Тёмный

ኩሉ ክፈልጦ ዘለዎ ምስጢራዊ ናይ ሞስሊም ትምህርቲ ( ነዛ ቪድዮ ሰሚዑ ኣስላማይ ክኸውን ዝደሊ የለን) ብስልጣን ከሰተ(ሓደራኹም ናብ ኩሉ ሼር በልዎ ) 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 197 тыс.
50% 1

#ናይ_ሞስሊም_ጉድ_ክግለጽ_እንከሎ።
…………………………………
ከምዚ ዝኣመሰለ ትምህርቲ ናባኻትኩም ስለ ዝፍኑ፡ነዚ ትምህርቲ ድማ ብዝግባእ ቀልጢፉ ንኽበጽሓኩም ኢለ ኢየ Subscribe ግበሩ ዝብለኩም እሞ ሃየ ሕጂ ውን ማይ ኣይሓለፎን Subscribe ብምግባር ቤተ ሰብ ኩኑ።

Опубликовано:

 

2 апр 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,2 тыс.   
@godolyastube4733
@godolyastube4733 4 года назад
ሰላም ናይ እግዚኣብሔር ቤተ ሰብ ከምዚ ዝኣመሰለ ትምህርቲ ናባኻትኩም ስለ ዝፍኑ፡ነዚ ትምህርቲ ድማ ብዝግባእ ቀልጢፉ ንኽበጽሓኩም ኢለ ኢየ Subscribe ግበሩ ዝብለኩም እሞ ሃየ ሕጂ ውን ማይ ኣይሓለፎን Subscribe ብምግባር ቤተ ሰብ ኩኑ።
@michaelasfeha888
@michaelasfeha888 4 года назад
Selam niaka diyakon hawna nezi semiom buzuhat kimlesu eyom wala nisom win neti natom aymnilun eyom eko yiferhu gin.
@fevenseltene7556
@fevenseltene7556 4 года назад
Kbur hawna dyaqon hto khateka delye niere emo bmntay khateka malet kabaka bzuh eye kesibe emo hji kea khateka delyw aleku
@godolyastube4733
@godolyastube4733 4 года назад
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ በዚኣ ጽሓፍለይ sltan.kesete53@gmail.com
@user-dl9dk5gm9v
@user-dl9dk5gm9v 4 года назад
ስልጥን ሓወይ ስለ ትህምርቲካ ሰናይ ዩ ኣስልምና ኩሉ ገጋ ኢዩ ሰይጥን ኩሉ ስርሑ ምድንጋር ስለ ዝኮነ ኢዩ ካኣ ንስካ ግና ብዘይ ስሚዕት ትምህርትካ እሕልፍ ፍቃድ ኣምልክ እተ ኮይኑ ንስም ናባና ክመጹ ጽቡቅ እተዘይ ኮኑ ግና ኣምልክ ባኣኒ ምሕረቱ ይጠምቶም ይጠምተና ሰሰላሙ ይሃብካ ኣምላክ ይሓልክ ጽሎት ቁዱሳን ኣይፍለካ
@amanuelyemane8152
@amanuelyemane8152 4 года назад
ናይ በሓቂ ብቁዕ ዝኾነ መልሲ መጀመርታ ክብሪ ን ኣምላኽ ኣብትሕቲኡ ዲማ ነዓኻ ካብ ኩፉአ ነገር የሓልኻ ኣምላኽ, መታን ነዓና ክጥዕመና.ዲያቆን ሓውና
@user-qh4ck2bj1q
@user-qh4ck2bj1q 4 года назад
እዋይ ዝሓወይ ጠስሚ ባ ኣስተኻኒ ቅዱስ ሚካኤል በክናፋ ሓቂፋ ይሓልወልና
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-em5ow4xg6r
@user-em5ow4xg6r 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@iloveadey6110
@iloveadey6110 2 года назад
ኣሜን ኣሜን 🙏
@yonaskahsay6347
@yonaskahsay6347 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፅርይቲ
@nawnaw569
@nawnaw569 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@galtigray6962
@galtigray6962 4 года назад
ተመስገን ልዑል ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ካብ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ዝፈጠርካኒ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን 🙏🙏🙏
@user-uu8cu1pk8f
@user-uu8cu1pk8f 4 года назад
ተባረክ ከመይ ልበይ መሊእካለይ ፅግኡ የብዝሓልካ ♥ተመሰገን ኦርቶዶክስ ምካነይ
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 года назад
አሜን አሜን አሜን💐💐💐አነ ል ተመሰገን
@abelabrham931
@abelabrham931 4 года назад
ኣነ ንዓኻ ወዲ ቅዱስ ሚካኤል ኢለካ ኣለኹ ወዱ ንቅዱስ ሚካኤል ሕጅ ውን ተባዕ ቃል ሂወት የስሜዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@alonsmnsajha6344
@alonsmnsajha6344 8 месяцев назад
AmenAmenAmen💒💒💒💒💒👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🥀🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@teigeGhre
@teigeGhre 8 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመኣልና ክቡር ሓውና ጸጉኡ የብዝሓልካ ❤❤❤❤
@teigeGhre
@teigeGhre 8 месяцев назад
አዚ ደኣሞ ናይ ሃይማኖት ስብከት ዘይኮኑ ናይ ዝሙት ሃይማኖት እየ ክብሎ ዝክእል ኣነ ውን ኽቡር ሓውና እንቃዕ ተዋህዶ ኮንኩ ኣምላክ ኣብታ ሓቀኞ እምነተይ የጽንዓኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-st6oj8wt4i
@user-st6oj8wt4i 4 года назад
ተባዕታይ ዝኮነ ወዲ ትክክል ከብ ዘለኻዬ ጸጋ ጥበብ የብዛሐልኻ ሐወይ ናተይ ላአይክ ባ ተሐባቦሩና
@dejuasli2712
@dejuasli2712 11 месяцев назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-dZOrc9ZCU10.html
@marssemay69
@marssemay69 4 года назад
ተባዕ ኦርቶዶክሳዊ መምህር 🙏🏽🙏🏽👍🙏🏽🙏🏽
@user-cw4co7ct7s
@user-cw4co7ct7s 3 года назад
አታ ተባዕ እሙን ና መተግበሪ ከም አብራሂም አብራሂም ዝጸደቀ ብግብሩና ብእምነቱ ሓደወዱ መስዋእቲ ዝተአዘዘ
@dejuasli2712
@dejuasli2712 11 месяцев назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-dZOrc9ZCU10.html
@goodplaza2049
@goodplaza2049 3 года назад
ማርያም ኩሉ ጊዜ ምሳካ ትኩን የኔ ጀግና
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
ዋይይይይይ ናይ ሎሚሲ ንበይኑ እዩ ብልቢ ጠስሚ አስቲካኒ እግዚአብሔር አምላክ ሽሕ ዓመት ነበረለይ ዘሓወይ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ሓወይ አሜን አሜን አሜን ኦርቶዶክስ ተዋህዳ ለዘላአለም ፀኒዓ ትንበር
@hallomaialba8229
@hallomaialba8229 4 года назад
Amen Amen Amen ❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪
@johnchelsawi1801
@johnchelsawi1801 4 года назад
ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ተመስግን ኣምላኸይ ክርስትያን ምካነይ
@user-ei6zq5xe8i
@user-ei6zq5xe8i 3 года назад
ኣሠይይይይይይ ክብር ሐወና ነክብረካን ንፈትወካን መምህረይ ብሐቂ ቃልሂወት የስመዐና ብጠዕሚ ዘመጉስ አንካዕ ተዋህዶ ኮንና እግዚአብሄር አምለክ ❤😘ናይ አጎልግሎት ዘመን ይበልካ ሐወይይይይ ናተይይይይይ🌹🌹🌹🌹🌹
@tesekarik1352
@tesekarik1352 4 года назад
ብሓቂ መስሓቓት እዮም ኦርቶደክስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር ቃል ሂወት የስማዓልና ተመስገንካ ፈጣሪ ተዋህዶ ገርካ ዝፈጥርካኒ
@samuelgebrezigabiher1491
@samuelgebrezigabiher1491 4 года назад
አነስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምኻነይ እቲ ውትሩ ዘመስግኖ ነገር ዩ ንእግዚአቢሄር አምላኽና ድማ ክብርን ምስጋናን ንእኡ ይኹን፣ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር፥
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስገናን ንጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ይኩን
@tesfamichaelsolomon138
@tesfamichaelsolomon138 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-jo9jo3dr8y
@user-jo9jo3dr8y 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@thomassanckara3352
@thomassanckara3352 4 года назад
ንሕና ክንመሳሰል ኢልና ንቅድስቲ ሃይሞኖትና ኣይነራክስን ኣጆካ እቲ ሓቂ ዳሕድሓዮ
@user-jr4jt6pn1l
@user-jr4jt6pn1l Год назад
ቅዱስን ፅሩይን ፅፉፉን ዝኾነት ሃይማኖትና ዝሃበና ክብሪ ንጎይታ ይኹን🙏💞💞💞
@user-pv5vu8og2j
@user-pv5vu8og2j 3 года назад
ኣታ ስልጣን። ሓወይ እዞም ጥቅስታት ሽሞም ምፅሓፍ ኣዉዮመልኒ ታይ ዓይነት መፅሓፍ ኢዩ እግዚኦ እግዚአብሔር ዓይኒ ልቦነኦም ይመልሰሎም ንሕና ድማ። ኣብ ተዋህዶ ሃይማኖትና። እግዚአብሔር አምላክና ይንብረና
@weldemarimabrham1515
@weldemarimabrham1515 4 года назад
እዝጋብሄር መላእክቱ ሰዲዱ ወትሩ ይሓልኻ ዝሓወይ ድሰማዕናዮ ኣብ ልብና ይሕድሮ
@user-gp4cb8wh3t
@user-gp4cb8wh3t 4 года назад
ተዋህዶ ለዘላለም ትንበር
@danitesfamcael7537
@danitesfamcael7537 4 года назад
Amen amen amen
@user-pg1nl1mg4v
@user-pg1nl1mg4v 4 года назад
ኣሜን
@sallamkann3472
@sallamkann3472 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-hg9kc4hu3h
@user-hg9kc4hu3h 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@swswits3103
@swswits3103 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-vk8hh4ib4t
@user-vk8hh4ib4t 4 года назад
ናይ ብሓቂ ጅግና፡ ተባዕ፡ ሓቂ ብልክዕ ተስተንትን ወዲ ተዋህዶ። ዘመን ሂወትካ እግዚኣብሄር ይባርኮ።
@hss5966
@hss5966 3 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ሕውና ድያቆን ሱልጣን አሰይይይይይይይይይይይይይይ ተመስገን አምላክ ኦርቶ ዶኩስ ንኩሉ መልሲ አለዋ ኣብ እምነትና የጽነዐና ቀፅለሉ ሱሉጣነይ ሓወይ
@dehabsolomon3617
@dehabsolomon3617 4 года назад
ኦጎይታይ ካባካ ምውላደይ ካብ ጽንዕትን ሕፍርትን ዝኮነት ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ምፍጣረይ ተመስገንካ ዲያቆን ስልጣን ሐውና ብርዕካ ይሰስን ቃለ ሂወት የስም ዓልና
@habtemariamtsagay1546
@habtemariamtsagay1546 4 года назад
ኪብሪ ንወዲ ኣምላክ ኢዮሱስ ንወላዲቱ ድንግል ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@amirtaha5341
@amirtaha5341 4 года назад
Hsawi
@bereket1392
@bereket1392 4 года назад
@@amirtaha5341 entay konka
@freweyni1949
@freweyni1949 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልል እልልልልል እልልልልልል ቃል ህወት የስመዐንና
@tnvg4829
@tnvg4829 4 года назад
@@freweyni1949 አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስማል
@zemedkelte9092
@zemedkelte9092 4 года назад
Kulum ezom haymanot teamnu amalck fetawikhum amalck agombihu nay tiz kegberkum alewo. Be corona sedet lebekha tefieka kelo ayenay imaginary amalck yehayesh mebal😂😂😂
@user-pi3ho4mq5d
@user-pi3ho4mq5d 3 года назад
Aseyyyyyyyyyyyyy ስልጣነይ ኣነስ ብኣካ ሕጉስቲ እየ ተባዕ ኣምባሳደር ክርስቶስ
@salamasefa3777
@salamasefa3777 2 года назад
እስይ ነይ በሓቃ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ዕድሜን ጢዓና ያሃብካ ጸጋኡ ያብዘሐልካ መምህርና ከምአኻ ይብዘሐልና 🌺🤲
@brigalgunta1112
@brigalgunta1112 4 года назад
ክክክክክክክ ዋይ መምህረይ ዕድመካ ይንዋሕ ብጣዓሚ ይገርም ብዙሑ ተማሃሪና ተመስገን ኣምላኪ ቃለ ሂወት የስመዐና ዝያዳይ ቃፅለሉ
@user-vu2gx3zw6o
@user-vu2gx3zw6o 4 года назад
እየሱስ ክርስቶስ ሂወተይ እዝግትነ ማርያም ኣዱይ መስቀል ሙድሓንየይ 🙏🙏 ኦርቶዶክስ ደዋህዶ ንዘላኣለም ትምበር 🙏🙏
@erimaraeriman5161
@erimaraeriman5161 4 года назад
Gal agame proud 💘 you 🇪🇷 eritrea
@yoelmelake9156
@yoelmelake9156 4 года назад
Amen Amen Amen
@samuelhailu6599
@samuelhailu6599 4 года назад
Orthodoxe nzelalem tnber🙏🙏🙏
@beyenehenok514
@beyenehenok514 4 года назад
ዓጋመ ዓደይ ❤❤❤
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@merigaltigray1093
@merigaltigray1093 4 года назад
ክብረ ምሰጋና ንእየሱሰ ክርሰቶሰ ወለ ወላድቱ ድንግል ማርያም አሜን
@user-nx6vo2ks7f
@user-nx6vo2ks7f 4 года назад
ትክክል ማካ ናይ ክርስትያን እያ ነይራ ለለስ ላዕላይ ሰማይ ኬድና ክንሙርዐ ኢና ከምኡ ይብል መፅሓፍና ይብሉ ይገርም እዩ ናይ እዚኦም ሃይማኖት ኣርቶደኩስ ገይርካ ዝፈጠርካኒ ተመስገንካ
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q 4 года назад
ሽሕ ግዜ ላይክ ዝግበር ተዝከውን ጽቡቅ ነይሩ ቃለ ህይወት የስመዓልና ንፈትወካ መምህርና ጸግኡ የብዝሕ❤❤❤💝💝💝
@hggh1682
@hggh1682 4 года назад
Amen amen AMEN 💓💚💜
@rahwashebeshi4828
@rahwashebeshi4828 4 года назад
ብሃቂ ዘገርም ኣምላክ ባሉ ኣይነ ልቦኖም ይክፈተሎም ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላለም ትንበር ኣመንንንን
@dejuasli2712
@dejuasli2712 11 месяцев назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-dZOrc9ZCU10.html
@user-uk5ij7lv2g
@user-uk5ij7lv2g 3 года назад
ተመስገን ኣምላክ ተዋህዶ ገይርካ ዝፈጠርካኒ ኩሉኩም ኣመንቲ ክርስትያን ተዋህዶ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ዝርያኩም ይኩን ኣሜን🙏 ✝️⛪️⛪️✝️
@teklekebede9456
@teklekebede9456 2 года назад
ስልጣንየ እመቤታችን ትጠቅሸ አይዛሸ ኦ አምላክ ከም ምሕረትካ ማሐረነ ከም ግብርና ዘይኮነሰ ከም ምሕረት እዩ 💔💔💔 በጣዕም እዩ ዘሐዝን እግዚአብሔር ደአም ልቦና ይሃብም
@user-vn2nn2mp6f
@user-vn2nn2mp6f 4 года назад
ተባዕ ኦርቶዶክሳዊ ፣ ጥበብን ጸጋን ምሳኻ ይኹን።ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር። ትዕግስቲ ደረት ኣልዎ፣ ምሒር ልቢ የዕቢኻ ስቕ ምባል ድማ የንዕቐካ እዩ።ሓውና መምህር ስልጣን ቃለሂወት የስምዓልና።
@ikbennietallen5698
@ikbennietallen5698 4 года назад
Nay bhaki
@habtommehari8138
@habtommehari8138 4 года назад
Naybhaki bro
@filiwedimaheri6573
@filiwedimaheri6573 4 года назад
Nay bahki
@GM-sx7nz
@GM-sx7nz 4 года назад
ናይ በሓቂ ተባዕ። ንሕና ከኣ ናሓግዞ
@merhawi2328
@merhawi2328 4 года назад
በረኻ ዓደይ haymanot gn eko ayfkedn yu ab krstina!
@slexyonsqaynbln
@slexyonsqaynbln 4 года назад
ኣታ ጅግና ሓወይ ናተይ ኩሉ ክርስትያን ከማካ ክከውን ይምነ እቲ ምንታይ ተባዕ ከም ኣቦታቱ ስለ ዝኮንካ ኣጆካ ኣለና ምሳካ ቃለሂወት የስምዓልና
@user-wr9jc3ju8s
@user-wr9jc3ju8s 3 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣ ሓወይ እወ ትክክል ኣለካ ኣነ አብ ስዕዲ ዓረብ ኣለኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ንከስሕትኒ ናባና ንዒ እለምኒ ነይሮም እዮም ኣነ ግን ናይ ባዕለይ ኣምላክ እዩ ትክክለኛ እለ ኣብየዮም ንሳተም ግን አብ ገንት እኪ ትነብሪ እሎም ከታልልኒ ደልዮም ነይሮም ኣነ ግን የከድይ እለ እግዚአብሔር ኣምላከይ ዝተመስገነ ይኩን
@selamselam2161
@selamselam2161 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የበዘሐልካ ሰልጣን ሓወና ጥበቡን ሚስጡሩን የግለፀልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኦርቶዶግስ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር
@yohans3237
@yohans3237 4 года назад
ኣምላክ ልቢ ሊድያ ከም ዝከፈተ ልቦም ይክፈተሎን ብዘይ ፍላጥ ዝገብርዎ ከኣ ይቅረ ይበለሎም
@sallamkann3472
@sallamkann3472 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-ec9zx4ob9r
@user-ec9zx4ob9r 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓፍትኹም ጋል ኣኽሱም የ ኣጆኹም ንነቀሐሎም ጥራይ ናትና ንዘጋገየ ምኸሮ ኣምህሮ ቅኑዕ መንገዲ ኣትሕዞ ይብል ፣ናቶም ካኣ ንዘይ ኣመነ ሕሮዶ ይብል ልዕለና ክኾኑ ይፍትኑ ስጣራ ካኣ ፓሎቲካ ኣምሲሎም ናዓና ከባእሱና ይውዕሉ ኣብ ዘለና ንትባዕ ጥራይ ።
@hallomaialba8229
@hallomaialba8229 4 года назад
Nay behaki Xbuk aleki zehafty ezgabhri amelak ab ementena yexniona Amen Amen Amen ❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪⛪⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤⛪❤
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 3 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ሓውና ሥልጣን ፀጋ ኣምላክ ወሲኩ ይዓድልካ ጥብቡን ምሥጢሩን ይግለፀልካ እግዛብሔር ኣምላክ ንዓና እዉን መስተውዐሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና ኣሜን፫
@sarahsaeed4323
@sarahsaeed4323 3 года назад
ብተክክል ኢካ ንዓይ ጋል ዓሞ ነጊራትኒ እያ ክርሰትያን ከም ዝነበረት ኣብቲ ምቅታል ዝብል ከዓ ምሰ ዓሞይ ኣረጊት ሰበይቲ ኣውጊዐ ቁሩኣነም ነብስ በነብሰ ዓይኒ ብዓይኒ ከም ዝብል ነጊራትኒ እና የክብረለይ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ከቡር ሓውና ኦርቶዶክሰ ልዘላኣለም ትንበር ብሓቂ ተባዕ ተዋህዶ ኢካ
@user-cx1oz6ok7q
@user-cx1oz6ok7q 4 года назад
ኣርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ለዘኣላም እናተመስገነ ይንበር
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 4 года назад
ተባዕ ናይተዋህዶና ምስክር እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣነስ እዚ ቻነል ሂወተይ ዝቅይረሉእዪ ህዝበ ክርስትያን ንስማዕ ዘንብብ ይዕምብብ ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓወይ ብሓቂ
@hyatalhyat1575
@hyatalhyat1575 3 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ተዋህዶ ንዘለኣለም ትኑር እግዝኣብሄር ይመስገን ተዋህዶ ምካነይ ሕብንቲ እየ ተመስገን ኣምላኬ
@gfftggt6311
@gfftggt6311 2 года назад
መምህረይ ዕድሜካ ዕድሜ ማቲሳላ ይኩን እንኳዕ ናትና ኮንካ ተመስገን ፈጣሪ ተዋህዶ ጌርካ ዝፈጠርካኒ
@tsigereda2299
@tsigereda2299 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ብጣሚ ጽቡቅ መልሲ ያክል እዩ ስቅ ዝበልናዮ ሕጅስ ይፍለጥዎ ድኣ
@knowledgespower1051
@knowledgespower1051 4 года назад
ተመስገን ኣምላኸይ ኦርተደክስ ተዋህዶ ጋል ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ገርካ ዝፈጠርካኒ በሓቂ ህዝበ ክርስቲያን ደቂ ተዋህዶ ምካና ጥራይ ተመስገን ንበልt❤💒🙏🙏🙏
@user-kh1eu4je4j
@user-kh1eu4je4j 2 года назад
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብዛ ቅድስቲ እምነትና ፀኒዕና ንዘለኣለም ክንነብር ናይ እግዚኣብሄር ቁዱስ ፍቃዱ ይኹን ኣሜን🙏🙏🙏
@apap5407
@apap5407 2 года назад
ተባዕ ወዲ ተዋህዶ አምላክ ምስካ ይኩን
@user-zs2de4dr7o
@user-zs2de4dr7o 4 года назад
የኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ለዘላለም ትኖር አሜን ድያቆን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሕልካ ⛪⛪⛪⛪⛪🌹⛪🌹⛪🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@meriheylslse4791
@meriheylslse4791 2 года назад
አርቶዶኮስ ተዋህዶ ሃይማኖተይ ለዘላለም ትንበር ተመስገን ኣምላኬ እንኳዕ ናትካ ህያብ ኮንኩ
@mullerstyeldada2172
@mullerstyeldada2172 4 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ሓወና ናይ ዘመን ዕድሜካ ይባርኽ ጎይታ ናይብሓቂ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኢዩ ተተካኢሉካ ምስቲ ናትና መጽሓፍ ቁዱስ ገይርካ ብምዕራፊን ፍቅድን ዳሃብካ ዳዛመድካ ኽውንነቶ ተትምህረና ናይባሓቂ ዓቢ ድሕነት ምረከበ ህዝብና ሓወይ ናተይ
@seabomadhena5714
@seabomadhena5714 2 года назад
ሓወይ ኣነ ኣብ ቅሩብ ግዜ እየ ሰምዐዮ ትምህርትኻ ደስ ባሃላይ እዩ ፊፃመኻ ካብመጨረሻ ክኸዉን ፍቓድ እግዛብሔር ይኹን ኣሜን
@user-tg7fi1zt9j
@user-tg7fi1zt9j 2 года назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምኮነይ ተመስገን ክብሪን ምስጋናና ናቲ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ይኩን ኣሜን፫ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሐልካ💗
@sagalaney4676
@sagalaney4676 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዕውራት ኣንቂሑ፡ንለማጻት ኣንጺሁ፡ንምውት ኣትሲኡ፡ክብርን ምስጋናን ንመድሓኒናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣሜን የቀንየልና ሱልጣን ወደይን ሓወይን
@Filimonmeley
@Filimonmeley 4 года назад
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ተመስገንካ ፈጣሪ ካብ ቅንዕቲ እምነት ክውለድ ዝፈቀድካ። ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓዉና
@user-rb4ye1ug4o
@user-rb4ye1ug4o 4 года назад
ተመስገን ኣምላክ ዋይ እንኮዕ ኦርቶዶኮስ ኮንኩ እልልልልልልልል ከም ለምዓቲ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን
@user-lw1cb3eq8i
@user-lw1cb3eq8i Год назад
ተመስገን ኣምላኸይ ኣሪቶዶክስ ተዋህዶ ገይሪካ ዝፈጠሪካኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መምህር ሱልጣን ።
@GM-sx7nz
@GM-sx7nz 4 года назад
ደስ ዘቢል ዘረባ አቆዕ ወድ አመበራችን ኮንኩ። ቃለ ሂወት ይስመኣልና ክቡር ድያኮን ሃዉና።አንበር እዚኦም ደኣ ካብቶም ኣርዊት ናይ ምደሪ ሓደ አዮም።
@mikeletadios6141
@mikeletadios6141 4 года назад
ቃል ህይወት የስመዔልና ፤ ኣብ ዝመጽእ ከኣ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ብዛዕባ ምስጢረ ስላሴ ሒዝካ ክትመጽእ ይላቦ። ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ኣሜን👏☝️
@kibrabberihom5802
@kibrabberihom5802 4 года назад
ኦርቶዶኮስ ተዋሃዶ ካብ ጥንቲ ዝነበርት እያ ንዘላኣለም ክኣ ክትነብር እያ ትነብር ክኣ ኣላ
@fnfjehrv3868
@fnfjehrv3868 2 года назад
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር ሓውና እግዚብሐር አምላካ ዕድመይ ጥዕናና ይሃብኻ👏👏👏👏👏👏👏👏👏✝️✝️✝️✝️✝️✝️
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሰልጣን ሓውና። “ንሰብ ቅንዕቲ እትመስሎ መንገዲ ኣላ፣ መወዳእታኣ ግና መንገዲ ሞት ኢዩ” (ምሳሌ 14፡10) ናብታ ቅንዕትን ርትዕትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ክምለሱ እግዚአብሔር ናይ ምስትውዓል ጥበቡ ይግለጸሎም። እንተዝይ ትንኩፉና ኣይምተዛረብናን፡ሕጂ ግን ስቅታ ይሰበር።ንስኻትኩም መልሲ ንምሃብ ድልዋት ኩና 1ይ ጴጥ 3፥15 ዝተበሀለና ወን ነዚ ኢዩ፡ስለዚ ሓውና ስልጣን ቃል ሂወት የስምዓልና።
@shishayshishay1319
@shishayshishay1319 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ቆጽሎ ዘሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 😍😍😍
@user-re4bw6hp6h
@user-re4bw6hp6h 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና እግዛአብሄር አምላክ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ተመስገንካ እታ ሓቀኛ መንገዲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ጌርካ ዝፈጠርካኒ አምላከይ👏❤️
@user-em5ow4xg6r
@user-em5ow4xg6r 3 года назад
ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ልዘለኣለም ትንበር ተመስገን ኣምላከይ ክርሰትያን ሙካነይ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር ፀጉእ የብዝሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Hana-ef7ix
@Hana-ef7ix 4 года назад
እግዚኦ ተሳሃለነ ኦ ጎይታና ከም ምሕረትካ ይቅር በለና ተመስገን አምላከይ አብታ ቅንዕትን ፅርይትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ገይርካ ስለ ዝፈጠርካኒ ስምካ ንዘለአለም ዝተመስገነ ይኹን አሜን በታ እምነተይ ፀኒዐ ክነብር ከዓ አበርተዐኒ አምላከይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩኽ ሓውና
@missuyemanateysedatsdii6143
@missuyemanateysedatsdii6143 4 года назад
Amen amne amen ❣⛪🤲🙏❣🤲⛪❣
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 4 года назад
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏
@hailabgebremeskel9120
@hailabgebremeskel9120 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-tg2re1pw5u
@user-tg2re1pw5u 4 года назад
Amen Amen Amen
@abdatseid8889
@abdatseid8889 4 года назад
Hana የማርያም ልጅ ነኝ እበርከ ሃይማኖት ኣለና ኢልኩም ትሓስቡ መሳኪን መሲሕ ክክክክክ
@tvfreedomofspeech9358
@tvfreedomofspeech9358 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ, ኣጆካ ቀጽሎ ውሑድ ኣይተጸመምናን muslim እንኮ እቲ humanity ዘይ ብሉ ዱሑር ፍጥረት እዩ ጽቡቁን ሕማቅን ዘይፍልጡ ሑሱራት እዮም ።
@tsegezabmengstu1127
@tsegezabmengstu1127 4 года назад
ኦ ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ንዘላኣለም ነዓካ ይኩን። ቃለ ሂወት የስማዕልና፡ሓውና መምህር፡ ናይ ኣጎልጉሎ ዕድመካ ይባርከልካ። ኣሜን(((3))) ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትምበር ትክበር ።
@user-eo5wh3to3t
@user-eo5wh3to3t 3 года назад
ኩቡር ሓውና ትክክል ኣለካ 🙏🙏🙏 ቁርኣን ናይ ሞስሊም ምዕራፍ 2 :92 ንኣላህ ዝሓገዘ ኣላህ ኣምላኽ ይገብረካ ይብል ቁርኣን ኣነ ብወገነይ ካብ ምዕራፍ 1- 125 ምዕራፍ ርእዮ እየ ግን ኩሉ ተጽረፍ ቅተሉ ይብል ክብሪ ምስጋና ንዮሱስ ክርስቶ ይኹን ኦርተዶክስ ተዋህዶ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ዘዘለናዮ ሰላም ቅሳነት ይሃበና ኣሜን 🙏🙏🙏
@mussietn1966
@mussietn1966 4 года назад
መስሓቓት ዮም ናይ ብሓቂ *ኦርቶዶክስ* ንዘልኣለም ትንበር
@fikaduhadege6720
@fikaduhadege6720 4 года назад
@@aliealie5090 neska ke da entay konka sehka aye natka zey gebrkas endamatka
@user-yf6zl3xl8l
@user-yf6zl3xl8l 4 года назад
@@aliealie5090 እንታይ እሞ ሓቅ ኣለካ እዩ ማሓመድ ተጻውትልካ ከይዱ ❌
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 года назад
@@user-cr6ir8nz2w እንታይ ሓቂ አለኩም ከይሓፈርካስ ትሓትት ሞሲባ
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 4 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ንመምህርና እውን እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘበመንካ ይባርክ ፅግኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምላክ
@user-tk2hm4ck5d
@user-tk2hm4ck5d 2 года назад
ቃላት የብለይ ንዓካ ዝገልፅ ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
@samichento1494
@samichento1494 4 года назад
Am Christian and I respect muslims with their Religion and beliefs . it doesn't matter we should respect each other's with all our differences. Thanks .
@user-lc8hq6vc5g
@user-lc8hq6vc5g 4 года назад
በል አስከ ኣምላክ ጽላሉ የምብረልካ ወላዲት ኣምላክ ምስካ ትኩን አምበር ንመናፍቃን ኣይገደፍካ ንሞስሊም ንኩሎም ቀሊዕካዮም ኣለካ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ
@fserfeer2063
@fserfeer2063 3 года назад
ቃል ህይወት የስመዐና ሰልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ ኣምላክ ኣባና
@haritialazar4146
@haritialazar4146 4 года назад
ዘገርም ዩ ለሽ እነቲ ካፊር ባእዴን ትድክሊ ናር ይብሉካ ናቶም ዘይ ፈለቱ ብታእሚ ኢና ነመስግነካ ምፍላጥ ጽቡክ ዩ
@selam6473
@selam6473 4 года назад
ጸጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ አብታ ቅንዕቲ ፅንዕቲ ቅድስቲ ቀጥተኛ ኦርቶዶክስ ሃይማኖትና የፅነዐና አሜን፫ ብሓቂ ናይ ባዕሉ ተዋህዶ ሃይማኖት ኮይነ ብፍጣረይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እግዚአብሄር ይመስገን ነሕዋትና ናብ ልቦናኦም ይምለሶም እምበር ምንም አይንብልን ኢና
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 года назад
*ጻውቲ ክራር እዩ ሃማኖቶም ሕማሞም ምዝማውን ምብልዕን እዩ ባህጎም ተመስገንካ ኣምላኸይ ኣብታ ቅንዕቲ ሃማኖት ጌርካ ዝፈጠርካኒ*
@user-oc4up5dm3k
@user-oc4up5dm3k 4 года назад
Nay bhaki kbur hawey
@meronsemere2444
@meronsemere2444 4 года назад
Amen Amen Amen
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 4 года назад
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 4 года назад
Ortodox mkaney nfetay semyn mdrn eyesus krstos yemesgn.entekone gn b fkri bselam bmrdede ms ahwatna knebr efetu.Bmkbebar enteneberna awetn xdkn nrekb
@jonnyas7866
@jonnyas7866 4 года назад
@@ibbamoha3875 Yeah, Seb ab dletu yiemen gn neti hade alielka mzntal xbuk aykonen ane hade eritrawi muslim wexyu ab mass media bzaeba Orthodox Christainity yxaref neyru. N kulu zferd egzabher eyu bejakum nenatkum gberu kulukum fkri gberu. Fkri Egzabher ms kulna ykun
@kulukemfkadkaykunamlakey8892
@kulukemfkadkaykunamlakey8892 4 года назад
Aseyyy zhawey ajoka egzeabihier msaka ykun. Tewahdo ortedokx nzelaalem tnber ⛪ O adena kdsti dngl maryam ms fkur wediki amlaknan medhaninan eyesus krstos konkum kab kulu kufue halwuna 🙏🙏🙏
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 4 года назад
እስላም መሕዘኖ እዮም ናይ ብሓቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘለአለም ፀኒዓ ትንበር💖ተመስገን ፈጣሪ(3)እንኳዕ ኦርቶዶክስ ጌርካ ፈጠርካኒ💒💖👏
@dejuasli2712
@dejuasli2712 11 месяцев назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-dZOrc9ZCU10.html
@user-eq4ix3kl3m
@user-eq4ix3kl3m 4 года назад
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ናኣገልጉሎት ዘመንኻ ያንወሓልና ይባርከልና
@matishow3043
@matishow3043 4 года назад
መምህርን ማዓድን ናይ ባሓቂ ነቲ ዝህብዎ ዘለው ጌጋ ትምህርቲ መዕገሲ ይኾኖም ዩ ኣብ ልቦም ካኣ ይምለሶም
@user-vg5fk8sq5t
@user-vg5fk8sq5t 4 года назад
ብጣዕሚ ብኃንቀውታ ዝፅበዮ ዝነበርኩ ትምህርቲ
@robelandom9645
@robelandom9645 4 года назад
ደስ ደብል ትምህርቲ ዩ እግዛቢሄር ጸጋ የብዝሕ
@user-vd4if6du9n
@user-vd4if6du9n 3 года назад
ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ተመስገን ኣምላኸይ 🙏🙏🙏
@user-th2ov2eh9r
@user-th2ov2eh9r 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር ሓዉና ጸጋኡ በረከት ያብዘሐልካ ካብዚ ንላዕሊ ምስጥረ ጥበበ ይግለፀልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አንሕና አሕዋትካን አሓትካን አብ ስደት ዘለና አብ ጸሎትካ ዘክረና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-pw1jt6mr5g
@user-pw1jt6mr5g 4 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና ስልጣን ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርከልካ ኣብታ ጥንዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና እግዚአብሔር ኣምላክ የፅነዐና አሜን
@menbarbetesfa9493
@menbarbetesfa9493 4 года назад
@@etizmkahbegzabiherdeaymeka1747 shemu nay kerstian shem abu kea nay moslim alo ember hakey
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 4 года назад
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏
@vivilala9115
@vivilala9115 4 года назад
@@etizmkahbegzabiherdeaymeka1747 ሽም ኣገዳሲ ኣይኮነን ሐፍትና/ሐዉና እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ እምነት ኢዩ መሐመድ ዝበሃሉ እኮ ብዙሐት ክርስቲያን ኣለዉ ኣብ ሃገራት ዓረብ ሶሩያ ኢራቅ ሊባኖን ግብጺ ፍልስጤም
@whiteflower4183
@whiteflower4183 4 года назад
@@etizmkahbegzabiherdeaymeka1747 Bzaeba shmu entay agediska? Abzeymlketeka guday ayt'eto. Zegeds emnetu eyu. Nhadhdna mkbbar agedasi eyu (respect).
@user-yf4go8cj8w
@user-yf4go8cj8w 4 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ዝገርም እዩ መንገዲ ዝጠፈኦ ሰባት በሓቂ ዘኹርዕ ሃይማኖት እዩ ዘለና እገዚአብሔር ይመስገን።
@user-ud2zs8qm7m
@user-ud2zs8qm7m 3 года назад
ኦ እግዚኦ #ተዘከረነ በውስተ መንግስትከ ! የዛሬ ደግሞ ያበደ ነው እናስተውዕል ህዝበ ክርስትያን ኩሉ ግዜ ሕጉስቲ የ ! ናብታ ቀጥ ዝበለት እምነት ስለ ዝጸወዓኒ አምላከ እስራኤል ኩሉ ግዜ አመስግኖ ! ጎብዝ ሓውና #ስልጣን!
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 3 года назад
Amen amen amen kal.hiwet ysemealna diakon hawey egziabher amlak xegau yebzhalka edmen tenan yhabka fetari temesgen amlak Orthodoxie tewahedo nzelealem tenber temesgen egziabher amlak
@yonasfesshaye5208
@yonasfesshaye5208 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሃዊት የስምኣለና ኻብዚ የደሐናና ኣብ ታዎሕዶ አምናትና የንብረና ኣምላኽ.
@natnalnegash9454
@natnalnegash9454 4 года назад
I am proud of my religion, I am Orthodox tewahdo which is true religion in the world. GOD bless US 🙏🙏🙏.
@loveisgod2570
@loveisgod2570 4 года назад
Cotholic is True
@natnalnegash9454
@natnalnegash9454 4 года назад
@@loveisgod2570 I don't think so maybe for you but I respect all of you bro because I am Orthodox!!!
@samrithegay1036
@samrithegay1036 4 года назад
Amen amen amen
@User-luli1234
@User-luli1234 3 года назад
አሰይ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አጎልጉልት ዕድሜካ ይባርከልካ ቃለ ሂወት የስማዓልና
@zaidteklay797
@zaidteklay797 2 года назад
ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና🌹💒🌹
@tarkos7rkos131
@tarkos7rkos131 4 года назад
ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ተመስገን ኣምላከይ ካብ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ኣመንቲ ወልዳይ ሰለ ዝፈጠርካ ንይ ለዘልኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ❤❤
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ቃል ህይወት ይስመዐልና ክብሩ ሓዉና ኣምላክ ካብ ኩፉእ ይሓልዉካ
@fgfu9445
@fgfu9445 2 года назад
ክቡር ሓውና ቃለ ህይወት ያስመዐልና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ተመስገን እንቋዕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኾንኩ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ዝጠፍኡ ወገናትና ይመልሰልና
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 4 года назад
ጅግና ተባዕ ንኩሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ናይ ኦርቶዶክስ ትምህርቲ ከኣ ሰዓቦ እግዚኣብሀር ይመስገን።
@danielkubrom2758
@danielkubrom2758 4 года назад
መምህር ስልጣን ሓወይ ቃል ሂውት የስመዕልና ጅግና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ድንግል ማርያም ተሓልካ ተሓልዎና
@ngusegebrekiros9074
@ngusegebrekiros9074 4 года назад
ኣሰይይይ ሓውይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እታ ብዛዕባ ከልቢ ጸባ ንመሓመድ ዘፍሸሎ እባ ከም ፍቃድ ኣምላክ ግለጹልና?ኦርቶዶስ ንዘልኣለም ትንበር፡ንሓውና ከኣ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ።ኣጆኻ ትባዕ
Далее
QVZ PREMYER LIGA
00:18
Просмотров 1,3 млн
መጠንቀቕታ ካብ ማማ ርግኣት
32:43
Просмотров 82 тыс.
ዮአዳን (ክፍል 16)
38:07
Просмотров 209 тыс.