Тёмный

መርዓ አያ ተከስተ ብ ባህሊ ዓዲ መሰረት ( ገሬ እሙን ጆኮር ዘብራአብሩክ ዳኒኤል ለምለም ዓይነይ ልዋም ) እንትሕጎሱ 

Flamingo Entertainment
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 273 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 272   
@Eruna1993
@Eruna1993 Год назад
ኦርጂናል መርዓ ሃገረሰብ 👌 ኣያ ተኸስተ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም 👑👑🌹🌹
@Lwam.21
@Lwam.21 Год назад
ናይ ለምለም ዓይነይ ለ ኣብ ቀረባ ግዜ ንፅበ ኢና❤❤❤❤❤
@axsmawyan
@axsmawyan Год назад
😁 ኣዶ 2 ቆልዑ እያ ለምለም ዓይነይ
@ልኩሉግዜኣለው
@ልኩሉግዜኣለው Год назад
​@@axsmawyan ባሓቂ ድኪ😂❤
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 4 месяца назад
​@@ልኩሉግዜኣለውእወ ❤❤❤
@SalamA-y3c
@SalamA-y3c 3 дня назад
ይን​@@axsmawyan
@mama-wb4jz
@mama-wb4jz Год назад
Abraham zraye
@TsigeMedhn-i7z
@TsigeMedhn-i7z Год назад
አብረሐም ከ ደአ አበይ ዕንሔ
@LaylaAwal
@LaylaAwal Год назад
❤❤❤❤❤ማሻኣላህልልልልልልልል❤❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ከመካቱም ዝበለስ ኣበይ ይርከብ ይኮን ሕበሩ ስመሩ ደቂ ሃገረይ❤❤❤
@ኮኾብንግስቲፍቅሪ
መርዓት ገጠርያ ትመስል እድብቲ ሓፋር ምዕርግቲ ሓዳር ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ❤❤❤
@ساره-و4ص
@ساره-و4ص Год назад
ርሑሰገማይግበረልኩምናይቶዘሰተረፉለንጽበጨለና
@sofanit5174
@sofanit5174 Год назад
አብርሃም ናበይ ኬዱ ዘይተመለሰት ሕቶ ።ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤❤
@danielteklay2179
@danielteklay2179 Год назад
Teshbrek koyna kula ❤❤
@mama-wb4jz
@mama-wb4jz Год назад
Rhus Gama ygberelkum Aya tekeste
@ምልአትአብርሃ
@ምልአትአብርሃ Год назад
አስይይ መርዓክም ይትባረክ አብ ቃል ኪዳንክም የፅንዕኩም እግዚአብሔር አምላክ❤❤
@abuneymaateyotub6589
@abuneymaateyotub6589 Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልካ ኩቡር ሓውና ኪሮስ ተዋሳኢ ገሬ እሙን ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉እሰይይይይይይይይ ባህልና ክጥዕም🎉🎉
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 Год назад
Ruhus gama ygberelkum aya Tkeste
@salam-pi9hh
@salam-pi9hh Год назад
ልዋመይ ስየ ቁምታ ደስ ክትብለካ❤❤❤❤❤❤❤
@milewfsahs857
@milewfsahs857 7 месяцев назад
ዋው ሩሕሲ ጋማ ይጊበርሊኩም ❤❤❤❤❤❤
@phonetastic3688
@phonetastic3688 Год назад
ቤቲ እና ኣብራሃም ገሬ ሰማሃል ኣበይ ኣለዉ
@selamhaile835
@selamhaile835 Год назад
Ruhus gama ygberelkum abrham ke dhan dyu ab kulu zeyele kab haftkum gal eri love
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
ርሑስ ጋማ❤❤❤❤
@danielgher6398
@danielgher6398 Год назад
We are loved you all
@abrehatgebrhansgebrhans9400
አሰይ አሰይ ባህልና ጥዑም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞💞
@ራያራዪሟዓደይ
@ራያራዪሟዓደይ Год назад
ኣያ ተኽስተ እንኳዕ ሪሑስ ጋማ😊😊
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣየ ለምለመይ ከማይ ዝፍትዎክስ ይህልዶ የኮን ዳንየይ ዉዴ❤❤❤
@maratigray
@maratigray Год назад
እንኳዕ ደስ በለኩም
@hiwilove7088
@hiwilove7088 Год назад
ዳኒአል ፍቅር😍
@gjcg6332
@gjcg6332 Год назад
ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም🙏♥️♥️
@aexum1597
@aexum1597 Год назад
Rehus gama ygberlkum 🥰🥰🥰
@ምስግናይንፈጣሪይኩን
@ምስግናይንፈጣሪይኩን 6 месяцев назад
ባህልና ጥዑም😢❤❤ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም🙏😘😘😘
@samera7043
@samera7043 Год назад
ኣሰይ ተጋሩዋይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣያ ተከስተዋይ❤❤❤❤
@dwdfdwrf7117
@dwdfdwrf7117 Год назад
አሰይ መክበርቲ ባህሎም❤❤❤❤❤
@roozroozy6793
@roozroozy6793 Год назад
እሰይይይይይ ደስ ክብል ባህሊ ዓደይ ተመስገን ፈጣሪ ናብዝይ ብርሃን ልብቅዕኻኒ ፈጣሪ መርዓ አብርሃም ሳራም ይግበርልኩም ክብራት ኣሕዋትና🙏🙏🎉🎉🎉🎉💐💐💐
@الاالل-ظ5ت
@الاالل-ظ5ت Год назад
ኣስይ ደስ ከትብሉ ባህሊ ዓደኩም ገርኩም ከትቡሉ ሸነን ሩሑስ ጋማ የኩነልኩሞ
@berekettsegay5535
@berekettsegay5535 Год назад
Congratulations ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shewit2890
@shewit2890 Год назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ Год назад
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ክዳን አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም አሜን፫🙏💘💘
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
ደስብሃሊ ኪሮሰይ ሩሑስ ጋማ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም🎉❤
@gechuberhane2773
@gechuberhane2773 Год назад
❤❤❤
@ሰሉፍቅር-ዘ6የ
@ሰሉፍቅር-ዘ6የ Год назад
አሰይ ❤❤❤ ሐዚስ ምሳኹም ትህሉ እምበይ❤❤❤
@helenbeyene8725
@helenbeyene8725 Год назад
እንኳዕ ሰይ ዘምሀወተይ ቅድስ መርዕ ይግብረልኩም
@ኣዙጋልሽረ
@ኣዙጋልሽረ Год назад
አብራሃም ሳራ ይግበረልኩም አያ ተኸስተዋይ❤❤❤❤
@LemlemTeklu-z4b
@LemlemTeklu-z4b Год назад
ዓያ ተኸስተ ሓስብ ልቡኹም ሞሊእልኹም ርሓስ ጋማ❤❤❤❤❤
@AluFkr
@AluFkr Год назад
ኣሰይ ደስክብሉ እንዳ ገሬ ሙቁራት❤❤❤❤
@kebramsalman953
@kebramsalman953 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሮሚጓልውቕሮ
@ሮሚጓልውቕሮ Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ Год назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂ኣብ ውሽጥ ድነበሩ ሰባት ናይ ማርባህርት ግድ እዩማ ዓይናቶሙ ቑሉጭልጭ😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤😮😮😮😮😮😊😊😊 እሰይይይይይይይይ ዕልልልልልልል ድኹሉ ህዝብና ብራሃን ይገበሮ ፈጣር😮
@tsadeydelaytifkernselamn5484
​@@ጎልራያኩኩፉቶ wala nay eya heto konatiny woylk kulch lech 😂😂
@Fekarkun
@Fekarkun Год назад
ለምለም ዓይነይ ጽብቕቲ ከምኡ እውን ንኹልኹም ተዋሳእቲ እዳ ገርየ እሙን ሰላም እንቛዕ ምሕኳስኩም ረኣና ርሑስ ጋማ ንመርዓውቲ 👍💯🥰🥰
@kubrommicheale1236
@kubrommicheale1236 Год назад
ሩሕስ ጋማ ይግበረልኩም
@Gebregewergishagos
@Gebregewergishagos 8 месяцев назад
ኣነ ሽሩጥ ገይረ ይለሀ ኣለኹ
@axhc745
@axhc745 Год назад
❤❤❤❤❤ርሑሰ ጋማ የግብርልኩም
@letaykalay1893
@letaykalay1893 Год назад
እሰይይይ ፅቡቓት እንኳዕ ደስ በለኩም ምቁራተይ።
@ልኩሉግዜኣለው
@ልኩሉግዜኣለው Год назад
እቶም ቆልዑ ዓይኖም የብርሃ ኣሎ ክፍረሕ❤❤😙😔
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id Год назад
ዋውውውው መርዓስ አብዚ አሎ እሰይ አሰይ❤❤❤
@ጋልወጀራት20ዓድ
@ጋልወጀራት20ዓድ Год назад
እልልልልልል ሩሑስ ጋመ አያ ተኸስተ ንወድ ንገድ ናይ አብራሃም ሳራም ይግበረልኹሙ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ዉለዱ ሰስኑ ተጋሩ ዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tekagebrewahd7089
@tekagebrewahd7089 Год назад
ሩሕስ ጋማ አያ ተከስተ ፈረይትን ፀደይትን ይገበርኩም
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie Год назад
ኣያ ዘርኣብሩክ ለምለም ዓይነይ ምስወዶም ዳኒ ኣብራሃ ግን ናበይ ከይድ
@نتنيتث
@نتنيتث 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yes6292
@yes6292 Год назад
ዳኒተይ ሽኮር ❤❤❤❤❤ ርሑስ ጋማ እልልልልልልልልል❤❤❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 Год назад
ኣሰይይይይ ደስስስ ክብለካ እዙ ባህልናስ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ውለዱ ክበዱ❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞
@hadasDugom
@hadasDugom 6 месяцев назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Год назад
❤❤❤❤❤❤ wawwww❤❤❤
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 Год назад
ኣስይ❤ ከም ኣብራሃም ሳራን❤ ቃልክዳንኩም ይባረክ❤
@اوغندااوغندا-ي1ه
Esey deki Adey marry shekoratey Des zbl mera
@mahitdf
@mahitdf Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም 💝❤️💝❤️💝❤️💝❤️💝❤️💝❤️💝❤️💝❤️💝💝❤️💝❤️💝❤️💝❤️💝💝💝❤️❤️💝💝❤️❤️💝❤️❤️💝❤️💝❤️💝💝❤️❤️💝💝❤️💝❤️❤️💝💝❤️💝❤️❤️💝❤️💝❤️
@salamsalu5061
@salamsalu5061 Год назад
🎉🎉🎉❤❤❤❤Rehos.gam.yegbralkm
@ሊሊጋልትግራይ-ለ6ተ
አሰይይይ ሩሑስ ጋማ አያ ተከስተ❤❤❤
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 Год назад
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
@slamahahamab8347
@slamahahamab8347 Год назад
መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 Год назад
Congratulations ❤❤❤❤❤
@merihyohanns2585
@merihyohanns2585 6 месяцев назад
ሩሕስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤
@zaalletush1871
@zaalletush1871 Год назад
💞💞💞💞💞
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Год назад
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉💗
@ኣፅበታይሁራሰለስተ
ዳኒት ሽኮር❤❤❤❤❤
@GrmaneshWereta
@GrmaneshWereta Год назад
ደስስስ በሃሊ ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም ግን ኣብርሃም ከ ኣበይ ኣሎ😔😔😔😔
@abrehettesfay1799
@abrehettesfay1799 Год назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 congra❤❤🎉🎉🎉
@רותירותי-כ7צ
@רותירותי-כ7צ Год назад
❤❤❤❤❤❤❤😍😍
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ftggtt1969
@ftggtt1969 Год назад
❤❤❤❤እስይይይ እንኳዕ ደስስስ በለኹም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 Год назад
ተጋሩ ኣገው ብኣምሓራይን ብዘምሓርሓሩን ዝተሳቀናዪን ቋንቋ ኣዴና ቢለን ከይንዛረብ ዝኸልከሉናን ንምንታይ ታሪኽ ትሓብእዎ ኣርቶዶክስ ትግራይ ኽሓሱና ኣሕዋትኩም ኢና !! ስቃይ ትግራዋይ ብሓፈሻ ኸብቅዕ በጃኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ኣቋርጹ ! ህዝቢ ኢትዮጵያ ብጀካ ብመንነቶም ሕቡናት ዓፋርን ሶማልን ካሊእ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞ ኣምሓራይ ንኽመስል ኩሉ ኽፋእ ሓሶት ፈኸራ ጥረስጋ ስስዔ ጠንቆላ ቋንቋ ኣዲኦም ምጥላም ... ብኣምሓራይ ስነልቦና ይሳቀዩ ኣለው ! ብፍላይ ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ኣቋርጽዎ በጃኹም ዓለምን ኣምላኽን ይዕዘበኩም ኣሎ ። ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው 4000 ዓመት ዝያዳ ! ንምንታይ የሕዝንዩ ተናስሑ ተጋሩትግራይ ኦሮሞ ጉራጌ ስልጤ ... ቋንቋ ኣዴኹም ንዕቕኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብኩም ጌጋዩ ተናስሑ
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Год назад
ታይ ኣትይዎም እንዳ ገረ መርዓ ኣብዚሖም።ን ገረ ዶ ዘድፍሮ ተሳኢኑ ኣቱም ሰባት ቤቲ ሃይላይ አኮ ትጽቢት ሞይታ።😂😂😂😂😂😂ርሑስ ጋማ ኣያ ተከስተ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
ገርየውን ወሊዱ እዩኮ ቅድም ኢሉ
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Год назад
@@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ ኣይይይይ ኣይኣምንኪን ኢየ ን ቤቲ ምድፋር ሲኢኑስ ከመይ አሉ ደኣ ወልዱ ክክክክክክ።ግን ደስ ዝብል
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 Год назад
Aseyyyyy tsbukat ftretat deki tigray welela
@frehiwetbaraku6246
@frehiwetbaraku6246 Год назад
ሩሑስ ጋማ አያ ተኽስተ❤❤❤
@tenamichael7395
@tenamichael7395 Год назад
Dany wedy esayyy mearyyy nateka deam yereyenaaa❤❤❤❤
@noahbekam4601
@noahbekam4601 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤
@elminshe8659
@elminshe8659 Год назад
❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ Год назад
እሰሰይ መርሃዓ ሃገረሰብ😊❤🎉🎉 ኣብረሃም ግና ታይ እዩ ኮይኑ😢
@ሳምሪ-ቘ7ጘ
@ሳምሪ-ቘ7ጘ Год назад
ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@rozaoppo828
@rozaoppo828 Год назад
😍😍❤❤❤❤❤❤❤
@elenmesfun6824
@elenmesfun6824 Год назад
* አሰይ
@waskan9628
@waskan9628 Год назад
እልልልል ርሕስ ጋማ ይግበርልኩም❤❤❤❤❤
@barackty826
@barackty826 Год назад
❤❤❤🎉🎉
@hhh8698
@hhh8698 Год назад
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም🥰🥰❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@alexanderermias143
@alexanderermias143 Год назад
_ለምለም ዓይነይ ድኣ እንታይ እያ ወጨርጨር ኢላ ቅኖ ዶ መጸብቀላ ኔሩ 😢❤_
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Год назад
ሩሑስ ጋማ ኣያ ተከስተ❤
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 Год назад
L❤ you tegaru
@medilove9633
@medilove9633 Год назад
እንኳዕ ዳዚ ኣብቅዖኩም ኣሕዋት❤❤❤❤❤
@ጓልኣጉላዕ
@ጓልኣጉላዕ Год назад
እሞሲ ኣብርሃም ብሰላም ድዩ ዘየለ ኣብ ናያዘብራኣብሩኽ ለ የነበረይ😔
@gannatmehari9735
@gannatmehari9735 Год назад
ኣያ ከሰተ ግን ንእሽተይ ቆልዓ እያ ተመርዕዮም እኒአው ሩሑስ ጋማ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@tenamichael7395
@tenamichael7395 Год назад
Danyyywedyyyy❤❤❤❤❤
@noranoor8158
@noranoor8158 Год назад
ሩሑስ ጋማ ኣያ ተከስተዋይ ❤️❤️❤️❤️
@mistirmnbar6290
@mistirmnbar6290 Год назад
Abraham gn abey alo wala ab nay ayazerabruk ayreanayon
@ndgsr2892
@ndgsr2892 Год назад
_ርሱስ ጋማ ይግበረልኩም ግን ተጋሩ ጓይላ ኣይተብዝሑ ካብ ፍትወተይ ዝተልዓለ እዩ_*❤❤❤❤❤❤❤
Далее
Inside Out 2: BABY JOY VS SHIN SONIC 4
00:16
Просмотров 2,1 млн
Новый вид животных Supertype
00:59
Просмотров 113 тыс.
Самая сложная маска…
00:32
Просмотров 1,1 млн
ኣያ ተኸስቲ ብቕንኢ ናብ ሓዳር
12:42
Inside Out 2: BABY JOY VS SHIN SONIC 4
00:16
Просмотров 2,1 млн