Тёмный

መናፍቃን ኣብ በዓለ መስቀል ኣስመራን ምስክርነትን ቅድሚ 21 ዓመት tewahdo zebeaman 

Tewahdo zebeaman
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

ቅድሚ 21 ዓመት ግሁድ ምንቅስቃስ መናፍቃን ኣብ ባሕቲ መስከረም ኣስመራ 1993 ዓ,ም,ግ ምስክርነት መጋቤ ሐዲስ አማኑኤልን መናፍቃን ኣብ ማእኸልኩም ኣለዉ ተጠንቀቑ ።ሰሚዕና share ንግበሮ ሕቶ ርኢቶ ምስ ዝህልወና ብ 251945522370 ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 482   
@tsegamebrahtu2395
@tsegamebrahtu2395 Год назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ብሃቂ ጸጉ የብዛሓልኩም ።ኣቦ ሓሶት ዳ እንታይ ዘይብል ምሕረት የውርደሎም ሓቂ ዳእ ግዜኣ ሓልያ ኪትመጽእ ኢንድያ እግዛብሄር ይመስገን እንቃዕ ብሂወት ሃሊካ ምስኪርነት ሃብካና ዘስተውዕል የምሮ ይሃበና ።
@tfaab9756
@tfaab9756 2 года назад
ኣጆኩም ምምህር መርጌታ ሓውናን ኣቦናን ብጣዕሚ ዘሕጉስ ታሪክ ኢኩም ገርኩም ክሎም ኣቦታት ስቅ ክብሉ ከለዉ ንስኩም ግና ንኢሰ ከይበልኩም ስለ እምነትኩም ክትለላከሉ ከለኩም ይገርመኒ ። ከማኩም ይብዙሑልና መርጌታ
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ንመናፍቕ መናፍቕ ንኻሓዲ ኻሓዲ ንታሃድሶ ትሃድሶ ምባል ጉቡእ ዩ ማሪቆስ ደባስ ውን መናፍቕ እዩ
@Matiastsegay8910
@Matiastsegay8910 2 года назад
ሐቂ
@temesgenamlakey5474
@temesgenamlakey5474 2 года назад
Yesssss
@user-tx4ex6nj5g
@user-tx4ex6nj5g 2 года назад
ብሓቂ ይገርም ምምህረይ ፀግኡ የብዘሐልኩም ምክርኩም ኣይፈለየና ልቶም መናፍቃን ዶሞ ዓይነልቦኖኦም የብራሃዮ
@medhingebremedhn4191
@medhingebremedhn4191 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መጋቤ ሓድስ ዘኣማኑኤል ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ጸጋ ብጸጋ የብዝሓልኩም።
@trsshysy3351
@trsshysy3351 2 года назад
ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣቦይ ምዓረይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@arregaygebrekidan2790
@arregaygebrekidan2790 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህር ቃለ ሕይወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዝሓልኩም
@kdstigrmay1057
@kdstigrmay1057 2 года назад
ኢዋይ ምሕረት ነቶም አሜን ትብሉን ነቲ ካብ መጽሐፍ ቁዱስ ወጻኢ ዝዛረብ ዘሎ የሰብደካ መጽሐፍ ቁዱስ እንቢብኩም ነቲ ሐቂ ዘይትፈልጥዎ መገድን ሐቅን ሂወትን እቲ አብ መስቀል ዝዋዐለ ጎይታ የሱስ ጥራይ እዩ ወንጌል የዉሀንስ 3፥16 ቃላት ሐሶትካ ብስም ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ይፍረስ
@tewelde9778
@tewelde9778 2 года назад
"እሾክ ብበላሓ ትፍጠር፡ሃረየ ኪያሆሙ ሃረየ እምከርሰ እሞሙ"፡ ካብ ንእስነትኩም ንወንጌሉ ፡ንቃሉ ኢሉ ዝጸውዓኩም ኢኩም መርጌታ መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኑኤል ቃለ ህይወት የስምዓልና።
@kehab0408
@kehab0408 2 года назад
እግዚኣቢሄር የክብረልና መምህርና ። ብሃቂ እንቃዕ ኣምላክ ብምህረቱ በጽሓ ንሃገርና፡ ከማኩምን ጸሎት ወለድን እንቃዕ ኣይተፈለየና። ንብህጂ ውን ከማኩም ዘበሉ ኣይፈለያ ንቤተክርስቲያና
@anditkibrom4857
@anditkibrom4857 2 года назад
ናይ ብሓቂ ተባዕ ከማኹም የብዝሓልና እቲ ናይ ቀደም ዝነበረ ሽርሕታት ናይ መናፍቃን ጽቡቅ ገርኩም ስለ ትፈልጥዎ ከታቃልዕዎም ሓደራ ንብለኩም ኩሉ መታን ከነቅሕ እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@salama9687
@salama9687 2 года назад
ብሓቂ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ይገስፆም ምስትውዓል ይሃቦም
@sk4858
@sk4858 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላከ ኣበዊነ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ። እወ ኣቃልዕዎም ደኣ ነዞም ኣብ ማእከል ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ክርዳድ ዘለው
@tsegaanday2089
@tsegaanday2089 2 года назад
ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና መኩሪዒ ኦርቶዶኩስ ኣብቲ ጊዜ ከምዚ ምዝራብኩም ከይ ፈራሕኩም ብጣዓሚ እየ ዘደንቀኩም ለካ ካብ ንእስነቱኩም ኢኩም ጂግና ኔርኩም እንቃዕ ናትና ኮንኩም 😭ንብዓትኩም ሰማይ ዓሪጉ መኩሪዒ ተዋህዶ ሕሉፍ ጸበባ ይዘከር። እግዚኣብሔር ይመስገን ንዚ ዘብቅዐ🤲🏽🤲🏽🤲🏽
@YG-pi7gj
@YG-pi7gj 2 года назад
ወተሃደር ክርስቶስ ደስ ዝብል ምስክርነት
@tsegeweinihabtomhaile9639
@tsegeweinihabtomhaile9639 2 года назад
ከመይ ሓዲርኩም ኣቦና 🙏 ብጣሚ ዝገርም ታሪክ ኣዝዩ ዘሐዝን 😭😭😭 ኣቦና ደስ ይበልኩ ደቂኩም ንኽነክሑ ዓብይ ኣበርክቶ ን መንክሕ ዓቢ ስራሕ ኣበርክትኩም ኢኹም እሞ ደስ ይበልኮም ቤተክርስትያና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ከቢራ ትንበር 🙏⛪️
@awetmihretab2827
@awetmihretab2827 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና መጋቢ ሓድስ አማኒኤል ሓውና አምላኽ እስራኤል ጽጉኡ የበዘሓልካ ይትባረኽ አምላኽ አቡዊነ+++
@mussieyemane4150
@mussieyemane4150 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዛኣቢሄር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣቦና ናይ መናፍቅ ማሪቆስ ከኣ እንትርፎ ንሰብ ምባስን ምጽላምን ምጽራፍን ካልእ ስራሕ የብሉን
@edeneden889
@edeneden889 2 года назад
እግዝኣቢሄር ይመስገን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኑጹር ኢዩ ናይ ብሓቂ ሃቂ ተዛሪብካ ንህዝብካ ኣድሂንካ ንዓካ ግን ኣብ ቤት መኣሰርቲ የእቲካያ ነብስካ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣምልክ።
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መረጌታ ሓወይ ከም ፍቃድ ኣምላኽ እባ እቲ ናይ ሽዑ ዝነበረ ፊዶ ዘሩጉሑና ኩልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክንፈልጦ ከመይ ከም ዝነበረ ናይ እቲ ግዜ ሹዑ
@fkuroykidane4609
@fkuroykidane4609 2 года назад
ኣቦና ብቀደምኩም ተባዕ ኢኹም ኔርኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
@user-xl9lx7kh9w
@user-xl9lx7kh9w 2 года назад
ቃለሂወት የስመኣልና ናይ በሃቂ ብሩህ ኣገላልጻ እግዚአብሔር ናይ ኣጎልጉለትኩም ዘመን ይባርክ❤
@wahidfsehazion309
@wahidfsehazion309 2 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmalna memhr hawna bhaki egziabher amlak xegau yebzehalkum gziu mstwal zedlyo u emo ab emnetna yexnana fetari amen
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህረይ መጋቤ ሓዲስ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣብ ልብና ይሕድሮ ኣብ እምነትና የጽነዓና
@hntsawelday7809
@hntsawelday7809 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር መምህር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 2 года назад
ቃለ ሂወት ይስመዓልና መርገታ አማኔል ሓዉና መተም ሓሳዊ ኢንዳ ሓሰረ ኢዩ ዝከይድ ማሪቆስ ደባስ ዝሕሱ ስለ ዝኮነ ኢዩ ቃሕ ኢሉ ክሪ ዘይክእል ዝሕሱ ታሕቲ ታሕቲ ኢዪ ዝሪኢ ኢንዳ ሓሰበ ይዛረብ ኢግዜአብሀር ይቅረ ይበለሉ
@shewakesete1167
@shewakesete1167 2 года назад
Kale hiwet yasemaln Abona, Ezgabher tibebun mestiwalun yhabena!
@tekieyonas3518
@tekieyonas3518 Год назад
ኣዝዩ ደስስ ዘብልዩ ኣቦናን መምህርናን ነቶም ዝመጽወቱ ከኣ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃሎም. ኣቦና እዛ ናይ ኢሮፓ ዝተላዕለት ብዛዕባ ኣፋላላይ ደጋፋይን ተቃዋማይን ገዲሲት እያ ከም ፍቃድ እግዚኣብሔር ኣብ መደብኩም ክትዝክርዋ ይላቦ ኣምላክ ይዘክርኩም.🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hj7xo7uv3m
@user-hj7xo7uv3m 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዓልና መምህረይ በልዎም ድኣ ነዞም መናፍቃን እታ viedo ከኣ ስደዱልና
@daniteghans4274
@daniteghans4274 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓዉና ኣማንኤል መምህርና ቃልሂወት የስምዓልና
@kikidebesay48
@kikidebesay48 2 года назад
መምህርናን ኣቦናን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኩም ፈጣሪ ማሪቆስ ደባስ ኩሉ ሰብ ፈሊጥዎ እዮ ሓሳዊ ምዃኑ
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም🌳🌳🌳🌳🌳🍇🍇🍇🍇🍇🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌳🌳🌳🌳💐💐💐💐💐🍇🍇🍇🍇🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌳🌳🌳🌳💐💐💐💐🍇🍇🍇🍇🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@tsehayetsegay5064
@tsehayetsegay5064 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
@bereketeabkidanemariam9933
@bereketeabkidanemariam9933 2 года назад
Memhir egziabiher Tsega Ab Riesi tsega Yebzehalkum Hji dima Hagerna Tibarek Nay 21 Amet buzuhat Likawnti Feriom Amlak Ymesgen hji Menafkan Edil yeblomn
@Matiastsegay8910
@Matiastsegay8910 2 года назад
አባ መንቆሮስን ማርቆስ ደባስ መናፍቃን እዬም ብዓል አማኒኤል እያሱ ሐሳሚ አሰና (ሐሰና) አብ ኔርና ኢና ብአካል መርጌታ አማኒኤል ሐቂ መስከርካ ዘበንካ ይባረክ ዝወዓለ ይመስክር።
@user-yk7wp2nm3y
@user-yk7wp2nm3y 4 месяца назад
ኣበይ አሞ ኢሎሞ ብዓል ማርቆስ ደባስ ምሕረት የወረደሎም መምህር ኣጆኻ
@GedamabuneBrukamlak
@GedamabuneBrukamlak 3 месяца назад
ቃለሂወቱ የስምዓልና ምርጌታየ ❤❤❤
@autikoszsmu
@autikoszsmu 2 года назад
ብሓቂ ግሉጽ መብርሂ
@michaelteklay2105
@michaelteklay2105 2 года назад
ኣምላኽ ይመስገን መ/ሐ ዘአማኑኤል መምህርና፡ ከማኹም ይሰሱኑልና።
@dawitsimon9481
@dawitsimon9481 5 месяцев назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦናን መምህርናን መጋቤ ሃዲስ፥ ሕጂ ውን ከም ቀደምኩም ከይተሓለልኩም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ነዛ ቅድስትን ርትዕትን ዝኾነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን እምነትና ሓልውዋ። ሓቂ ስለዝመስከርኩም እቶም ከሓድቲ ማናፍቃን ትሓድሶ ክጸርፍኹምን ስምኩም ክብልሉን ኢዮም እዚ ግን ንዓና ንደቂ ተዋህዶ መሊሱ የሕይለና እምበር ኣየድክመናን።
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 года назад
God bless you my beloved teacher stay save ✝️💒✝️🙏🏻.
@abrahamyafet1415
@abrahamyafet1415 2 года назад
መምህር ኣማኑኤል ዕድመ ጥዕና ኣይፈለኩም ቀጽልዎ እቲ ሓቂ ክውጽእ ኣለዎ እቲ ዘይ ፈልጥ ኣማኒ ውን ዓቢይ ትምህርቲ ኢዩ
@kubrommeasho822
@kubrommeasho822 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ንቤተክርስትያና ካብዞም ተኻሉ ይሓልወልና
@selamawithabtom6991
@selamawithabtom6991 2 года назад
Amen Amen amen Kal hyawetn Yasemaln Abtachn
@rahwaghirmai1297
@rahwaghirmai1297 2 года назад
ኣብ እምነትና የጽንዓና መምህርና መርገታ ዘኣማንኤል ናይ ተዋህዶና ጅግና ኢኩም ኣምላክ መመሊሱ ብርትዐን ሓይልን ይሃብኩም።
@lexiro_____3228
@lexiro_____3228 2 года назад
Mergeta. Amaniel. Tsegu. Yebzehelkum. Amlaki ymesigen. Esikum delekimna. Abotat merahtna.
@weinineguse5110
@weinineguse5110 2 года назад
Kal hewet yesmaln memhrn hawnan ⛪🙏
@hailemichealgrmay9742
@hailemichealgrmay9742 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ።ናይ መናፍቃን ተግባር ብዝግባእ ደኣ ኣቃልዕዎ ደኣ ።ፍላይ ናይ ቀሺ በሃሊ ቀሺ ደባስ ማሪቆስ ምህውታት።
@semerefishaye5668
@semerefishaye5668 2 года назад
ንዓኩም ዝሃበና እግዚአብሔር ምስጋና ይኩኖ ምልጌታ አማኒኤል
@tasfalstawled1591
@tasfalstawled1591 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስምዓልና ኣቦታትና ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም እግዚአብሔር ኣምላክ እመ ብርሃን ጽላላ ተጺልለኩም
@mesfinkebede1945
@mesfinkebede1945 2 года назад
መምህር ቃለ ሕይወት ያስማለን
@hagoskiflu316
@hagoskiflu316 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና መምህር በሓቂ ይገርም ኢዩ ናይ መናፍቓን ነገር ።ኩልና ኦርቶዶክሳዊያን ውን ክነቅሕ ይግበኣና ደጊመ ቃለ ሕይወት የስምዓልና።
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 2 года назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኑኤል እመብርሃን ምሳካ ትኹን ጸጋ የብዝሕ
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም የብዘሐዮ ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዛሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ እስራኤል ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@habtukidane3153
@habtukidane3153 2 года назад
ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ምርጌታ ዘኣማኒኤል ሓውና እግዚኣብሄር ኣገልግሎ ዕድሜኩ ይባርክ
@bereketeabrufael1261
@bereketeabrufael1261 2 года назад
መምህር ዘኣማኑኤል እግዝኣብሔር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ ሰማያዊት ኢዮርሳሌም ዓስብኩም ኣብዚሑ ይክፈልኩም።
@user-vy3jz5uz5m
@user-vy3jz5uz5m 2 года назад
ናይ በሓቂ ተባዕ ናይ እምነት ወተሃደር ሙኳንካ ዝምስክር ኣጋጣሚ
@channel1379
@channel1379 2 года назад
Amen qale hiwet yesmealna Egziabhier nay Agolgulot zemenkum ybarkelkum.
@angesomaraya5785
@angesomaraya5785 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና።ኣብ ጾሎትክኩም ዘኩርና ኣቦና
@filimonafewerki1454
@filimonafewerki1454 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና መምህር እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
@samsomtekle5300
@samsomtekle5300 2 года назад
Amen Amen ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏
@01AT13
@01AT13 2 года назад
Mergita Amanuel hawey Kal Hiwet yesmaelna...zemenkum ybarek ...menafk an keyteredeom ziabeye tsega kem zelekum Abi miskir eyu emo kexilo eka ....tebarek 🙏 🙏 🙏 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 2 года назад
ኣሜን ኣብ አምነትና (ሃይማኖትና )የጽንዓና ኣምላኽ
@robelandom8331
@robelandom8331 2 года назад
እግዛቢሄር ናይ ኣጎልግሎት ዕድሜኻ ይባርኽ መምህር መጋቤ ምስጢር
@Matiastsegay8910
@Matiastsegay8910 2 года назад
አቦና ናይ አገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ሐቂ ምስክርነት እዬ ኦርቶዶክስ ተወህዶ ንዘልአለም ትንበር ንዓና ናይ መንቅሒ ደወል እዬ እግዚአብሔር ይሀበልና።
@user-gl1jv6uk8d
@user-gl1jv6uk8d 2 года назад
በእውነት ቃል ህይወት ያሰማልን እድሜ ጤና ይሰጥህ አባ
@madeadibo9393
@madeadibo9393 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሄር ኣይሓድጋን ኢዩ እንበር ክንደይ ሽግር ኢዩ ሓሊፉ ማይ መናፍቃን ጥበብ ረቂቕ ኢዩ ሓጂ ውን ከም ትማል ክስገር ኢዩ እግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ እንበር ፖሎቲካ ኣምሲሎም ክንደይ ሰብ የጽድፍዎ ኣለዉ ቀስ ኢሉ ይበርሃሎም ይኸውን እቶም ምእመናን ፡ እንበር ኣብ ክልተ መቂሎሞ ነቲሰብ እግዚኣብሄር ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና
@tirhastesfamariam5687
@tirhastesfamariam5687 2 года назад
Amen Amen Amen, kalehiwat yesmalna memhrna ,egzabeher Amlak xegu yebzahlkum 🙏🙏🙏💙💙💙
@iamthetome8526
@iamthetome8526 2 года назад
የነታ ጸጋ ወዲበ ጸጋ ይብክሙ መድሃኔዓለም ኣጆኩም እዚ ኩሉ ንርእዮ ኣለና ደሓን ኣብጎንኩም ኣለና መምህር ኣማኑኤል
@merih689
@merih689 2 года назад
ኣንቱም ተዋህዶና ቁሩብ እባ ክነስተውዕል ሓግዙና። መራሕቲ ክነስኩም ሰብ ትፈርዱ፡ ንስኩም ከምኡ እንተጌርኩም ደኣ ንሕና ከኣ ዘይከምኡ ኢና ክንገብር። እዞም ሰባት ተኣሲሮም ኣለው፡ ስለዚ ጸሎት ክንዲ ንግበረሎም ትብሉስ፡ ድሕሪ 21 ዓመት ከምዚ ኢሎም ኢልኩም ስራሕ ቆልዓ ትሰርሑ።
@erieritrea6645
@erieritrea6645 2 года назад
haki
@rahelteklehaymanot7408
@rahelteklehaymanot7408 2 года назад
Aytgageyi haftey meknyatu eti haki knfelto alena,
@danaitberhane321
@danaitberhane321 Год назад
Nhaki sean mflat seb bzuh tedenagirun ydenagern alo. Zmta ab leili betekrstyanna shiu tefetinu shiu zterefe aykonen. Ksab hji ekua dea b zlale melkiu ykxl alo. Etom shiu ztewegezu gega nab betekrstyan bmglbat kem mknyat ktkemulu zxenhu lieli zkone seb nsatom etom menafkan eyom. N abana zwerd wgie abotatna kguasyuna kftnu mish kferdu ekua dea dongyom. Natom halafnet eyu eti hakin kwnnetn kefltuna. N haymanotka hiwetka bmhlaf keman tetew tblelu msh b afka tezaribka mklkal trah. Slezi ab lilena zwerd metkati kab menafkan knzarebelu zihilna keman. N emnetka beja mukan shelel enda belka aykonen. Terir megnahti enda wesedka eyu. Hawey haftey frdi mesilna keynferd sle nferh ahwatna netfie alena. Seytan aykonen n seb ftur n Medhanina Iyesus Krstos ekua defiru fetinwo eyu. Zedlyo sgumti mwsadn sebna nkeytefiu mklkaln abi halafnet nay nefsi wekef seb orthodoxawi ember frdi aykonen.
@sofyahabte3207
@sofyahabte3207 Год назад
ዓጀው ኣይትበል ወቂስዎም መልሲ ይህብዎ ኣለዉ ሓቂ ስለዘየብሉ መልሲ ኣይሀበን ክብሎም እዩ እቲ ሓቂ ሰብ ክንፈልጦ መታን ክንዲ ሕጻቦም ኣይመጽእን እዩ እዚ ፈገር ቆርቆስ ደባስ
@Gerie1998
@Gerie1998 2 года назад
ማሜን ኣሜን ኣሜን ቅል ሂወት የስምዓልና ጽጉኡ የብዝሓልኩም ኣባ
@user-mw9fy7cj9t
@user-mw9fy7cj9t 2 года назад
መምህር ናይ ኣጎልጉሎ ዝበንኩም ይባርክ አምላክ
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 2 года назад
Kale hiwet yesmalna ab zbenkum eme brhan thalkum 🙏🙏🙏
@wendechafamo3738
@wendechafamo3738 Год назад
ቃለ ሕይወት የስምዓልና መጋቤ ምሥጢር ዘአማኑኤል
@girmayatsbeha7201
@girmayatsbeha7201 2 года назад
ቃለሂወት የስመዕልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሄር ይባርከልካ ናይ ደባስ ነቶም ኣንፈት ዝይብልና አዩ ዝልክም እሞ ብከምዚ ከልክልዎም ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ኢኩም
@saradesign9507
@saradesign9507 2 года назад
ቃለሕይወት ያሰማልን ወድማችን እድሜና ፀጋ ይስጥልን 🙏🙏🙏
@nebyatsolomun5222
@nebyatsolomun5222 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ይሃግዝኩም
@tititesfa59
@tititesfa59 2 года назад
Amen Amen Amen abona nayagelglot zemenkum egziabhir amlak ybarko, nezom menafkan libi yhabom.
@majorfitewrari6103
@majorfitewrari6103 2 года назад
ኣሜን በሓቂ ቃለ ሂወት ይስምዓልና
@aziebhagos2635
@aziebhagos2635 2 года назад
እሞ ደብተራ ኢካ በለኒ አብ ሃገርና ጎይታ የሱስ በይኑ ክሰበክ በይኑ ገዚኦ ምንጪ ሰላም ምንጪ ዕረፍቲ ምንጪ ሐጎስ ብክርሰቶሰ የሱሰ ከምዝርከብ ፈሊጡ ሕዝብና እግዚአብሔር ምሰትውዓሉ ይክፈት
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 2 года назад
ኣሜንንን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና መርጌታ ዘኣማኑኤል መንግስትኣብ እግዚኣብሔር ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመንኩም ይባርኽ !!!
@kabmiela3373
@kabmiela3373 2 года назад
ክብሪ ን እግዚኣብሄር ይኩን በቲ ዚመጻ ዚነበረ ፈተና ቤተክርስትያንና እንቃዕ ኣይተፈት።
@mussiehaile9558
@mussiehaile9558 2 года назад
amen amen amen qale hiwet yesmalna
@abitube7841
@abitube7841 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ኣቦና ካብ ክሕደት የድሕነና
@amanuelmehari2067
@amanuelmehari2067 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር።ንኩሉ ግዜ ኣለዎ። ኣብትይ ሽዑ ግዜ ተረዲኢካ ብምምስካርካ ኡካ ተተኣሰርካ ከምትይ ዝበልካዮ ንኣገልጋሊ ማእሰርትይ በረከት ኢዩ። ስለ ዝኮነ ካኣ ኣምላክ ናብዚ ደረጃ ኣብጺሕካ። ዝተረፈ ዕድሜኻ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ንዝያዳ ኣገልግሎት በረኸቱን ጸግኡን ይሃብካ።
@danieltesfay8625
@danieltesfay8625 Год назад
amen kale hiwet yesmalna mergta
@brhanetekleab6391
@brhanetekleab6391 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር ኣማኒኤል ኣጂካ ጥራይ በርትዓልና እዚኦም ካኣ ምድንጋር ስርሖም እዩ ኣምላክ ግን ናብ ልቦም ይምለሶም
@adiyamgebru6521
@adiyamgebru6521 2 года назад
Kal hiwet yesmslna .memhr amanul hawna 🙏🙏🙏
@kiflomghedam8035
@kiflomghedam8035 2 года назад
ኣሰይይይ አንካዕ ብሂወትን ባኣካልን ሃለኹም ባዕልኹም። ትምሉስሎም ብምህላውኩም ክብርን ምስጋናን ናኣምላክ ይኹን ኦወላዲተ ኣምላክ ሓግዝና ማልድልና ኣሜንን(3)
@tedicharu8470
@tedicharu8470 2 года назад
Amen Amen Amen xega yebzh qalehiew yesmalna
@nkulubaqli8750
@nkulubaqli8750 2 года назад
ዓሽ ተባዕ ጅግና ኣገልጋሊ ወተሃደር ክርስቶስ ኢኻ ከማኻ ዝበሉ ቤተክርስታያና ይብዝሑልና ዕድመ ጥዕናን ከኣ ይሃበልና መ,ሃ,ዘኣማኑኤል
@emuneybereket9910
@emuneybereket9910 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህርና።
@dteklay5003
@dteklay5003 2 года назад
Aql hiwet yesmalna kubur abona nay agolgulotkum zeben ybarek😍❤️🙏🙏🙏🙏😍❤️❤️💒💒💒💒💒💒❤️❤️❤️
@natsnetyemane4102
@natsnetyemane4102 10 месяцев назад
Amen qil hwet yesmanna
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልኩም ኣቦና
@user-bi9kr4zm9s
@user-bi9kr4zm9s 9 месяцев назад
egziabher segoo yebzehalkum kulu geze wen egziabher haki eyou mo retekumom eikum
@siemefrem7479
@siemefrem7479 2 года назад
ከል ሂወት የስመኣልና ሃውናን ኣቦናን እግዚኣብሄር ጸጉኡ ይብዝሃልካ
@amlaksenayu3030
@amlaksenayu3030 2 года назад
Ewey menafqan gudamat Abona neana kehshna edmen tienan yehabkum Orthodox nzlalem tenber 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ
@hyab8509
@hyab8509 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና ዕድመ ዘመንኩም እግዛብሔር ይባርኽ🙏 ነዞም መናፍቃን ከኣ ዓይነ ልቦነኦም ይኽፈተሎም ፈጣሪ
@habtomsweden1807
@habtomsweden1807 2 года назад
መምህር ባጃኹም ረስዕዎ ን ደባስ ተንቃሳቓሲ ዳውለስ እዩ እሱ ንስኻትኩም ኣቦና ታስፋ ተውህዶ ቤት-ክርስትያን ኦርቶዶክሳዊት ኤርትራ ኢኩም እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና።
@mehariredei4695
@mehariredei4695 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ በረከት የብዝሓልኩም እግዚአብሄር አምላክ ከማኩም መምሃራን የብዝሓልና "ብሓቂ ንንቃሕ ደቂ ተዋህዶ ከኣ "ኩሉ ማስ መድያ ናይ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ይዘርጋሕ "ምምሃራን ነተባብዕ ሰሚዕና ሸር ንበሎ ንሕዋትና ነካፍል "መናፍቃን ከኣ እግዚአብሄር አምላክ ልቢ ቅድስቲ ልድያ ዝከፈተ ልቡኹም ይክፈተልኩም"ናብ ልብኹም ይምለስኩም"
@okubazgimalu7413
@okubazgimalu7413 2 года назад
ቃለ ሂወይ የስማለን መርጌታ ኣማኒኤል ተልፎን እባ ጸሓፉለይ ክረክበኩም ደልየ ነይረ።
@user-gi6zi7rj2p
@user-gi6zi7rj2p 2 года назад
ብሓቂ ተባዕ መምህር ጸግኡ የብዘሓልኩም
Далее
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48