Тёмный
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna
VOA Tigrigna
Подписаться
🔵ድምጺ ኣመሪካ ዞባዊ ዓለምለኸ ዜናን ዝተፈላለዩ መደባትን ብቋንቋ ትግርኛ ይፍንው።

🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.

» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትርግኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: bit.ly/3e1Wcvz

ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለምለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::

ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መዓልታዊ ካብ 10:00-10:30 ምሸት ብኣቆጻጽራ ኤርትራ ወይ 4:00-4:30 ምሸት ብ ኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ብሬድዮ: ብሳተላይት: ብመርበብ ሓበሬታ: ፌስቡክን ዩቱብን ብቐጥታ ይፍነው::


ሞት ዝኾለፎ ተስፋ
12:31
Месяц назад
Комментарии
@azebtekle-gz7lu
@azebtekle-gz7lu 2 часа назад
Tigray Is In Ethiopia Why You Trying to Mix With Eritrea ? Eritrea Isn't The Country Of Tigrigna It's A Country Of 9 Groups VOA Somethimes Your Program Is Very Complicated ERITREA 🇪🇷 FOR ERITREAN.
@ghirmaykahsaie9663
@ghirmaykahsaie9663 6 часов назад
Erma. He is smart and good person 🎉
@HabtomTesfay-zv9eg
@HabtomTesfay-zv9eg 16 часов назад
ኣብ ዳባት ትማሊ ን ሎምን 13 ሰባት ብካራ 8 ብጥይት 5 ሰባት 3 መይቶም እቶ ም ካለኦት ኣብ ሕክምና ኣለዉ ማዓስከር ኤርትራዋያ እየም
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 День назад
Redo hsot mdebtigrna
@FatumaAli-by8lr
@FatumaAli-by8lr День назад
😢😢😢
@Rsmy-mv1ph
@Rsmy-mv1ph 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤
@shangab-4188
@shangab-4188 3 дня назад
Great job, I salute you
@noorhusienabdul5722
@noorhusienabdul5722 4 дня назад
welcome ,, lgende musian and producer adem mahmoud true rise great musian ,,
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p 4 дня назад
አደመይ መዓረይ ዝሓወይ ጥዑም ድምፂ ናብ ንቡር ሂወትካ ተረሊስካ ክሪኤካ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ እዩ 👏
@Your-ks5qx
@Your-ks5qx 4 дня назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@danielzere1403
@danielzere1403 5 дней назад
Any one selling the book in UK London please
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 5 дней назад
👍👍👍
@tekletesfazgi3359
@tekletesfazgi3359 6 дней назад
Radio weyane
@zelekebekele4163
@zelekebekele4163 6 дней назад
ደስ ሲል
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 6 дней назад
Be102 eyu zmrih zelo bemiam
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 6 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@user-is5pq1ft2m
@user-is5pq1ft2m 6 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@Amanuel991
@Amanuel991 6 дней назад
ናይ በሓቂ ሙምህርን ምሁርን ምሁር ኣብ ስደት ንስድታት ኣብ ምዕራይ ንነብሱ ኣብ ምትዕርራይ ን ምዕባይን ተመሊሱ ነቲ ዝገደፎ ድኽነት ዘኪሩ ህዝቡ ኣብ ምሕጋዝ ክሳተፍ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ነገር የለን ሞ ክብሪ ይሃብካ ብውሉድካ ተሓጎስ
@Amanuel991
@Amanuel991 6 дней назад
ናይ በሓቂ ሙምህርን ምሁርን ምሁር ኣብ ስደት ንስድታት ኣብ ምዕራይ ንነብሱ ኣብ ምትዕርራይ ን ምዕባይን ተመሊሱ ነቲ ዝገደፎ ድኽነት ዘኪሩ ህዝቡ ኣብ ምሕጋዝ ክሳተፍ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ነገር የለን ሞ ክብሪ ይሃብካ ብውሉድካ ተሓጎስ
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 6 дней назад
Radio hasot kannada tgirna
@tekleashera7732
@tekleashera7732 7 дней назад
Teachaer Bahlbi you are a great person we love you so much &God bless you ❤️ 💖 ♥️
@ephraimtik920
@ephraimtik920 7 дней назад
ዝወረደ!! መምህር ከምእውን አጸቢቁ ጉዳይ ኤርትራ ዝፈልጥ ሰብ😂😂😂 አነ ኮብ ብሄረ ብሌን እያ ምባብል ጉቡኡ ዲዩ?? አብ ኤርትራ ብሌን ከም ቋንቋ ይዝረብ ጹቡ!! ኮይኑ ግን አብ ኤርትራ ብሄር ዝብሃል አሎ ዶ?? ብሄር አብ ኤርትራ የሎን። ብሄር ዝብል ቃልውን አብ መዝገበ ቃል እንግሊዝ ፈረሳ ወዘተ የሎን። ብሄር ዝብል ህዝቢ አብ USSR አብ ግዜ እስታሊን ዝስረሃሉን ከምእውን ብሄርት ዝተበሃሉ አብ እሩሲያ ናቶም ፊደል ዳርጋ ዝደከሙ መንግስታት ኔሮም። ስለዚ እዚ ብሄር ዝብል ዘረባ አብ ኤርትራ ዘራኽብ የብሉን!! ብሄር ዝብል ሃተፍ ተፍ ን ኢትዮጵያ ዘእነው ኮቡ ን ምሃር!! መምህር ተደለይ, ስድራይ ተዛረብቲ ቋንቋ እዮም ተዝብል ክንደይ ምጸበቀሉ🎉 መምህር ተባሂሉ ኮብ ብሄረ ብሌን ክብል ዘህፍር እዩ😂😂😂 ተማሃሪ ኢሉ ብ ብሄር ዘየለ አሌታዊ ክጫማልቅ ዝግረም እዩ!! አብ ሃገርና ናይ ሃገር መንግስቲ እበር ናይ ቀቢላ ብሄር ሃገር አይኮነን!! አነ ኤርትራዊ እያ አብ ከምዚ ቦታ ተወሊደ ወዘተ ምብሉ አይመሃሸን ዶ!!! አነ ብሄረይ ምብላ እንታይ አመጸኦ??
@tesfayetiffo623
@tesfayetiffo623 7 дней назад
What is the importance of this all, if you wrong turn made a country out of MSc and PhD for last 30 year
@jklmnk9596
@jklmnk9596 8 дней назад
VOA REDIO WEYANE..
@hanestesfagabr1931
@hanestesfagabr1931 8 дней назад
ሰላም ሰላም voa መደብኩም ካብ ዝከታተሎ 27 ዓመት ጊውራ ኣሎኩ እሞ ነብሰይ በዕለይ ክሽልማ (🎉)
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 9 дней назад
DR. BAHLIBI tECLE... FITIWIN... KIBURIN ZIKONE TEKALASAY NAY TIGRIGNA LANGUAGES NI HIZBUN HAIMANOTIN MESRATI IYU. TIGRIGNA LANGUAGE AND CATHOLIC PRIEST (KAHNAT) BETE CHRISTIAN NI HIZBINA KEGHELGLULNA AM TSIULNA.KIBRI YIKUNKA BAHLIBI...KAB GOITOM
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 9 дней назад
DR.PETROS SANTA FAMIGLIA UNIVERSITY MEMHIR ZINEBERE ZI KETELUWO TIFELTODO
@samuelsegid796
@samuelsegid796 9 дней назад
It's Great but what is sizing to get out from the cuonty if not fixed that Eritrean people continue regime changes only solution.
@selam-xx5fz
@selam-xx5fz 9 дней назад
❤❤❤ 0:21
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 9 дней назад
ስሜን እዝ ኢዩ ዝበሃል መምህር፡ ሰሜናዊ ደርግ ኣይኮነን!
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 9 дней назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@SAMdave183
@SAMdave183 10 дней назад
ኣብ አለም ነባሪ ሰብ የለን ጽቡቕ ዝራሕ ገድፎም ዝኸዱ ኣዝዮም እድልኛታትን ዝተባረኹ ሰባት ኢዮም :: ኸም መምሕር ዝኣመሰሉ ሰባት የብዘሓልና::
@Berhanemailcom
@Berhanemailcom 10 дней назад
እዚ ታሪኽ ንዓኣ እንታያ ኣይኮነን ድንጋጸ ውን ይብላን።
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 10 дней назад
👍👍 አለዉና አለዋና ኢሉ ዝገጥም ዝዝምይ ዝነበረ ሐውናን አቦናን በዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ዝኾኑ ሻዕብያ ብመደብ እዩ ተቐቲሉ ልክዕ ከምበዓል የማነ ባርያ አብራሃም አፈወርቂ ኢሰያስ ፀጋይ ተኽልኪኤል ገብሩ ከምኡዉን ካልኦት ብዙሐትን ብጣዕሚ ሐያላት ገጠምትን ዘየምትን በዞም ዝኸፍኡ ገዛእቲ አሬሜናውያን ሻዕብያ ሂወቶም ብጭካነን ብግፍን ሐሊፉ እዩ STILL NOW ይሐልፍ አሎ ናይ ቀደም ገዛእቲ ዝነበሩ ሀይለስላሴ ደርግ ምስእዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ዝኾኑ ሻዕብያ ከተናፃፅሮም እንከለኻ ሻዕብያ ዝኸፍኡ ዝጨከኑ ዝገበኑ አሬሜናውያን ኮይኖም ነዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ንኸጥፍዎም ተባሂሎም ዝተመስረቱ ህልም ዝበሉ ናይ ገበነኛታት ዝአስሩ ዝቐትሉ ዝሐርዱ ውድብ እዩ ብዝኾነ አቱም አዳለውቲ ናይ VOA ዝኾንኩም ክልቴኹም ምንያን ተወልደን ተጋሩ ኢኹም ይፈልጥ አብ MEDIA ብዛዕባ ሽግርን ፀገምን ፅንተትን ብዛዕባ ህዝብታት ትግራይ ክትዛረቡ ከምዘይእትኽእሉ የግዳስ ካብ MEDIA ወፃኢ አብእትኾንሉ ምስ ሰባት ሐፈሻዊ ሽግራት ናይ ትግራይ ትዛረብሉ ዶ ? እንድዒ አይመስለንን ምኽንያቱ ክልቴኹም ብገንዘብ ብጥቕሚ ዝተገዛእኩም ብፍጹም ሽግራት ናይ ትግራይ ዘይግድሰኩም አኽላባት ናይ VOA ኢኹም ምኽንያቱ ተበለፅቲ ናይ ብዙሐት መንነት ዘለኩም ስለዝኾንኩም 🤔
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 10 дней назад
ምንያ ሓፍትና ድማ ነዚ ዕረ ግን ምቁር ዛንታ ህዝቢ ኤርትራ ብመምህር Dr, Engineer) ባህልቢ ክመሃላለፍ ምግባርኪ ምስጋና ይግበኣኪ። ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብዙሓት ምሁራትን ዘይምሁራትን ኣካል ዛንታ ፣ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ክትሰምዓም ልብኻ ዝወግኡ ግን ምቋራት ዛንታታት ህዝቢ ኤርትራ ስለዘለዉ እናዳህሰስኪ ክትረኽብዮም ታሪኾም ከማቕሉና ድማ ክትሕግዝዮም ወይ እንተትተሓባበርዮም ክንደይ ሰናይ ምኾነ። መምህር ባህልቢ ድማ ነቲ ዕረ ግን ምቁር ታሪኽ ህዝብ ኤርትራ ከምዚ ጌርካ ክትሰምዓና ባህ ብዘብል ኣገላልጻ ከተፍስሶ ንድሕሪት ክሳብ 50 ዓመታት መሊስካ ከተበራብረና ብምኽኣልካ ምስጋና ይግበእካ። ደስ ዘብል እዩ። Than you for your undiscribable sweet memories.Keep it up.We like to hear such real Eritrean stories.😍
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v 10 дней назад
Hmmmmm. 😢😢😢😢😢
@danielzere1403
@danielzere1403 10 дней назад
Great interview thnx
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 10 дней назад
ምንያ ኣብ ኢትዮጵያ ድኣ ብዓል ኢህኣፓ፣መኢሶን ኢዲዩ፣ ወያነ ዝበሃሉ ብዙሓት ናይ ፖለቲካውያን ምንቅስቓሳት ከምዝነበሩ ይፍለጥዩ። እቲ ምንቅስቓሳቶም ንመሰሎም፣ መሬት ላራሹ ዝብል ጭርሖታት ፣ ካብ ኢትዮጵያውያን ኣምሓሩ፣ኦሮሞን ካልኣኦትን ከምዝነበሩ፣ካብ ትግራይ ድማ ወይን-ውያነ ደሓር ከኣ ማለሊት፣ህወሓት ዝበሃሉ ተቓለስቲ ንመስላት ህዝብታቶም ከምዝነበሩ ዩ። እቲ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ኤርትራ ግን ካብ መሰል ንላዕሊ ንናጽነት ህዝብን መሬትን ኤርትራ ካብ መግዛእታዊ ባዕዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምንባሩ ብመሰረቱ ናይ ኢትዮጵያን ናይ ኤርትራን ህዝብታት ቃልሲ ክልተ ዝተፈላለየ መሰረትን ዕላማን ከምዝነበሮ ክፍለጥ ኣለዎ። ኣብዚ ክንጽር ዘለዎ ዓቢ ሓሳብ ውጹዓት ህዝብታት ንጊዚያዊ ረብሓታቶምን ንሓባራዊ ጸላኢኦም ንምድኻም ኣብቲ ቃልስታቶም ዝተፈላለዩ ምትሕግጋዛት ክገብሩ ከምዝከእሉን ይገብሩ ከምዝነበሩን ይዝከር። ተሓጋጊዝካ ማለት ግን መወዳእታ ዕላምኻ ሓደ እዩ ማለት ኣይኮነን። ንኣብነት ህወሓት ኣብ 1970ታት ፈረንጂ ንመሰል ህዝቢ ትግራይ ቃልሲ ኣብዝጀመሩሉ ምስቲ እቐዲሙ ኣብ 1940ዓታ ዝጀመረ ቃልሲ ህዝብ ኤርትራ ኣንጻር ሓባራዊ ጸላኢ ንምድልዳል ዝተፈላለዩ ምትሕግጋዛት ከም ወተሃደራዊ ስልጠና፣ምምሃር ኣጠቓቕማ ኣጽዋራትን ይፍጸሙ ከምዝነበሩ ዝዝከርዩ። እቲ ምትሕግጋዝ እቲ ግን መሰረታዊ ዝኾነ ዝተፈላለዬ ነንበይኑ ሸቶን ዕላምን ከምዝነበሮ ክስመሩ ይግባእ። ብሓንሳብ ተቓሊስና ኢናሞ ትግራይን ኤርትራን ሓንቲ ሃገር ክንገብራ ኣለና ክበሃል ግን መስሓቕ እዩ፣ ምኽንያቱ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ቃልሲ ተጋሩ ጥራሕ ኣይኮነን ይተሓጋገዝ ኔሩ ምስ ካልኣኦት ተቓለስቲ ህዝቢ ኢትዮጵያውን እዩ ኔሩ። እቶም ካልኦት ኢትዮጵያውያን ግን ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሓንሳብ ንሓውሰን ኣይበሉን። ወያነ ጥራሕ እዮም ዓባይ ትግራይ ማለት መሬት ካብ ኣምሓራ ወሲዶም ንትግራይ ናብ ኤርትራ ጸንቢሮም ሓንቲ ዓባይ ትግራይ ኣብ ዓለም ዘአይትፍለጥ መሰረት ዘይብላ ሓዳስ ኣብ ካርታ ዓለም ባዕሎም ስኢሎም ባዕሎም ኣብ ካርታ ዓለም ክጽንብሩዋ እዩ ድሌቶም ኔሩ ።ሕልሚ ደርሆ?
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 10 дней назад
ሰላም። ክንዛረበሉ ዘይንደሊ ግን ከምዚ ሓቅን ሓበሬታን ክንሰምዕ ከለና ፣ኩሉ ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቢ ኤርትራ ማለት መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉስ ሃይለስላሰ ምስ ኣሜሪካን እንግሊዝን ብምሽራኽ ብዝተፈጸመ ሸርሕን ምግሃስ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ተነጊሩ ዘይውዳእ ዘሕዝን ክትገልጾ መግለጺ ዘይትረኽበሉን ቃንዛን ዛንታን ካብ 1941-2024 ቀጻሊ ይፍጸም ብምህላዉ ልብና ፈልፋሊ ወሓዚ ደም ከምዝዛሪ ክንገልጽ ንግደድ። ዝሓለፈ ሓሊፉዩ ዝበሃል ኣዘራርባ ሎ ፣ቃንዛ ሕርሲውን ይሓልፍ ይርሳዕ ይበሃልዩ፣ ቃንዛ ሕርሲ ግን ተስፋ ይወልድ፣ሕሉፍን ቀጻሊ ዘሎን ቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ ግን ወሓዚ መከራ ወሊዱ ይወልድ ውን ምህላዉዩ ክትርስዖ ኣይከኣልን። ውሓጥዮ ተበልኳስ ትጎስሞ ከምዝበሃል ፣ሎሚን መንግስቲ ኣሜሪካ ምስ ዕሉል ወያነ ህወሓትን ኢትዮጵያን ብምውጋን ኣብ ትግራይ ብህወሓት ዝተወልዐ ውግእ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዘቕንዐ ሮኬታት ከምዕምባባ ናይ ቦናፌስታ ረሻሻት ምትኳስ ከይኣክል ኣብ መሬት ኤርትራ ንልዕሊ 18 ዓመታት ኣራጢጡ ንዝነበረ ሽፍታ ወያነ ካብ መሬት ኤርትራ ጸሪጉ ንዘውጽኣ ሰራዊት ኤርትራ ልክዕ ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፣ሚሊሻታትን ሰራዊት ሽፍታ ህወሓትን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያን ህዝቢ ተጋሩን ዘውረድዎ ገበን ሓደ ብምስራዕ እቲ መቕጻዕቲ ግን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ስዊፍት-SWIFT ዝበል እገዳ ብኣሜሪካ ክውሰን ከሎ ነቲ ሽፍታ ህወሓት ወይ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ወይ ነቶም ሚሊሻታት ብዘውረድዎ በደላት ከምበደልቲ ጥራሕ ተሓሲቦም ሸለል ክበሃሉ ብዘይ መቕጻዕቲ ክሕለፉ ፣ሓንካስ ዳኛ ዓለም ፣ሓንካስ ወሳነን ፍርድን ሓንካስ ምሕደራ ዓለም ከምዝኾነ መግለጺ እዩ። ንሓንካስ ፍርዲ ኣሜሪካ ድማ ተቓዊምናዮ ኢና ክሳብ ሓደ ኤርትራዊ ዝተርፍ ክንቃወሞ ድማ ኢና። መሰል ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ፣እቲ ዲሞክራሲ ዝብልዎ ከምዚ እንተኮይኑ ድማ ይትረፈና። ኣሜሪካ ከመቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘድመየቶን ህዝባ ብሞትን ኣደዳ ስደትን ክኸውን ዝፈረደቶ፣ ብመንግስቲ ጣልያንን ጉልበት ህዝቢ ኤርትራን ዝተሃንጸ ቁጠባ ህዝቢ ኤርትራን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ብምትሕብባር ክዓኑ ምግባሮም ተሓተትን ነቕ ዘይብል ዕዳ ኣብ ልዕሊኦም ከምዘሎን ኣጻዕድዮም ይፈልጡን ይርድኡን እዮም ፣ጊዚኡ ምስኣኸለ ድማ ንጹህ ህዝቢ ኤርትራ ዋጋ ደሙ ሞቱን፣ዋጋ ስንክልንኡን ዋጋ ቁጠባዊ ዕንወቱን ካሕሳ ከምዝኽፈል ጥርጥር የለን። እዚ ከይፍጸም ድማ ንኤርትራ ካብ ካርታ ዓለም ክሓኩዋ ዝከኣሎም ሰሪሖም ይሰርሑ ድማ ኣለዉ። ነዚ ኣሰራርሕኦም ድማ ክንቃወሞ መስለና እዩ። ሎሚ ኣሜሪካ ከምቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክንዩ ዘሎ ትወረ። ግዝኣት ሮማውን ዓንዩ እዩ፣ዘይዓኑ መግዛእታዊ ስርዓት የለንሞ ሃዬ ኤርትራዊ ኣብ ዘለኻሊኻ ሃገረይ ኤርትራ ወይ ሞት በል፣ሸርሒ ኣሜሪካ ቀጻሊዩ፣ግጥምና ድማ ክሳብ ኤርትራ እትህነጽ ቀጻሊ እዩ። ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይሓሉ። ድኽመት ንተጻባእቲ ህዝቢ ኤርትራ። ሓይሊ ንኤርትራን ኤርትራውነትን። ኤርትራ ብደቃ ክትህነጽ እያ ። ነዚ ክሰምዕን ክርእን ዘይደሊ ይተሓጎም። ምንያ ድማ ወጽዓ ህዝቢ ኤርትራ ብመንግስቲ ኣሜሪካ እትርድእን ኣብ ኤርትራ ዝዓበኽን ከም ምዃንኪ ንህዝቢ ኤርትራ ዘቑስልን ዝወግእን ትሕዝቶታት ከይህልው ክትከላኸሊ ይግባእ። ብዙሓት ወጋኣቲ ስለዘለዉ።
@HheruGalgeriy
@HheruGalgeriy 10 дней назад
❤❤❤❤❤
@kidantekle2443
@kidantekle2443 11 дней назад
Thank you memher, you told us the true Eritrean history specially what Ethiopian government did to our people very sad history.
@Russomfstokecoine
@Russomfstokecoine 11 дней назад
ዝከበርካ ወዲ ራያ ኣቶ ተስፋይ ተጋሩን ኤርትራውያን ኣዚ ኣብ ደቅንስቲ ተጋሩ ኣወዳትን ስድራ ቤታትን ከሙኡውን ብሓባር ቀቲልካ ኪሊት ብምውሳድ ዓይኖም ኣንቂሮም መንጢሎም እናወሰዱ ንገንዘብ ኣይኮነን እንታይዳኣ ኣኮላዊ ኦርጋን ቀደም ኣብ ፕራይቨት ክሊንካት ተላምሚደምሉ ዝጽኑሑ ውድባዊ ተፈንጪሎም ዝለመድዎኣብ ኤርትራውያን ሎሚ ኤርትራውያ ንትግራይ ስለዠቃረጸን እቲ ናይ ምዕራብ ስለላ ተግባራትም ስለ ዝፈለጠን እቲ ምእንቲ ኣመሪካ ኢንተረስቲ ቀይሕ-ባሕሪ ንክሕልዉ ምስ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ከም ጡብ ኣዲኦም ስለ ዝቀበጹን ካብ ከንያ ንምብራቅ ከንያ ውክልና ስለ ዝተዋህባ ትግራይ ጠጠቂሞም ደርቢዮማእዮም እቲ ቁምነገር መሬት ትግራይ መዕድን ክኸዕቱ ከፈላልዩ ኣይበቅል ስሚ ፈሳሲ ተኺዑ ኑዑኡ ዝረገጸ ውይ ከፍቲ ማይ ዝሰተየ ኣይወልድ ኣይዝምድ ካንሰር ተስካሚ ኮይኑ ሕዝቢ ይነጽፋ ኣሎ ትግራይ ኣላወይ ብበዓልመድህን ብዛዕባ ኤርትራብርጌድ ንከብዱ ዘዝሃደሙ ከም ሂዋተውያን ቆጺራ ናይሶስሻል ሚድያ እንጽርጹሮት ልቢ ዘይቆጸሩ ዝበለቶም ዝደግሙ ጥዕና ኣብ ትግራይ ዘሎ ሶሻልሚድያ ኣይኮነን ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ኣፍደጊኦም ኣብ ቅድሚ ወለዶምን መቅርቦም ዘትተባሃል ዘይተገብረ ተገሩ ኢሉ ዝምሕል ዝይ ንነምግባራዊ ሓሲካ ሰሪቅካ ምብላዕ ስራሕ እንትተርኸብካ ገበን ዝብል ብስነምግባር ካብ ዓለማዊ ስነልቦና ዝወጸ እዩ እስከ በሉ ጋል ፕሮፈሰር ወይኒ ሃረግ ደ/ር ሀርሚላ ጋላ ብጀካ ፖለቲካዊ ስነ ሓሳብ ኣረአያን ምንም ኣበሳ ዝይብላ ካብ ዝኣተወቶ ፕሮፈሽናል ኦፊስ ፐተሽን ፈርማ ዝይስማ ሓሶት እናሃቡካብ ክንደይ ስራሓኣሰናኪሎም ናይ መፈራሪሒ ደብዳቤ እናሰደዱ ብጋንግ ቆጺሮም እዚ ኣድጊ ንሓመዱ ዝገብሮ መምሪሒ ጠጠቂሞም መሳኺን ሕዝቢ ተጋሩ ኣብመቀለ ብሓወይ ብ ኣቦይ እናበልት እባበኸየት እዞም ዕሱባት ተጋሩ ሶሻል እንተኮይነ ጸማም እዝኒ ሂበን ዘከዳ ዘለዋ ዘይተሰወኣካሉ ዕላማ ብሞት ቆሉዑት ትሕቲ ዕድመ ኣጨርሽካ ታማ ገደሰኒ ኢልካ ደም ሓፍትካን ሓውካን ወገንካ ከም ኡውን ትማሊ ስርናይ ጣፍ ኣብቂላ ትቅልበካ ዝነበረት መሪት ትግራይ ብፖይዚን ወርቂ ከእሉሹ ኣይሕረስ ኣይቅመስ ኣየብቁል እናኾነ ሰሚዕካ ሪኢካ ከምዘየይ ረኤኻ ጠላም ከሓዲ ትግራዋ ትብል ገዝሚ ነዞም ኤርትራውን ጀኖሳይድ እናበልካ ክንዲ ዝሓከሙ ዘሕረሱ ምግቢስለ ዝሃበ መድሃኒት ሂቡ ዘድሓነስ ክይንቅተል ክንድይ ኣምሓራ ዝተካላከለ ከሲስካ ናትካ ጉማታትዝፈጸምኩሞ ገዲፍካ ዘይናትካ የኢዳው ወሃብቲን ኣድሓንቲ ክትቆርጽ በይዛካ ኣውልድና ኣንስትና እናተጋሰስኩም ያዕ እናተቀትላ ምላሽ የለ ኣብየት ኢዚ ሓደ የጋብርን። እረ መሓሩኑ ተጋሩ ሰብ ቀቲልኩም ከብዲ ቀዲዱ ዝተቀብሩ ኣብ ጎዳጉዲ ዘለዉ ቡዙሓት እዮም እዚኦም ሓደሽቲ ረሳታት ንመን ክትሁቡዎም ። ኢኩም ጳጳስ ሰሰዲድካ ሓደስቲ ካደረ ያኣኽለና ጳጳስ ዘይኮነ ጳጳስ ዝወለደ ሰበይቲ ዝነበረቶ ካብ ኣወስትራልያ ፖለቲካ ካድር ዝዝምር ዘሎ፡ ግደፉ ኣበይ ዓዱ ካበዩ መበቅሉ ትግራዋይ ኢልካ ዘይዓድኻ ኣቅላዓዮ ዝተውልወድካሉ ዓዲ ዘይቅላዕ የለን።
@meskelahiabu4645
@meskelahiabu4645 12 дней назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️😍
@meskelahiabu4645
@meskelahiabu4645 12 дней назад
God bless you My Brother
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena 12 дней назад
ምንያ ንኣዝዩ ኣገዳስቲ ጉዳያት ብኣብነታውያን ሰባት ኣሰኒኺ ስለ እተቐርብልና፡ ኣዝዩ ልዑል ምስጋና ኣለና። እምበር ጴጥሮስ ድሩዕን ካሎኦትን ዝጥቅስ ብምህሳስ፡ሓቀኛ ታሪኽ ደፊኖም ዝተረፉ ጥራይ ታርኽ ከምዝፈጸሙ ጌሮም ኣህውቲቶም ግምዕምዕ ከቡልና ክፍትኑ ይግዕሩ ኣለው።
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena 12 дней назад
ቪኦአ 80ታት 90ታትየ ዝሰምዖ ኔረ። ተወልደ ዘዳለኻዮን ዘለኻዮን መደባት፡ልክዕ ናይ ቀታሊ መንግስቲ ኢሰያስ ቲቪ ኤረ ኮይኑ'ዩ ዝስመዓኒ። ኣብ ዓለም ኣሜሪካ ብዕውት ብኩዑሶ እግሪ ኣይትፍለጥን። ግደፍ እ'ዚ መውዓሊን መወደቢ መደባት ህግደፍን ትህውትትሉ ዘለኹም። ንስኻ ተወልደ ብዛዕባ ንመንእሰያት ንሃገሮም ዝምልከት ሕጊን ቅዋም ምርጫን መሰልን ኤርትራውያን ዜጋታት ሕተት። ሽዑ ነጻ ሚድያዩ ክንብል።
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 12 дней назад
Kabe mhiro yemro Mr D
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 12 дней назад
Dexe Rukan
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 12 дней назад
Thank you Kurue❤Eritreawe Baba Alazar ♥️🌹🇪🇷♥️🌹🇪🇷kuburat Abotate
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 12 дней назад
Danial Dongla