Тёмный
No video :(

መሰረታዊ ዕላማ ተሃድሶ 

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Подписаться 113 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

አብ ጉዳይ ተሐድሶ አመጻጽእኡን ዕላምዑን ብ ዲያቆናት መብርሂ ተዋሂቡ አሎ

Опубликовано:

 

26 май 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 204   
@LimitLess-Imagination-
@LimitLess-Imagination- 5 лет назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ሕጂ ውን ኣይትናወጽን እያ ተዋህዶ
@semharkidane1616
@semharkidane1616 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ክብራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣካክቦ ይፍጠረልና
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና አሜን ንቤተክርስትያና አምላኽ የሐልወልና ነዓኹም ድማ አምላኽ ሙሉእ ዕድመን ነዊሕ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ
@breihunuguse3383
@breihunuguse3383 5 лет назад
ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ናይ ብሓቂ ካብቶም ንምከሓልኩ መምህራን ሓደ ኢኻ እንተካግን ኣብ ብፁእ ወቅዱስ ኣብነ እንጥንዮስ ስጋወዲኡ ዓጽሚ ዝሰብር ቃል ኣፍሲስካ ሲኖዶስ ኣይኣሴሮም ኢልካ ዓገብ ኣምላኽ ይቅረ ይበልካ ይቅረ ይበለልና
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 5 лет назад
ሃወይ ይቅረታ ደኣ ግበረለይ አንበር ፡ አዚ ቃል አዚ ባዕሎም ውን ዝመስከርሉ ዮም ኣቡነ አንጠንዮስ፡ ቅድሚ 5/6 ዓመት ካብ ቤት ማአሰርቲ ወጽየምሉ ኣብ ዝነበርሉ ፡ ባዕሎም "መንግስቲ ብጽቡቅ ሒዙ አንዳተካናከነ ኣጽኒሕኒ" ብምባል ዛዚሞሞ ኣብ ዮቱብ ኣለካ ባዕሎም ውን ዝበልዎ ቃል ስለ ዝኮነስ ዳሓን ዩ ኣጋጣም ኣይሰማዕካዮን ወይ ኣይረኣካዮን ኢካ ትከውን፡፡
@okbaykeleta6183
@okbaykeleta6183 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆናት ኣሕዋትና፡እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ኣብዚሑ ጸጋ መንፈስ ቅድሱ የዓድልኩም።ኣሜን ኣዝዩ ንጽሩን ግልጹን መብርሂ ናይ ተሃድሶ ስልቲን ረቂቕ ሜላን ምሂርኩምናን ኣረዲእኩምናን ኣለኹም እሞ ኩልና ምእመናን ኣብ ቅድስቲ ቤተክርስትያና ጸኒዕና ምስ ኣቦታትና ሓቢርና ክንቃለሶም ክንክእል ኣለና።
@user-oi3co2fx4j
@user-oi3co2fx4j 5 лет назад
Amn amien amien
@awetawet1216
@awetawet1216 5 лет назад
ሰላም መማህራና ብሓቂ ደስ ዝብል ።እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሓልኩም
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 5 лет назад
Amen amen amen qale hiwet yesmealna nay agolgulot zemenkum ybark egziabher
@biniambahta6525
@biniambahta6525 Год назад
ኣሜን(3) ቓለ ሂወት የስምዓልና።
@eyobeyob3098
@eyobeyob3098 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ቤተ ክርስትያናን ሓቀና እምነትናን የጽንዓልና
@kesisteklebrhan5314
@kesisteklebrhan5314 5 лет назад
ክቡራት ኣኃው ዲያቆናት ቃለ ህይወት የስምዓልና: ደስ ዝብል ኣገላልጻ እዩ ዘሎ። በዚ ከይተዓግተ ብዝሓየለ መልክዑ ክቕጽል ከምዘለዎ ክግበር ተስፋ ይገብር። ኪደት ቤተ ክርስቲያን በደቃ ክቕጽል እዩ።
@user-ww6gj9qt5j
@user-ww6gj9qt5j 5 лет назад
ትብትኑ እምበር ትዕርዩ ኣይራኣናኩም ንሳካትኩም
@yassim9143
@yassim9143 5 лет назад
@@user-ww6gj9qt5j hiwetka entay hizka krub
@user-ww6gj9qt5j
@user-ww6gj9qt5j 5 лет назад
@@yassim9143 ዛሓዝክዎ ምስ ኣምላኽ እዩ ዘሎ ዓርኩ
@terhasessam5732
@terhasessam5732 5 лет назад
ብሐቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ቃለሂወት የስምዓልና እግዝአብሄር አብልብና የሕድሮ እግዝአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኩም
@aryamfenan3249
@aryamfenan3249 5 лет назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡራት መማህራና። ሕቶ ኣለኒ ንመእመናን ኩቡራት ኣሕዋትን ሓትን ኣቦታት ብሓፈሻ ድንግል ማርያም'ዶ ትዓቢ ወላስ ኣቡነ እንጦንዮስ ሕሰቡ እሞ እመ ኣምላኽ እንዳ ተጸርፈት ትም ኢልናስ ፓትርያሪክ ወሪዶም ብዙሕ የዛርበና ዝኾነ ሰብ ፕሮፋይሉ ስእሊ ኣቡነ እንጦንያስ ኣለዎ ስእሊ ድንግል ማርያም ኣይዓብን ኣቱም ሰባት ልቢ እንዶ ንግበር ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቕ ዝበሃል ዘረባስ ከምዚ እኮ እዩ ስለዚ ኣሕዋት ልቢ ንግበር እምነትና ነጽንዕ ምስ ዝነፈሰ ንፋስ ኣይንንፈስ ቓል ኣምላኽ እንታይ ይብል ድኣ እንበር ቃል ማርቆስ ደባስ እንታይ ይብል ኣይንበል
@huruytekle2383
@huruytekle2383 3 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesimialina
@ghideyfisheye4651
@ghideyfisheye4651 5 лет назад
Amen amen amen qali hewt yesmalena nakum dema xegu yebzhalkm egzabher
@asmelashkahsay5291
@asmelashkahsay5291 5 лет назад
ብጣዕሚ መማሓራን የሕዋት ድያቆናት ድንቂ ናይ ወርቂ ወርቂ ዝኮነ መግለጽን ትምህርትን እዩ እግዚአብሔር ፈቂድዎ ተንኮልን ዕላማን ተሃድሶ መናፍቃን ከተቃልዑ ምብጋስኩም ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ምክንያቱ መናፍቃን በዓል ቀሺ ማርቆስ ኣዝዮም ሰልጢኖም ስዲ ብምካድ ልቢ መእመናን በሪዞም እዮም ሰብ ብዘይ ምስትዉዓል ነቶም ሓሰዉቲ ከም ሓቀናታት ከም ተሓለቅቲ ጌሩ እዩ ዝወስዶም ዘሎ ስለዚ የሕዋት ድያቆናት ሽርሕታት ተሃድሳውያን ንምቅላዕ ኣበርቲዕኩም ክትሰርሑ ይላበወኩም እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ቀጽልዎ ብጣዕሚ ባህ ዘብል ቃለ ሕይወት የስማዓልና
@rahwitrahwit4961
@rahwitrahwit4961 5 лет назад
Kale hiwet yesmana btami xbuk medeb xegau yebzhalkum Eigziabher amlak
@brhantv2861
@brhantv2861 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን ጸረ-ተሃድሶ ኣቃልዕዎም ድኣ ናይዚ ኣፍልጦ ዘይብሉ ዘዕገርግር ዘሎ መንእሰይ ጸርፊ ጸለመ ንድሕሪት ከይ መልሰኩም ኣጆኹም ብዓቢዩ ታሪኽ ናይ ጎይታናን ነድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝረኸቦ ዉርደትን ጸርፍን ሕስረትን መግረፍትን ጸለመን ትፈልጡ ኢኹም እዚ ኩሉ ሓቂ ስለ ዝሰበኸ ስለ ዝመሃረ ኩፉእ ግብሮም ስለ ዘቃልዖም ኢዮም ። ሃወርያት ዉን ፡ስዒቦም ዝመጹን ቅዱሳን ኣብዛ ዓለም እዚኣ ከምዘይከበሩ ልዕለይ ንስኹም መማህራነይ ትፈልጡ ኣጆኹም ወላዲት ኣምላኽ ጽላላ ተምብረልኩም እግዝኣብሄር ዉን ሓይሊ ጽንዓትን ይሃብኩም ኩብራት መማህራን ካልእ ኩላ ወጽያ ዘይከዉን ትህዉትት ኣላ ንስኹም ግን ሰብ ከመይ ኢሉ መገዲ ኣምላኽ ይፈልጥ ኢዩ ጻዕርኹም ኣጆኹም በርትዑ
@berekettesfaldet3716
@berekettesfaldet3716 5 лет назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna ehiwatna diyaqonat
@meharimaesho5900
@meharimaesho5900 5 лет назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealina egziabher amlak nayi agolgulet edimekum yibarkolkum abesadirat nay kirstos
@michaelweldensea6089
@michaelweldensea6089 5 лет назад
Egziabhier tsegu yebzahalkum , kale hiwet yesmaelna... gziekum sewikum keytehalelkum n nay menafikan wudit tegalitsiwom zelekum... ketsiluwo. Egziabhier brtean hailin yehabkum. Tewahdo aytinawetsin eya. Halawia egziabhier aytakesin eyu.
@ghideybsemere783
@ghideybsemere783 5 лет назад
qal hiwet yesmiana. Bhaki zbuk. Towhado Tinber.
@user-rg3rq5kv7d
@user-rg3rq5kv7d 5 лет назад
ኣሜን ቃልት ሂወት የስማዓልን እግዝብሄር ጸጉኡ የብዝህለኩም
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 2 года назад
Qal hiwet ysmelna amen❤🙏❤
@amlakmaharenibetilwuhatka6832
@amlakmaharenibetilwuhatka6832 5 лет назад
ዝኸበርኩም ኣገልገልቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ግዜኩም ሰዊእኩን ስለዝመሃርኩሙና ቃለ ሂወት የስመዓልና። 1. ብምቅጻል ኣብ ዝተፈላለየ ብሰፊሑ ብዛዕባ መናፍቃን ብድያቆን ኣስመላሽ ኮነ ብካልኦት መማህራን ተማሂርና ኢና። ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን ባዕሉ ቤተ ክህነት ብሓሳባት ወይ ብርዲኢት ዝተፈልዩ መእመን ኣብልቡ ዘይየሎ ተሃድሶ፡ መናፍቅ ኣልጊቦም ነባህርሮም ኣለና። 2. ካልእ ኣብ መንጎ ቤተ ክህነት ዉልቃዊ ባእሲ ብሰላም ኣብ ክንዲ ዝፈትሕዋ ኣብ መእመን ዘይተደልየ ምክፍፋል ተስዕቡ (ካብ መንበረ ፓትርያርክ ክሳብ እቲ ዝታሓተ መዘምር)። 3. መናፍቅ ዝኮነ ሰብ ኣብ ጉባኤ ኣቅሪባ ቃሉ ሰሚዓ ትዉግዞ እንበር ፡ ብዉልቀ ሰባት ኣይትዉግዝን። ብሓፈሻ ዘነበራ ኩቡር ስርዓተ ምሕደራ ቤተ ክርስትያና ዝጠፈ ኮይኑ ይስምዓኒ። በጃኩም ኩሉ ገዲፍና ብከመይ ክዕረ ኣለዎ ንዘራረብ።
@mariamadeyyared7831
@mariamadeyyared7831 5 лет назад
kal hiwet yesmeealna sdrabet egzieabiher
@mashoshewit1547
@mashoshewit1547 5 лет назад
qale hiwet yesmealna yehwatna egziabher nay Agolgulot zemenkum to yibarkelkum burukat yehwatey
@aronsolomon8363
@aronsolomon8363 5 лет назад
ኩቡራት ኣቦታትን ኣሕዋት መምሃራንን መቸስ ኩሉ ግዜ ኣብ ገጻት ሶሻል ማስመድያ ንሪኤኩም ኣለና ትምህሩና፡ትደክሙ፡ግዜኩም ትስዉኡ፡ወዘተ።ነዚ ጻማኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ።ነገር ግን እዚ እዋናዊ ዛዕባ ናይ ቤተ ክርስትያን ንስኩም ናትኩም መግለጺ እቲ መጻርርትኩም ካኣ ናቱ መገለጺ እንዳሃብኩም ሰብ ካብ ዝማቃቀል፡ኣብ ሓደ ጣውላ መጺኩም ሓሓሳብኩም ተቅርቡ እሞ ሰብ ካኣ ብዝያዳ ነቲ ቁኑዕ መለለዮ።እምበር ንስኩም ንሕና ቁኑዕ ኣለና ትብሉ እቲ ሓደ ንሓና ቑኑዕ ኣለና ክትባሃሃሉ ህዝቢ ኣይረበሐን።
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 5 лет назад
ጽቡቅ ዘረባ ኣምላክ ይሃግዞም
@milimili6518
@milimili6518 Год назад
አሰይ ከንደይ ዳአ ደሰሰሰ ይበልካ እዮ ዕልልልል ቃል ህይወት ይሰመዕልና ዕደመን ጥዕናን ያሃቡልና ፈጣሪ
@wedihaleka977
@wedihaleka977 5 лет назад
Kuburat memharan egziabher amlak xgu yebzhalkum amen amen amen
@wedileake1890
@wedileake1890 5 лет назад
Amen kale hywet yesmealna
@nebi.tv-4638
@nebi.tv-4638 5 лет назад
Besmeam entay u eziom elamaom
@berhanzebaaman6840
@berhanzebaaman6840 5 лет назад
ኣምለክ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ንቅዱስ ኣትናትዎስ ሃዋርያ ንመናፍቃን ንክሕፍር ዝተዋህቦ ጥበብን ምስትውዓን ንዓካትኩም ድማ መንፈስ ቅዱስ ኣትናትዎስ ኣባኩም ይሕደር እግዚኣብሔር ኣምላክ ቅዱሳን ሓይሊ ይሃብኩም
@user-oq3fy9pi1t
@user-oq3fy9pi1t 5 лет назад
ድ፣ኣሸመላሽ ሓውና ኣነ ንዓካ ከም ሓደ ዓቢ ምምህር ተዋህዶ ገይረ ይወስደካ ነየወረ ሕጂ ውን ምምህ ር ኢካ ነቲ ኣምላክ ዝሃበካ ፀጋ ኣየ ቃልሎን ።ኣብዚ እትህቦ ዘለካ ትምህርቲ ግን ብጣዕሚ ዘጉህሂ ኢዪ። ቀሩብ ፣ባ ድያቆን ንምንታይ ትደክም ኣለካ፣ ዋእ ፣ ንመወታይ ክልተ ዘረባ ትዛረቡ ኣሎም ግን ፣ሓደ ርጉፀ ነገር ሰለ ዘይ ብልኩም ዲኩም ።እተቆም ኣበላት ናይ ሲነዶስ መፀኦምሉ ኣብ ዚነበሩ።መንግሰቲ ኣይ አሰሮምን ኢሎም። ንስካ ውን እንተ ተኣሲሮም ፣መንግሰቲ እምበር ቤቴ /ያን ኣይ ሕተትን ኢልካ። ኣዝዪ ገሪሙና። ካልኣይ ተሃዱሶ ምባልካ ተሃድሶ የለውን ማለት ኣይኮነን።ተሃድሶ ግን መን ቦታ ሂብዎም እንተ ኢልካ ነገራት እንተ ብሓቂ እንተ ብክፈእ ነገራት ክትሸፉኑ ክትበደሉ መሊሰኩም ፈሕ ኣቢልኩምና።።።ሕጂ ወን ።።።።
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
ኣቡነ እንጠንዮስ ኣብ ቦታ መናፍቃን ጉባኤ ከምዝወዓሉ ከ ኣብ 2003/ዓፈወይ1995ግእ ረኣዮ ወጺኡ ኣሎ እቲ ቪድዮ
@kidane.g.mehari89
@kidane.g.mehari89 5 лет назад
tsigeslasie@ bdigame ab eda mergemin hmaq tarikin tkoni aleki. emo hji kedea ni sinedos generalat ena amehaderiwo wetsiu zelo vidio entay ktbli eki. slemintay kea betekrstiyana zkone seb ena aseret tim kab mibal halifina kemzi degagimki titsihfiyo zeleki hmaq qal nzareb. do weys telaekiki eki Comment ktitsihfi. Astewieli kndey muhurat semia tewahlil ala. orthodox bezom hji ab getsat media zqelaqelu zelewu tehatsira tim tbil keymesleki. abzi kndey liqawnti eya zela brkti.
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምሃራና
@wdaseamaniel7396
@wdaseamaniel7396 5 лет назад
Amen Amen kal hiwet yesmealna,yehwateyn Aboteteyn Egzabher Amelk xgueu yebzahalkum ab tgebriwo xelot zekurina.. Tewahado Aytnawexn eya
@MrThiago2015
@MrThiago2015 2 года назад
ኣምላኽ
@SweetgvanStar
@SweetgvanStar 5 лет назад
Qalhiwet yesmealna
@YafiYan.Tube96-21.
@YafiYan.Tube96-21. 5 лет назад
Antum ahwat eti Tmhrti senay eyu ነገር ግን ጉዳይ ቤተክርስቲያና እቲ ጠንቂ ጉዳይ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘሃገረ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ መዕለቢኡ ከይበጽሐ፡ ዝዕረ ኣይመስለንን፡ ናይ ህዝቢ (ኣመንቲ ደቂ ቤተክርስቲያን) ርኢቶኦም ዘይስማዕ፡ ኣቡነ እንጦንዮስ ኣብ ጉባኤ ቀሪቦም ንምንታይ ቃሎም ዘየስምዑ፡ እዚ ጉዳይ ከይተፈጸመ ቤተክርስቲያን ኣብ ሓደ መድረኽ ክትመጽእ ከቢድ ኢዩ።
@fitsumabreha138
@fitsumabreha138 5 лет назад
Kal hywet yesmalna egzeeabhar edmen tenan yhabelna selamkum yebzhayo
@esawestif1359
@esawestif1359 5 лет назад
Amen kal hiwet yesmialna gin ezi win melsi nihitotatna aykonen bilikie beti buko gerom kiatwu yifitunus alewu nihna hitona bizaeba patriyarik yu
@Amanual871
@Amanual871 5 лет назад
ቃለሂወት የስምዓልና ንሕና ሴማውያን እንበር ካማውያን ኣይኮንናን ።
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
ዶ እስከ ንገረና በል ወለዶ ንገረና ኩስቶ ንኩስቶ ከምዝወለዶ ጸብጽበልና
@keshiabrehaleyazeze1815
@keshiabrehaleyazeze1815 5 лет назад
ሰላም ድ፡ኣስመላሽ ከመይ ትኸውን፡ ብዛዕባ መናፍቃን የለውን ዝበለ የለን፡ ብዛዕባ ጉዳይ ቤተ ክርስትያና ከመይ ይኸይድ ኣሎ ኣብቲ ናትና ኣተኪርካ ምዝራብ ምሓሸ ይብል ምኽንያቱ እናሓደር ዝፈርስ ደኣ እምበር እናሓደረ ዝዕረ ክሳብ ሕጂ ንሪኢ ስለ ዘየለና ሕጂ ብጉዳይና ምዝራብ ይሓይሽ ካብ እንዳማትካ ጸባጺብካ ምዝራብ ብጉዳይና ክንዛረብ ዩ፡ ዘጸብቐልና ጉዳይ ቤተ ክርስትያና ጽቡቅ ኣሎ ትብል እንተ ሃሊኻ እግዚኣብሀር ምሕረት የውርደልካ፡ጉጉይ ዝኾነ ኣካይዳኻ ኣማሓይሾ፡ እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ንቤተ ክርስትያን ዕድመ ዝህብ ዘይኮነስ ነቲ ዘሎ ስርዓት ዕድመ ዝህብ ኢኹም ትዛረቡ ዘለኹ። እግዚኣብሀር ናብ ልብኹም ይምለስኩም ብፍላይ ድ፡ኣስመላሽ ካባኻ ዘይተጸበናዮ ቃል ምስ ሰማዕና ኣሕዚንካና።
@robelkibrom6141
@robelkibrom6141 5 лет назад
ኣባ ቀሺ ኣይሰዑካን ኢዮም ገለ ኢዩ ሰሪርዎም ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና።
@gebrihiwettesfazgi6553
@gebrihiwettesfazgi6553 5 лет назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ብክርስቶስ ክርስቶሳዉያን በወልድ ዉሉዳን ብዉህበት መንፈስ ቅዱስ መንፈሳዉያን ። ኣንድነትን ሰለስትነትን ቅድስቲ ስላሴ ፈሊጥና ኣብ ጥንታዊትን ኣጽናፋዊትን እምነትና ጽኒዕና ክነብር ብትገብርዎ ዘለኹም ኣስተዋጽኦ ዓብን መዳርግቲ ኣልቦን እዩ ፡ ስለዚ በረኸትን ረዲኤትን ህያዉ እግዝኣብሄር ኣምላክን ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ንጽህቲ ንጹሃን ድንግል ማርያምን ወትሩ ኣብ ዝርያኩም ክከዉን ቅዱስ ፍቃድ ናይ እግዝኣብሄር ኣምላክ ይኹን ። ዝወደቀን ዝነጠበን ቀለም ብኣፈ ትጉሃን መላኣኽቲ ይትኣረመለይ ስብሓት ወለእግዝኣብሄር ኣምላኽ ወለወላዲቱ ድንግል ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@selamaraya3732
@selamaraya3732 5 лет назад
Saelilene kdst entay weridkum meshefeni gerkmom tehadso tehadso tblu
@michaelkflay4275
@michaelkflay4275 5 лет назад
Kal hiwet yesmealna
@xiaominite1377
@xiaominite1377 5 лет назад
ንተሃድሶ ኣፎም ንምዕጻው ጉዳይ ኣቡነ እጦንስ ብግቡእ ይርአ።
@smretgeremariam9865
@smretgeremariam9865 5 лет назад
Bahaqi
@semeretesfalem8189
@semeretesfalem8189 5 лет назад
Msaka aleku
@shdenmengstab6056
@shdenmengstab6056 5 лет назад
ናይ በሓቂ
@adiyamdw7f568
@adiyamdw7f568 5 лет назад
nay bihaki
@freedomoferitrea9001
@freedomoferitrea9001 5 лет назад
Nay bhaqi xbuq aleka ✅
@mahratmahrat4058
@mahratmahrat4058 5 лет назад
አሜን አሜን አሜን
@luwamzerazig4329
@luwamzerazig4329 5 лет назад
amen amen amen
@tsegaiweldemichael391
@tsegaiweldemichael391 5 лет назад
bhaki egzhabiher tsegu yebzhalkum kal hiwet yesmalna
@xiaominite1377
@xiaominite1377 5 лет назад
ዘረባ እንተ በዝሐ ታሪኽ እንተ ተድጋገመ ንሽግር ቤተ ክርስትያን ኣይ ፈትሖን እዩ ንተሓድሶ ዕድል ምሃብ ንህዝቢ ልቦም ምፍርራቅ ብስርዓቱ ዝሓለወ ጉባኤ ሊቃውንት ኣብ ጣውለ ይርአ እግዚኣብሔር ይመስገን መጻሕፍትናን መማህራናን ብምውካስ ተሃድሶ ዕድል የብለሙን።
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
ክብርቲ ሓብተይ እዚ በእንተ ኩሎም ዝብል እዚ ዘይግቡእ ኢዩ ነዚ ምቅዋም ጽቡቅ ግን ሲኖዶስዶ በእንተ ኩሎም በሉ ኢሎም ኢዮም እቶም ሓደ ሓደ ብውሽጢ ንዝተፈላለየ ዕላማ ዘለዎም ኢዮም ከምኡ ኢሎም ንገለ ኣብያተ ቤተክርስትያን ኣውጆም እዚ ከኣ ኣይኮነን እቲ መሰረታዊ ዕላማ ቤተክርስትያን እምነት ኢዩ ኣብ እምነትና ወይ ኣቦታትና ቅዱሳን ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ኣቡኣን ኣዲኣን ጥንተ ተኣብሶ ኣለዋ ዝብል ሚሂሮም ወይ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ጺሒፎም ኢዮም ከምኡውን ንስእሊ ቅድስት ስላሴ ኣየድልን ብሰለስተ ሽማግለታት ኣብ ወረቀት ዝግበር ኣይኮነን እምነትና ዝብሉ ተሃድሶ መናፍቃን ኢዩ እቲ ቀንዲ መሰረት ድሕሪኡ ኢዩ እቲ ምንፍቅናኦም ከይፍለጥ ንህዝቢ ብብዙሕ መደናገሪ እንዳገበሩ ዘደናግሩ ዘለው መንግስቲ ኢዱ ኣእትዩ ዶ ህግደፍዶ ምባል በየናይ ግዜ ኢያ ሃይማኖት ብፖለቲከኛታት ጸቅጢ ዘይብላ እዋን ሓሊፋቶ እኳ ደኣ ተሰለፉላን ተመገዙላን እንበር ብዘረባ ሓሶት ታቤላ ሒዝካ ኣብ ጎደናታት ወጺኣ ንጉዳያ ዝፈትሐት ጉዳይ ኣቡነ እንጠንዮስ እንተኮይኑ ከኣ ብጸሎት ክንድግፎም ኢዩ ዘለና እንበር ንሕና ኣይነውርዶ ኣይንሰቅሎ ኣይንኣስሮ ኣይንፈትሖ ብዘይካ እግዚኣብሄር ልዕሌና እግዚኣብሄር ይሓልየሉ መን ኢና ንሕና ተሓለቅቲ ክንከውን ንፍትን እምነትና ኣድቂቅና ንፍለጥ
@Mebr196
@Mebr196 5 лет назад
Qale hiwet yesmaalna abotat
@gud4983
@gud4983 5 лет назад
Eway anes kemzi mikrkar kisemo kelekus, Amlak nab midri qah bele emo hade eka sieinus klom hatyom kibri Amlak sieinom zbl qal Amlak yzkir 😥😭😭
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
ዶ ኣእምሮካ ስለ ዘየመዛዘንካ ስለ ዝኮንካ ኢዩ እንበር ነቲ ከማካን ወዲ ከማካን ዝታለል ዘሎ ኢዮም ዝምህሩ ዘለው እምነትካ ሓሉ
@gud4983
@gud4983 5 лет назад
Eshi zhaftey kibret yhabeley dkum mikaney zfeletki tselot ka giberley yemurey kiserh bgbua!
@laekemaryamgebremedhin7270
@laekemaryamgebremedhin7270 5 лет назад
እግዚኣብሂአር ጸጋኡ የብዘሓልኩም! ብሓቂ ድንቂ ዝኾነ መግለጺ ኢዩ። ቀጽልዎ።
@bokreyohannes3927
@bokreyohannes3927 5 лет назад
ከመይ ኣለኹም ሕያዎት ጎሶት ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
@dyakonsemere170
@dyakonsemere170 5 лет назад
Kali hiwet yesmalena
@ntshtizerezgi2878
@ntshtizerezgi2878 Год назад
✝✝✝
@eyobhabte3003
@eyobhabte3003 Год назад
ብሓቂ ብሓቂ ቃለ ህወት ክብረት ይሃበልን
@tekelaymulugeta8229
@tekelaymulugeta8229 5 лет назад
Begakatkum yehwat Hakena timhrti entedelikum B hawna Weldeab keshi Gebremeskel zizrgah Video teketatelu. Btaem mahari zikone lum kalat zelewo.
@user-yt8yq7ci5n
@user-yt8yq7ci5n 5 лет назад
Kale hiwet yesmalna
@hiwetteame3180
@hiwetteame3180 5 лет назад
Kbromn Asmelashn qetelti eikum seb yteaser yqetel tblu
@hewatasgadom8257
@hewatasgadom8257 5 лет назад
ይስማዕ አሎ
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 5 лет назад
ኤፊ ተስ ኩርሙይ ኮላትኩም ሐደ መናፍቃን ኢኩም
@yassim9143
@yassim9143 5 лет назад
Edmen tiernan yhabkum igziabher kab emmet abotatna mnk aynknbln ina
@searehaile2356
@searehaile2356 5 лет назад
Atum nezi kal ezi etawemu sik elkum zeytisemiu netom gohalu zkonu sik elkum endasemaekum si kemey elkum abzi kab mear ztiem neemro zebrh tmhrti tqawemu qal hiwet yesmealna kburat ahwat meharuna dea eznna xemimna ena zereba gohalu knsemie
@loversofgodthinkbeforethey8677
Eway kolel wala hanti fre zeyblu tmhrti, ezi aykonen eti haki,, nay men agelglti mkankum afltkumna alkum Egziabher baynu mhrtu ytemtkum,,, haki awxewa enkilel aytbelu fersawyan
@adiyamgebru2139
@adiyamgebru2139 5 лет назад
Zkeberka dyakon hawna nhna ortohodox baka hbunat ena kslo amlak segu yebzahalka kulu gzie yhaluka kab zom nay zi zeben - - - -
@werdasenafe8781
@werdasenafe8781 5 лет назад
Kubrat ahiwat eti kendi kitzarblu zelekum bzaiba gezakum gezakum mesi axerkum nabtom tehadiso tebliom zelekum tizarbu
@nanucliptips523
@nanucliptips523 5 лет назад
n aflitona nimiebay tigebruwo zelekum diakonat yehwatna,,,,kibri yhabkum yekenielna!
@biniyam8228jd
@biniyam8228jd 5 лет назад
ን መንግስቲ ክካላከሉስ ን ቤተክርስትያን የሕሊፎም ሂበሞ እዋይ ዘመን፡ ባዕልና ኢና ኣሲርናዮም ይብሊ ካብ ማዓስ ክርስትያን ክኣስር ጀሚሩ እንትርፎ ክእሰር። ዋይ ጉድ
@yonniyonni4483
@yonniyonni4483 5 лет назад
A bona Antonio's abey alewu , Gundi gedifkum b chenfer trara aytbelu , Kadretat hgdf mhaurna bejakum
@karachentro1445
@karachentro1445 5 лет назад
Amlak zegau yenzhalkum memaharaney
@filimonsamiel2309
@filimonsamiel2309 5 лет назад
Amlak yhagzka gn nay zhalefe nay abotatna zbelkayo gaga keydgem
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 5 лет назад
ኣሕዋት ብዙሕ ግዜ ወላ ውን ይጻሓፍ ኣሎ ንሱ ከኣ ፡ ንኣቡነ አንጠንዮስ መን ዩ ኣሲርዎም ዘሎ ዝብል ዩ፡ ኣቡነ አንጠንዮስ ባዕሎም ኣብ 2011/2013 ካብ ቤት ማአሰርቲ ወጽዮም ኣብ ዝሃብዎ ዘረባ፡ " መንግስቲ ብጽቡቅ ኣታሓሕዛ ምስ ኣሕዋተይ ብምክንካን ሒዝኒ ጸኒሑ" ብምባል ባዕሎም ብመንግስቲ ተኣሲሮም ከም ዘለዉ ገሊጸሞ ኢዮም ፡ ኣብ ይቱብ ኣለኩም ዘይሰማዕኩሞ ፡ አንተሊኩም ወይ ክሰደልኩም፡፡
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 5 лет назад
Germ eba msheketi zereba
@simretgebre1445
@simretgebre1445 5 лет назад
Kulu gedifkum Kal Abona kinsemie Nab menberom ymelesu Hizbi baelu firdi kihib
@hagostegbaru9757
@hagostegbaru9757 5 лет назад
Kuburat ahwat, amlak ayni hibuna kinrielu ezni hibuna kinsemalu hangol hibuna kenemazaznelu, fthi kitguexex endareana kinsemakum aynkieln meknyatu 13 amet teaxyom zitefelaleye sim tewahibwom zinebere b 10 dekik zeytmelie nezi 13 amet zexelemkumom melsi hibomlu trah zeykone kulu hasot kemzinebere tegahidu ekul gizie entezwehabom neti kulu zegatemom kezentwulu ke dea entay mikone. Ezi zitezarebwo molekotawi hayli alewo ember kalie aykone kalie haki kitabit kitbl kindzi ametat seb aytaxwon eka. Abu kimetu tarik teabitu kiterf endyu tehasibu Amlak ke mo sik elu do yirie. Rienayo zeguanefe, btaemi kea hazinna, wala himak yigberu ember abotatna eyom 4 papasat dhri miesar abune antenios trah kabza alem bmot tefelyomna alewu, giega yiklealey ember darga kulom kab Abune antenios biedme zineasu eyom Amlak haki kiwexie sile zideleyo gn bhiwet axnihwom tesfa nigebr kea eti zelo sirat teguahifu kabti zelewuwo wexiom neti zegateme kezentwulu nihna dekom kea tarik kinsndo.
@bokreyohannes3927
@bokreyohannes3927 5 лет назад
Selam kemey wilkum
@hawazgebere3643
@hawazgebere3643 5 лет назад
ኣዋይ ጉድ 13 ዓመት ዚኣክል ኣበይ ነይርኩም ደኣ ሒጂ ግና ምዩቅ ምዩቅ ትብሉ ዘለኩም እቲ ስርዓት ዝትከመሉ መይላ ሒጂ ግና ቕይር ኣቢልኩም ቢዓልት ቢኣውራጃ ኣንዳበልኩም ወዘተ ትከርቡ ኣለኩም መጀመራያ ግና ክሳብ 2014 ካብ ኢትዮፒኣያ ኢካ ካብ ግብጺ ኢካ ኣበይ ኢዩ ኣድካ መረጋገጺ ኣለካ ድዩ እንዳበኩም ንውሉደ ክህነት ክዳሴ ክሳብ ምክልካልን ኣብ ምድስካልን ሓይሊ ወሲድኩም ዝጸሃኩም ዶ ኣይኮንኩምን ሂጂ ግና ሓቂ ስለ ዝተገልጸ ትርበሹ ኣለኩም ።
@hawazgebere3643
@hawazgebere3643 5 лет назад
ኣመ ኣልጸቀ ግዜሁ ወኣመ በጽሃ መዋኢልሁ ። ዘመነ እንጦንዮስ ዘታኦስ ዘመነ መዋእል ምቃሁ። ተሃውኩ ወተባደሩ ደቂደ ኢሳይያስ ዘፈርሁ። ኣምጣነ ተሰምዓ በዮም ጽድቀ እንጦንዮስ ዘናሁ።
@hawazgebere3643
@hawazgebere3643 5 лет назад
እዚ ማለት እቲ ወገን ናይ ክርስቶስ ሃዋርያ ዝኮነ እንጦንዮስ ግዜኡን መዓልቱን ምስ ቀረበ ወይ (በጽሐ)እቶን ዕጡቃት ውሉድ ኣብራክ ናይ ኢሰያስ ዝኮኑ ይህወኩን ይርበሹን ኣለዉ ምክንያቱ። ናይቲ ውጹዕ ዝኮነ እንጦንዮስ በዚ መዓልቲ ናይ ጽድቂ ቃል ዜናኡ ስለ ዝተሰምዐ እዞን ናይ ኢሰያስ ውሉድ ይህወኩን ይርበሹን ኣለዉ። ማለት ዩ ትርጉሙ።
@shishaytesfamariam1930
@shishaytesfamariam1930 5 лет назад
🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@mariamadeyyared7831
@mariamadeyyared7831 5 лет назад
zbei ab zeyfelto eadi keydu qorbet antsfuley ybl wey kea rhuq eadis mhsewi zbehal msla nay abotatna
@user-yj5vg2vj3k
@user-yj5vg2vj3k 5 лет назад
ብመጀመርታ ሰላም ንኣኻትኩም ይኹን ክቡራት ኣሕዋት ! ብምቕጻል ካብ ሃመማ ዓጽሚ ከተውጽእ ኣይክኣልን እዩ ። ስለምንታይሲ ሰባት ኢኹም ከም ሰባት ክትጋገዩ ድማ ንቡር እዩ ። ነገር ግን ኣነ ደጋፊ ተቓዋሚ ኢለ ክቃወመኩም ዘይኮንኩሲ ኣነ ዝቃወማ ተቓውሞ ሓንቲ እያ ። ንሳ ድማ ንኣቦና ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ኣቦ ኩሉ ሃገረ ኤርትራ ኣቦና ንዝብል ንኹሉ ይድግፎ √ ። ኣቡነ እንጦንዮስ ኣቢሶም እዮም ካብ ስልጣኖም ወሪዶም እዮም ኣቦና ኣይኮኑን ስለዚ ኣቡነ እንጦንዮስ ኢልና ኣብ ጸሎተ ቅዳሴ ኣይንጸውዓዮም ኢሎም ኣንጻር ኣቦና ዝጉዓዙ ድማ × ጌጋ ንኹሉ ይቃወሞ ። ካልእ ክብለኩም ዝደልይ ብዝተኻእለኩም መጠን ክትዕረቑን ክትረዳድኡን ኣለኩም ። እቶም ተሃድሶ ኢልኩም ትቃወምዎ ዘለኹም ኣቦታት ኣሕዋትኩም ዝምህርዎ ትምህርቲ ብጭብጢ እዮም ዝምህሩ ስለዚ እዚ ኣይጠቕመኩምን እዩ ንህዝቢ ንስኻትኩም ተዓሪቕኩምን ተረዳዲእኩምን ደኣ ፍቕሪ ኣርእይዎም እምበር ብጽልእን ብምፍልላይን ዝመጽእ ጸጋ ክብሪ ቅድስና የለን ። ብዘይፍቕሪ እትገብርዎ መስዋእቲ ኩሉ ኮንቱ እዩ ።
@girmay0547
@girmay0547 5 лет назад
Wela hanti fre yeblun tizarebwo zelekum fqurat sdra amlak ztelaekum ekum tmeslu zelekum gin netuy zelo nay betekrstiyana haqi zkone nay abona ktzarebu nerkum ezgiabhier amlak ayne lbonana ykfet
@philemontesfaelem6105
@philemontesfaelem6105 5 лет назад
ሓወይ ኣይትጋገ ፍረ ደኣ እንታይ ኮይኑ ዘይብሉ ነዓካ ነሓደ ሰብ ፍረ ኣይህልዎን ይክወን እዩ እዚ ዝዛረብዎ ዘለዉ ግን ንሙሉእ ዓለም ዘድሕን ቃል እዩ ሓወይ ናተይ
@girmay0547
@girmay0547 5 лет назад
እቱይ ፍረ እንታይ እዩ ዓው ኢልካ ምዝራብ ድዩ ወላ ንሓውካ ምውንጃል ፍቅሪ ሰላም ዝነግሰሉ ኩሉ ሰብ ከኣ ናብ ንሰሃሓተመሊሱ ይቅረ ይቅረ ተባሃሂሉ እምነትና ክንሕሉን ከነክብርን ኣለና ሱቅ ኢልካ እንዳ ኣወንጀልካ የሕዋትካ ግን ነዓይ ቅኑዕ ኮይኑ ኣይረኣየኒን ምስ ይቅረታ ደፊረ ከይ ከዊን ግን ፍቱው ሓዊ እግዚኣብሄር ንቤተክርስትያና ሕብረት መንፈስ ቅዱስ ይግበረልና ንሃገርና ሰላም የውርደልና
@philemontesfaelem6105
@philemontesfaelem6105 5 лет назад
@@girmay0547 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓወይ ግን ሓቂ ዘረባ እዩ ምውንጀል ዘይኮነ ተሃድሶ ትሪኦም ኣለካ ኣብ ውሻጢ ኣትዮም እዮም ሕንፍሽፍሽ ዘቡሉና ዘለዉ ሓለይቲ ተመሲሎም ንዖም እዩ ዝነቅፍ ዘሎ ሶ ብዝኮነ እግዚኣብሄር ኣምላክ በዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ንኩልና
@arsemaredae1149
@arsemaredae1149 5 лет назад
ድያቆን ኣስመላሽ ዋላ እካ መምህርናን ኣብ ሓደ ዓዲ ቢሓንሳብ ንንበር ብዝሃብካዮ ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ግን ብትሪ ንቃወም። ዋላ ኣብ ቲሕተካ ኣጽቂጥና ኒኪድ ንመጻኢ ግን ኣይኪንድቅስን ኢና። ኣገልጋሊ ሓዉካ ሎንደን።
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
ኣቡነ እንጠንዮስ ድዮም ኣምላክካ ከም ዝተጋገየ ከ ትፈልጥዶ ከምቲ ንካልእ ትከታተሎ ዘለካ ብቪድዮ ምስ በዓል ዶር ተክለኣብ ዶር ፍጹም ኣብ 2003 ዝገበሮ ሕብረትን ተሳትፎን ረኣዮ እንተዘይብልካ ክንሰደልካ
@arsemaredae1149
@arsemaredae1149 5 лет назад
ሪአያ ኣሎኩ ኣንስ፡ እሞ ብምስትዉዓል ተረዲካያ እንተኮንካ ንስካ እቲ መዝሙር ካብ መዓስ ከምዚጅመረ ሰሚዕካያ ዶ እታ ኣድ ቆልዓ ኪትሕተት ከላ ከምዚ በለት፡ሕቶ፥ ካብ መዓስ ጅሚርኪዮ ምዝሙር ምስተባህለት ካብ 1971 ኢያ ዚበለት። እስከ ኒበል ኣቡነ እንጠንዮስ ሕብረት ምስ መናፍቃን ነርዎም ኒበል፡ ኣብቲ ጊዜ ኢቲ ኣቡነ እንጦንዮስ ከ ኣብ ምንታይ የግልግሉ ነሮም ኣብ ሰሜናዊ ቀይሓ ባሕሪ ሊቀ ጳጳስ ኮኖም ኢዮም ዘገልግሉ ነሮም፡በፉጹም ታኣምር ፓትራሪክ ኣይነበሩን(ስምዓያ ኣጸቢቅካ) ስልምንታይ ዳ ኣቦ በትክርስቲያን ሰምዮሞም ውይ ቡጹእ ውቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ዘሃገረ ኤርትራ ኢሎም ሰምዮሞም ኣንታ ቡሩከይ? ካሊእ ቢዛዕባ መዝሙር attention ገርካ ተዛሪብካ ነዚ ናይ ሎሚ ዘሎ መዝሙር ግርካዮ ዲካ ኒዘመናት ካብ መዓት ዘውጸኣና ናይተን ቁዱሳት ኣዴታትና ኒደገ ጉሒፍኩም ዘመናዊ መዝሙር ኣብ ፊት ቤት መቅደስ ቲዘሉ ዘሎኩም ኒሲኩም ኣይኮንኩምን ዲኩም፡ መኣዲ እግዚኣብሄር ምስተላዕለ ተራኪሱ ዘሎኩም መን ዲዩ? ከም ደርፊ ሃዲሽ ካሴት መጺኡ ተባሂሉ ወርሂ ወርሒ ዚቅየር ዲዩ ኖ ኖ ኖ ምስጋና ምስጋና ኢዩ ቤተክርስቲያና ሓደ ደስስስ ዘብል ኣሎዋ ንሱ ካኣ ኒኩሉ ኣብ ገግዜኡ ዜማኡ ጡዑምን ዝይጥዕሙን ተብጽሖ ። ሰላም ኩን።
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
እንጣጠዕ ይዘርእ ኣለኩ እባ ኢዩ ነገሩ ኣዴታት ዘሚረናኦ መዝሙር ዝተዋህቦ ንመን ድዩ ኣዴታትና ደኣ ካብ መዓስ ኢየን ዘሚረን ብደረረፊ ኣምሲለንዶ እወ ንሱ ግን ምስ መዝ ዳዊት ድዩ እስከ መዝሙር ዳዊት ከመይ ኢዩ ኣዳምራኡ ንገርኒ ገለ ክንሰምዕ ኢና ሎምስ እቲ ብመንፈስ ቅዱስ ዝተቀብአ ደይኮነን ዘሚርዎዶስ ድያብሎስ ኣብ ልብኪ ኣትዩ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ያሬዳዊ ዝማሬከ ናበይ ከተብልዮ ወይጉድ ኣብ ዘይነገርካዶ ሓዊ ተኣጉድ ትብልኦ ጨኒቅክን ከኣ ኣየናይቲ ሰበይቲ ኢያ ተዛሪባ ትብልያ ዘለኪ ብዛዕባ መዝሙር ተዛሪባ ንምካኑ እቲ ምስ ዶር ፍጹምን ዶር ተክለኣብን ህዝቢ ተጋቢኡ ብምድንጋር ዘሎ ቪድዮ ዝረኣክዮ ኣይትመስልን እስኪ ብምንታይ ብምንታይ ከም ዝውደስ እግዚኣብሄር ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ብጥቅሲ ጌርኪ ንገርኒ መካትዒ ዲኩም ትደልዩ ዘለኩም ደቂ ሎሚ ምስኡ ከኣ ኩራ{ቁጥዓ} እግዚኣብሄር ከም ዝወርደኩም ስለ ትዝንግዑ ዲኩም ከይሓፈርኩም ከይፈለጥኩም ጦቡሎቅ ትብሉ ዘለኩም
@semeretesfalem8189
@semeretesfalem8189 5 лет назад
@@gb-ey3oz eta vido zbelkayo do ktsedeley tkiel kbur hawey?
@arsemaredae1149
@arsemaredae1149 5 лет назад
ኣንታ ቡሩክ ሓውይ ኣይትውዐ ሞ፡ መዝሙር ነመን ተዋሂቡ ንዓይ ኽትነግረኒ ኣይቲኪእልን፡ ካልእ ኣዴታት ቢደርፊ ኢይን ዚዚምራ ኪትቢል ቁሩብ ኣይቲሓፍርን ከመይ ነታ ኣዲካ ኢዳ ቲሰብራ መሬት ዘቢጠን ጠፍጢፍንን ካብ ደብረ፡ ሚካኤል ናብ ደብረ ማርያም እንዳበላ ዘምጻኣኦ ዝነብራ ዝናብ እንበኣር ኪህድካዮ፡ ንዚ ንስካ ናብ ሰብ እንዳራኣካ ቲዝምሮ ኣደታትና ጊን መሬት እንዳዘበጣ ኒቁልቁል ኣፍን ኮይነን ኢየን ዝልምና ንረን። ኣሞ ናይ ዘማራይ ዳዊት ኢና ንዝምር ዲካ ቲቢል ዘለካ ኣቤት በል ኪትፍልጥ ኢዚ መዝሙር እዚ እንቲርፊ ኣደዳ ምፍልላይን ቅርሕንቲን ካሊእ ዘምጻኦ ሳዕቤን ይብዝሕ፡ ከም ጎይላ ቢሲሚዒት ሓድ ኪሎ ራሃጽ እንዳውጻካ ዲዩ መዝሙር? በየናይ መለኪዒ ኢኻ ከ ኣደታት ዚዝምራኦን ኢዚ ሕጅ መዝሙር እንዳበልኩም ቤት ኣምላክ ተናዉጹ ዘሎኩምን ኣበይ ዩ ፡ዜማኡ ቢከምዚ ዪዘመር ዚበል፡ ካሊእ እታ ቪድዮ ቆሪጾማ ኣሎዉ ኣጸቢቃ ረኣያ ብህጻናት 1994 ቲቢል (ኣብቲ ጊዜ እቲ ኣቡነ እንጦንዮስ ፓትራሪክ ከም ዘይ ነበሩ ኣሚንካ ኢካ) መዝ፡150፡ 1 ኣንቢብቦ ኪትፈልጥ ግን መዝሙርና ግእዝ እዝል ኣራራይ በዚኦም ኢና ኒዚምር ተዋህዶ እዚ ቲዝምርዎ ዘሎኩም ጊን ጥቅላላ ካብ ሂጊ ቤተ ክርስትያን ዚወጸ ኢዩ ኣንታ ቡሩክይ ሰላም ኩን።
@hagostegbaru9757
@hagostegbaru9757 5 лет назад
Zeykewn aytsbeku. 3 likane papasat kelewu do papas kibark ewn fkud kemzeykone niskatkum ewn tifeltu ekum
@tebilheile3503
@tebilheile3503 5 лет назад
ygermmmm itayaynet kolel iyu wedey gemel seriqas yhbae msmengsti konka patriyark misar kahnat diyaqonat monekosat nab gudud iskirna idasededkas di asmelasch tahadso menafqan idabelka imri mengsti mnwah zekones melafqan tehadso itelyom gubae ygeber itezeyele hasot yeqarx mistirkum msteqele hafhaf diaqon asmmelasch beletika gedifka wengel sbek
@wegahtagebrehiwet9751
@wegahtagebrehiwet9751 5 лет назад
Tebil Heile kubur hawey or haftey bzaeba betekrstiyann tehadson niseb bkueu felitom polotica entebelna ena nibetekristyan neeniwa bmbal tehalekiti Abona bmikan zigebrwo melatat eyom zigeltsu zelewu bgbue entedea terediena b bela belo gin antsar betekristyana dew kinbl aygibanan sile hadnet abotatna n betekirstyan kintsily ygbiana misenay ykireteu
@tebilheile3503
@tebilheile3503 5 лет назад
@@wegahtagebrehiwet9751 መን ኢዮም ኩቡር ኃወይ ንኩሉ ኮ ጉባአ ኢዩ ዝፈትሆ ኢታይ ገበተ ዝህዝቢ ሃቂ ዘለዎ ኮ ናብ ጉባአ ኢዩ ዝቀርብ ኢዚኦም ግን ሉኡካት ናመንግስቲ ስለዝኮኑ ምፍላይ ትራይ ኢዮም ዝመርጹ በኣል ዲ ኣስመላስ ኣምቦታትና ኢኮ ንባል ኣርዮስ ኮሞም ዝመሰሉ ብጉባአ ገሮም ኢዮም ፈልዮሞም ኢዚኦም ግን ጸርፊ ትራይ ኢዮም ዝክ አሉ ኩቡር ሃወይ ወይ ሃብተይ
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 5 лет назад
ዲ ኣስመላሽ ካብቶም ዝምክሓሎም ናይ ተዋህዶ መምህር ኢካ ግን ሎሚ እንታይ ትብል ኣለካ ትማሊ ጉዳይ ቤተ ክርስትያን ብጸሎት እንበር ብማስሚዳ ኣይፍታሕን እዩ ትብል ኔርካ በዓልካ ከኣ ሕጂ ኣብ ማስሚዳ ወርድካ ደሓር ከኣ ኣቡነ እንጦንዮስ ብሲኖዶስ ኣይተኣስረን ትብል ኣቡነ ሉቃስ ከኣ በዓልና ኣሲርናዮም ኣለና ይብሉ ከመይ እዩ. ዲ ኣስመላሽ ኣብ ናይ ቀደምካ ይሕሸካ በጃካ
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 5 лет назад
ሃወይ ኣቡነ አንጠንዮስ መንግስቲ ኣሲርዎም ከም ዘሎ ባዕሎም ዝመስከርዎ ዩ ፡ " መንግስቲ ጽቡቅ ጌሩ ብምክንካን ብሓለዋ ምስ ኣሕዋተይ ሒዚኒ ጸኒሑ " ብምባል ዛዚመሞ ዮም ኣብ 2011/2013 ከባቢ ወጽየሙሉ ዝነበሩ ፡ባዕሎም ዝበልዎ ስለ ዝኮነ ብዙሕ ዘረባ ዘድልዮ ኣይመስለንን፡፡ ኣብ ዮቱብ ኣለካ ክትሪኦ አንየደሊካ ከሙ ከም ዝበሉ
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 5 лет назад
D asmelash betkrstian nay eritrea Kem nay hdi betekrstian ab klte keytkgel ate thasbu koynkum polotican haymanot felalikum aredawo nmegsti ktkalakelu ktblu hzbi ab gedel ayteatwu mknyatu hzbi ab to megsti xlat SLE zelewo bnxur aredwo abno entenyos gega ate halywom wn bkemzi mknayat SLE ztegageyu weridom alewu tebahilu kala patrialk musham eyu key shefafenkum kulu haki awxikum nmemen aredo Seb ytefa alo Amber nmengsti ktdgfu tdelyu nawne antenyos ahlifkum kthbu aytdelyun bejakum axff abilkum nheruna
@hagostegbaru9757
@hagostegbaru9757 5 лет назад
Kahn kelo deacon kibark yifkedo dyu. Papas kelo ke kahn kibark yifikedo, likane papasat kelewu ke papas kibark yifkedo, patriarch kelewu ke likane papas kibark yifkedo dyu. Ab Adna gn 3 likane papasat alewu nisom giega mukanu zigber zelo sile zifeltu patriarch kelo aynbarkn sile zibelu papas (abune lukas) gierom burakie yogebru. Ezi hatyat mukanu niskatkum axebikkum tifeltwo.
@jeandelgado9504
@jeandelgado9504 2 года назад
Como llegué aquí._.XD
@hagostegbaru9757
@hagostegbaru9757 5 лет назад
Ni Haimanotna tihamulu entekoinkum beti konona nay abotatna kikedu ab godni haki dew belu
@andaytesfamariam8784
@andaytesfamariam8784 5 лет назад
Atum sebat kes elkum tereduowo net hansab ab rieskum zhasebkumo terew elna aynkid nestewel haki kinfelit ntsar mengsti iseias zibl nresayo bzaeba tehadso menafkan eyu zelo eti timhrti
@user-uq2sr7nb5i
@user-uq2sr7nb5i 5 лет назад
ካብ ኣብ ምሉእ ዓለም እንዳተዛወሩ ዝሰብኩ ዘለዉ ኣብ ዕጽውቲ ገዛ ኮይኖም ልቢ ናይ ብዙሓት ዝሰበረ ግን ስብከት ናይ ኣቡነ እንጠንዮስ እዩ
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
እንታይ ኢዩ ስብከቶም ጫፍ ሒዝካ ምዝራብ ጥፍኣት ውድቀት ኢዩ ዘምጽእ ሓወይ ኣብ 2003 ዓ:ፈ ኣብ ቦታ መናፍቃን ከይዶም ዝተሳተፍዎ ብጪብጢ ኣሎካ ኣብ ፈይስቡክ ረኣዮ ነዚ ከ እንታይ ኢዩ ምስ መናፍቅ ሕብረት. ይግበር ድዩ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብለና ክንፈልጥ ይግባእ
@user-uq2sr7nb5i
@user-uq2sr7nb5i 5 лет назад
@@gb-ey3oz ክቡር ሓወይ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ ብሂወት ኣሎ ምሽ ባዕሉ ዘይሕተተ መንዩ ወከልቲ ጌርኩም ? እምነት ኣጉዲሉ ዶ ገለ ዶ ሓቂ ተሊኩም ሕጂ ውን ንዕኡ ሕተትዎ ድብሎ ንሰምዖ
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
ኣልማዝ ሓብተይ ኣነ እኮ እቲ ሓደ ምክንያት ምስ መናፍቃን ኮይኑ ዝገበሮ ብቪድዮ ብቃሉ ብኣካል ኣቡኡ ተረኪቡ ዝሃቦ ቃል ካብዚ ንላዕሊ ጭብጢ የለን ካልእ ይሃልዎ ኣይሃልዎ ብዘየገድስ ቃሉ እኮ ኪሒዱ ድዩ ኣይከሓደን ኣይኮነን እቲ ቀንዲ ጸገም ምስ መናፍቅ ሕብረት እንተኣለካ መጽ ቅዱስ ፍለዮ ኢዩ ዝብል ነዚ ብምንታይ ንስገሮ እዞም ተሃድሶ ዝበሃሉ ዘለው እኮ እዚ ኢዩ ኢሎም ኣይኮኑን ዝክሕዱ ዘለው ብሕቡእ ኢዩ ዘሎ ወይ ኣብ ገለ ኣጋጣሚ ኢዮም ዝዛረቡ ካብ በዓል ዘርፈ ትዝታው ተመሃሩ ክሳብ ናብ መናፍቃን ዝኣትው ተዋህዶ እንዳበሉ ኢዮም ዝዛረቡ ኔሮም ስለዚ ነዚ በጊዕ ተመሲሎም ካብ ዝመጽኩም ተኳሉ ተጠንቀቁ ዝበለና ጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ማቴ7:15-29 ዘሎ ቅዱስ ቃል ብምሓዝ ከሎ ጌና ኢና ነለልዮ መን ኢዩ ጽግዕተኛ ፖሎቲካ ባዕሎም ተሃድሶ ከለው ነታ ሓቀኛ ቤተክርስትያን ጽግዕተኛ ፖሎቲካ ይብልዋ መን ድዩ ምስ መድያታት ቃለ መጠየቅ ወይ ፈነወ ወረ ከካፍኡን ኣቦታት ይኩኑ መራሕቲ ሃይማኖትን ናይ ፖለቲካ መራሕቲ ሃገርን ክከስስን ከወንጅልን ዝውዕል ዘሎ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስከ ከምኡ ክንገብር ይእዝዘና ድዩ ጸላኢ እንተለካ ኣፍቅሮ ንዘሳድደካ ንዝጸርፈካ መርቆ ጸልየሉ ደይኮነን ዝእዝዘናማቴ5:38-48 ነንብቦ
@user-uq2sr7nb5i
@user-uq2sr7nb5i 5 лет назад
@@gb-ey3oz የቀንየለይ ክቡር ሓወይ ሓሳብካ ተረዲኤዮ ኣለኹ ግን እቲ መብርሂ ዝህብዎ ተጋራጫዊ ኮይኑ መናፍቃን እንዳበልዎ በቲ ሓደ ከኣ ኩሎም ኣቦታትና እዮም ኢሎም ይቅድሱ ስለዚ ብስም መናፍቃን ይቅድሱልና ኣለዉ ማለት ዲዩ ?
@meharighebremicael9891
@meharighebremicael9891 5 лет назад
general asmelash
@user-ww6gj9qt5j
@user-ww6gj9qt5j 5 лет назад
ናይ ተኤሎጂ ምሁር ኮይኑ ሓቂ ዘይተዛረበ እሞ እንታይ ይጠቅሞ ማዓርግ ዶ መንግስተ ሰማይት የእቱ እዩ
@user-wo6ex3ml9r
@user-wo6ex3ml9r 5 лет назад
ቁዱሳን ነብያትን ሃዋርያን ንሓያላት መንግስትታት ዓገብ ዝበሉ'ሲ ፖሎቲካ ኢዮም ዝሰርሑ ነሮም ? ንሓደ ኩፉእ መንግስቲ ግደፍ ተበሉስ ፖሎቲካኛታት ተቀጺሮም ። ፖሎቲካ ምስራሕን ዓገብ ምባልን ልክዕ ከም ሰማይን ምድርን ዝተፋላለየ ኢዩ።
@bereketsium8748
@bereketsium8748 5 лет назад
Ane eko zgermeni weyo zeynesteewiel koyna ember teteasru eko nbereket eyou bnatom aytegemeren kea miesar kab hawaryatwn eko teasiromyom gna tiegsti ngber abotatna nezi guday sgab zfethwo. Sgab mewadeteu wedikom eta nebsi keytefie gn bxelot mhgaz mhashe. Bzaeba tehadso menafkan gn eti zegerm hanti xaeda bzaeba ab enda medhanialem mekane hiwet znebere msti dokter znebera rikb aelilatni. Mechem bzaeba mision aytshtwon tkonu. Ab ethiopia bass kontrat hizom xeadu zektamat koleu hizom sodere zbehal menafesha ywesdwom. Knabywom tekoyno haymanot yekeyrwom netom koleu eziyouko ekuayou kehzn zgebeo. Ayraenan dina ab shegerayb seb gena etew ms bele knhgzena elom kndey seb haymanotu zekeyrwo. Mechem ab wushti ayatun menafkan dea bzuh ygebru habtam ktkewn kebid eyou dka nktkewn gn kelil ab ortodox ktnebr kea kebid eyou mknyatu xom xelot sgdet thateka
@tewahedoyeti
@tewahedoyeti 5 лет назад
ሰላም ንዓኻ በረኸት ሓወይ ከመይ ትኸውን በጃኻ እንተኺልካ ነቲ ንሳ ዝነገረትካ እባ ብ VIDEO ልዓኸለይ ከሸግረካ እዚ ጉዳይ ጉዳይ ቤተክርስትያን ኢዩ ነቲ ሰብ ብድኻሙ መጽዮም ብ እምነት ከየስሕትዎ
@hagostegbaru9757
@hagostegbaru9757 5 лет назад
Tehadso zibehal haymanot yelen. Bbret zelewo bietechristian aynfeltn. Abona wala entebedelu nay siga maeserti aygibaen.
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 5 лет назад
Hawey emo mengsti asirwom ember beyekrstyan do asiratom ya?
@hagostegbaru9757
@hagostegbaru9757 5 лет назад
I need you GOD My one defense mengsti slemntay asirwom. Abona do aykonun silemtay teasirom elom kitabekulom ke aykulun dyom. Kalay kea Sinodos eyom asiromom zibelwo Shabya tehatitom dea video keyemxaalka.
@user-yj5vg2vj3k
@user-yj5vg2vj3k 5 лет назад
እሞ መንግስቲ እንተ ኣሰሮምከ ኣብ ጸሎት ክዝክርዎምዶ ኣይግብኦምን ?
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 5 лет назад
@@user-yj5vg2vj3k ሓወይ መዓረይ ግድን አንበር ጸሎት ደኣግን ኣበይ ሞ ትርአዮም ኣለካ ክዝክርዎምን ከይዝክርዎምን ሕማቅ ኣይንዛረብ ጭብጢ ከሓዝና ይቅሬታ ደፊረ ተኮይነ።
@user-yj5vg2vj3k
@user-yj5vg2vj3k 5 лет назад
@@user-xb7lq4rc5v ከመይ ገይርካ ወይ ጌርኪ ከምዚ ትብሊ ወይ ትብል ፡ ክቡር ሓው ወይ ሓብቲ ! ከየረጋገጽና ክንዛረብ ከም ዘይንኽእል ክንግንዘብ ይግብኣና ። ግድን እምበር ዘይኮነሲ ብመጀመርታ ክሳብ ሎሚ ስም ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ከይጽዋዕ ኣብ ኩለን ቤተ ክርስትያን ናይ ሂግደፍ ከልኪሎሞም እዮም ጸኒሖም ። ሎሚ ግን ይጽውዕዎምዶ ኣለውስ ኣይጽውዕዎምን ዘለው ርግጸኛ ኣይኮንኩን ፡
@michaelabreha9147
@michaelabreha9147 5 лет назад
emo nebsekum mehkak do ayhayeshen abzi gezie ezi eko abona ember nesekum aykonkumen teaserkum delekum,,.Abona eyom detselemu delewun teasirom mekera zehelefu zelewo….endeher gega alewom emo kea kudus sinodos endehr begbue yealiom koinu nementay be kelue abzia seat ezia ab kedmi kudus sinodos beten gegatat debelkumom deythatewom ….selezi shemom tslimu geday shabeya koinom delewoo Kudus Abona ember kudus sinodos aykonene...Nebsena nehekek.
@gebrukifle9591
@gebrukifle9591 5 лет назад
መጀመርያ ሰላም የሕዋት። ብምቅጻል ኣንቱም ዓበይቲ መምሓራን እንዳበልናኩም ትህብዎ ዘለኩም ትምህርቲ ብጣዕሚ ከምዚ ኣተጸበናኩም። ንስካትኩም ሕዝቢ ከይጠፍ ክትጥርንፉ ይግበኣኩም።ካብ ቀዳማይኩም ደሓራይኩም ገዲዱ።ሓዉና ክብሮም እትብሎ ዘለካ ነጥቢ መራጋገጺ ኣለና እዳበልካ ኣበየናይ ኣሎ መራጋገጺ?ኣብ ኣዉሽጥኩም ብዙሕ ጸገማት ዘለኩም ንስኩም።እቲ ክፈኣኩም ዘይትሽፍንዎ'ከ። ከምዚ እንዳበልካ ክሳብ መዓስ ኢዩ?እዋይ እዋይ እዋይ እዋን።ኣቱም ዓበይቲ መምሃራን ነቶም ብሓቂ ዝሓለፉ ኣቦታትኩም ዘይትመስሉ።
@user-nq4mq1px5o
@user-nq4mq1px5o 5 лет назад
ፍትሃ ነገሰት ዘሎ ማለት ዩ
@samsomzeromgo7440
@samsomzeromgo7440 5 лет назад
ንባዕልኩም ቅድም ሓቂ ተዛረቡ ደሓር ንሓቅ ንሰብ ከተፍልጡ እተዘይ ኮይኑ ካብ ሓቂ ርሒኩም ንሰብ ሓቂ ከተእምኑ ኣይከኣልን ኢዩ ኩቡራት የሕዋት ኣብ ቤትና ዘሎ እሞ ነጽሪ ሽዑ ናብ ካልእ ንሰግር እንተዘይ ኮይኑ ቤትካ ክየጽረካ ቤትኩም ከጽርየልኩም ምባል ኣብ ጎልጎል ምጉያይ ኢዩ።
@mymumismyworld5896
@mymumismyworld5896 5 лет назад
new go :ንሕናስ ቤትና ኢና ነፅሪ ዘለና ብርግፅ ከአ ፅርይቲ እያ እንተ ንስካ ካልእ ዘይፀረየት ቤት እንተደአ አልያትካ ውሻጠ ፕሮቴስታንት ጥራይ እያ ክትከውን ትክእል
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 5 лет назад
ንስካ ካብቶም ብእምነቶም ዝጠራጠሩ ክትከውን ኣለካ ወይ ብስምዒት ዝዛረቡ ክትከውን ኣለካ እንበር እታ ሓቅን ጽርይትን ኢዮም ዝዛረቡ ዘለው
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 5 лет назад
ኣቤት ንስኩም ከተሕዝኑ
@selamaraya3732
@selamaraya3732 5 лет назад
Mejemerta bzaeba hadnet betekrstyan bzaeba guday abona kudus antonios mzrab mhashe dhrieu nthadso merkebkmlom lomi gn seb bzaeba guday abne entonios ktzarebu tesfa ygebr nskum gn xemam hade derfu gerkmo kulu gze tehadso ktblu akilkum
@huruytekle2383
@huruytekle2383 3 года назад
Egziabiher amlak zeyserif lisan yiadileki haftey natey
Далее