Тёмный

መርዓና ኣርባዕተ ግዜ እዩ ተሰሪዙ amazing love story of couple journalist 

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Просмотров 53 тыс.
50% 1

ሓዳር ይፈርሕ ነይረ ፡ ብሓቂ ዘቕንእ ፍቕርን ሓዳርን ጋዜጠኛታት ፡ ነዊሑ እዩ ግን ክቆርጾ ኣይከኣልኩን ክቡራት ቤተስብ ግን ከምትመሃርሉ ርግጸኛ እየ ።ሪኢኹም ፍቕርኹም ግልጹሎም#like #share #subscribe ብምግባር እውን ነዓና ሞራል ሃቡና። ሰናይ ምክትታል#fkri entertainment

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 725   
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it Месяц назад
ብሓቂ መሪርን😢 ሙቁሩን😊 ፍቕሪ ❤ ቡዙሕ ተማሂርና ኣብ ተግባር ክነውዕሎ ካኣ ይሓግዘና✍️ ፍቕርኹም ይብዛሕ ብክርስቶስ ሓዳርኩም ይባረኽ❤😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ 🙏🙏🙏❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it Месяц назад
@@merhawitmuaz1619 ክንደይ ግዜ ክገብረልኺ ወለላይ ዓሚ ገይረልኺ እየ ክክ🤠
@Tgst1212
@Tgst1212 20 дней назад
አሜን ልኣና ዉን ከምኣቶም ክንኾን የብቀዐና❤🎉
@shalom5798
@shalom5798 Месяц назад
ጽቡቕ ትግርኛ ይዛረቡ ይጽሕፉ,ይገጥሙ....❤❤❤ ጽቡቕ መርኣያ ብሓቂ የቕንየልና!!
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b Месяц назад
ደምሩኒ ኣሕዋተይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@EdFfgg-t1b
@EdFfgg-t1b Месяц назад
ንገዛኩም ሓዳሽ እየ ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅልሉ ፍቅሩኩም የብዛሓዮ ቡሩካተይ ❤😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
welcome ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@አዲስአለም-ዠ2ቸ
@አዲስአለም-ዠ2ቸ 15 дней назад
ኣነለምበይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ Месяц назад
ለከስ ተስፈ አለና እዩ ሓዳረ ንገብር ከምዙ ዓይነት ሓዳረ አሎ አምላክ እይፈላሊኩም ደቂ ደቁኩም የሪእኩም ነዊሕ ዕድመ ያሃብኩም🎉🎉🎉❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@HduRre
@HduRre Месяц назад
ስራሕ ዳመዳም ነሰራሕኹ ጥዑም ናጠዓመኒ ወዲአያ ተመስገን ኣምላኸይ ብፍቕሪ ንበሩ ዞምሓተይ 🤍 ኣብ ስደት ዘለናለ ናብዚ ይብቀዓና 🍀🤲
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@FycgXhu
@FycgXhu Месяц назад
ብሓቂ ደሰ ዝብልፍቕሪ ህይወት ዩ ፍቕርኹም የብዝሓዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ ❤
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b Месяц назад
ደምርኒ ምዓረይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@liyatTigraweyti
@liyatTigraweyti Месяц назад
ኣብ ትግራይ ዓደይ ከምዚ ክርኢ ከለኩሰ ደሰ ይብለኒ ተሰፋ ይገብር ሓዳርኩም ይባረክ ዞምኣሕዋተይ ኣጋላልፃ ቃላቶም ለ ደሰ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤💊🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@በዲልኻናግዜሰብናመልሰልና
ፈትየኩም ምቁራተይ ይልመድኹም ተጋሩዋይ ናኣምሓሩ አየዝሰምዕ ነይረ ሕጂግን ደሰአንዳበለኒ ይሰምዕ ዛቻነል ነማዕብላ የሕዋተይ😊😊😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
@habtearaya3886
@habtearaya3886 17 дней назад
ኣነ ሓደ ናይ ትግራይ ድምጺ ብጥብቂ ዝከታተል ኢየ ብዙሕ ጽብቅ ዘድንጹ ጸድንግጽ ይሰምዕ ይርኢ ኢየ ግን ከምዞም ምጭዋት ሰብ ሓዳር ኣይ ረኣኹን።ብጣዕሚ ብጣዕሚ ፈቃራት So ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 17 дней назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግነካ ክቡር ሓው 🙏🙏🙏❤❤❤
@ninamedia20
@ninamedia20 Месяц назад
❤❤ልዕሊ ቃለት እዩ ናይዞም መናእሰይ ተሞክሮ ሓዳር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b Месяц назад
ደምርኒ ምዓረይ
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b Месяц назад
ደምርኒ ምዓረይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@Aluchannel-q2bደምረን
@romanroman2419
@romanroman2419 Месяц назад
ደስ ክብሉ ሓላላት ፈጣሪ ሓዳርኹም ይባሪኽ🙏🤲🙏👌🥰🥰🥰
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@shalom5798
@shalom5798 Месяц назад
ብጣዕሚ ምሃሪ መደብ ንፍቕሪ እውን ጽቡቕ ገሊጾምዋ ብፍቕሪ እረጉ ተባረኹ ፍረዩ,ጽገዩ, ሰስኑ❤❤❤❤ ። ጽቡቕ ትግርኛው'ን ትዛረቡ ኢኩም ብሓቂ ኣምሓርኛ ዘይተፋረቖ ትግርኛ ኣገነዕ ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@lem607
@lem607 Месяц назад
ካብዚኦም ብዙሕ ኢና ተማሂርና ካልኣይ ክፋል ክህልዋ ተስፋ ይገብር ❤❤❤❤ ሓዳርኩምንፍቅርኹምን ይባረኽ ኣቤት ልቦና ኣቤት ኣወዳድቃ ቃለት ኣደ ወሊደ ትበል ማርያምን ❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
@meharitesfay6546
@meharitesfay6546 Месяц назад
ኣቅኒኩምና ነዞም ሓዳር ዘይብልና❤
@freweyni.....a7976
@freweyni.....a7976 Месяц назад
አነስ ሓቀኛ ፍቕር የለን እለ ስለ ፍቕር ምሕሳብ የቋርፅሞ ተመልሰ ከምዝ ዝበለ ፁኑዕ ፍቕር ክርእ ከለኹ ሓዳር ምግባር ደስ ይብለን😮 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓብይ ትምህርት እዩ ንዓና
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 Месяц назад
ዋላ ኣነ 2ግዜ ተበድለ ብፍቅር😢
@freweyni.....a7976
@freweyni.....a7976 Месяц назад
@@faswelsfr1974 😥
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@redaekidanu
@redaekidanu Месяц назад
ብሓቂ ሓዳር ዓብይ ትምህርቲ ቤት እዩ፡፡ ኣጆኪ ድማ ፈጣሪ ንዓኪ ዝበሎ ይህሉ ይኮን!
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 Месяц назад
እንካዕ ብሱላም መፃኩም ደስ ክብሉ ቀፅልሉ❤እዋይ ተመስጠ ናሳማዕክስ ተውድኡ ካምዚ ልበለ ፍቅሪ ይዓድለና❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@dgvh7060
@dgvh7060 Месяц назад
አንድበተ ርቱአን ዝኮኑ ሰብ ሓዳር ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 Месяц назад
የቐንየልና ደቂ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም !! ብፍላይ ድማ ነቲ ጡዑም ትግርኛኹም !! ሠላም ንትግራይ ዓድና ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@mmn7636
@mmn7636 Месяц назад
ዊይ ደሰ ክብሉ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹምፈጣሪ🙏🥰❤❤❤❤🎉🎉
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b Месяц назад
ደምርኒ ምዓረይ😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@NoorNoor-bx4tb
@NoorNoor-bx4tb Месяц назад
ፍቅርኩም የብዝሓዬ ❤❤❤ ኣነ እውን ሓዳር ብጣዓሚእየ ዝፈርሕ ከምቲ ዝገለፅካዬ ኣብ ዙራካ ዘለው ሰባት ተፈላ ልዬም ዶቆም እንዳኣቦኦም እንዳ ኣዲኦም እንዳኣበሓጎኦም እንዳተማላ ልሱ ዝዓቢዬ ከሐዝኑኒ መዓት እዬም 😔
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b Месяц назад
ሰብሰክራይብ ገበረለይ plse
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Месяц назад
ርቱኣት ኣንደቤት ክንደይ ደስ ትብሉ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኹም ይባርኮ ንደቅኹም ብጥበቡ የዐብየልኹም ፍትዋተይ ብእውነት ብሩካት ሰብ ሓዳር ኢኹም ብዙሕ እየ ተማሃረ ድሕሪ ብዙሕ ፈተና ምቁር ሂወት ኣሎ እዩ ለከ🙏♥️
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Месяц назад
ፍቅሪ ፍቅሪ የብለኒሎ 😂 ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባረክ ተጋሩዋይ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 22 дня назад
እግዚአብሔር ፍቅሪ እዩ ሞ ወትሩ በረከት እግዚአብሔር አብ ዙሪያኩም ይኩን❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 день назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mesi3934
@mesi3934 Месяц назад
ካልአይ ክፍል እኒአዋ ድዩ በቃ ተወዲኡ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ማዓረይ😊
@SenaytkahsayTsegay
@SenaytkahsayTsegay Месяц назад
ዊሒዳትካ ድያ
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 Месяц назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እንቋዕ ካብቲ ከቢድ ኲናት ብሰላም ወጻእኩም ኣሕዋተይ ናይ ብሓቂ ኣብነታውያን ሰብሓዳር ዕድለኛ ኢኺ ንስኺ ጓል ስዉእ ኮንኪ ደቅኺ ብኣቡአን ተሓቒፈን ክዓብያ ብምብቅዓን ። ሻዕብያ ኢሉ እዞም ሕጂ ዝወረሩኹም ህግ ደፍ እዮም ጨካናት። ዓለም ዝኾነኖም ክፉኣት
@surafielwedihazemo561
@surafielwedihazemo561 Месяц назад
ኣነ ኮላይ ዳተጸበኩ ኢየ❤
@AmanIman-cc9sz
@AmanIman-cc9sz Месяц назад
እግዚኣቢሄር ፍቅርኹም የጽንዓዮ ። ቁዱስ ቅኒኢ ቀኒአ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hgf6568
@hgf6568 Месяц назад
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፍቅርኩም የብዘሐዮ እንኳዕ በሰላም ተመለስካ ክብር ሓወይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc Месяц назад
ጥበብን ፍቅርን ክትሓዋወስ ከሎስ ጽባቐ ህይወትን ተፈጥሮን ከተስተማቅር ትግደድ።ሓዳርኩም ይባረኽ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@emunaweldu7193
@emunaweldu7193 Месяц назад
ብዙሕ የምህር እዩ ሓዳርኹም እሞ ፈጣሪ የምሽየልኹም ❤❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@KokiKifle
@KokiKifle Месяц назад
ደሰእሚሉ ባለትዳር ወጣቶች አምላክ መጥፎ ነገር ሳያግጠማችሁ ተገናኘችሁ ወርቅ ባልና ሐሰት በጣም ደሰእምትሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን አገዜር ይስጥልን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ኣሰይይይይሰ ለካ ብዝሕ ፍቅረ አሎ እዩ አብ ሓድርኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባረክ ሓቂ ንዝም ሓደ ሓደ እንረአና ፍቅሪ ክንጀምር የፀለአና ንኣካትኩም እና ነዛ ምድያ ተቅርብም ሰብ ሓዳር ተሓጉሱ አብ ሰደት ዘለና ደቂ መዳመይ እግዚአብሔር አምላክ ሓሰብ ልብና ይሃበና አሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MGT04
@MGT04 Месяц назад
እዚ ወዲ ኣብ ናይ ሰለሞን ይኩኖኣምላክ ሙለይ እትብል ደርፊ ክሊፕ ዘሎ እዩ ምሽ❤
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab Месяц назад
ብጣዓሚ ደስ ኢላትን፡አሞ ሓዳረኩም፡አግዚኣብሔር ይባረኪ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SmartGoitom
@SmartGoitom Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ዝበል ፍቅራዊ ሂወት ኣዝዩ መሃሪ ኣነባብራ ሓዳር አዩ ይቀንየልና
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ara6934
@ara6934 Месяц назад
ዋውውውውውው ደስ ክብሉ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበለልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mariyamey555
@mariyamey555 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሸዊተይ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AsmeTgray
@AsmeTgray Месяц назад
ደስ ባሃሊይ ፍቅሪ ፈጣሪ ይመለእልኩም ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@kikigalgerea2015
@kikigalgerea2015 Месяц назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌይርካ ገለፁካዮ እካ ሓድር ማለት ሰብእንካ ዝሓትት እዩ ትክክል ክብር ሓወይ ምክንይቱ ክንደይ አለው ወልድም ዛዳርብዮ ሓላፍነት ዝይውፅእ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ Месяц назад
ብናይ ኣክሊሉ ድምፂ ዘተሰረሐት ትረካ ኣብ ድምፂ ወያነ ቅድሚ 5ተ ዓመት በከየ ነይረ ከዚ ድምፁ ምስ ሰማዕኩስ ከብደይ ከም ገለ ኢሉኒ ባይዘው ኣድናቂትካ እየ ብምስሊ ኣይፈልጦን ነይረ 💜 ሓዳርኩም ይባረክ ደስ ክትብሉ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Месяц назад
ዋይ ደስ ክብልካ ጅግናና እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ሓዳርኩም ይባረክ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Tgst1212
@Tgst1212 20 дней назад
ናይ ብሓቂ መፈፀምታኹም የፀብቀልኩም ኣሕዋተይ 🎉❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 20 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 Месяц назад
እግዚአቢሀር ፍቕሪ ኢዩ ሞ,ወትሩ በረከት እግዚአቢሀር ኣብ ዙሪያኩም ይኩን 🙏🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Месяц назад
መሪርን ምቁሩን ሂወት እኩም አሕልፍኩም ትዕግሥቲ እንተ ገይርካስ ኩሉ ይስገር😢😢አምላኽ ሓዳርኩም ደቅኩም ይባርከልኩም ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ፍቁራተይይይ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@خمدحمد-س2ض
@خمدحمد-س2ض Месяц назад
ዎው ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ ሙቁራተይ 🙏♥️♥️💙💙
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@sara-x4z8w
@sara-x4z8w Месяц назад
ብሓቂ መረርን 😢 ብጣዓሚ ንምግላፅ ቃላት ዛሓፀረኒ ሙቁር ፍቅሪ ❤ደንግል ማርያም ፍቅርኹም ይብዛሕ ፍቅራ ማለት ክርስቶ እዩሞ ፋፅም የግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤😊😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@__-wj7zq
@__-wj7zq Месяц назад
_ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስብ ሓዳር እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርኽ❤❤❤ከምዚ ዝበለ መሳጥን ደስ ዝብልን ደቀቃ ኣንውሕ ኣብልዎ ኣይተሕጽርዎ🔥_
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
እሺ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mehariokbagebriel3955
@mehariokbagebriel3955 Месяц назад
Betaemi mehri eyu ezi medeb Des behalti Tegaru ahwatey kab hawkum delay selam feqri Eritreawi hawkum Mehari kab hagere Switzerland ❤❤❤
@ninamedia20
@ninamedia20 Месяц назад
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
Thank you so much dear bro.Respect🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
@SHSHAYHAGOS
@SHSHAYHAGOS Месяц назад
እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ተመሲጠ እየ አዳሚፀያ ደስ ክትብሉ ሓቀኛ ፍቅሪ ትርእይ ተለካ ዘሎ ሓጎስ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 26 дней назад
ufffffff😢 ብጣዕሚ ዝገርም ፍቅር ትዕግስቲ ትሕትና ዝተባረኸ ሓዳር ይግበረልኹም ፍቅሪ በፍቅሪ ይግበሮኩም ፍቅርኩም ክሳብ ገነት ይግበረሉኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment 26 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@letshegidey2935
@letshegidey2935 Месяц назад
ኣታ ኣነስ እዳመቀረትን ከም ኬረሜላ ተወድኣ ዋይ😢❤❤❤🎉🎉 prt 2 በጃኩም
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b Месяц назад
ለቱሸ ደምርኒ ሓፍተዋ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@letshegidey2935
@letshegidey2935 Месяц назад
@@Aluchannel-q2b እሽኒ ንደማመሪ ዛምበይተይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@letshegidey2935ደምረን ወለላይ😊
@DegiYouTube
@DegiYouTube Месяц назад
ካባኹም ብዙሕ ተማሂረ ብዙሕውን ተረዲአ ብድጋሜ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ደቅኩምን ሓዳርኩምን ይባርኸልኩም ጀጋኑና🙏❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@medhin8187
@medhin8187 Месяц назад
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም #ፍቕሪ❤ ርግዕ ህድእ ዝበሉ ሰብ ሓዳር ደስ ይብሉ ፍቕርኹም ይሰስን ❤
@mariyamey555
@mariyamey555 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዲሂነይ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hayatabi2173
@hayatabi2173 Месяц назад
ደስ ዝብል ሩጉዕ ዝበሉ ስብ ሓዳር ❤እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ኣባኩም ርእናዮ ሓንቲ ድስ ዝበለትኒ ሓሳብ ካብ ዜሮ ምጅማር ኣነ ኩሉ ግዜ ዝምነዮ ምንም ዘይብልካ ክኣ ክምዘለካ ትሓስቦ ስርሕካ ምቅያር ዝመስልዎ የለን 💚። ፍጣሪ ልብኩም ኣይቀይሮ ብፍቅሪ ንበሪ ሓደ ማዓልቲ ካብ ስደት ተመሊስና ከምዚልና ምስ መፃምድና ብዛዕባ ሓዳርና ክነዋግዕ ንኮን i hope👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ፈጣሪ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Eruna1993
@Eruna1993 15 дней назад
በጃኹም እባ ደጋጊምኩም ኣምጹልና 🙏🏼ኣነ ብዘይምግናን ሚእቲ ደጋጊመ ሰሚዐዮም ብዙሕ ከኣ ተማሂረ ❤️ዋውውውው ❤️👑❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 14 дней назад
ክብረት ይሃበልና ክንፍትን ኢና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
ብጣዕሚ ማሃርን መሳጥን አዩ ካባኩም ቡዙሕ ወሲደ ኣለኩ🎉ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባረክ🙏♥️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 26 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@rahwagere4062
@rahwagere4062 Месяц назад
ኣቱም ሰባት እዚ ናተይ ገልዒ እንታይ እዩ ዝሕሉ ዘሎ እንዶ 😂😂😂😂 ናይ ብሓቂ ደስ ክትብሉ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኮ 🙏❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AAaa-ux4zd
@AAaa-ux4zd Месяц назад
ፍቅረይ ኣይትሓዝለይ ንደቅና ዝኸዉን ኻዳዊንት እየ ናገዛእኹ ደንጉና❤😂
@LemLemGalTewahdo
@LemLemGalTewahdo Месяц назад
😂😂😂😂😂😂😂😂
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 Месяц назад
መትኩ ገልዒ
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv Месяц назад
ደሰ ክብሉ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤ፅብቅተይ👸❤️🤴💕
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi Месяц назад
ተመሲጠ ናሰማዕኹስ ከይተፈለጠኒ ተወዲኡ😂ብዝኾነ ብዝሕ ትምህርቲ ወሲድና ክብረት ይሃበልና ፍቅርኹም ይሰስን ሓዳርኩም ይባርኽ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@SadssDasss
@SadssDasss Месяц назад
ሓዳርኹም ይባርኸልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ
ደስ ትብሉ ሰብ ሓዳር ሓዳርኹም ይባረኽ ፅሩያት
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b Месяц назад
ደምረኒ የሩሰይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
እሰይ ፅሩያት ፍቅርኹም የብዘሐዮ ሓዳርኹም እግዚአብሔር ይባርኸልኩም ደቅኹም ዉን ብጥበቡ የዕብየልኹም❤❤❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@KebareAman
@KebareAman 25 дней назад
ደስ ባሃልቲ መፃምዲ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 25 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ااصتصتصتصتصت
@ااصتصتصتصتصت Месяц назад
ኡፍ ደሰ ክብሉ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረክ ❤ ኣያዋይ እውን ኩሉ ግዜ ምግቢ ክንበልዕ ከለና ዋላ እግዚአብሔር ኣቦይ ሞተይ ቅድሚ ሰበይተይ ግበረኒ ይብል እሞ ማራ ከብደይ ይበለዐኒ ኣደይ እንተ ገይሻ እውን ኣደኩም የለን ድያ ይብለና ጋና እናሀለወ የለን እንተኢልናዮ ኣብ ደገ እዩ ኮፍ ዝብል 😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
እሞ ክንሓቶም ኣበይ እዮም ዘለው ?🙏🙏🙏 ❤❤❤
@ااصتصتصتصتصت
@ااصتصتصتصتصت Месяц назад
ኣብ ዛላንበሳ እዮም ዘለው ኣብ ገጠር ፅህያይ ይፃህዩ​ 😂😂@@fkrientertainment
@dwdfdwrf7117
@dwdfdwrf7117 Месяц назад
ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ደሰ ዝብሉ ሰብ ሓዳር አነ ጨኒቁኒ ዘሎ ግን ከመቲ ዝበለቶ በራሕ ወዲ አይ ፎቱን😅 4ተዓመት ዝተዳዋወልክዎ ወዲ በራሕ ኮይኑ ፀኒሑ 😅😅ልቡንኡ ዝጎድሎ የቡሎን ግን አረጊት ሰብአይ መሰሉ እዩ ዝሰማዐኒ ዘሎ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ፍቕሪ ብ ስልሒት ኣይኮነን ልቢ ምስ ልቢ ምርኻብ እዩ።🙏🙏🙏❤❤❤ ክብረት ይሃበልና
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ፍ❤ሪኹም ቡዙሕ ተማሂርና ከምዚ ዝብል ሓሳብ ቀፅለሉ ኢንተራ.....
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Месяц назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፍቕሪ ኢንተርተይመንት 👏ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦም ብፍቕሪ ንበሩ♥️👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ናይ ኩል ግዜ ተኸታቲልትና ሞራልና ብሬ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Месяц назад
@@merhawitmuaz1619 እሽን ወለላይ መልስለይ👏♥️
@Slamh-qv4gm
@Slamh-qv4gm Месяц назад
ደስ ክብሉ ተጋሩ ወርቂ ❤❤❤
@Selam.Asmara
@Selam.Asmara Месяц назад
Wow! Kab megemirya ksab mewedaeta temesite ye wedieya. Edmen tienan yhabkum, hadarkum ybark! ❣️😍❣️
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@senay6044
@senay6044 Месяц назад
ክላ ነብሶም ፍቅሪ ❤❤❤❤❤❤❤ አግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ❤❤❤🙏🙏🙏
@Bahgi_
@Bahgi_ 6 дней назад
Wonderful couple. 💛❤ Thank you Fkri Entertainment.
@fkrientertainment
@fkrientertainment 6 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro Месяц назад
ዊይ ክዳሻዕ እየ ኣልሾም ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
@Speacefull
@Speacefull Месяц назад
We love your channel 💙💙💙thank you for everything you do 💙💙💙💙💙tigrays &Eritrean we were one but we will be one someday 🧠🧠🧠
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
thank you so much its our dream too.🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ❤
@gujj8255
@gujj8255 Месяц назад
ደስ ክብሉኻ ፅቡቃተይ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም🙏💘
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ ማዓረይ😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
@AbadiTesfay-hk2ui
@AbadiTesfay-hk2ui Месяц назад
መኣዲ ተጋሩ እናዘጋጀኩም ምስ ሽሻይ ወረስ ብጣዕሚ ይፊትዎ ነይረ። ሕዝ ግን ጠፊእኩም ኣበይ ኣሎ እንዳበልኩ ነይረ ኣኩ ዓብዪ ሰብ ሓዳርኩም ይባረክ ቲጂ ቆንጆ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@MhretTades
@MhretTades Месяц назад
ሙቁራት ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Месяц назад
ፍቅርኹም ይብዛሕ መርኣያ ኢኹም ብሓቂ የቅንየልና 🙏💛❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ተስፋ-ኀ2ቐ
@ተስፋ-ኀ2ቐ Месяц назад
ክብረት ይሃበና ፍቅሪ እተርተይመንት ነዚ መደብ ዘቅረብኹም "ፍቅሪ ዝኮኑ ፣ህድእ ዝበሉ ሰባት ብፍቅሪ የንብርኹም፣ ሓዳርኹም ኑሮኹም ፣ውላድኹም ይባርከልኹም እግዚአብሔር አምላክ።
@mariyamey555
@mariyamey555 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@fotofoto378
@fotofoto378 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍ብጣዕሚ ማሃርን ሃናፅን ዝኾነ ፍቅሪ ኣለኹም እግዛብሄር ሓዳርኹም ይባርኽ ኣይፈላልይኹም እስካብ መወዳእታ መዛልቅቲ ኹኑ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 Месяц назад
ለባማት ብሓቂ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
@KebareAman
@KebareAman 25 дней назад
እታ ናይ ጓል ግጥሚ ረዛን ንተፍቅሮ ሰብ ብድሕሬኻ ከይከፍኦ ካብ ዘለካ ባህጊ ሓልዮት ዝተመለኣ ግጥሚ። ትኽክል ድማ እዩ ኣኮይ ነይሩ ኣብ ገጠር ካኣሊት ኣመሉ ክናደድ ተህደኦ ትሓልየሉ ኣደ ደቁ ኮታስ ኩለንተንኡ ዝኾነት እምንቲ በዓልቲ እንድኡ ነይራቶ ብሕማም ካብዝዓለም ብሞት ትፍለዮ ብድሕሪኣ ናቱ ናብራ ኣይነገር ካብ ህልዋት ንላዕሊ ካብ ሙታን ንታሕቲ ዝኾነ ናብራ እዩ ዝነብር እና ልክዕ ኢኺ ፍቕርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል
@fkrientertainment
@fkrientertainment 25 дней назад
ፅቡቕ ትዕዝብቲ ክብረት ይሃበለና 🙏🙏🙏❤❤❤
@AlmazZenebe-d9v
@AlmazZenebe-d9v Месяц назад
ሓዳርኩም ይባረክ🙏🎉🎉❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ Месяц назад
እንደይከ ድስ ትቡሉ ፅቡቃት እግዛኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም🙏❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@sarahsarah2529
@sarahsarah2529 Месяц назад
ደስ ክብሉ እግዛቢሄር ኣምላክ ፍቅሩኩም ይባርከልኩም❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@VxmgLhkjii-vl1zv
@VxmgLhkjii-vl1zv Месяц назад
እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኮ ደስስ ብሃሎ ሰብ ሓዳር እዮም
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 Месяц назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩሙ ይባርክ ክብራተይ ❤❤❤ ሃበትን ንብረት ካብ ወላዲ ይዉረሰ ለባም ሰበይቲ ግና ካብ እግዚአብሔር እያ ::መፅሓፍ ምሳሌ ❤❤❤❤ናየየ ኣዳም ከ ኣበይ ትህሉየየየ ላሰማዓካ ኩነይመነይ 😂😂😂😂😂
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@Muhammad-ch4bp
@Muhammad-ch4bp Месяц назад
ብሓቂ ክቡር ሓው ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 27 дней назад
ዋውው ደስ ዝብል ሓሳብ ሓዳርኩም ይባርኽ እግዚአብሔር❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 27 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SleepyApron-cs2dx
@SleepyApron-cs2dx Месяц назад
ዋውው ብጣዕሚ ኢኹም ደስስስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዘሓዮ ፈጣሪ ምቁራት ስድራ♥️♥️❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@teweldebrhanabreha1293
@teweldebrhanabreha1293 Месяц назад
ኣዝዩ መሳጢ ደስ ዝበል ታሪኽን ዛንታ ብፅቡቅ ቋንቋን ድምፅን የዒስ !
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ሰላም-ሐ6ሐ
@ሰላም-ሐ6ሐ 26 дней назад
❤❤❤ኣምላክ ከም ድልየትና ተይኮነስ ከፍቃድካ እስቲ ሃበና
@fkrientertainment
@fkrientertainment 26 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq Месяц назад
ተወዲኡ ድዩ ካልኣይ ክፋል ንፅበ ኢና 🥺
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Месяц назад
ዋውውውው ደስ ዝብል መደብ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SmilingGlobe-qu5ky
@SmilingGlobe-qu5ky Месяц назад
ሓዳርኹም ❤❤❤❤የሰስኖ ዞምሓተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ዮዳሄ_12
@ዮዳሄ_12 Месяц назад
ዋው ደስ ዝብል ኣገላልጻ ፍቅርኹም ይብዛሕ ጽቡቃተይ ፍቅሪ እንተርታይመንት ድማ ቀጽልሉ ካብ ኩሉ ወሎዶታት እንዳቅረብኩም ከምዚኦም ዝበሉ ፍቅራትን ሰብ ሓዳርን ኣቅርቡልና ምክንያቱ እቲ ኣብ ፍቅሪን ሓዳርን ምስ ኣተዉ ሰኣን ምርድዳኣእን ወይ ሳኣን ምክእኣልን ቡዙሓት ሰባት ሓዳሮም ከሲሮም ንሪኢ ኢና ሞ ካባዓል ከምዚኦም ት/ቲ ክወስዱ ተስፋ ይገብር So ተጋሩዋይ💛❤ይፈትወኩም እየ #ፍቅሪ❤#እንተርታይመንት ከኣ ሰብስክራይብ እንዳገበርና ነተባባዓዮም
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ዝጀመርናሉ ዕላማ እውን ንሱ እዩ ነዓኹም ሒዝና ክንቅፅለሉ ኢና Respect 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@lailamehari3800
@lailamehari3800 Месяц назад
ኣኩዋ ንዓኻ ብምርኣየይ ተሓጉሴ ,እንኳእ ብሰላም ተመለስኻ,መሊጥኻ ደስልብል ሙሉእ ፀጉሪ እዩ ነይርዎ ሰብ መኽበሪ ብፍላይ ንደቅኒስትዮ መኽበር እዩ. ናይ ማጋርመት ሓወይ.
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@hidat-r4p
@hidat-r4p Месяц назад
ብሓቂ ደሰ ዝብሉ ሰድራ ብፍቅሪ የንብርኩም❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@ሰላምጓልትግራይ-ቨ9ቨ
ርጉዕ ስብአይ 👏 ርግዓትኩም ደስ ክትብሉ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርክ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Haweyru
@Haweyru Месяц назад
ባሓቂ ደስ ዝበል ፍቅሪ❤ኣምላክ ፍቅራኩም የበዛሓዮ ሓደርኩም ይባረክ ቡሉፃት❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@rishangegziabiher3682
@rishangegziabiher3682 Месяц назад
መምሀርቲ እኹምሞ ብጣእሚ ደስ ክትብሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ😊
@FaysalKsa-nt8jk
@FaysalKsa-nt8jk Месяц назад
ኣነ ካምዛ ጋል እየ ካምዚ ወዲ ኣሎ ዶ ሃይ ይበለኒ😊❤😂
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@redaekidanu
@redaekidanu Месяц назад
ብሓቂ ከምዛ ጓል ለባም ኢኪ?
@galtigray5257
@galtigray5257 Месяц назад
ልዕሊ ቃለት ናይ መናእሰይ ፅቡቅ ተሞክሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣረ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
@WediEmbaye
@WediEmbaye Месяц назад
ዋዋው ብጣዓምሚ ደስ ዘብሉ ስድራ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሓዳርኩም ቅዱስ ይኩነልኩም ዞም የሕዋትይ❤❤❤🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏 ❤❤❤
Далее
How to Install and Use an Adjustable TV Arm
00:18
Просмотров 2,4 млн