Тёмный

መቐለ ወሳኒ ብስራት፣ ኢማራትን ካናዳን ንትግራይ፣ ኢትዮጵያ ኣንጻር እስራኤል ቆይማ 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

#ጌታቸው #ሃመር #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

10 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 57   
@bolommahta1561
@bolommahta1561 11 дней назад
🥺ኣሕ ትግራይ ዓደይ ጸላእትኺ በዚሖም ግን ኣጆኺ☹️✊
@alemfivetube
@alemfivetube 11 дней назад
ኣቱም ሰባት ትግራይ ብምልእታ መቓብር ቀያሕትን ፀለምትን መናኣሰያትና እያ መስዋእቲ ዝተኸፈለላ መሬትና ነቶም ዝጨፍጨፉና ፀላእቲ ይሽንሸንን ማኣድናትና ክጉሕጉሑን ዝዋሃብ ዘሎ ፍቓድ ብኣግኡ ክንቃለሶ ይግባእ
@samru2018
@samru2018 11 дней назад
😂😂😂
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 11 дней назад
ኩዕንቲ ድዩ እቲ ማዕድን ሃሃሃሃሃሃ
@alemfivetube
@alemfivetube 11 дней назад
@@biriktihaile5499 ንስኺ ብዛዕባ ኹዕምቲ ተዛረቢ ኣነ ኣብኡ የለኹን
@alemfivetube
@alemfivetube 11 дней назад
@@samru2018 እንታይ እዩ ዘስሕቐኪ ዘሎ?
@asfawesenmekonnen6762
@asfawesenmekonnen6762 11 дней назад
​@@biriktihaile5499ፍረ ቢጫ ጀረካንዩ። ጀበና መንዲል ካልሲውን ኣሎ ኣጆኺ።
@mussiemussie832
@mussiemussie832 11 дней назад
The UAE must be held accountable at the International Criminal Court for the genocide perpetrated in Tigray.
@bolommahta1561
@bolommahta1561 11 дней назад
Thank You So Much Smart Jounraslit Sister✍️👮🙋‍♂️
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 11 дней назад
እቲ አብ ትግራይ ዘሎ ማዕድናትን ጠቅላላ ሃፍቲ አብ ዘመናት ነታ መሬት ክብሉ ዝሃለቁ ተጋሩ ደሞምን አዕፅምቶምን እዩ.
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 10 дней назад
UAE ብምንም ይኹን ብምንም ናብ ትግራይ ክትኣቱ የብላን።
@mulugetagebrehiwet500
@mulugetagebrehiwet500 11 дней назад
ዋላ ሐደ ማእድን ዘውጽእ ክመጽእ የብሉን
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 11 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-wy2py1xq9h
@user-wy2py1xq9h 11 дней назад
Hasewuti
@marcelllyewsang5485
@marcelllyewsang5485 11 дней назад
ኻላአይ ቅትለት !
@AwashTaye
@AwashTaye 11 дней назад
በርትዑ
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 11 дней назад
ናይ ኸሎአተ ከልላተ ማዓደን ዐቂበን ህዘበን አናጠቆማ ነሕና ነሰደተ ማዓደናተና ነጋኖተ ሰማዕ መነአሰይ ሕዜ አዮ አቲ ጀግነንተ ኸም ሰማሊ ቀበረም ሰቆ ከተበል
@SolomonBerhane-tn1iy
@SolomonBerhane-tn1iy 11 дней назад
ሕዝብ አብትግራይ በፈንጅ ዘዉፅእ አምበር ወርቅ ዘውፅእ የለን
@selamnokrach2842
@selamnokrach2842 11 дней назад
Meret ena madin Tigrya ahlfu zihib zela Getachew Reda ena merahit Hiwehat eyum:: Nay hizbi Tigrya wana tselai merahit Hiwehat eyum 😭💔
@user-vk9cs1jp7w
@user-vk9cs1jp7w 11 дней назад
TDF ከታይ በለ።
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h 11 дней назад
Werki teliu dea ksab hzbi zhalik dyom zxbeyu nerom hwehat resahat
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot 11 дней назад
ዋይ እንታይ ዕና ኽንብል እሞ ኻአ ንአረብ ሞት አይሕሰብን ከትቅበሉ ሐብትና ናይ ብሕቲና እበር ናይማንም መጻወቲ አይኮኑን ሕጂ ሕዝይተስዕ😢
@Dcx-xv1qy
@Dcx-xv1qy 11 дней назад
ኣረ ኢማራት እትባሃል ብጭካነ ዝጨፍጨፈትናን ርህራሄ ዘይብላ ጆኖሳይድ ዝፈፀመትልናን መሃይም ዝኮነት እስላማዊት ዝኮነት ሃገር ኣይኮነን ማዓድንና ክትብርብር መሬት ትግራይ እውን ክትረግፃ ኣይግባኣን ተጋሩ ዓው ኢልና ተቃውሞና ነስምዕ
@tesmegebreyesus8883
@tesmegebreyesus8883 9 дней назад
Peace with anyone who is eager to destroy you can not ask for talk to make an agreement or reconciliations.
@medhintamrat3058
@medhintamrat3058 11 дней назад
ናይ ጀጋኑ ስውአትና ደም ዝፈሰሶ መሬት ትግራይ ነታ ደመኛ ፀላኢት ህዝቢ ትግራይ መሬት ትግራይ ክትረግፅ ምፍቃድ መሕፈራን ውርደትን እዩ።ብወንጀል ተሓቲታ አብ ቤት ፍርዲ ጠጠው ክትብል ይግባእ ነይሩ።ንነገሩ ምዕራብ ትግራይ ቅድም ኢላ ከመተሸጠት እዚ ፈቃድ ምስክር እዩ።ናይ አብይ ፀወታ ቁማርን መልእኽቲ ሻዕብያን ብተግባር ይረአይ አሎ።
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 11 дней назад
ኣርባዕተ ኪሎ ኣይበሃልን ትኽክለኛ ስሙ ኣራት ኪሎ እዩ
@EyualGebremedhn-ev1wb
@EyualGebremedhn-ev1wb 11 дней назад
ተፋናጀር ንድርብየሉ ኢና
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 11 дней назад
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሕ #ሳብስክራይብ በሉና ደቂ ዓዲ
@sibhatberhane
@sibhatberhane 11 дней назад
አነግን ክምርዖየ
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot 11 дней назад
ሐዲሽ አይኮነን ጻላዕቲ ሐሰዊቲ ፕሮፓጋዳ እናቆጸሩ ሕዝቢ ያደናግሩ አለው ፊለጡ መንእሴያት ብዘይ አዲ ክብሪ ከምዘየለ ንሐንቲ ሰኬንድ ዕካ ከቲሪስዕዋ አድኹም አክብሩ ሐደራ
@user-iy2gu2nj8z
@user-iy2gu2nj8z 11 дней назад
Bezaba ezi candan uAE bemntay halifom eyu nementay giziyawi memehedar zeytehtewom haki mekuwanu kensemeu
@user-tb1rh9do1l
@user-tb1rh9do1l 11 дней назад
Wey Adey marey zeywda mekera.
@kifleywelay2878
@kifleywelay2878 11 дней назад
ብዛዕባ ዕደላ መርየት ሐዚውን ኣብ ዘይተክሓሰ መሬት ሽኻል ብምሽካል ሕንፀት ኣባይቲ መጠሻ ከይካየድ ዕንቅፉት ኮይኑ ኣሎ፡፡ ንኣብነት ኣብ ክፍለከተማ ሰሜን ጣብያ ኢንዱስትሪ
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 11 дней назад
no more EThiopia no more tigary
@TsfaikahsaiWM
@TsfaikahsaiWM 11 дней назад
ፀላእትኻ ምስ ዝነበሩ መትከል ብዘይብሉ ርክብ ምፍጣር መርኣያ ረሳዓይነትና ኮይኑ ሕጂውን ይቅፅል ኣሎ።ንምንታይ?
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 11 дней назад
ዓረብ እምሬትስ ናብ ትግራይ አትያስ ወርቅን መኣድንን ክትወስድ ? እሞ ተጋሩ የለናን.
@nananana1404
@nananana1404 10 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ብጥምየትን ብህማምን እንዳሞተ ናይትግራይ ወርቂ ሳንፋየርን 30አመት መሬት ተጎህጊሁ ናብ ኢትዬጲያ ተወሲዱ
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 11 дней назад
እዚ መንግሰቲ ትግራይ መለሲ ንፅበ መንግስቲ ትግራይ ሰለዘፈቀደ ድየ ወይሰ ካሊእ ሴራ አሎ
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 11 дней назад
H.......... Tigary...... Broadcast....... MedIa........Tg....... Citly......... Country .
@GiddeyKefyalew-oy2gg
@GiddeyKefyalew-oy2gg 11 дней назад
ህወሓት ከፍሽሎ ኣለዎ ዚ ሸርሒ።
@samru2018
@samru2018 11 дней назад
😂😂
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 10 дней назад
ተጋሩ ብሄረ ሰብ ትግራይ ኢትዮጵያውያን እዮም ።✅🇪🇹 ብሄረ ሰብ ትግርኛ ቋንቋ ትግርኛ ኤርትራውያን እዮም ። ስለዚ ክልተ በሄራት : ክልተ ህዝቢ: ክልተ ሀገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ምዃኖም ተጋሩ ክፈልጡ አሎዎም። ክልል ትግራይ ክልል ኢትዮጵያ ስለዝኾነት ሀገረ ኤርትራ ምስ ሀገር ሰላም ትገብር እምበር ምስ ዝኾነ ክልል ናይ ሰላም ዝርርብ ከም ዘይግበር ኩሉ ትግራዋይ ክፈልጦ አሎዎ። ክልል ትግራይ ብሄረ ሰብ ትግራይ ኢትዮጵያውያን ምስ ሀገረ ኤርትራ ብጀካ ዶብ ካልእ ዋላ ሓንቲ ዘራኽብ የብሎምን።
@user-vx1tz7ow8r
@user-vx1tz7ow8r 11 дней назад
ከምዚ ዝበለትኩስ ዜናኢኹምክትሕልፉ እንፅበ።
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 9 дней назад
ህዝቢክልል ትግራይ ብሄረ ሰብ ትግራይ ንፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሕና ክልል ትግራይ ብሄረ ሰብ ትግራይ ሀገረ ኤርትራ ሉኡላዊት ሀገር ምዃና ነፍልጥ እቲ ዶብ አብ መንጎናን አብ መንጎ ኤርትራ ዘሎ ብናይ አልጀርስ ስምምዕ ተቀቢልናዮ ኢሎም ንፈደራል መንግስቶም ብጹሑፍ የቅርቡ ማዕከናት ዜናታት መነግስቲ ኢትዮጵያን ናይ ክልል ትግራይ ማዕከናት ክዛረቡሉ ይድሊ ኢለ ይሓስብ ድሕሪኡ ናይ ክልቲአን ሀገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን መንግስታት ናይ ሰላምን ርግአትን ክልተ ሀገራት ሉኡላውነት ተዓቂቡ ምይይጥ ክግበር ይካአል እዩ ዝብል ሓሳብ አለኒ እዚ ናይ ብሕተይ ሓሳብ ምዃኑ ንአምበብቲ የፍልጥ ።
@LetinaGHiwot
@LetinaGHiwot 11 дней назад
ኡኡ አቱም ዝሰሰብ እዙይ እኮ ንሐደ ሌባ ንጥቅሙ እበር ንትግራይ ሐሉላ ከምዘይኮነ አእምሮኹም ስርሒሉ ትግራይ ብብሮክራሲ አዲ ዕናዳኸመ ኑሱናልቡ ንክገብር ከቲፈቅዲሉ ሐደራ ካዘሐለ ንማሐር
@abebakebede1270
@abebakebede1270 10 дней назад
ቀዳዳ
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 11 дней назад
አይ. ኢነዳ. ብጻይ ሲብሐት ነጋ. ምሲ. ዚማርከኩም. ህግደፍ ስላም. ሙሩካት ምስ. አብይ. አሕመዲ. ኢዩ. ስላም. ክገብር ህግደፍ ህወሐት ምርክት. ፐለቲካ. ትግራይ. ከመዘይብላ. ኢዩ. ዘርኢየካ. ምስክናይ. ህዝብ ትግራይ. አብ. በዓል. ተመሲገነ. ካሕሳይ. ወዲቅካ. ብ. ነብስምትሐት. ዚሳቀ. ልክዕ. ከም. ኤስያሲ. አፈወርቅ።
@samru2018
@samru2018 11 дней назад
Helef mn dea yebluka n hwhat serakit hasawit wedub si ms jeganu ketewadadra denqero mhayem
@samru2018
@samru2018 11 дней назад
N hwhat km beal kiros anjal km beal temsgen temen eyom zmtenewa
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 11 дней назад
ሃሃሃሃ ተረፍ ዓሳ ክትብሉ ኣብ ርእስኹም በጺሑኩም
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 11 дней назад
ኩዕንቲ ድዩ እቲ ማዕድን
@user-kp1hu6pj6d
@user-kp1hu6pj6d 11 дней назад
ወያኔ የሚባል እባብ ድረጅት ኢትዮጵያን አፍርሸ አባይ ትግራ እሰራለው ብለው ንህዝብና ንኣድና ኣፍሪሶም ባኣሎም ፈሪሶም ንዚኹሉ መኸራን ግፌ ዝወርድ ዘሎ ጠንክ ወያኔ ዘኣፆኦልና ዕዩ ካብ ኣለም ዘይተራኤ ናይ ብሔር ፖለቲካ ኣምፂኦም ናብ ሀዊይ ደርቢኦና ከይዶም ንሳቶም ብዝኣምፆ ሓውይ ተቃፂሎም ዕቲ ሓውይ ድማ ክሳብ ሕጅ ኣጠፍን ይሉ ናሕና ተሪፉ ብግፍኢ ዝፈሰሰ ደም ኣምሓሩ ገና ንሳልሳይ ወሎዲና ይሀልፍ እዩ
@user-pu2pz5lr2n
@user-pu2pz5lr2n 11 дней назад
ቆሻሻአሀያ ሀግረሻጭማነዉ እንዲ ጥብ አሀያ👹👹👹👹👹👹ሰዉበላ
@Dcx-xv1qy
@Dcx-xv1qy 11 дней назад
ክላ በይዛካ ሃለፍታ ገይርልካ ኣሎ ዓሻ
@user-kp1hu6pj6d
@user-kp1hu6pj6d 11 дней назад
27 ዓመት ን ሕዝብና ዕታይ ጌሮምልና ንሱኹም ደገፍቲ ወይ ኢኻ ደቅ ሰበስልጣ ዕተኾንኩም ዕቲ አብ ሕብዝና ዝወረደ መቅፃዕቲ ናኹም ስለዘይስማዕኹም ሕጅውን ናይ ኻድሪነት ጠባይ ኣገደፈኩምን
Далее
Самое хитрое животное.
00:57
Просмотров 555 тыс.
Самое хитрое животное.
00:57
Просмотров 555 тыс.