💥💥 𝐖𝐞𝐛𝐬𝐢𝐭𝐞 👉🏽 fidelfinance.com
💫 ክረዲት ካርድን ደቢት ካርድን እንታይ’ዩ ፍልልዩ? ብ ኸመይ ከ ይሰርሕ? እንታይ ጥቕምታትን ጉድኣትን ኣለዎ? ኣብ ውልቃውን ንግዳውን ፋይናንስ ከም ክረዲት ካርድ: ደቢት ካርድ: ልቓሕን ስርዓታት ባንክን ዝኣመሰሉ ኣርእስታት ዝሽፍን ኣገዳሲ ትምህርቲ
እዚ ሓጺር መዱብ’ዚ ነቶም ፋይናንሳዊ ፍልጠቶም ከስፍሑን ውልቃውን ንግዳውን ፋይናንሶም ብኸመይ ከም ዘመሓድሩን ብዝበለጸ ክርድኡን ንዝደልዩ ኣባላት ማሕበረሰብና ዝተዳለወ እዩ።
ገለ ካብቶም ንወስዶም ፍልጠት:
✅ መሰረታዊ ርድኢት ናይ credit card, debit card, line of credit, loans + ስርዓት ባንክን ተማዕብል
✅ ሓፈሻዊ ፋይናንሳዊ ትምህርትኻ ተመሓይሽ - እዞም ዝጠቐስናዮም ኣገደስቲ ነጥብታይ ብኸመይ ይሰርሑን ብኸመይ ኣብ ጥቕምኻ ከም ተውዕሎምን
✅ ርድኢት ውልቃውን ንግዳውን ፋይናንስ - እዚ ክላስ ንውልቃውን ንግዳውን ፋይናንስ ዝሽፍን እዩ፣ ስለዚ ውልቃዊ ፋይናንስካ ትመርሕ ትኹን ወይ ቢዝነስ ትመርሕ፣ ምሉእ ርድኢትን ሜላታትን ትረክብ
✅ ሕቶን መልስን- እዚ ክላስ ሕቶን መልስን ዘጠቓልል ኮይኑ፡ ሕቶታት ክትሓትትን ኣብ ፋይናንሳዊ ኣርእስታት ብሕታዊ ምኽሪ ክትረክብን ዕድል ትወሃብ
....................................
ክረዲት ስኮር Credit Score እንታይ’ዩ? - • ክረዲት ስኮር Credit Score ...
✅ Live ምሳና ክትሳተፉ ትደልዩ: Link ናይ Telegram - t.me/+Pq0xIptrugFkNDU0
www.fidelacademy.com/
✩ Connect With Our Community ✩
✅ Telegram - t.me/+Pq0xIptrugFkNDU0
💥 Website - www.fidelacademy.com/
💥 Facebook page - / fidelacademy
🌟 Instagram - Fidel Academy
💥 Subscribe - / @fidelfinance
DISCLAIMER: I’m not a financial adviser. These videos are for educational purposes only. No official financial advice is being given. Please always check with a professional before making any investments or financial decisions. Your investments are your sole responsibility, these videos merely share my own opinions with no guarantee of gains or losses.
21 апр 2023