Тёмный

መራሕቲ ህወሓት ዘደንገፀ | ብሓደ ኮፍ ኢልኩም ፍልልይኩም ንገሩና | ጌታቸው ምስ ደብረፅዮን ክቐርቡ | በይነይ ተሪፈ ወለደይ ተሰዊኦም-ህወሓት ኣሚነ 

DAAMAT SHOW ደኣማት
Подписаться 68 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

Welcome to Daamat Show.
This is the Official RU-vid Channel of Daamat Show. Daamat Show aims to provide different political analyses and technologies, the experiences of best entrepreneurs, the background of famous athletes, the history of Tigray.
#Adwa #tigray #ethiopia #debretsion #getachew #abiyahmed #abiy #isayasafeworki #isayas #music #general #tsadkan #generaltsadkan #birhanujula #fano #Amhara #idf #redsea #ethiopianairlines #ethiopianairline #alulaabanegaairline #Tigray #AU #african #union #blinken #usa #keriya #keriyaebrahim #keriyaibrahim #victory #Adwa #addisababa #abiyahmed #tsadkan
#ሰራዊት_ትግራይ #ጌታቸውረዳ #ዶክተር_ደብረፅዮን #ሑመራ

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 52   
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 10 часов назад
ዝገርም መንእሰይ ብሓቂ ገሊፅካዮ ገበነኛ ኣብ ቤት ፍርዲ እምበር ኣ ጉባኤ ኣብ ሚድያ ኣይኮነን ዝግለፅ እዚ ፀለመን ድሌት ወንበርን እዩ ብፀለመ ዘይኮነ ብ ተሓታትነት እዩ ዝፍለጥ:: ኣንበሳ " ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ ኣምበሳ ኣፈላለይኩም እስኪ ኣብ ሓደ ቐሪቦኩም ተኻትዑ ሽዑ ክንኣምን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 часа назад
አቤት እዛ አደስ ክንደይ አይነት እያ ትወልድ እነሓ ትውለድ ወደይ እግዚአብሔር ይብርሃልካ ጀግና ወዲ ህዝቢ ህዝቢ ትግራይ ምስ ውድቡ ኩሉ እዩ ተቃሊሱ እኒ ጌታቸውስ ንምታ የፈንግጡለው ንምንታይ ንህዝቦም ከይኮነስ ንፀላእቲም ተአማኖ ክኾኑ ይደልዩለው?
@solomonguish7775
@solomonguish7775 11 часов назад
ለባም ሰብ ከምዚ ዝበለ ብሽህ ይወለድ
@KBCHANEEl
@KBCHANEEl 9 часов назад
ጎበዝ ሰረት ብራዘርይ
@berheabrhagebre5625
@berheabrhagebre5625 10 часов назад
ውድብኻ ምስ ደብረ ዕንክሊልኻ ተመረቕ ኣይተፅመና ተረዳእ ወይ ህዝቢ ምረፅ ወይ ደብረ ዕንክሊል ምረፅ
@HintsaGidey
@HintsaGidey 8 часов назад
ኣይተሓዋወሰኻ ንህላወ እምበር ንመንግስቲ ወይ ንውዱብ ኢሉ ውሉዱ ዝሃበ የለን☝️
@ermiasaraya9939
@ermiasaraya9939 2 часа назад
ንመን ዩ አዚ ለበዋ? ንገታቸው ዱዩ ዝነግሮ ዘሎ? አንዳፈለጠ ኻንዩ ባንዳ ኮዩኑ. ቃንዛኻ ኣየገድሶን ገንዘብን ዓብይን ዮም zegedso
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
እተን ዝወዲ ዝበለን ኩለን እንትፍጸማ እቶም ብገይታቸው ዝምርሑ ኣባላት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኩሎም ኣብኣ ነይሮም ። እቱ ባዕልቶም ዝሸጥዎ ሓጺን መጺን እንተተስሪቑ ንስኹም ኢኹም ሰርቕቱ ። ብኣራት ኪሎ ሑቕፊ ተሸጒጥኩም ዘጥፋእኹም ነጻ ክትኮኑ ኣይትኽእሉን ። ዝሰራሕኹሙዎ ከም ከልቢ ክተባርሩዎ ኣይትኽእሉን ሰረቕቲ እንትማቐሉ ይጻልኡ ዝባሃል ኣዘራርባ ኣሎ ።የግዳስ ጽባሕ ከም ቶም ዝተኣሰሩ መራሕቲ ካልኦት ክልላትን ሓደ ብሓደ ዕንብንብ ዝጠፍኡ ተጋሩ ብዘይ ምንም ጥፍኣት ተቐቲሎም ሃለዋቶም ከም ሽምዓ ዝመኸኹ ተጋሩ ኣብ ኢድ ሰብ እንተይ ወደቕኩም ሐዚ እያ ግዘኹም ።ንደብረጽየን ክተጥፍእ ኢልካ እትሰርሖን እትዛረቦን ዘለኻ ቀዲሙ ንኣኻ ከምዝበልዐካ ከመይ ኢሉ እዩ ዘይርደአካ ። መስደመም ከም ቶም ኣብ ግምት ዘለዉ ሰባት ደው ኢሎም ክሓስቡ ዘይኽእሉ ሰባት ኣብ ትግራይ ምፍጣሮም ዝገርም ነገር እዩ ።መስደመም ።
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 4 часа назад
ሓሳዊ tplf ደቂ 14 13 ቆልዑ ካብ ወለዶም እንዳመንጠለት ዘወደአት ውድብ እያ ።
@TIGTIG-z
@TIGTIG-z 2 часа назад
ሓቅኻ ዝሓወይ ግና ዘይተረደአካ ጌታቸው ረዳ ምስ ህወሓት ኮይኑ ምስ ብፆቱ ዝወሰንዎ ውሳነ ዘይኮነ ፃድቃን ዝበሎ ዩ ዘፈፅም፣ እሞ እዚ እላገበረ ከመይ ኢሉ ኣብ ህወሓት ክቅፅል ወይለይ ብስም ህወሓት ውሳነ እንትውስንኮ ካልኦቶም ለ ይሕተትሉ ዮም፤ንኣብነት ጄኖሳየድ ዘፃሪ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ይውፃእ ክበሃሎ ከሎ ተቃውሞ ደብዳቤ ፀሓፍ ተባሂሉ ኣይፀሓፈን
@focus.15
@focus.15 10 часов назад
ዝተመውሉ 2 ጭፍራ ህወሓትን ውድባትን ይዓብዱ ትግራይ ትመቓቐል
@GideyAbraha-i8j
@GideyAbraha-i8j 5 часов назад
ዕደመ ይሃብካ፣ብሉፅ መንአሰይ፣መፅናዕንዒ ህዝቢ❤❤❤😮😮😮😮❤❤❤
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 8 часов назад
ኣንታ መንእሰይ ህዝቢ ነባራይ ኢዩ። ነባራይ ውድብ የሎን። ስለዚ ኣሜናታኻ ኣብ ህዝቢ ይኹን። ንመንእሰይ ትግራይ ሓቀኛ ዕላማ መንእሰይ ንገሮ። ተኣረም። ንህዝኒ እመን፡ ንህዝቢ ትግራይ ተቓለስ። ኣብ ሓደ ውድብ ጥራይ ምእማን ነተን ካልኦት ዲሞክራስያውያን ውድባት ማዕጾ ምርጋጥ ማለት ኢዩ።
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 9 часов назад
ሓጽር መልሲ ንውግእ ዝደልዩ ኣለዉ እናበሉ ኣብ ባይታ ብዘርከብ ንኣጽነትቲ ዘማሓላልፉ ዘለዉ መልሲ ፥ ውግእ ምውላዕ ዝደሊ መሪነት እንተዝህሉ ኔሩ 1- ብውዕሉን ፍፌርሙኡን መሰረት ልዕሊ 1- ዓመት ተወረ መሬትና ኣይተመለስን 2- ተፋናቕለ ህዝብና ናብ መረበቱ ኣይተመልሰን 3- ህዝብና ብሰላሕታ ይቕተል ይጭወ ይባረር ኣሎ ብምባል ውግእ መጀመረ ግን ንኹሉ ብትዕግስቲ እንድዩ ዝቃለስ ዘሎ
@ነውራምጻድቃን
@ነውራምጻድቃን 11 часов назад
ህወህት ናይ ስነ ሀሳብ ጼገም አለዎ። ግና ንዝይ ጸገም ተጋሩ ክህዲካ ምስ ጸላኢ ምውጋን ዕብዳን ድንቁርና ኢዩ።
@AsefaTafere
@AsefaTafere 35 минут назад
ሐሳበይ ገሊፅካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 7 часов назад
መታሓሳስቢ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህዝቢ ኩሉ ትግራዋይ ኣይኮነን ።ትግርኛ ዝዛረቡ ኣማሓሩ ኣለዎ። እሰፐሻሊ ኣብ መቀለ ዞባ ምብራቅ ዘረክብ ህዝቢ ትግርኛ ዘክእል ኣማሓራይ እዩ ።እዞም ሰላም ኢና ንደሊ ዘበሉ መንኣሰይ ኣብ ከባቢ መቀለ እና ዓዲ ጉዶም ረግፅኛ ተጋሩ ኣይኮንኑ ሰለዚ ነዞም ሰደተኛ ናብ ተግራይ መፂኦምዘተዳቀሉ ዘይዓዶም ተጋሩ ኢና ንሕና ደለይቲ ሰላም ኢና ትግራይ ዘሕምሰዎ ዘለዎ 🐴🐴 ክሳብ ናብ ዓዲ ኣማሓራ(ወሎ ክሳብ ንመልሶም ጠንቃቀ ይድሌና እዩ። ✅ ንግምት ዘድግፈ ህዝቢ ተጋሩ ዘይኮኑ ግዘኣት ተግራይ ንከይመለሰ ዘሰርሑ ዘለዎ ህዝቢ ብትሪ ሰጉምቲ ክንወሰደሎም ኣለና ምክንያቱ እቲ ጨዋ ትግራዋይ ብሕማም ብቁሪ ይሳቀ ኣሎ, እቲ ዘይትግራዋይ ኣብ መቀለ መፂዩ ትግርኛ ዘካኣለ ግን ትግራዋይ እዩ ሰላም ኢና ንደሊ እንዳበለ መደረ ይሰምዕ ኣሎ ሰለዚ ኩለካ ትግራዋይ ዝኳንኳ ንባዓል ከምዚኦም ዘበሉ ሰጉምቲ ክዉሰደሉ ኣለዎም። ✅ንግምት ዘድግፈ ብካሊእ መንገዲ ድማ ተጋሩ ኮይኖም ኣብ ሰርቂ ሓፂን መፂን ኣብ ብረት መሻጥ ብግንዘብተዓሲቦም ንዉልቆም ረባሓ ክበሉ ሚሰጥር ዉድቦም ንፃላኢ ዘሃቡ , ኣብቲ ናይ ዛሓለፈ ኩናት ንህዝቢ ትግራይ እንዳ ጠቆሙ ዘጠፈኡ ዝንብሩ ተሓባብርቲ ናይ ጆኖሳይድ ዘንብሩ ዝኮኑ ረሳሓት ተጋሩ ኣለዉና ንኣብነት ጌታቸዉ ረደ ,ፃድቃን ባህላዊ ጀነራል ታደሰ ,ረዳኢ ሓለፎም እዚኦም ቀንዲ ተሓተቲ ንከይኮኑ ህዉሓት አፈረሶም ብገበን ከይተሓቱ ክድቁሰ ዘደልዪ ገጀለ እዩም። ኩላካ ትግራዋይ ዝኮንካ ንዚኣም ካብ ዓለም ከም ዳይንሶር ክነጠፈኦም ኣለና። ንዚኣም ከይጠፈኣና ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ ማለት ዘበት እዩ ንዚኣም ከይጠፈኣና ተመዛብልቲ ህዝብና ክምለሰ ማለት ዘበት እዩ ንዚኦም ከይኣጠፈአና ግዝኣት ትግራይ ምምላሰ ማለት ዘበት እዩ ሰለዚ ኩለካ ተግራዋይ ንቃሕ ንግምት ዘድግፈ ወይ ኣማሓራይ እዩ ወይድማ ብድም ህዝቢ ትግራይ ኢድ ሰለዘጨቀዉ ብሕጊ ዳሓር ንከይሕተት ናብ ግምት ክፅጋዕ እዩ። ሰለዚ ግምት ከም ሹሙ እዩ ዕለማ የቡሉን ንዑኡ ዘድግፈ ገበነኛ ዘኮነ ጥራሕ አዩ ዘድግፎ እምብር ደላይ ለዉጢ ትግራዋይ ንግምት ኣይድግፈን 44
@xaka5505
@xaka5505 10 часов назад
Nklom guhifka neaka mengsti mgbarka. Ezi wolodo yhasb eyu kmerh wn aqmi alowoo.
@Mebrahtupawlos
@Mebrahtupawlos Час назад
ተባረክ ጅግና።።ከማካ 1000 ይወለዱ።።❤❤❤❤❤❤❤❤
@Wediraya983
@Wediraya983 59 минут назад
ሓቂ ይሃብኻ ተባዕ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@moaz6007
@moaz6007 2 часа назад
Is there another TPLF that I don’t know? He’s describing a party that is democratic and peaceful. It’s been a one man controlled party for decades.
@EfrmBorhan
@EfrmBorhan 54 минуты назад
ናይ ባሓቂ ግን ሰማዒ አሎዶ ጽምኢ ስልጣን
@iamfree347
@iamfree347 5 часов назад
ሕዋሐት እወ ባዐል ታሪኽ ኢያ ነይራ ሕጅ ድአ ታሪኻ ተጨውዩን ድዩ
@GebretsadqanAbay
@GebretsadqanAbay 4 часа назад
ብሓደ ኮንኹም ፀገምኩም ፍትሑዎ በጃኹም
@SafuBereket
@SafuBereket 10 часов назад
Mengstu kedhin Wala hzbi kedhin .ane ayteredeann.hzbi kedhin bel.borko agame komal
@binyamwelekidan
@binyamwelekidan 2 часа назад
ለባም አካ ብሓቂ አታ ናይ ልበይ አካ ነገርካለይ
@GeriyeAm
@GeriyeAm 2 часа назад
ለባም ጥዑም ልሳን
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay Час назад
ጅግና ወዲ እዚእዩእበር ❤❤❤❤
@AregawiAbadi
@AregawiAbadi 7 часов назад
,ዝገርም ሓሳብ እቲ መፍትሒ እዙይ እዩ
@berihun-iz2yl
@berihun-iz2yl 3 часа назад
ብጣዕሚ ጽቡቑ መብርሂ እዩ ።
@almaztesfay8985
@almaztesfay8985 3 часа назад
ሓቅኻ መንእሰይ
@Alexabebe-z8v
@Alexabebe-z8v 2 часа назад
ለባም
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p 10 часов назад
ተባዕ መምሀሪ ሓሳብ
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 8 часов назад
ተባረኽ
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 2 часа назад
This is what needs to be done, perfect idea!
@WediAntiru
@WediAntiru Час назад
ለባም ኢኻ
@FikaduBezabeh
@FikaduBezabeh 6 часов назад
ጀገና
@negahaile5391
@negahaile5391 9 часов назад
ሕውሓት ከም ናይ ፖለቲካ ፓርቲ፡ ኮይና ክትቅጽል ምግባር ጌጋ ውሳነ ምንባሩ፡ ሕዝቢ ትግራይ ተረዲኡ፡ ከም ናይ 17 ዓመት ናይ ሕዝቢ ትግራይ ቃልሲ ውዳበ፡ ተዘኪሩ ክነብር ካብ ፖለቲካ ፓርቲ ክትእለ ኣለዋ እብል። ሰላም ንኹሉ !
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 7 часов назад
ዘሰራካዮ ሓፂን መፂን ኣለካ ድዮ ኮይኑ በገበን ንከይሓተካ ወድብ ህዉሓት ዝኩሉ ፅልኣት🐴 ብዝከነ ንሰካ ሓድ ሸንቲ ንህዉሓት ክልዕሎ ከዉድቆ ኣይክእልን። ህዉሓት እንኳን ንኢ/ያ ንኣፈረካ ብሰትራትጁ መሪሒ ዘከይድ ዘነብረ ወድብ እዩ። በመለሰ መሪሒነት ብዉሓት ሰትራትጁ ንኣፈረካ ድዉ ኣቢልዎ ዘንበረ ድማ ንኩምኡ እዩ ድማ ኢ/ያ ካብ ኣፈረካ ሰላም ዘለዎ ሃገር ተባሂላ ትፅዎዕ ዘነበረት ሕጂ እዉን ንዚ ሸንቲ ግምት ኣሊና ህወአት ናብ ዘነበረቶ ቆሞነኣ ተመሊሳ እንኳን ኢ/ያ ኣፈረካ ብሰትራትጂ ህዉሓት ክትቅፅል እያ 44 ሕረር በል
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 4 часа назад
ንኒ ደብረጭዮን ከድሕን ኢሉ መንእሰይ ትግራይ ኣይተሰወአን ህዝቡ ካብፅንፈት እምበር ።
@Growfast-d4h
@Growfast-d4h 3 часа назад
ንሶም ፀገም ኣምፂኦም ህዝቢ ተሰዊኡ መሪሕነት ተባሂሉ ውን ምሰዋእቲ ተኸፊሉ ። ሓደ TDF ናተዛረበ ኣይሰማዕኽዮን ንደብረፅዮን ከተድሕን ሓውዜን ክ/ሰ ትበላዕ ተባሂላ ምሉእ ብምሉእ ተበሊዓ ። ንምራሕቲ ክንደይ ግዜ ተኸቢቦም ንዕኦም ከውፅእ ክንደይ ዕሸል ተሰዊኡ ምበር ታይ ኾይኑ ።
@MariamMariam-h5u
@MariamMariam-h5u 11 часов назад
ኣንታ ርኹስ ሰብ መሰል ቁዕም ዘይተረደኦ
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 11 часов назад
ጋል ኣንስተይቲ ዲኪ ከ?
@MustafaMustafanur
@MustafaMustafanur 3 часа назад
Nusemame tium wegee
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 4 часа назад
ዋይ እኒኻ በል ይኣኽለካ ዕሱብ tplf ትመስል
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 часа назад
ጠራጢስያ ዝላይ ይፈርኽ በልባ ተኻታእ እንተኺእልካስ።
@BerhanuMekonen-c2d
@BerhanuMekonen-c2d 11 часов назад
What a reasonable guy
@blatayosief8678
@blatayosief8678 5 часов назад
Jigna
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
ደብረ ፅንተት ፀረ መናእሰይ ዘይትወገደ መናእሰይ ሰላም አይትረክብን ሰረቅቲ ሓጭነ መጭን ስርናይን ጨውን ስብሓታውያን እዮም😢😢😢እዞም ዓለታውያን 😢😢😢
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 8 часов назад
ኣታ ዉዲ ሸሩሙጣ ዉዲ ዓጣሪት ወዲ ለማፅ ባንድሬኡ ንሰካ እኮ ዉዲ ሰብ ኣይኮንካን ዉዲ ኣማሓራይ ኣድጊ🐴🐴 ትባሃል። ኪድ ሓግዛ ንቲ ሕሰርቲ ኣድጊ🐴 ኣብይ ብድሮን ይድብድባ ኣሎ። ለማፅ ባንድራ ጌርካ ሰለትግራይ ክትዛረብ ዉዲ ጀዝባ። ሕረር በሉ ዓሌት ናይ ኣድጊ🐴🐴 ዘለኩም ንግምት ኣዉደቂና ንደብረፆን ኢና ንሰቅሎ። ሰለዚ ወዲ ኣማሓራይ ወዲ ደረጊ🐴🐴🐴 ኣብዘይ ቦታካ ኣይትዕፈር ኪድ ናብቶም ኣእድጉ ኣሕዋትካ ኪድ።ሰለዚ ኣብ ናይ ትግራይ ኩነታት ንባዓለ ንሕና እዩ ዘምልከተና ሰነ ሰራዓት ግብሩ 🐴🐴
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 часа назад
ዶክተር ደብረፂን አብ መርገፁ ዝፀንእ ጀግና ወዲ ህዝቢ እዩ ኸዚውን አብ ቦትኡ ምስ ህዝቡ ፀኒኡ ዝቃለስ ወዲ ህዝቢ እዩ ተአማኒ ።
@febengerie1166
@febengerie1166 10 часов назад
እዚኣ እያ ክትወሓጥ ዘለዋ ሓቂ👌
Далее
Это нужно попробовать
00:42
Просмотров 440 тыс.
БЕЛКА ЗВОНИТ ДРУГУ#cat
00:20
Просмотров 646 тыс.
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Просмотров 36 млн
ጌታቸው ረዳ ለምን ይዋሻል ??
1:33:41
Просмотров 9 тыс.
Это нужно попробовать
00:42
Просмотров 440 тыс.