад
Thanks so much kbur diyaqon hawna God bless you keep it going
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 25 дней назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኻ ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@GantaNegse
@GantaNegse 25 дней назад
ኻልአይቲ ባዕልይ ንመጀመርታ ግዜ ዕልል እዩምበይ እግዚአብሔር ይመስገን ሠላምኻ ይብዛሕ ስልጣን ሓወይ
@user-oc3xp2ix2w
@user-oc3xp2ix2w 25 дней назад
ሓምሸይቲ እኺ 😂😂😂❤❤❤❤
@GantaNegse
@GantaNegse 25 дней назад
@@user-oc3xp2ix2w ስቕ ስቲ😃
@user-vh9jl9hc9b
@user-vh9jl9hc9b 25 дней назад
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነ ሓወይ❤ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ😘 ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላኽ🌷🌷
@user-sy6ox5bo6v
@user-sy6ox5bo6v 25 дней назад
ደቂ ኣንስትዮ ትግርኛ ካብዚ ተማሂረን ክእረማ ተስፋ ይገብር
@fjgj3691
@fjgj3691 24 дня назад
ኣሜንንን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fdg761
@fdg761 25 дней назад
ኣሜንን እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 25 дней назад
ደምርኒ ስ❤
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 19 дней назад
Amen Amen Amen Amlak bitsegue yhaliwena Nay bahaki Kalhiwet ysmelna🤲🤲🤲💒❤🕊🕊🕊
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 24 дня назад
እንኳዐ ደሓን መጸእካ ሰልጣን ሓውና ብሓቂ ብወገነይ ጸብቅ ተረዴአየ ነይረ ማለ ሐደ ሰብ ጌጋ ገይረ ኢለምው! ተተባሂሉ ተቃዳድምካ ካይረአካ አትዘረብ።ካምዝ ነይረ ደሰ ዝብል አጋገልጸ እዩ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዝሕ
@elsajefter5596
@elsajefter5596 25 дней назад
መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ🙏🙏🙏🙏🙏
@user-sy4tg6fp4u
@user-sy4tg6fp4u 25 дней назад
ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ❤
@user-bf4nn2rv8e
@user-bf4nn2rv8e 25 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤
@dfhf8186
@dfhf8186 25 дней назад
ኣሜንኣሜንኣሜንብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና😢✝️🤲
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je 25 дней назад
በሓቂ ክብሪን መስጋናን ያሃብካ ፈጣሪ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 25 дней назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና🙏❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 25 дней назад
መምህርና❤ናትካ❤ምህሮ❤ኩሉ ግዜ❤ቅንዑን❤ፅኑዕን❤እዩ❤ቃለ❤ህይወት❤የስምዐልና❤ኣምላክ❤ኣብ❤እምነትና❤የፅንዐና❤
@chgjdftygh-jq6jf
@chgjdftygh-jq6jf 25 дней назад
ቃል ህይወት የስመዐና ክብር መምህረይ ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልኩም ❤🥰
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 24 дня назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ክቡር መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህረይ❤❤🎉
@user-im2zb3wx3u
@user-im2zb3wx3u 25 дней назад
እንካዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህርና ስልጣን 🙏
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 25 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ሰላምካ ይብዛኅ ብክርስቶስ❤❤❤ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤
@user-vr3kf6eh6y
@user-vr3kf6eh6y 25 дней назад
ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏
@umsaad6493
@umsaad6493 24 дня назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 25 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክቡር መምህረይ🙏❤
@user-bh4di1bp9p
@user-bh4di1bp9p 25 дней назад
qal hiwet yesmealna amlk xegu yebzehalka ❤semati zey kona astegberti yegberena
@RichMan-tc6wy
@RichMan-tc6wy 24 дня назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዐልና መምህርና🎉❤😊
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 25 дней назад
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️
@amanuel5687
@amanuel5687 24 дня назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህርና
@amnaslama4484
@amnaslama4484 25 дней назад
ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ስጥን ሓውና❤❤
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v 25 дней назад
አሰይይይይይይ ደስስስስ ክብል ቃል ሂወት የስመዐልና❤❤❤
@bege8567
@bege8567 25 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ghgh4028
@ghgh4028 25 дней назад
ባሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐለና መምህርና አሜን
@user-mq3up5pm2p
@user-mq3up5pm2p 25 дней назад
Kalehiwet yesmealna teguau yebzehelka❤
@user-ov7oh9de5b
@user-ov7oh9de5b 25 дней назад
Kale hiwet ysmaelna kubur hawnan memhrnan nayegelgulot odmeka amlak ybarkelka❤❤❤❤
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f 25 дней назад
Kale hiwet yesmalna ❤
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 25 дней назад
Amen (3( kale hiwet yesmelana Haweyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@anama5649
@anama5649 25 дней назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስን ክቡር ኣቦና
@yetbarekwoldu3524
@yetbarekwoldu3524 25 дней назад
Can you tell me who's Menafiq
@user-vk3hy6qs3c
@user-vk3hy6qs3c 25 дней назад
ቃለ ጽድቅ
@user-hd9tu6nw8m
@user-hd9tu6nw8m 24 дня назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቃለ ህይወት የስመኣልና ክቡር መምህርና ስልጣን ስለቲ ከይነኣቅካ ንሕቶይ ምምላስካ ክብረት ይሃበለይ ብጣአሚ ንጹር ዝኾነ መልሲ ኣነውን ከም ኣማኒ መጠን ዘይተረዳኒ ኮይኑ ኣይኮነን ዝሓተትኩኻ ነቶም ዘይኣመንቲ ግን ኣምላኽ ካብቲ ዘለውዎ መዋጽኦ ይፍጠረሎም ንጹር ክኸውን ናይ ቃላት ምሕንካል ስርሖም ስለዝኮነ ብኡ ጌሮም ንሰባት ከየደናግሩ እየ ዝሓተትኩኻ መምህረይ ምስናይ ምሉእ ይቕሬትኡ መደብካ ብጣአሚ ጽቡቅዩ ዘሎ ደኺመ ከይበልካ ቀጽሎ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ወሃያል ኣሜን ❤❤❤❤❤❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 25 дней назад
Egzibher ymesgen memhrey❤❤💖🤩❤💛🤴
@buucsbb8535
@buucsbb8535 23 дня назад
ቃል ህይወት ያስመዐልና
@yngesynges6613
@yngesynges6613 18 дней назад
ቃለ ህይውት ያሰማልን መምህርዬ
@user-rg7bw1kq6x
@user-rg7bw1kq6x 25 дней назад
መፃዃ ኩቡር ምህረይ ❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 25 дней назад
መምህርይ❤❤
@ZewenjelTinsea-wg3qf
@ZewenjelTinsea-wg3qf 25 дней назад
Amen amen amen kal huwet yesmalula hawina xegue yebzuh
@user-wq3gx5ni4j
@user-wq3gx5ni4j 25 дней назад
kale hiwet yesmealna Memhr btaemy eyu tmhrtka zshbeni ety mntay hakena kab LBI znekele tmhrty sle zkone nety gega gega nety haki haki sle tzareb bzey afelalay kexlo kab adnektkan teketateltkan eye bertie nay agelglot edmeka ybarek
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 25 дней назад
Kal hiwet yesmalna
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 25 дней назад
Amen
@user-gd2qr8ct6z
@user-gd2qr8ct6z 25 дней назад
ስልጣን ሓወይ በጃኻ ተገዲስካ መልሰለይ ብ መሰንጀር ጺሒፈልካ ኣለኹ፥ ተመስገን ኣምላኸይ ኡያ ትብል ፈዪስቡከይ።
@suhhd
@suhhd 25 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡር መምህርና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 25 дней назад
መምህሬ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ❤🙏
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 25 дней назад
Amennnnn (3) kale hiwet yesmealna kubur hawna
@ngistihabte5898
@ngistihabte5898 24 дня назад
​@@bahtaleake5969❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filimondesale8136
@filimondesale8136 25 дней назад
❤❤❤ 🙏🙏🙏
@bhi8499
@bhi8499 25 дней назад
ቃል ህይወት ያሰማልን ✅🦋💖💚👏🙏
@user-cx4oe5pj6i
@user-cx4oe5pj6i 24 дня назад
🙏🙏🙏
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እድመይ ጥእና ይሃብኻ ኽብር ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@seid3982
@seid3982 24 дня назад
Ab eritrea B sinkikum selam yelen haymanotna kemzi u selam u enabelkum libukum gen belih kara u
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 25 дней назад
Amen🙏🙏🙏🎉🎉🎉❤️❤️
@fdg761
@fdg761 25 дней назад
❤❤❤
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 25 дней назад
❤🙏❤
@fhwfd5492
@fhwfd5492 25 дней назад
❤❤❤❤🙏🙏🙏
@uchchc5243
@uchchc5243 25 дней назад
🙏🙏🙏💒💒💒👏👏👏
@Leomessi19543
@Leomessi19543 25 дней назад
ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግን ይበዝሕ ኣሎ እዚ ናብ ጽልኢ ገጹ ይከይድ ኣሎ ምምሃር ምሃር ግን ❤
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z 25 дней назад
ቃለህወት ያስመዐልና❤🎉🎉❤🎉❤
@somsomali6370
@somsomali6370 25 дней назад
❤❤❤❤
@user-zy6su7pb5f
@user-zy6su7pb5f 25 дней назад
ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ❤እና ተዘይ ተጋግየ እታ ጋል ኣብ tiktok ይሪኣ ነረ ግን ክርስትያን እያ ነራ ይመስለኒ ፌሩዝ እያትበሃል ግን ሐዚ ብከመይ ከምኡ ኬና ኣይፈለጥኩን እና ብደምቢ ኣጣይቅ ናብ ሃይማኖታ ክትምለስ ክቡር መምህረይ 🙏🩷
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c 25 дней назад
ኖኖ ኣሰለማይተ እያ ካብ ቅደም
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 25 дней назад
❤❤❤🙏🏾🙏🏾
@Ostirch
@Ostirch 24 дня назад
❤❤❤❤❤❤
@gjns1580
@gjns1580 24 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwaal863
@rahwaal863 25 дней назад
sltah hawey ❤❤❤❤
@wintaalme7768
@wintaalme7768 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@goggo5414
@goggo5414 25 дней назад
✝️💒🙏🙏🙏
@debesegaltewahdo456
@debesegaltewahdo456 24 дня назад
❤❤❤🎉🎉
@dkdpkemd9483
@dkdpkemd9483 25 дней назад
🥰🥰🥰
@fhjih578
@fhjih578 25 дней назад
❤❤❤❤❤
@user-iq6gx9ps7j
@user-iq6gx9ps7j 24 дня назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 25 дней назад
❤❤❤❤❤ቃለ ሂወት የሰብዓዊ መዐልና🙏
@user-np7co9ko2b
@user-np7co9ko2b 25 дней назад
ስልጣነይ 😊😊😊❤❤❤❤
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh 25 дней назад
ሓብትና! ትምህርቲ ይኹንኪ : ሕማቕ ግዜ እዩ :: ሓቂ ተዛረቢ ነብስክን : ረብኽን እመኒ ::
@user-ri4qk9dj9c
@user-ri4qk9dj9c 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbebaGhebrab
@AbebaGhebrab 25 дней назад
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@hayha4307
@hayha4307 25 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selemunbereket1268
@selemunbereket1268 25 дней назад
ክቡር ሓወይ ሱልጣን ሕቶ ኣላትኒ ሴኬም እንታይ ማለት እዮ ትርኩሙ ተገዲስካ መልሰለይ❤❤❤
Далее
ኣነ  ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ
25:33
🔴👉"ዘይምብካይ ከቢድ እዮ"
34:36
Просмотров 42 тыс.
ተመን ምሓዝ
22:02
Просмотров 10 тыс.
" ይጋገዩ ኣለዉ ዓገብ በለልና "
23:47
😨 СТАЛА ПИЛОТОМ НА 24 ЧАСА
0:36