Тёмный

* ናይ ዓረብ ዓዲ ኣሕዋትና ዝረኸብኦ ኦ ጉድ ......? ፍርድ ቤት እዪ ! 

Unique Show
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 70 тыс.
50% 1

ንምእማን ዝኸቢድ ዛንታ ንባዕልኻ ምጥፋእ ክሳብ ዓረብ
If you're looking for inspiration and motivation, or if you're just curious about the world around you, then Unique Show is the channel for you. Subscribe today and start watching interviews with unique people from all over the world.
✅ ንሓበሬታ ይደውሉ Contact us
📶 +251921588398
09 56 40 59 03
Email hanielsami.d@gmail.com
✅ብጣዕሚ ገረምቲ ቪድዮታት Unique show /ዩኒክ ሾው
ብፆተይ ኣብ ሜዳ ተሪፎም ▶ • ኣዝዩ መሕዘኒ ዕላል ምስ ኣርቲስት ...
ናይ ትግራይ ሕቡእ ካሜራ ማን ▶ • ⭕️ ናይ ትግራይ ምስጢራዊ ካሜራ ማ...
ኢድ ካይሃለዋ ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተመዝገበት ▶ • ካብ TDF ኮከብ ተኳሲት ኮይና ዝተ...
ብዘይ ኢድን እግርን መኪና ዝዝውር ሰብ ▶ • ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር...
ዝኾነ ይኹን ህንፃ ብእዱ ተገልቢጡ ዝወርድን ዝድይብን ▶ • 🛑 " ብኽሳዱ_ መኪና ዝጎትት መ...
✅ Our Other Social Media Profiles
RU-vid:shorturl.at/krFUX
Facebook: rb.gy/i2xwqu
===========================================================================
Subscribe Now Here 👉▶ / @uniqueshow.
===========================================================================
#unique Show
*Unique show
#ዩኒክ ሾው
##uniqueshow
#news
today#lokesh kanagaraj interview#eritrean movie#dw news#xrp news today
#eritrean music#israel news today live tv#today's news#fox news today#fox news today
#fox news today breaking news#ebsethiopian movie#ethio forum#eritrean film 2023#msnbc news today#new eritrean movie 2023#ethiopia#mezmur orthodox eritrea#mezmur protestant#eritrean movie 2023 new today#gere emun#eritrean music 2023#tigray tv#abel birhanu#eritrea
eritrean film 2023 new today
tigray media network
joseph stalin
dw flame
death of stalin
tmh tigray media house
mcdonald's fries
mcdonald's drive thru#Alamata#Korem#Humera#wekayt
zara tigray
the death of stalin#ኮረም#ኣላማጣ#ራያ#ሑመራ#TDF#Fano#የድል ዜና
isreal war live#tolosa ethiopia#mahlet gebregiorgis#dimtsi weyane#dw tv tigray
#kidase ethiopian orthodox church#gmn tv ethiopia#fano amhara
#solomon yikunoamlak#fano music#getachew reda#donkey tube comedian eshetu#tigray media house#fano amhara today news#amhara fano#enda thsh#tigray tv news today#tigray media#tigray news today#dimtsi weyane tv#ኢትዮ ፎረም #ethio forum today
#DV 2026 #Hazen #Tigray TV #Unique Show#new Idea#መርድእ#ብሔራዊ ሓዘን
#Dimtsi Weyane News #DV Amhara Region#Eritrean new music
#Amhara Region#israiel War#Selomon Tesfay #2024#ዝኽሪ ተጋደልቲ#ሓዘን ትግራይ
#Fano#Today news#israel war#Hamas war#israel video #መርድእ ትግራይ#የትግራይ መርዶ
#gazal #እስራኤል#ኢስራኤል#Ethiopian War#Today News#
#Donkey tube#New Eritrean Music#new ethiopian movie
#music festival Topic#Music#New Ethiopian Music#new Isreal
#New Ethipipian Tiktok#news#اثيوبيا#New Ethiopian Music2016
#New Ethiopian Movie#Embassy of Ethiopia#lousiana #New Music
#New Funny Video#New motivational video#new Ethiopia news
#New EthiopianMovie #2024 ##2024#New Video#New RElaxing Video
#Amhara Region #Amhara War#Amhara Region#Amhara Force
#Tigrigna new music#New Ethiopian News#Ethio 360#ድንቅ ልጆች#How to make
RU-vid ፋኖ #comedian Eshetu#donkey tube #new Ethiopin orthodox mezmur
new Ethiopia Orthodox tewahdo mezmur#All in one mezmur All in On music
#መዝሙር መዝሙር#tigrigna mezmur#ትግሪኛ መዝሙር#ኣባ ገብረ ኪዳን ግርማ
Fews menfesawi#Aba gebre kidan girma#Aba gebre kidan #new eritrean movie#ብሄራዊ ሓዘን ትግራይ#ዕላዊ መርድእ ጀጋኑ#መርድእ ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ#ትግራይ ሚድያ ሁውስ#Zara media network
ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ሂ ሆ ለ ሉ ሊ ላ ሌ ል ሎ ሐ ሑ ሒ ሓ ሔ ሕ ሖ ረ ሩ ሪ ራ ሬ ር ሮ ሰ ሱ ሲ ሳ ሴ ስ ሶ መ ሙ ሚ ማ ሜ ም ሞ
#eritrean movie#ethiopian music#eritrean music#ebs#eritrean film 2023
#mezmur orthodox ethiopian#eritrean comedy#mezmur protestant#mezmur orthodox eritrea
tigray music#tigray interview#new eritrean interview#tigrigna interview#tigray culture
tigray culture#tigray culture#funny ethiopian interview#Ethiopian#interview show
#reality show today#new reality show##reality show today#new reality show#interview eritrean artist#trending reality shows#eritrean talk show#Unique Show
dawit eyob comedy
eritrean comedy 2024
shima leyti eritrean movie
enda zmam
mahlet gebregiorgis
tigray music 2024

Развлечения

Опубликовано:

 

4 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 712   
@selam12121
@selam12121 15 дней назад
Hi semere i really appreciate you If she has a passport, I will help her. She should come to Dubai, work and change her life and her child's life...
@Shege21
@Shege21 13 дней назад
@MelatGmedhn
@MelatGmedhn 12 дней назад
If u could please help her I am her friend I can help her to get her passport
@selam12121
@selam12121 12 дней назад
@@MelatGmedhn There is no problem, if she has a passport in her hand I will make her come to Dubai mis wedeet azarbani tsegem yelen thank you
@user-vk3vh9mo7p
@user-vk3vh9mo7p 12 дней назад
F ​@@Shege21
@allbaad6689
@allbaad6689 16 дней назад
ፎቱኡ ይለጠፍ ካልኦት አጋላት ካዓ ከይብድል😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-co5ex3jq2e
@user-co5ex3jq2e 14 дней назад
ትክክል
@user-mk5qy2xk1r
@user-mk5qy2xk1r 13 дней назад
👍👍👍👍
@user-mk5qy2xk1r
@user-mk5qy2xk1r 13 дней назад
አወ
@Galtgray846
@Galtgray846 13 дней назад
😢ትክክል
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 18 дней назад
ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ኢኻ ጎቦዝ❤
@sonhaykoun6378
@sonhaykoun6378 15 дней назад
እምቢ ኣናረገም ኣህያ​@lula-Tube242
@selamburuk
@selamburuk 17 дней назад
ኣነም ድሕሪ ስደት ምናልባች እንተ ረኪበካ ናይ ዉሽጠይ ከተንፍስ እየ ማለተይ ብጽብቅ ነገር ኮነ ብሕማቅ ስደት ነሕልፎ ዘለና ምእንታን ኩሉ ተረዲኡ ስደት ዝብልዎ ኩሉ ሰብ ክጸልኦ መንእስይ አብ ሀገሩ ሰሪሑ ክናበር ክክእል እኘዎ እምበር ስደት ነቲ ዝበዝሐ ሰብ ኣይጠኣሞን ዘሎ🙏
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 17 дней назад
ሓቅኪ እወ
@Kanal0809
@Kanal0809 16 дней назад
Selamey ayona mearey 💕💕sidet merir eyu Kulna bzuh teganfo alena 🥲🥲🥲
@user-jw7sr5ke8k
@user-jw7sr5ke8k 14 дней назад
ዋላ ኣነ
@medhin8187
@medhin8187 13 дней назад
ሰላም እተዊ ዝሓፍተይ❤
@JooklGookl-zy6er
@JooklGookl-zy6er 11 дней назад
ኣይዞኺ ክብረተይ ስደት ብዙሕ እዩዋ😢
@HadasTedros
@HadasTedros 17 дней назад
ፍቅሪ ክሕዘካ ግድን እዩ ግን ሓደራ ገንዘብ ዘይምሃብ ንወዲ ኣሕዋተይ ሓደራ
@user-um1oo1wv5i
@user-um1oo1wv5i 17 дней назад
ጋዜጠኛ ከይኣድነቁካ ምሕላፍ ኣይክእልን 💕ቅጽል ኣቢለ ከምዙይ ዓይነት ሂወት ዘሕለፋ/ፉ ምቅራብ ቀፅለሉ ብዙሕ ትምህርቲ ንወስድ ina💞💞💞💞💞💞💞
@reetagebrehiwet8221
@reetagebrehiwet8221 Час назад
@user-qm8oy9mn5r
@user-qm8oy9mn5r 15 дней назад
እቲ ወዲ ገንዘባን ንብረታን ይመልሰላ እትብሉ ላይኸ
@gdfx3728
@gdfx3728 17 дней назад
ሰመረይ ቡሉፅ ጋዜጠኛ ❤
@user-vl3ec9bk8v
@user-vl3ec9bk8v 12 дней назад
የዋህ ጋል ሂዋን ኣጀኪ አምላክ ክሕግዘኪ ኢዩ❤❤❤❤ኩሉ ንሰናይ ኢዩ!!
@user-gz3cy1cv6r
@user-gz3cy1cv6r 17 дней назад
ጋዜጠኛ ንዓይ እዉን ቃለ መሕተት ክትገብረለይ ኣለካ
@user-ot2vb9im1h
@user-ot2vb9im1h 13 дней назад
😂😂😂
@pj6930
@pj6930 17 дней назад
ብዛሓት አለዋ መማሃሪ ክኾና እየን 😭😭
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 17 дней назад
ሓቁ እንዲዩ እዚ ህዝቢ ኣብ ሽግር ካኣቱ ፍትሒ ዘይብሎም ሰባት ኣብ ፍርዲ ቤት ኮፍ ኢሎም ኣብ ክንዲ ሽግር ዝቐርፉ ሽግር ዝፈጥሩ በዚሖም ብጣዕሚ ዘሕፍር ኢዩ
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 17 дней назад
ናይ ህወሓት ፖሊስን ፍርድቤትን ደኣ ስርቅን ምትላልን እምበር መዓዝ ፀገም ህዝቢ ዝፈትሑ ሓለፍቲ ደያኑ ፖሊሳት ኣለው ኾይኖም
@bestebeste5137
@bestebeste5137 17 дней назад
ብሓቂ 😢😢😢😢😢😢😢
@Gal_emebrhan
@Gal_emebrhan 16 дней назад
Bhaki😢
@user-ez4kk3nj9c
@user-ez4kk3nj9c 15 дней назад
​@@user-br5kk1mz7hትክክል
@AbarahamKinfe
@AbarahamKinfe 15 дней назад
ክንደይ ዝሕዝን ነገር እዩ ንሄ አብዛ ትግራይና😢😢
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 17 дней назад
አጀኪ ዛሓፍተይ አየ ፍቅሪ ሕዉር😢 አወዳት ግን አቱም ንጓል አንሰቲቴ ትብድሉ ናይ ኢድኩም ይሃብኩም😢😢
@user-ws2rs1er6f
@user-ws2rs1er6f 17 дней назад
ኣሕ ኣወዳት ኣሕዋታ ዘይብላ ትኸውን እንበር፡ ነዚ ሰሚዕካ ዳኣ ዋላ ሓፍተይ ኣይትኹን ኣብ ጥቃይ ዝነብር ተዝከውን ክልቲአን ኣእጋሩ ምሰበርክዎ ወዲ ደቆሮ። ኣጆኪ ዝሓፍተይ ማዓረይ😢 ኣዋልድ ኣይተብክዩ ብተስፋ ኣሕዋትኩም ኣይትላገጹ ደቂ በጻብጽ መጅላጋት ተበዲለን ዝራኣክመን ኣሕዋትኩም ብፍላይ ኣያ ዘይብለን ኣዋልድ ጎድኒ ክንወን ነቶም በደልቲ ስጉምቲ ውሰዱሎም በጃኩም ተባዓት ኩኑ ቀርስምዎም ኣእጋሮም😢
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 17 дней назад
ኣነ እውን ኣካላቱ በታቲኸ ኮፍ ከብሎ ነይረ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 17 дней назад
ትክክል
@selamafwerki1403
@selamafwerki1403 16 дней назад
Ane ewn ayemgdfkwn
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 16 дней назад
የቐንየልና ክብሪ ደቅኣነስትዮ ስለ ዘለካ 👏
@ngstipopo3749
@ngstipopo3749 15 дней назад
ኣነ እማ መሸኒቱ ምቆረፅኽዎ ዋይ
@user-ek8xs6yg9c
@user-ek8xs6yg9c 16 дней назад
ኣሕሕሕ አብ ሂውተይ ዘሓለፍክዋ ፈተና አነ ውን ተነገረ ትዝነፍሰለይ መምሃር ክከውን ነይሮ😥
@user-xp2iq7gt2w
@user-xp2iq7gt2w 16 дней назад
ኣጆኺ ወለላይ🥺🙏
@laylaal7008
@laylaal7008 8 дней назад
አጅኪ ናይ ኩለና ቀንዛ እዩ😢😢
@emmaq1588
@emmaq1588 17 дней назад
80%ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ደቂ ኣነስትዮ ከምዚ እዩ ገጢምና ዘሎ ኣሕዋተይ ልቢ ንገበር ዝፈትወና እንበይ ኣንሕና ንፈትዎ ኣይጠቅመናን ኣነም ልዓርሰይ እስካብ ምስ ካልኢቲ ዝምርዐ የፍቅረኪ እዩ ዝብለኒ😭 ነይሩ ግን ተመስገን መምሃሪ ኮይንኒ
@hfhf-jw2lk
@hfhf-jw2lk 16 дней назад
🥺😥
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 16 дней назад
ገንዘብኪ ከ ሞ በሊዕኪ ዶ ዳሓን
@emmaq1588
@emmaq1588 16 дней назад
@@user-ik7vx5hb1w ገንዘብስ ኣይሃብክወን ግን ምሁር እዩ ክልተ ድግሪ ዝሓዘ እዩ ካምዚ ክገብር እዩ ኢለ ሓሲበዮ ኣይፈልጥን
@alemmtadess6809
@alemmtadess6809 10 дней назад
ዞም ሙሁራት የገዱ😂😂😂 ​@@emmaq1588
@laylaal7008
@laylaal7008 8 дней назад
😢 ናትና ዶ እንፍዑ እፍ😢😢
@hvvv5705
@hvvv5705 11 дней назад
ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ጥቅመኛታት ሰባት ሓልወኒ😢
@MebreLab
@MebreLab 17 дней назад
ናይ ሓደ ሓደ ኣወዳት ጭካነ የሕዝን!
@user-ez4kk3nj9c
@user-ez4kk3nj9c 15 дней назад
ናብዙሓት ወዳት እዩ
@user-yx7hh1rl6y
@user-yx7hh1rl6y 17 дней назад
ማርያምን ናይ 8 ዓመት ኣፍቃርየይ ስደት ካብ ዝመፅእ 5ዓመት ገይረ ምስኡ ተባኢሰ እየ መፅአ ካብኡ ተዓሪቅና ግን ንጥቁሙ እሉ እዩ ተዓርቅኒ ነይሩ ኣይሶሎጦይ እምበይ ላብቶብ ጀዋል ቲቪ ግዝእለይ ናበለ ተክክ ኣቢልኒ ታይ ኮይኑ እየ እለ ተሓተትኩስ ጋል ኣጥኒሱ ፀልሕኒ😂 ደፍረቱ ብሎክ ገይረ ዓሪፈ ተመስገን ኣነ ግን 10 ቅርሺ እውን ሂቦዮ ኣይፈልጥን ምክንያቱ ኣዕርኩቱ ተጠንቀቂ ይብልኒ ነይሮ እዩም😊ግን ኣሕዋተይ ተጠንቀቃ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 16 дней назад
ወይ ጉድ ጀግና ኢኪ ወለላይ ኣጆኪ ብጉሓቱ እንካዕ ፈለጥክዮ
@Gal_emebrhan
@Gal_emebrhan 16 дней назад
Amlak awtsiki😮
@feedcswe290
@feedcswe290 14 дней назад
ጀግናዝሓፍተይ
@avg4628
@avg4628 13 дней назад
ጎቦዝ
@user-yh4xg4pi9j
@user-yh4xg4pi9j 13 дней назад
ከም ናተይ ጀዋል ይብለን ሐዝ ከይዱ ኣሎ የብለይ አለዮስ😁
@saramm8772
@saramm8772 18 дней назад
ኣጆኪ ዝሓፍቲ ኩሉ ሓላፊ እዩ ግን ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ ደቂ ተባዕትዮ ኣይትእመና ብተለይ ሰደት ዘለና ገንዘብና ናብ ሰድራና ንስደድ ይሕመቅ ይፀበቅ ወላዲ ወላዳ እዩ😥😘😘
@user-ug4kk2xv2z
@user-ug4kk2xv2z 16 дней назад
ትክክል❤❤
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 16 дней назад
ወለዲ እውን ንንእሽተይ እንበር 😂😂
@user-ez4kk3nj9c
@user-ez4kk3nj9c 15 дней назад
ትክክል ደቂ አንስትዮ ኣሕዋት በጃኽን ወዲ ኣይትእመና😢
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 17 дней назад
ናይ ሰብ ረሃፅ እሞ ከዓ ናይ ዝኣመነካ ሰብ ሰበቡ ከቢድ እዩ ብፈጣሪ ክፍደ እዪ ኣጆኪ ሓፍተይ😢
@eyu1221
@eyu1221 17 дней назад
ኣጆኺ ዛሓፍተይ ኩሉ ንፅብቅኪ እዩ ተገፋዓይ ሙኻን ትዕድልቲ እዩ ፈጣሪ ዛሓዘልኪ ኣለዎ 😢🙏
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 17 дней назад
ጋዜጠኛ ዋውው❤🥰👌✅
@user-fz6zf3fv4p
@user-fz6zf3fv4p 16 дней назад
ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘላ ጓል ክንደይ ዘይትሕልፍ ፈጣሪ ይባርካ ጋዜጠኛ ሃምዚ ጌረካ ብምቅላዕካ
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 17 дней назад
ጓል ኩል ጊዜ ፈተና እጭ ትተፈጥሮና😢 ኣጆኪ መዓረይ😧🙏 ስደት ዘለና ዋልድ የንሸወድ ኣብ ባዕልና ክሳብ ዝበፅሐና የንፀበ ካብ ኣሕዋትና ንመሃር😢
@user-ij8wi8ty8p
@user-ij8wi8ty8p 17 дней назад
ኣነስ ክም ጓል መጠን ኣዝየ ሓዚነ ግን ፍቅሪ ክብሃል ክሎ ግን መጀምርያ ነብስካ ተፍቅሪ ብድሕሪኡ ድማ ንመፃምድካ ትፍቅር እዩ ግን ሓላፊ እዩ ኩሉ ነገር እቲ ዉላድኪ ወሊዲክዮ ዘለኪ ዶሞ መሕጎሲኪ ይኩን ዛሓፍተይ❤
@kalu546
@kalu546 15 дней назад
ድሕሪ ስደት ናብ መድረኽካ መፂና ንትንፍስ ይግበረና ሃም ፍቓድ አምላክ ብፅቡቕ መደብ ክቐርብ ይፅሊ❤🎉😢
@medhin8187
@medhin8187 13 дней назад
ዝፈትዎ ጋዜጤኛ ቀጽለሉ ❤ ስደት ሕሱም ዩ ብሓቂ ብኩንትራት ከዓ ዝኸፍአ ካሕሳ ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ የሕዝን ዩ ንሳ ኣፍቂራቶ ንሱ ግን ክኾርዕ ጨካን ዩ ወይ የፈትወክን ምባል ሓጥያት የብሉን ንሳ ዉን ትቆርጽ ኣጉል ።
@user-jz6fh1sc3d
@user-jz6fh1sc3d 17 дней назад
ኣብ ሰድት ዘላ ጓል ናብ ሚድያ ለይወፀት ኮይና እምበይ ካብዚ ዝገደደ ፀገማት እዩ ለጋጠመና ሶ በይዛክን ለነብሰክን ኩና ጋዜጠኛ ዋው ቀፅለሉ ክቡር ሓወ❤😢
@genetgenet4250
@genetgenet4250 16 дней назад
ትክክል
@user-fk8mc6fb9k
@user-fk8mc6fb9k 16 дней назад
ትኽኽል😢😢😢😢
@tigrayadey7909
@tigrayadey7909 17 дней назад
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ናብዚ ዓዲ ዓረብሞ ከይትመፂ ሰብዶ ዓዲ ዓረብ ይግዛእ እዩ መርገም እበር😢
@tsgeselamyoutube8746
@tsgeselamyoutube8746 18 дней назад
ጋዜጠኛ ዋው 👌
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 17 дней назад
ንዛ ሓፍትና ዝኾነ ንሓግዛ ምክንያት ሰብ ዘይግበር ኣይገበረትን ሰለዚ ሂወት ሓፍትና ንሓግዝ ነተባባዓ ካብዚ ብምቅፃል ወዲ ምኻን ከፅለአኒ ጀሚሩ ካብቶም ኣጢቢቀ ካብ ዝቃዎም ናይ ጓል ስቃይ ካብ ዕላማታታ ምቅፃል ማለት እንታይ ማለት እዩ ብምቅፃል ኣቱም ታክሲ ትሰርሑ እውን ብሕዋትና ኣይትላገፁ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትና ተብዝሕዎ ዘለኹም ኣወዳት ቅፀላ ክንካይድ ኣይተገድዱና ብጃኹም ምኽሪ ንኣጓላት ገንዘብካ ሂብካ ዝመፅእ ስብኣይ ጋሕ ይበል
@rgbeymebrahtom331
@rgbeymebrahtom331 15 дней назад
❤👌🏿
@Asass-cs2pb
@Asass-cs2pb 13 дней назад
ሓቢባ ያቅንልና ኩል ከምክተዝን😢😢❤
@herilove7188
@herilove7188 17 дней назад
ኣጀኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ጠንካራ ኩኒ ሓደሓደ እንየኩም ኣወዳት ግን ታይ ዓይነት ጭካኔ ተላቢስኩም😥😥😥😥
@nansi-qu7ux
@nansi-qu7ux 16 дней назад
ጋዜጠኛ ጅግና ቀፅለሉ ከምዚ ዝበለ ሓሳባት እናምፃእካ ኣብ ስደት ዘለና መመሀሪ እዩ ዝኮነና ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ነብስኪ ከተውድቂ🙏💕🙏ኣሕዋተይ ጥንቃቅየ ንግበር ዓዲ ዓረበ ዘለና ካብዝን ከምዚ ዓይነት ዘጋጥመን ንማሃር
@reetagebrehiwet8221
@reetagebrehiwet8221 Час назад
ስላም ኣሕዋተይ ናይ ኩላትኩም አንቢበዮ ንዝሃብኩምኒ ርእቶ ተቀብለዮ እዩ ብጣዕሚ የቅንየለይ ክብ ዝናኣስኩም ክስብ ዝዓበኩም ከምስግነኩም ይፈቱ
@sonhaykoun6378
@sonhaykoun6378 15 дней назад
የተገፉ ሰው እድል ወርቅ ነው ዓለምላይ እንደማግፉት የመስለ ምርጥ ነገር የለም ኣይዞሽ የኔ እህቴ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 16 дней назад
ጋዜጠኛ ግን ብጣዕሚ 100%❤
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 18 дней назад
ሓደሓደ ዘለው አወዳትስ ክርግሙ እና አጆኪ ዘሓፍተይ
@user-nk5xh4eg5n
@user-nk5xh4eg5n 13 дней назад
በስመአብ😢 ኣጀኪ ዛሓፍተይ ብሰብ ዝተበደለ ብእግዚአብሔር ይካሓስ እዩሞ እቲኩሉ ዝክእል ኣምላኽ ይሓግዝኪ ❤😢
@senaytabadi-kf5tx
@senaytabadi-kf5tx 17 дней назад
አትን ሰባት ፍቅሪ ጥዕም እዩ ግን ገንዘብ አትሃባ ስለ ዝገበርካሉ ምሳካ አይነብርን ሰብ 😢በተለይ ወዲ ንሱ ገሩ ዘብራ እምበር ንሳ ገራ ትብሮ አይፈቱን
@user-vb3uq7lk7q
@user-vb3uq7lk7q 17 дней назад
Haki mearey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@azfarabrha8735
@azfarabrha8735 16 дней назад
የኔ ቆንጆ አይዞኪ ዞም ጉሓፍት አወዳት በተለይ ፍርድቤት ጠበቃ ዝብሃሉ አትማን .......
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 16 дней назад
ጋዜጠኛ ጎበዝ ጠንክር. ዋይ ሓፍተይ ካብዚ መሓረኒ ኣምላከይ. ከምዚ ዝበሉ ኣዉዳት. እግዚአብሔር ኣምላክ. ኣጥፍአዪም ሓፍትና. ኣብ መጨረሻ ኣብ ጥዑይ የዉደቂ. ኣጆኪ😢
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 17 дней назад
ናይ ደቂ ኣነስትዮ ኣሕዋትኩም ርሃፅ ትበልዑ ኣወዳት ግን ንግዚኡ ዝሸወድኩምወን ክመስለኩም ይክእል እዩ መጨረሻኩም ግን ኣበይ ኢኩም ክትኣትዉ😢
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 16 дней назад
አጆኪ ዘሓፍተይ ኩለና አብ ውሽጥና ኮይኑ እምበር ብፍቅርስ ብዙሕ ተሳቂና ሓሊፍና😢😢 ሐዚ ግን ፈጣሪ ይመስገን❤❤❤❤
@user-qt6vc9wx9o
@user-qt6vc9wx9o 17 дней назад
በእውነት ክባራታዕ ዘለዎ ጋዘጠኛ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤
@rozaoppo828
@rozaoppo828 15 дней назад
ኣጀዂ ማዓረይ ፅባሕ ካሊእ ማዓሊት እያ ጠንካራ ቅላዓ ኣጀዂ ኣወዳት ይሕነቅዂም❤❤❤❤😢😢
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 17 дней назад
ስለ ኹሉ ነገር እግዚአበሔር 🙏🙏❤️
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 14 дней назад
ጋዘጠኛ ብጣዕሚ እካ ገቦዝ ደሞ ኣነውን ምሰ መፃኩ ከምዝኣ ገይረ ክገልፅ ሓሳበይ ብሰላም ፅንሐኒ🙏🙏🙏🙏
@user-zd2gm6zt6k
@user-zd2gm6zt6k 16 дней назад
እዚ ወዲ ኣቅራቢ ጋዜጠኛ ከየድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይክእልን ሓፍትና ካዓ ኣጆኪ ውሽጠይ ከመይ ከምዝኮነ ኣላህ እዩ ዝፈልጦ ኣጆኪ ምቅርተይ እንካዕ ዘይሞትኪ እምበር ግዜ ተቀያሪ እዩ ኣብሽሪ
@MichealeSolomonAbrha
@MichealeSolomonAbrha 14 дней назад
ናይ ብዙሓት አሕዋትና ታሪክ ለርእይ እዩ ደስ ብሃሊ ፕሮግራም
@freykahsay8738
@freykahsay8738 17 дней назад
ኣጆኺ ዛሓፍተይ ኩሉ ንፅብቅ እዩ ተገፉዓይ ሙኻን ትዕድልቲ ፈጣሪ እዩ
@goodmaring7308
@goodmaring7308 17 дней назад
አጆኪ ዛሓፍተይ ኩሉ ልፁቡቁኪ እዩ አብስደት ዘለና ፈጣሪ ይሓግዘና አሕዋተይ ግዜኡ የፍርሕ😢
@user-en1zd1ev6c
@user-en1zd1ev6c 17 дней назад
ዋይ ሓፍተይ አይዞኪ ፍቅሪ ዕውር እዩ
@rozaroza7147
@rozaroza7147 17 дней назад
ማርያምን ምፍቃርኪ አይፀላእኩን ገንዘብ ግን ሆ ቀልደኛ ገበሬ ሰነ ይሞታል አሉ ለማንኛው ደቂ መዳም ብገንዘብ አይንስነፍ ኦሆ ለማንኛው አጠያይቃኻ ብጣዕሚ የድንቀካ ፈጣሪ ተፈቂድዎ አነ ካዓ ካብስደት መልሲ ክቀርብ ተስፋ አለኒ ግንድማ ዕላማይ ሒዘ ክቀርብ❤ተስፋ አለኒ ይስመረልኪ በሉኒ🎉
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 17 дней назад
ይሰመረልኪ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 18 дней назад
ዋይ ወሪዱኒ ወላ ዓሰረተ የፍቅሮ ኣስረለ ኣይከም ጫነክዎን 😢
@user-en1zd1ev6c
@user-en1zd1ev6c 17 дней назад
ፍቅሪ ሓያል ዕውር እዩ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 17 дней назад
ኣይብሃልን ኣይትመክሒ ከይተረደአኪ ኢኺ ከምኡ እትገብርዮ
@user-ww2or6er1h
@user-ww2or6er1h 17 дней назад
አሞ ፍቕሪ ኮ ገንዘብ ኣይብልን😢​@@AlemTigray-pc8yv
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 17 дней назад
ኣይባሃሊ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 17 дней назад
እንታይ ኮይኑ አዩ ዘይብሃል ከ ፍቐሪ ንጹህን በለጸ ዘይብሉን እምብር ናጓሕጓሐኒስ ሰቕለ መዚዘ ክህቦ ኣይመሰለን ኣታሓሳሰባኻ እዩ ኾሉ ዝማቻችዎ።
@user-fp2ey6qu7r
@user-fp2ey6qu7r 14 дней назад
❤❤ፍሊቲ ትግራወይቲ አየዞኺ ብሓቂ አንበሳ❤❤❤
@galltigray4548
@galltigray4548 17 дней назад
ኣጆኪ መዓረይ ነብስካ ምፍቃር ዝመስልዎ የለን
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 9 дней назад
ጋዜጠኛ ጎቦዝ በርትዕ👌❤❤
@Ykgxu
@Ykgxu 10 дней назад
ኣየ ሓደሓደ ዘለኩም ኣወዳት ጨካናት ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ ዕድመኩም ትሕፀር ረሳሓት💔ግን ንስኪ ውን ዓሻ ኢኺ
@abrhetgoytom6061
@abrhetgoytom6061 10 дней назад
ሓፍተይ መዓረይ ኣጆኺ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እንተንሱ ግን ኣይክጥዕሞን እዩ መሲልዎ ንሕጂ እምበር እግዚአብሔር ኣምላኽ ክቐፅዖ እዩ ኣወዳት ኣሕዋትና በጃኹም ፍርሓት እግዚአብሔር ይሕደርኩም በጃኹም ንደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትኩም ኣይትበድሉ ንብዓት ጓል ኣንስተይቲ ኣይፅቡቕን እዩ ኣብዛ ዓለም ንነብራ ግዜ ሓፃር እያ ስለዚ ፅቡቕ ሰሪሕና ንሕለፋ
@Meri.2146
@Meri.2146 16 дней назад
ማዓረይ ኣጆኪ ይነፍሰልኪ ከምዚ ኢልኪ ምንጋርኪ ቤት ፍርዲ ኮይኑ ታይ ክሰርሕ ኮንቱ ፈጣሪ ይፍረዱ ናይ ኢዱ ይሃቦ ብቻ ንስኪ ጠንክሪ መምሃሪያ እያ ኣይግበርካ መምሃሪ ኣይክላእካ ልበሃል ኣጆኪ 😢 ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ምክንያቱ ከምዚ ናይ ጋል ኣነስተይቲ ሕማም ዝርደአላ ውስን እዩ በርተዐልና ዝሓወይ ኣብ ልበለፀ ደረጃ ክንርአልኪ ተስፋ ይገብር ዝሓፍተይ ደቂ መዳመይ ንጠንክር ወዲ ኣንእመን ስደት ለምፀአና ዕላማና ነሳክዕ ባሕሪ በረካ ክንደይ ጅግር ሪኢና መፂና ወዲ ከይጫወተልና ንጠንቀቅ
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 16 дней назад
ኣዘኪ ዛሓፍተይ ኣምላክ ዕፅፊ ገይሩ ክሃበኪ አዩ❤🙏❤ ኣወዳት ግን😢😢😢😢 ኣሕዋተይ ፍቅሪ እካ ፅብቅ ተከነ ንመን ነፍቅር ግን ኣገዳሲ እዩ ካሙኡ እውን ቅርሽክን ኣትሃባ ወላ 1000እመንኡ ከሙኡ እውን ሓደ ሓደ ኣዋልድ ዘለክን ክዓ ኣሞንጉ ፍቅራት እትእተዋ ንካምክን ሰብ ከም ነብስክን ሕለየሉ ኣምላክ ካብዚ ዓይነት ይሰውረና ኣሜን❤🙏💔 ኣዘክን ኣሕዋተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዓቅሊ ብቻ❤🙏❤ ሕማቅ ዝገበረ ምዓልቲ ይነውሕ እንበር ኣፅፈታ እዩ ዝረክብ 💔
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 13 дней назад
ጋዘጠኛ በጣዕሚ ደስ ደስ ትብል አነ ናትካ እየ ዝካታተል እበር ናይ ትግራይ ሚድያ ክካታተል ደስ አይብለንን ሓቂ መነጋር ምክንያቱ ዘምህር አየቅርብን ምስ ጎረቤት መፃልኢ እዮም ዝሰርሑ ስለዚ የመዳም ቀመሞች ምስ ኩሉ ፍቅሪ ዘምህር እና ንካታተል መሰለን ናይ ኢትዮጵያ ሚድያ ዋውውው ነው ሓጓልካ ዘሀድስ❤❤❤😂😂😂😂 ግን አጓላት ልምንታይ እክን ንወዲ ገንዘብ ትልአካ ሀዛወት ፅብቅ ገበረ ነብ ወለዲኪ ዘትልአኪ ይብልዕወስ የፅንሕወስ አስ ፍቅሩ ገደል ይእተ እምር 10 ቅርሺ ለ አይልእከሉን ፍቅሪ ማለት ብለይ ገንዘብ ዝፍቅረካ ሰብ እዩ😢😢😢
@medhinabadi6004
@medhinabadi6004 17 дней назад
ጋዜጠኛ ለባም ሓውና💗🙏🙏🙏
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 16 дней назад
እሞ ካዓ ቤትፍርዲ ሓመድ ብላዕ ርኩስ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ንፅቡቅኪ እዩ በርትዒ🙏😢😢
@user-vb2fh3bq8l
@user-vb2fh3bq8l 17 дней назад
ጋዘጤኛ ግን❤ጎበዝ
@user-jq4ie8rw3v
@user-jq4ie8rw3v 16 дней назад
ደቂ መዳመይ ኣጀክን ካብዛ ሓፍትና ንማሃር ክቭራተይ ሰደት መምፃእና ዕላማና ኣይንረሰዕ ጠንካራታት ክንከውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዘና ደቂ መዳመይ ይፈትወክን እየ ❤❤
@user-ji9os1md9n
@user-ji9os1md9n 16 дней назад
ብጣዕሚ ዝፈተወ ልቢ ብጣዕሚ እውን ይፀልእ
@GenetBerhe-yp5jx
@GenetBerhe-yp5jx 16 дней назад
ኣጆኪ ማዓረይ ደቂ ኣንሽተዮ ፈተና ኣብ ኩላትና እዩ
@user-yn5cw5ci1w
@user-yn5cw5ci1w 9 дней назад
ሳሚዋይ ልኣይ'ለ ጠይቐኒ ልነግረካ ኒአኒ 🤲
@user-tj4jy4eb2i
@user-tj4jy4eb2i 3 дня назад
ከመይ ልበለ እዩ ኣታ ኣሕዋተይ ሙሁር መሃይም ልኮነ ኣየ ጓል ትረክቦ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ልፅቡቅኪ እዩ ድፀልማት ብርሃን እዩ ንሱ ግን ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ንሓደ ይበፅሖ ንሓደ ይፀንሖ እዩ
@gjgj-cg2qy
@gjgj-cg2qy 2 дня назад
ናይ ዒዲ ዓረብ ነገር ተዛሪብካ ኣይዉዲእን ኣነም አብ ዓዲ ዓረብ ዘጋጠሚኒ ብዙሕ ነገር አሎ
@SaraSara-pj3ij
@SaraSara-pj3ij 14 дней назад
ኣይዞኪ ሓፍተይ ማዓረይ ኣብሂወትና ብዙሕ ፈተናታት የጋጥም እዩ ፈተና ከዓ ጥንካረን ብልሕን እዩ ዘክስበና ኣነ ኣብዚ ዝተዓዘብክዎ እንተሃለወ ደቂ ሰባት መጠን ነብስና ነፍቅራ እዮም ዘፍቁሩና እና መጀመርታ ነብስና ንፍተዉ ነብስና ነፍቅር ነብስና ነዳምጽ ካሊእ ደሓር እዩ።
@Natsenetgazahyetopya
@Natsenetgazahyetopya 13 дней назад
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣየ ፍቅሪ ዕውር 😢ኣወዳት ግን ኣቱም ንጓል ኣንስተይቲ ትብድሉ ናይ እድኩም ይሃብኩም😢😢😢😢
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 17 дней назад
ሓደ ሓደ ዘለኹም አወዳት ጨካናት ኢኹም ብሂወት ሰብ ትፃወቱ 😢ንስኺ ከኣ አጀኺ አምላክ ይሓግዝኺ አጆኺ ተስፋ ከይትቆርፂ ኢኺ እታ ናይ ፅባሕ አብ ኢድ እግዚአብሔር እያ 🙏🕊
@user-it1zb8lf8u
@user-it1zb8lf8u 17 дней назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ንፍቅሪ ምንባዕ ሓጥያት ኣይኮነን ንዘይ ፍቅረካ ምፍቅር ኣስመሳይ ሰብ ምካኑ ግን ሕማም እዩ 😢😢😢
@AbrehetWeldu
@AbrehetWeldu 17 дней назад
ናስደት ንሮ 😥 ጋዜጠኛ ቀፅለሉ❤
@user-vb2fh3bq8l
@user-vb2fh3bq8l 17 дней назад
ሓፍተይ ካኣ ኣይዘኪ ዛማዓረይ❤
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 17 дней назад
መድሃኒኣለም ይቁረፅካ ንዓና ንወዳት ከምዚኦም ዝበሉ ረስሓት የፅሩፉና መሕዘኒ ፍንፋን እዩ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 16 дней назад
@lula-Tube242 ገይረ ኣለኩ
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 18 дней назад
እግዚአብሔር ይመስገን ዝኣተክዎን ኩለን ጥዑያት 💚🙏 ኣጆክኒ ዝሓፍተይ ውን እንጀራ ደሊካ ምስ ትወፅእ ግድን እዩ ዘዝበሉካ ትሰርሕ🙏 ግንሲ ንምንታይ ኢክን ካብ ስድራክን ተሰዲድክን ንዘይትፈልጥኦን ስድራ ዘይፈልጥዎን ገንዘብክን ትልእካ ፍቅሪ ፈጣጥ እንበር ዕዉር ኮይኑ ኣይፈልጥን 🤔
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 17 дней назад
*_እህህህህህ ደኣም ጓልነይ ብቃላት ዘይግለፅ እዩ ናይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ደቂ ኣንእስትዮ😥😥_*
@user-ug9rl3fo1t
@user-ug9rl3fo1t 17 дней назад
ብጣዕሚ ኢዩ ግን ጨካን ብሓቂ
@user-xr5kc2cw5v
@user-xr5kc2cw5v 16 дней назад
ብጣዕሚ የሕዝን ክንድዚ መስዋእቲ ኸፊልክስ
@ssll7812
@ssll7812 16 дней назад
ኡፍፍ ሓፍተይ ማዓረይ ኣጆኪ ብትክክል ፍቅሪ ዕውር እዪ ግርህናኪ ሪኡ ተጫዊትኪ ብዝኮነ እግዚአብሔር ናይ ኢዱ ይሃቦ ለካ ትምህርቲ ድንቁርና እምበር ዕሽነት ኣየጥፍእን ዝባሃልስ ሓቂ ሃሳስ ፍርዲ ቤት እዪ ብሓቂ😢
@SelmeSelme-ei6dd
@SelmeSelme-ei6dd 15 дней назад
አግዚአብሔር አምላከ ናይ ኢዱ ኣይስኣን. ኣጀኺ ማዓረይ ግን ዓድኺ ኾንኺ ካልትስርሒ ፅቡቅ ነይሩ ስደት ረሳሕ አዩ😢 ❤❤❤
@user-nk5xh4eg5n
@user-nk5xh4eg5n 13 дней назад
ዋይ ካብ ምስዳት ኣምላኽ ይምሕኪ😢 በዛኪ ኣብ ዓዲኪ ኩኒ ብዘለኪ ሰሪሕኪ ዕበይይ😢😢
@user-wl9je2do9j
@user-wl9je2do9j 14 дней назад
ኣጆኪ ዝኩሉ ተጻዊርኪ እንቃኦ ጥራይ ብሂወት ተረፍኪ ተመስገን
@user-bu2bw6ug3w
@user-bu2bw6ug3w 16 дней назад
ቀፅለሉ ዝሓወይ
@user-gh8yo3hv2p
@user-gh8yo3hv2p 15 дней назад
እፍፍፍፍፍ ኣነ ዘግነኩዋዶ በፂሕኪ ሓፍተይ በል ኣጆኪ ካብ በዳሊ ተባዳሊ ይሕሽ ምክንያቱ ፈጣሪ ዝፈትዋ እዩ ዝፍትን ዘ🙏🥺!
@user-cf4gm2iy9j
@user-cf4gm2iy9j 15 дней назад
ቀጽሎ ዝሓወይ መምሃሪ ኣምጸኣልና 🙏🙏🙏❤♥️
@user-ot2vb9im1h
@user-ot2vb9im1h 13 дней назад
ለለሲ ፍርዲቤት እዩያ ዝሰርሕ ንገርኒ እማ ክቀትሎ እየ ወዲ መናጢ ኣነስ እዝም ናይ ሕጊ ስነስርዓት ዝፈሉጡስ ሕማቅ ዝገቡሩ ዘይመስለኒ ሓደ ጊዘስ ሓደ ቦሊስ ነይሩስ ንሓንቲ ማሓዛይ ኣፊቂሩዋስ ኩሉ ጊዘ ናብ ስራሕና ይመፅእ ነይሩ ናዓይ ፀዉዕያ እናበለኒስ ዋ ቦሊስ ዶ ንፍቅሪ ይሓትት እዩ ኢለዮ ኣነዉን
@muleredagahmus1518
@muleredagahmus1518 17 дней назад
እዚይ ኣብ ኩሉ ደቂ ዓርብ ዘሎ እዮ❤❤🎉
@GuyGgyg
@GuyGgyg 17 дней назад
Eway haftey natey ajoki
@user-bb2vm8qg8x
@user-bb2vm8qg8x 17 дней назад
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኩሉ ንፁብቅኪ እዩ😊
@user-fs1nc7po5y
@user-fs1nc7po5y 16 дней назад
አጀኪ፥ፈጣሪ 👈☝️አሎ ምሳኪ ማዓረይ
@helengaltigray
@helengaltigray 16 дней назад
😢😢😢😢አጆኪ ማዓረይ አምላክ አሎ ደኸሉ ግዜ አለው
@salamaa668
@salamaa668 13 дней назад
እቲ ቤት ፊሪድ ካብ ወንበሪ ክዉሪድ ኣሎዎ😢😢😢 ታይ ክፊሪድ እዩ ጓልኣንእስተይት ኣብ ሞት እናፊሪደ😢😢😢😢😢😢
@dfhf8186
@dfhf8186 16 дней назад
ኣጀኪ ዝሓፍትይ ፈጣሪ ኣምላክ ኣሎ እዬ😥😥🤲
@akbert-lt3qd
@akbert-lt3qd 16 дней назад
❤❤ኣጀኪ ማዓረይ
@selamawit6916
@selamawit6916 17 дней назад
ኣጆኺ ማዓረይ❤🎉
Далее
😢 Грустная История #shorts
0:34
Зубарев Женился! #зубарев
0:20
Просмотров 1,5 млн