Тёмный

New Tigrigna Comedy Hadish Marawiy By Gere emun ሓድሽ መርዓዊ ኮሜዲ ትግርኛ ብገሬ እሙን 2023 ( Official Video ) 

Flamingo Entertainment
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 323 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

12 май 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 277   
@fffdvvg6079
@fffdvvg6079 Год назад
ኣብ መወዳእታኣ ደስ ባሃሊት ትቀስኑ ተደሉኹም ብቅርዋን ተመርዓው ብመንፈሳዊ መዝሙር ኣቡኡ ኡዩ ዘሎ ዘይውዳእ ሓጎስ ጎይታ ዝመላእ ክቡራት ኣሕዋተይ 🥰🙏😘
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j Год назад
ናይ ብሓቂ
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Год назад
ብሓቂ❤❤
@fatma6932
@fatma6932 Год назад
ትክክል❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
ደቂ ሪመይ ብሉፃት ፅቡቅ ስራሕ ❤️ እዋይ ዛ ድሕሪ መርዓ ለላ ጣጣ 😀❤️
@user-jb4tt8pi1u
@user-jb4tt8pi1u Год назад
ጽቡቅ ስራሕ ብሓቂ ሰብ ገበሮ ኢልካ ዘይ ዓቅምካ መርዓ ኣሕሊፍካ ደሓር ናብ ፍትሕን ቆዮቃን ትኣቲ ሂወትካ ይበላሾ ስለዚ ዓቅምና ገርና ሰብን ኣምላክን ዝፈልጦ ብቁዱስ ቁርባን በቲ ናይ ቤተከርስትያንና ትፈቅዶ ሕግን ስርዓትን መርዓና ነሕልፍ ብድሕሪኡ ሰላም ዘለዎ ሂወት ንነብር❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Год назад
ቀፅልሉ ብከምዚ ክንደይ ሰብ ኣሎ ዝፋታሕ ሰብ ዓቅሙ ይሸልም ዓቅሙ ይንዳእ 😢❤️
@uuyfyuuy4719
@uuyfyuuy4719 Год назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ አጆኩም በርትዑ ደሞ በጃኩ ነቲ ናብ ስዑዲ ዝጎርፍ ዘሎ መንእሰይ ገለ መምሀሪ ስርሑ
@mulugebrehiwet9549
@mulugebrehiwet9549 Год назад
ንባዐልካ ኣብ ስዑዲ ተቀምጥካ ናብ ስዑዲ እንተመለለስካ ንምትካ
@jiiuuu959
@jiiuuu959 Год назад
ትዕበ ሽካር እንኳን ናብ መረይቲ ዓዳኪ በስላም ኣረግፅካ ❤❤
@user-dy1du2oh9h
@user-dy1du2oh9h Год назад
ዋውውው ብጣዕሚ ማሃሪት ዝከነት ስራሕ ሰለ ሒዝክሙና ዝመፃኩም ሙቁራተይ ቀፅልሉ❤❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Год назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትምርቲ ለከ ብዝሓለፍካዮ ወርቂ መሊኡ ኒኦ ብከምዚ እዩ ዝመፅእሎ እዋይ ሽግር ብርዕካ ይሰስን
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
ቢትን ለምለም ዓይነይን ሰሚዕን ዶ ገና😂😂😂 ብዝተረፈ ቀጽሉሉ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤❤
@yordi______gzy7479
@yordi______gzy7479 Год назад
😅😅😅😅
@rishansolomon9726
@rishansolomon9726 Год назад
እዋይ እዚ ብቀሊሉ ኣይንገረንን 😂😂😂😂ከይዓብዳ ቀስስስስስ ኣቢልና ንነግሰን 😂😂😂😂
@user-nl5hd5br6f
@user-nl5hd5br6f Год назад
😂😂😂😂😂😂
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f Год назад
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ❤ ኣየ ድሕሪ መርዓ ዘሎ ጣጣ እኮ 😅😅😅
@user-sq8cm8wn3n
@user-sq8cm8wn3n Год назад
ይገርም እዩ😢😂😂😂
@alaymak08
@alaymak08 Год назад
ዋዉ ኣቱም ሙቁራት ኣሕዋተይ ብጣዕሚ መሳጢት ኣዝያ ኣሜሃሪትን ዝኮነት ምጩዉቲ ሰራሕ ሒሰኩምልና ሰለ ዝመፃእኩም ኮሪዕልኩም ኣጆኩም በርትዑ
@user-bz9df9ld2g
@user-bz9df9ld2g Год назад
ደስ ዝብል ፊልሚ ብድሕሪ መራዓ ዘሎ ገልጠምጠም እኮ
@rishansolomon9726
@rishansolomon9726 Год назад
ብጣዕሚ ትምርቲ ኣለዋ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-ug8ze2io8u
@user-ug8ze2io8u Год назад
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉ❤❤❤🌹
@chrfbt475
@chrfbt475 Год назад
ዋውውውውው ታማሪዒና ዋ ከሙዘይ ኣይገበርናን 😆😆😆
@Dawitsiele
@Dawitsiele Год назад
አኽሰተ ግደፍ እንዶ 😂 ኩሉ ግዜ ን ገርየ ክትብድሎ😂!
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d Год назад
ዋውውው ደስ በሀልቲ ተከታታሊ ቀፃሊ ክትግበርዋ ይላቦ❤❤❤❤❤
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 Год назад
ፅሩያተይ ደቂ ሃገር ትግራይ ❤️💞❤️💞
@user-in1xp2hp3d
@user-in1xp2hp3d Год назад
ተከስተ ዓርኸይ😌🤦‍♀️
@saadaabdoallqader
@saadaabdoallqader Год назад
😅😅😅😅😢😢❤❤
@betimodel6712
@betimodel6712 Год назад
ድሕሪ መርዓ ዘሎ ታሪክ😂
@stopgenocideontigraypopele3745
ደስ ዝብል ትምህርቲ ዋዛ ምስ ቁምነገር
@mulurom3315
@mulurom3315 Год назад
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ቀፅልሉ❤️💛❤💛🙏
@svdeudaczbsh8193
@svdeudaczbsh8193 Год назад
ብትክክል ዘሎ ገድ.ኢኩም ሰሪሕክምዎ ዋይ አዳመይ ቃዕሙ ዘይሓስብ
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 Год назад
አየ ገሬ ናይ ሕማመይ ከምዚ እንተኮይኑ መርዓ ይትረፈኒ❤😂
@M2Meriem
@M2Meriem Год назад
😂😢😮
@mussietn1966
@mussietn1966 Год назад
ትዕበ ቆንጆ 🖤🌻 ድምጻ'ባ ትሑት'ዩ 😁
@Wedimamaa
@Wedimamaa Год назад
😂
@user-yh3yd7wo8u
@user-yh3yd7wo8u Год назад
ሎምስ ተደቢልካ ግዲ ሲንግል ንቅድሚት የለን❤😂
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 Год назад
ኮመንት ክትጽሕፍ ኮ ጦቕ ኢልካ😂😂
@BiniyamWeldu
@BiniyamWeldu Год назад
Mise mafi shiql 😂😂😂😂😂 Ab eda comet dika tserih 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Год назад
እንካዕ ብደሓን መፃእኩም ❤️💛ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅልሉ❤️💛💊
@wekj9541
@wekj9541 Год назад
ፁቡቁ ስራሕ እዩ ቀፁሉ 🥰🥰🥰🥰🥰😁😁
@gdffdg572
@gdffdg572 8 месяцев назад
ማዓረይ ማዓርኒ ማማ ፃድቃን
@01tigray
@01tigray 11 месяцев назад
ትግራይና ትዕወት 💛❤👌
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Год назад
😂መንያ ኣባቲ ነብስናዮምያ ችዲ በሊ እውይ ቃዕምና ንገበር ኣሕዋተይ በጃክን ኣነሲ ብዘይ ቃል ዓለም ስብኣየይ ወርቂ ዘከነ ፍቅሩ ያሃበኒ እመበር ዋላ ኣብ መርዓየ ኣይዓደገለይ ተልዮው ፅቡቅ እንድሕር ዘይብሉ ኣይደለን ኣሕዋተይ ኣሕዋትና ሰለ ዘለውና ናሓሰብ ናታሓጋገዝና እዩ ፅቡቅ ማሓዛይ ኣደገኒ ኣየዋፅእን
@selugaltgray8759
@selugaltgray8759 Год назад
ዋውውው ደስ በሃሊት🥰 ትዕበ ትግራይ ድያ እንያ
@seebee2478
@seebee2478 Год назад
They really Stars , good job with good Tigrigna and act.
@zfanlave7057
@zfanlave7057 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤❤
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
ባሓቂ ማሃርት ትምህርት እያ❤❤❤
@daxdfsd6443
@daxdfsd6443 Год назад
ፅብቅቲ ትምህርቲ እያ❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 Год назад
ፅብቅ ስራሕ😂❤❤
@fiyorihaftey4382
@fiyorihaftey4382 Год назад
Woooooow gel aeynet tmhrti eyu qexilulu🥰🥰❤💛❤
@ddsd2475
@ddsd2475 Год назад
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ደቅ ትግራይ❤❤❤
@Abrhet_youtube19
@Abrhet_youtube19 Год назад
ዋውው ፅብቅቲ ስራሕ እያ ምቁራተይ ቀፅልሉ ብስሩማ ዓቅምክን ተሸለማ እትን መርዑ ንሓዳርክን ሕሰባ 😅❤❤❤
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame Год назад
ዋውውውው ደስ በሃልይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eddf9976
@eddf9976 Год назад
ፅቡቃት ተጋሩ❤❤
@user-uk1yy3kl3s
@user-uk1yy3kl3s Год назад
ገሬ ሽከር ያዓኺ❤🎉
@aasaas7284
@aasaas7284 10 месяцев назад
ከምዙይ ድዩ መርዓ ኣያኣነ ጉዳም ፈሪሐ ደስ በሃሊ መሃሪት ድራማ❤❤❤❤
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 Год назад
ትክክክለኛ መልእክቲ ልዝተረዶኦ😂❤😢
@hgf6568
@hgf6568 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ፅብቅ ተጋሩዋይ
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 Год назад
Gera ayenye 😂😂awexsaya eta naye deqan kershe😂😂
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ❤ ዋው ደስ ትብል ማሃሪት እያ
@ambayituteddy5532
@ambayituteddy5532 10 месяцев назад
the germ komind maharitntemmahrelan des thebl eģ
@ambayituteddy5532
@ambayituteddy5532 10 месяцев назад
Ketslulu yimchkum enkae nyina konkum btgrga yihben
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e Год назад
ለካ ኩላ ብርቅርቅ ትብል ዘላስ ብድሕሪኡ ዝኩሉ ጉድ እዩ ዘሎ ይመችኩም🤣🤣
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Год назад
ትዕበ መፅኣ ድያ መቀለ ዝሮ ይመቸይኩም ፁሩያተይ💞💞💕💋💋💋
@solomontsegazeab309
@solomontsegazeab309 Год назад
Adigrat eyu tezeytegagiye
@BihanHayelom-lz5fx
@BihanHayelom-lz5fx 5 месяцев назад
ዋዉ ፁብቕት ስራሕ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
አየ ገርየ እሙን ❤❤❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Год назад
ኣባት ነብስና እዮ ❤❤❤
@alemhailay2423
@alemhailay2423 Год назад
ፅቡቕ ስራሕ❤
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 Год назад
Tabe haftey enqoa bselam mesaeki
@gimihaile354
@gimihaile354 Год назад
Bealti werki btami Gobez eki
@user-mn1ss2gs6o
@user-mn1ss2gs6o Год назад
Merhab 💖👈🏽
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ድቅዛ ፅቡቓት
@masuii9267
@masuii9267 Год назад
ተጋሩዋይ ፅብቅ ሰራሕ❤❤
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q Год назад
ዋይዋይ ለከስ ብልቃሕ ወርቂ እኩም ትምረዐለኩ😂😂
@samisaud4936
@samisaud4936 Год назад
ዋዉዉዉ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ቀፅልሉ
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit Год назад
Hubuse werki kem taote eyu zeamen werki werki zeble eyu hezwo hanty zeyblika werki selmentay tedli bezye werki temreo tekele eka eko xubux hadar ente delikum akemikum gebru😊
@user-fm2qh5ex3n
@user-fm2qh5ex3n Год назад
ዳገርየ እሙን ተወዲኡ ድዩ😮❤
@flamingoentertainment1
@flamingoentertainment1 Год назад
አይተወደአን
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 10 месяцев назад
ፅብቅ ስራሕ ቀፁሉሉ ደቅ ሓላል መሬተ 🥰🥰💞💞💞
@Getu-it7vi
@Getu-it7vi Год назад
ፅቡቅት ስራሕ❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Год назад
ማሃሪት ድራማ እያ ዓቀንካ ምሽላም ዝመስልዎ ነገር የለን
@tdflove3582
@tdflove3582 Год назад
ተጋሩዋይ💕💕💕🌺🌺
@kibromwelay3360
@kibromwelay3360 Год назад
Behakai behakai ab tegryena tebeb teabi ala betami tsebuke alkum ketselulu nekad teray dekai tegray
@user-nj9bw8yk4e
@user-nj9bw8yk4e 11 месяцев назад
ማሃሪተይ እያ
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Год назад
ኣቦት ነብስና እሞ ያ😂
@KedrAhmed-jr8br
@KedrAhmed-jr8br 7 месяцев назад
❤❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ጽቡቕ መልእኽት ሰብ ክርእየለይ እናበሉ ዘውጽእዎ ወጻእ ብዓቕሞም ንዝተጸገመ ህዝብ ተዝኾን ጽቡቕ ነይሩ
@user-xj3hs5ic1d
@user-xj3hs5ic1d 9 месяцев назад
❤❤❤❤
@BetiAsfa-qu6nn
@BetiAsfa-qu6nn Год назад
ወዘርቂ ይቅረየኒ ዋ ሰላም ጥራይ መንከራ ብዝኮነ ቀፅሉሉ
@yowhansyowhans1470
@yowhansyowhans1470 Год назад
ሰናይት ኤርትራዊት እያ
@youtubechanel6651
@youtubechanel6651 Год назад
ምርድዳእ ሓዳር ካመሰረቱ❤
@fyg6487
@fyg6487 Год назад
❤❤❤❤❤ቀፅሉሉ🎉🎉❤❤❤❤
@genetmeles6201
@genetmeles6201 Год назад
ደሰ በሃሊ ❤❤❤
@merih_show
@merih_show Год назад
ደራሲ ሚኪኤለ ንጉሰ {ገርየ እሙን} ብሓቂ መሃሪት ኮሜዲ ሎሚ ዘሎ ብዛዕባ ገዝሚ ክኸውን ዘይግብኦ በለጽ"ዩ ኮይኑ ዘሎ ምኽንያቱ እቲ ዝምስረት ሓዳር ናይሓባር ትካል ስጋብ ዝኾነ ብናይ ክልቴኻ ማዕረ ክፍሊት ክኸውን ይግብኦ ኣኸለ ❤ : :
@user-zy6bx3hi6q
@user-zy6bx3hi6q Год назад
ብትክክል ድያ ሰበይቱ
@freTigray-fk7qn
@freTigray-fk7qn Год назад
ድራማ እዩኮ ማኣረይ❤😂😂😂😂
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
ተጋሩ🥰
@NahomBiniam
@NahomBiniam 11 месяцев назад
Gere shikor harif
@mitikuamanumesele3975
@mitikuamanumesele3975 Год назад
Shege sirahh yaa....kerna fotiyeya
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Год назад
ተጋሩዋይ♥️💛♥️👑🥰🥰🥰🥰🥰
@umamier3318
@umamier3318 11 месяцев назад
መስጣ ብኪ ሃይላይ ዶ ብርትዕቲ ሰበይቲ ረኽብካ ከምታ ዝፈራሕካያ መርዓ ከብዳ ገረ ኡሙን ከክከ።ኣጆኻ መርዓ ብረቢ እዩ ዝሓልፍ ከም ናይ ኣያ ዘርኣ ቡሩኽ ድፍር እልካ እተዋ
@berihuaraya3347
@berihuaraya3347 Год назад
ገረምቲ ፍርቃ ወርቂ ሃብዋ
@makdatube8713
@makdatube8713 Год назад
❤❤❤❤💛💛💛ደቂ ሓንቲ ልቢ
@simonbrhane2231
@simonbrhane2231 Год назад
ገሬ እሙን ዳኣ ትሕሸኩም
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 Год назад
ፅቡቅ ስራሕ ❤️❤️❤️❤️
@atsedegidey5991
@atsedegidey5991 9 месяцев назад
😂😂😂❤❤❤❤
@DesalegnGebremedhin-pv7zn
@DesalegnGebremedhin-pv7zn Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ደስ በሃልቲ እኩም አብዚአ ግን ቤቲ ሃይላይ ተወሪራ አየኪ በልዋ ተገደደ ቤትየ አነ አለኩልኪ አይትሽርሸሪ እኪ
@mrsmrs1917
@mrsmrs1917 Год назад
ዋው ቀፅልዎ ደቂ ዓደይ❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Год назад
ሽሻይ😂😂 ሰለሙን🙄♥️ እሰይ ብሓዱሽ ለለ መፂእኹምና
@mediwukro6662
@mediwukro6662 Год назад
ኣታ ዛመርዓት ንገሬ ኣብ ባር ዝሸወዶቶ ድያ ድምጻ ንሳ እያ😅😅😅
@flamingoentertainment1
@flamingoentertainment1 Год назад
እወ ባዕላ እያ
@user-yh8lu5cd7j
@user-yh8lu5cd7j Год назад
ቤቲ ተውሪርኪ ሃየ በረሪ 😂😂😂😂
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Год назад
አረ ኮለይ ለምለም ዓይነይ እያ😂😂😂😂
@user-rc2td9fy6m
@user-rc2td9fy6m Год назад
ከምዚ ዝበለ መርዓ ከቢድ እዩ መጨነቂ መጨቃጨቂ መቃየቂ ¹ ሰብ ገበሮ ኢልኻ ዘይ ዓቅምኻ ፍሰስ ተፋሰስ ኣሕሊፍኻ ወርቂታት መጋየፂ ተኣዊድኻ መመሊሲ ዕዳ ደሓር ይጨንቀካ ² ወርቅን ሸልማትን ኣይፅላእን ነገር ግን እንድሕር ዘይብልኻ ንምታይ ግዴታ ይኸውን? ፍቅርን ሲኒትን ዝመለኦ መርዓን ሓዳርን ባዕሉ ወርቂ እዩ። ³ መርዓ ፅቡቅ እዩ ተመራፂ ከዓ ብስርዓተ ቤተክርስትያን ብቁድስ ቁርባን ቃል ኪዳን ክእሰር ኣለዎ። እቲ ፍሰሰ ተፋሰስ ረኣይኒ ረኣይኒ ኢልኻ ዝጠፍእ እኽለማይ ምስ ነዳያንን ዝተፀገሙን ተዝሓልፍ ክንደይ ምፀበቀን ክንደይ በረኸት ምተረኸበን ነይሩ።
@freTigray-fk7qn
@freTigray-fk7qn Год назад
ትዕበ ሽኮር❤ ኩለኹም ፅቡቃት❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂
@salamthabity2616
@salamthabity2616 Год назад
ፅብቅ ስራሕ😂❤
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm Год назад
Congura 🎉🎉🎉ዞም ናትና ፁሩያት
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m Год назад
Great
@kibromwelay3360
@kibromwelay3360 Год назад
Wowwww good good good good good good good jop
@fanatetemke2110
@fanatetemke2110 Год назад
ቦትኡን ሰዓቱን ዝሓለወ ድራማ
Далее
ኣቤት ወኒ እንዳ ገሬ እሙን
17:47
Просмотров 225 тыс.
Несносная дверь
0:33
Просмотров 1,3 млн
Разговор после 30 -ти 😂
0:20
Просмотров 735 тыс.