Тёмный
DAAMAT SHOW ደኣማት
DAAMAT SHOW ደኣማት
DAAMAT SHOW ደኣማት
Подписаться
Welcome to our channel Daamat Show.
This is the Official RU-vid Channel of Daamat Show. Daamat Show aims to provide different political analyses and technologies, the experiences of best entrepreneurs, the background of famous athletes, the history of Tigray, Ethiopia and Eritrea.
Комментарии
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 День назад
Gebru asrate kehdi denkoro New 👿tplf mechem ayeleyayum👹 be torenetu gize yete neber? Le tigraye yetagelut Geche ena Debrets nachew❤ wereja manem ayesemahem🐷🐷
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 2 дня назад
ደብዳቤዉ በአዋጁ መሠረት ነዉ. ሰላማዊ መሆንህን አስረድተህ ለሁለት ሳምንት ጠብቀህ መልሱ ታገኛለህ ነዉ. ለምርጫ ቦርድ የጻፍከዉን አዉጣና አንበዉ
@user-cy4do2lq8t
@user-cy4do2lq8t 2 дня назад
ዝፀገቡ ሓራምዝ ህልውናና ከየጥፍእዎ ንጠንቀቅ ብፆተይ እዚኦም መዐቀኒኦም ህዝቢ ኣይኮነን ኣሸናፍን ተሸናፍን ንምርግጋፅ እዮም ዝጎዩ ዘለው ንጠንቀቅ
@birhanegebrehiwot7344
@birhanegebrehiwot7344 2 дня назад
ጌታቸው ዝዛረቦ አይፈልጥን ምከኒያቱም ሰታይ ሰለዝሆነ፡፡
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 дня назад
ተጣበቀሉ ንሲካ እዉን አጀውጀው ዘይተጋሩ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 дня назад
ጌታቸው ረዳ እንቂፋተ ትግራይን ተጋሩን እዩ
@fkadunegash628
@fkadunegash628 2 дня назад
አዛ ውድብ አዜአ ከይጠፋኤት ትግራይ ሰላም ቅሳነት ክርከብ ማለት አበደን
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 дня назад
እግዚአብሔር ይገስፅካ።
@user-rl4wp9pb4w
@user-rl4wp9pb4w 2 дня назад
ትኽክል ሓሳብ እዩ። አይተ ጌታቸው ረዳ ዝተዛረባ ትኽክል አይኮነን። ስዕረት TDF እዩ ዝአወጀ።ኩሎም ናይ እቲ ውድብ መራሕቲ ከለቁ አለዎም፥ ብሓደሽቲ ክትክኡ አለዎም።
@birhanebezabihambaye6636
@birhanebezabihambaye6636 3 дня назад
Thanks to Tsilate Mussea and our forefathers integrated our people to marry Seven generations up and making Tigrai a Family and integrated homogenous intuited It is good begning of democratization of Tigrai to see political dialogue b/n poloticians
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 3 дня назад
bad sound
@FishTsegay-bz5tq
@FishTsegay-bz5tq 3 дня назад
ሳንታይዘር
@Ahmedd-br4ht
@Ahmedd-br4ht 3 дня назад
ችድ ሓሳዊ ሚድያ ሓቂ ስለ ዛውፀአ ድዩ ጌጋ ኮይኑ እንታይ ዘሕፊር ኣለዎ ስለ ዘይተጋሃደ እዩ እምበሪ ዓለም ኩሉ እዩ ዝፎልጦ ትግራይ ብሌባቡ ከይትዕመፅ ወድ ረዳ ኣቦ ሓቂ በፅሑላ ኣሎ ህዝብ ትግራይ ንቓሕ መሪዞምና እዮም እቶም ብህይወት ትግራዎይ ዝቕልዱ
@selamselam2754
@selamselam2754 3 дня назад
ኣዋሪዱና ገና እውን ከዋርደና እዩ :: ከም ሎሚ ልበይ አይተሰበረን💔
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 3 дня назад
አነ ደም ህጻውንቲ ትግራይ ውሕጅ ኮይኑ ከይውሕጠና ተጋሩ ሐደ ከልተ ሰለሰተ ጊዜ ንሕሰብ አጋጣሚ ሐንቲ ታርኽ ዘክረ እንታይ እዩ በሉን 2ሰባት ሰባት ነይሮም ክልትኦም በረኻ መንኖም ከይዶም ደዲሕርኦም ከይዱ ናይ ፈጣሪ ተቓራኒ ዝኾነ ከጋግዮም ሐደ ጻሕሊ ወርቒ ህቡዎም ደሓር ክሐልቲኦም ተንኮል ሓስቦም እቲ ሐደ ንቲ ሐደ ቐቲሉ ኘቲ ወርቒ ክወስድ ምባል ጀምሮም ካብ ክልትኦም እቲ ሐደ ኮሶ ሕማማ ነይሪዎስ ሓሚሙ ዳሐር ኢቲ ሐደ ከተማ ከይደ መድሐንቲ ኮሶ ከምጸኤልካ እየ ኢሉ ከይዱ እቲ ዝሓመመ ድማ መድሓንት ከምጸኤለይ ከይዱ አነ ድማ ካሬ ሰሕለ ክጸንሕ እቲ መድሓንት ባእልኻ አስቲየኒ ክብሎ እየ ዳሓር ብኻራ ወጊአ ክቐትሎ እሉ ተንኮል ሓስቡ ጸንሑ አቲ መድሓንት ከምጽእ ዝኸደ ድማ አብቲ መድሓኒት ኮሶ መርዚ ሐውሱ ሕዝሉ መጺኡ እንካ መድሐንት አምጽአልካ ምሰበሎ ባእልኻ እሰቲየኒ ብምባል እናስተዮ ኦናሀሐወ ወርቒ ክወስድ በቲ ዘዳለዎ ካራ ወጊኡ ቐቲልዎ ዳሓር እቲ መድሓንት ክሰቲ መርዚ ገይሩሉ ሰለዝነበረ ወዲያው ሞይቱ ኢታ ሐደ ጻሕሊ ወርቒ በይና ተሪፋ ። ሀዚ ድማ እዚ ኺሉ እልከ እንታይ አምጻእኺ ኢዩ አም ንስኻትኩም ብዘይምስምማእኹም እቲ ወርቒ ዝኾነ ውላዱ ዝገበረ ህዝቢ ትግራይ ከይተሕዝኑዎ ሓድነት ኩሉኹም ንትግራይ ዝሓስብ ጭንቕላት ይሀልኹም አደዳ ከይትገብሩዎ ሓይል ፈጣራ ምስታ ሓላል ትግራይ አደይ
@mehariredaie591
@mehariredaie591 3 дня назад
ካብቲ ናይ ጌታቸው ዘረባ ናትካ ምድጋም ዝኸፍአ ይመስለኒ።
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 3 дня назад
It is so sad to hear what is happening. I lost my 4 brothers for Tigrai . However, the so called leaders are betraying that. 😭😭😭😭 why?
@WerkleulNegash
@WerkleulNegash 3 дня назад
ሓቂ አናቐበርካ ብሓሶት ዝምራሕ ህዝቢ ኣይህሉን ። ሓቂ ንምንታይ ወፀት ግታቸው ንዝባሃል ዘሎ ፍፁም ስሕተት እዩ ። እቲ ሞትን ህልቂትን እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ እዩ ዝፈልጦ ። ኣብ ዕክሊል ዘሎ መን ከማይ ዝብል መሪሕነት ቓዛ ተመዛባሊ ህዝቢ ዘይስሞዖ ኣነ እየ ዝፈልጠልካ ዝብል ዘሎ ። ንዑኡ ክሙገስ ጌታቸው ክውቀስ እንዳ ዓሻስያ ደርሆ ትፈልጦ ከምዝባሃ ኮይኑ ይስማዓኒ ። ተመን ሓንሳብ ምስነኸሰካ ኦሮማይ መርዙ ኣኸለ ። ሐዚ ሓቁ እንዳተ ግሃደ እዩ ትርፊ ናይ ቃላት ዘረባ እንታይ ኽተዛርቡና ደሊኹም ይኣኽለኩም ።
@user-xg5wq1kz1t
@user-xg5wq1kz1t 3 дня назад
ካብ ድኽመትካ ትመሃር እምበር ንፖለቲካ ምጥቃም ግቡዕ እዩ ኣይብልን። መራሕትና እንታይ ይመስሉ?
@abedelkadirabedlkadir
@abedelkadirabedlkadir 3 дня назад
መግለፅ ጌታቸው ትኽክል አየኮነነ ይቅርታ ክሓትት አሎዎ ።
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 3 дня назад
ሓቂ ምንጋር ሓጥያት ድዩ?? ኩሉ ልፈልጦ ሓቂ ኢዩ
@seidedris3325
@seidedris3325 3 дня назад
ወዲ ረዳን ካቢኑኡን ባንዳታት እዮም
@seidedris3325
@seidedris3325 3 дня назад
ወዲ ረዳ ምክሪቤትና ኣፍሪሱ
@seidedris3325
@seidedris3325 3 дня назад
ጉጅለ ግምት ሰረቅቲ ጨው፣ ሰረቅቲ ብረታ ብረት እዩ
@seidedris3325
@seidedris3325 3 дня назад
ጌታቸው ሌባ እዩ ሓሳዊ እዩ። መንግስትና አፍሪሱ ምስ ፃድቃን ኮይኑ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 3 дня назад
ኤረ አጀውጀው እዩ ናይዚ ጉድ አብመንጎ ጸላኢ እናሐለና ዉሪዴት
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 дня назад
እግዚአብሔር ይገስፅኩም
@mebrahtuaregawi5145
@mebrahtuaregawi5145 4 дня назад
ዘይሃስስ ታሪኽ ሰሪሑ በጃ ህዝቢ ዝተበጀወ ጅግና! 🙏🙏🙏
@kidanehaddish
@kidanehaddish 4 дня назад
ፖለቲካዊ ዘተ ማለት ካብ ምዓስ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝብል ( poletical negotiation) ፖለቲካዊ ድርድር እዩ ዝብል መራሒ ዝኣክል ትርጉምን ሳዕቤኑን ክምዝምዞ ዘይምኽኣሉ የሕዝን።
@user-bd8ep5qk2x
@user-bd8ep5qk2x 5 дней назад
ሓሳዉ
@Hailemariam-qg1fw
@Hailemariam-qg1fw 5 дней назад
RIP ጅግና😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Ahmedd-br4ht
@Ahmedd-br4ht 5 дней назад
ሓሳዎ እኹም ንስኹምን ደብረዕንክልልን በላዖ ሰብ
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 5 дней назад
Viva❤❤❤❤❤
@user-xs5wi7sb2h
@user-xs5wi7sb2h 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-kc1um7ep8r
@user-kc1um7ep8r 5 дней назад
❤❤❤
@negash7146
@negash7146 6 дней назад
ኣንቱም ንህወሓት ኣመራርሓ ትድጉፉን ተድንቑን ካድሬታትን ተጠቀምቲን ክትኾኑ ኣለኩም እምበር ን ኣርበዓ ዓመት ኣብስልጣን ኮፍ ኢሎም ኣይንወርድን ኢሎም ኣብ ኣኼባ ተፀሚዶም ዕንኪሊል ንዝብሉ ዶ ይድገፍ
@negash7146
@negash7146 6 дней назад
እዛ ናብ ኩናት ዘአቲ ነገር የለን ዝብሉዋ ትትሓዝ ብደምቢ ምኽንያቱ ህዝቢ ንምርግጋዕ ኢልካ ትዝረብ ከይትኸውን ኣቢዪ ፎኪሩ እዩ ስለዚ ነዛ ጉባኤ ንከተካይዱ ክትብሉ ህዝቢ ናብ ፀገም ከይተእትዩዎ።
@user-pc5fm4kv3g
@user-pc5fm4kv3g 6 дней назад
አየ ንአብይ አሚንካስ መግለፅ
@beletegirma5894
@beletegirma5894 6 дней назад
በጣም ጥሩ ነው የሚታቀሪቦ በጣም ጥሩነው
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 6 дней назад
ጌታቸውን ጉጅልኡን ክእለዩ ኣለዎም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 6 дней назад
it was an amazing explanation its been clear now and i stand with Dr ደብረፅየን by any circumstances beyond our control ንኹላ ግልፂ ገይርዋሎ ደብሪፅ ከምሎሚ ኣየሐጎሰንን ዋዉ ህዝቢ ተረዲእኩምኣሎ ኢለ ተስፋ ይገብር ትግራይ መን ከምዝሕምሳ ዘሎ እቲ ጉባኤ ከይካየድ ዝደሊ ሓይሊ እዩ ንትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ
@solomonabreha2300
@solomonabreha2300 6 дней назад
ብራቮ ቀፅለሉ።ዝጠለሙ ባንዳታት ሕርሞም የውፅኡ።
@GegeyGryry
@GegeyGryry 6 дней назад
Beyzkm kbeknt. Mhern 🙏🙏🙏🙏
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 6 дней назад
Our hero we will win TPLF viva Tigray.