Тёмный

መበል 37 ዓመታዊ ውድድራት ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰ/ኣመሪካ ኣብ ቶሮንቶ ክካየድ'ዩ 

VOA Tigrigna
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 479
50% 1

ቶሮንቶ ካናዳ ንመበል 37 ዓመታዊ ውድድራት ፈደረሽን ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ ከተተኣናግድ ያ። ኣብቲ ካብ 30 ሰነ ክሳብ 6 ሓምለ 2024 ዝካየድ ፌስቲቫል ስፖርት፥ ልዕሊ 36 ጋንታታት ብደቂተባዕትዮን ደቀንስትዮን- ከም ዝሳተፋ፡ ፕረዚደንት ፈደረሽን ኣቶ ደስታ እምባየን፡ ኮሚሽነር ትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ኣቶ ጀማል ስዒድን ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Опубликовано:

 

26 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1   
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena 28 дней назад
ቪኦአ 80ታት 90ታትየ ዝሰምዖ ኔረ። ተወልደ ዘዳለኻዮን ዘለኻዮን መደባት፡ልክዕ ናይ ቀታሊ መንግስቲ ኢሰያስ ቲቪ ኤረ ኮይኑ'ዩ ዝስመዓኒ። ኣብ ዓለም ኣሜሪካ ብዕውት ብኩዑሶ እግሪ ኣይትፍለጥን። ግደፍ እ'ዚ መውዓሊን መወደቢ መደባት ህግደፍን ትህውትትሉ ዘለኹም። ንስኻ ተወልደ ብዛዕባ ንመንእሰያት ንሃገሮም ዝምልከት ሕጊን ቅዋም ምርጫን መሰልን ኤርትራውያን ዜጋታት ሕተት። ሽዑ ነጻ ሚድያዩ ክንብል።
Далее