ሰላም ንዓኹም ይኹን።
መባእታዊ ፍልጠት (ትምህርቲ) ብዛዕባ ደቢት ካርድን ክረዲት ካርድን
CREDIT CARDS AND DEBIT CARDS.
• ብዙሓት ሰባት ክጥቀምሉን ክሕበኑሉን ሰሚዕና ኣለና
• ብዙሓት ሰባት ድማ ክፈርህዎ ንሪኢ።
• ንምኻኑ ክረዲት ካርድ እንታይ እዩ?
• ደቢት ካርድ`ከ እንታይ እዩ?
• ብኸመይ ብጥበብ ክንጥቀመሉ ንኽእል?
• የድልየና ድዩ?
• ካልእን ዝሓዘ ናይ ሎሚ ቪድዮ ክኸውን እዩ።
Please Share and Subscribe.
courses.kburhasab.com/courses...
ወልድሽ ሰለሙን
- ክቡር ሓሳብ-
12 июл 2022