Тёмный

ከይሰማዕና ኣይንጽሓፍ ንጌጋ ጌጋ ንልመድ ተሰሪሓ ዘይተወድአት ቤተ ክርስቲያን የብልናን? Tewahdo zebeaman ብመ/ም አማኑኤል መ/አብ 

Tewahdo zebeaman
Подписаться 31 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

ልዕሊ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ነኽብሮን ንሕለቐሉን የብልናን ካብ ክብሪ ሰብ ክብራ ነቐድም እዚ ግን ሰብ ንጽላእ ማለት ኣይኮነን ። ንናይ ዘልኣለም ቤትና ዘቃልል ግን ስቕ ኣይንብልን እቲ ምንታይሲ ዝተጠመቕናላ ዝቆረብናላ ንቕበረላ ዘልኣለማዊ ቤትና ስለ ዝኾነት፡ ስለዚ ንዑ ነፍቅራ ነዑ ነዕብያ ፡ተሰሪሓ ዘይተወድአት ቤተክርስቲያን የብልናን ፡ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንኹሉ መልሲ ኣለዋ፡ ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 309   
@MichaleBahregasi
@MichaleBahregasi 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህረይ
@HaileabYirgalem
@HaileabYirgalem 6 месяцев назад
ኦ ፈታሪ ኩሉ ፍትረት ምህረትካ ኣውርደልና
@TesfitMhretab
@TesfitMhretab 16 дней назад
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ፡ዘበን ኣገልግለትኩም ይባርክ እግዚኣቢሄር ❤❤❤
@teamehaile7097
@teamehaile7097 6 месяцев назад
ሰላም ክብር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና እቲ ዝብሃል ዘሎ ጉጉይ ትምህርቲ ጽቡቅ ኣይኮነን ኢልኩም ምኣረምታ ምሃብኩም ጽቡቅ ኢዩ ንጊጋካ ዝነገር እተዘይ ኣሊዩ ድማ ምኣረምታ ኣይርከብን ኢዩ እሞ ጽቡቅ ኢዩ ምክያቱ ጊጋ ኢዩ ዘሎ ምባል ክሒድካ ማላት ኣይኮነን እታይ ድኣ ከምዚ ማለትካ ጊጋ ኢዩ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ ዘሎ እቲ ሓሳባት እበር ከም ድያቆን ኣሽመላሽ ገይሩ ንሃይማኖትና ዝቃለስ ሓደ የልቦን ኣብ ፈቀድኡ እዳከደ ወንጌል ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ኢዩ ሰለቲ ምኣረምታ ምሃብ ግን ኣይጽላእን ኢዩ ብዝያዳ ተራኪብኩም ክትእርምዎ ድማ ንምሕጸን ብማርያም ኢለኩም ጸሎት ግበሩልና ምክናቱ መእመናን ንጠፍእ ስለ ዘለና እግዝኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና እታ ኣማናዊትን ኣጽናፋዊትን እምነት ኦርቶደክስ ተዋህዶ ኢያ እሞ ኣጽንዒና ንሓዛ እደራ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ብውሑድ ጌጋታት እምነትና ኣይነጉደል ክብል ይፈቱ ❤❤❤
@dehabtesfamariam9052
@dehabtesfamariam9052 Месяц назад
Amen amen amen kil hiwet yesmana
@Teklesenbetxegay
@Teklesenbetxegay Месяц назад
Amen amen amen kali hiwet ysmiana ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@weredetesfagaber9944
@weredetesfagaber9944 6 месяцев назад
ኣምላክ ምሕረት የዉርደልና
@miriamandlial3905
@miriamandlial3905 6 месяцев назад
ኣምላክ ኣቦይ ምህረትካን ሳህልካን ኣይ ፈለየና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠሚትካ ተዓረቀና
@abuneendryas203
@abuneendryas203 6 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ
@bereketbere4809
@bereketbere4809 6 месяцев назад
Amlak selamu ywrdwlna❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@ሕሰመይዛዝሞ
@ሕሰመይዛዝሞ 6 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃለ በረኸት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም ክቡር መምህርና እቲ ዝሃብኩምና ትምህርቲ ኣብ ልብና ይሕድሮ ንድያቆን ኣሽመላሽ ውን ንፈትዎን ነኽብሮን መምህርና እዮም ጌጋ ድማ ዘሎ እዩ ንሰብ ጌግኡ ምእራም ከኣ እቲ ዝበለጸ እዩ ደጊሙ ብዛዕባ እዚ ዝተዋህበ ትምህርቲ መልሲ ክህበና ክንጽበ ኢና ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ፍቕርን ክርስቶስ ኣምላኽና ኣይፈለየና።
@KidaneKiflay-z7m
@KidaneKiflay-z7m 5 месяцев назад
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ምሕርትካ ላኣከልና አንታይ አዪ አዚ ብውሽጢ ዘይትርዳዱ መጻወት መናፍቃን
@esutekie360
@esutekie360 6 месяцев назад
ቃለሂወት የስመዕልና ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ድናቆን ኣሽመላሻከ ኣ ገጋኻ ተኣረም መእመናን ድማ ንመሃር በጃኩም ግና ወገናውያን ኣይንኽም ❤❤❤🙏
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 6 месяцев назад
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስማዓልና እግዝኣቢሄር ሓደ ልቢ ሓደ ሓሳብ ይግበረና ዘስተውዕል ኣእምሮ ይሃበና
@TeklemariamTesfazgi-n5w
@TeklemariamTesfazgi-n5w 5 месяцев назад
Abona Aame yehibru kalhiwet yesmealna zestewil libonnan yiadilena Fetar amennnnnnnnnnnnn
@dnglmariamhalwni6563
@dnglmariamhalwni6563 6 месяцев назад
Jhna wedi tewahdo qexlo memhr
@KibreabCideaZkxxxdccordersCv
@KibreabCideaZkxxxdccordersCv 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጌታ ኣማኒኤል
@bereketabraham71
@bereketabraham71 6 месяцев назад
ብስም ኣብ ወወልዲ ወመንፈስ ካዱ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን ከመይ ኣለኩም ኩላትኩም መእመና እግዛኣብሄር :ሉኤል ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እግዛኣብሄር ኣምላኽና ዝተክብረን ዝተምስግነን ይኹን አወ መምህር ዘኣማኑኤል እዚ ትብሎዘለካ ኣይግዘኡን :እዚ ሕጂ ዘለናዮ ዓቢ ጾም እዩ :ኣብ media ከመኡ ኣይዝርብን ብወሽጢ ተራክብኩም አኩም ክትዛረብሉ አኩም ዝግባእ ነይሩ ነይሩ :: እዚ ሕጂ ዘለናዮ ዘመነ ሓሽወየ እዩ ካብ ክምዚ ኣድሕነና ኣሕዋተይ ክላትኩም ለቃውንቲ መምህራ ን አኩም ክለትኩም ክትዝተሉ ኣለኩም ኣብ media መጽኩም ኣይተካሰሱ ኣሕዋተይ ክተረዳደኡ ኣለኹ መንግዲ ናይ መንፋቃን ኣይትሃቡ :: እግዛኣብሄር ኣምላኽ ጥበብን ምስትዉዓልን ይዓደለና ኣሜን
@BiniWediChahma
@BiniWediChahma 6 месяцев назад
Qal hiwet yesmalna kubur Abona
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 6 месяцев назад
Amennnnn Amennnnn Amennnnn kale hiwet yesmealna kubur memhrna Egziabher Amlak xegue yebzehelka
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ንፋዕ መምህርዩ ንጌጋ ጌጋ ምባል ግን ጽብቅዩ
@rasiykidane1455
@rasiykidane1455 5 месяцев назад
Amen Amen kale hieet yesmalna beti tiuey timrti kinmehar ab zelekum gizie kemzi gerkum meharuna nenihdkum kea endateararemkum beti nay betekrstyan hgi endakedkum Araya nihzbikum kitkonulna nilawebekum kuburat Abotatna merahti haymanotnan 🙏🙏🙏
@miliyontesfalem6121
@miliyontesfalem6121 6 месяцев назад
Selam Selam Selam ,nana orthedox thewahdo ktemena bwshti terakebu ahwat.❤
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 6 месяцев назад
ስም እቲ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽን ድንግል ማርያምን ምስጋና ይኹን።
@KeshiMhretab
@KeshiMhretab 6 месяцев назад
መምህር ዘኣማኑኤል ስለቲ ከይተሓለልኩም በኣጽንዖ ደኺመ ከይበልኩም ተበርክትዎ ዘለኹም ኣገልግሎት እግዚኣበሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ኣብዛ ናይ ዲያቆን ኣስመላሽ ኣምጺኹሞ ዘልኹም ነጥብታት ።በቲ ናይ ቤተክርስትያና ሕጊ ኣብ ጣዉላ ኮፍ ኢልኩም ብሊቃዉንቲ ኣቦታት እንተዝፍተሽ ሰናይ ኔሩ ።ጾምና ብሰላም ከም ዘጀመረ ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓና።
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርና በተክርስቲያናን ህዝብናን ሉኡል ኢግዜብሀር ይሓልወልና
@alemtesfai525
@alemtesfai525 6 месяцев назад
Kale hiwet yesmalna abona ❤
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 6 месяцев назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን ቃለ ህይወት የስመዓልና።
@keshighebremichaelkeshighe1988
@keshighebremichaelkeshighe1988 Месяц назад
Amien amien amien qalehiwet yesmealna ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@robielabsadi
@robielabsadi 6 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኑኤል መምህር ወመገስፅ
@SamuelMajor-m2i
@SamuelMajor-m2i 6 месяцев назад
ሰላም መምህርና እንቃዕ ብሰላም መጻእኹም ብምቕጻል ቅድሚ ኣብ ሾሻል መድያ ምውጻእኹም ብውሽጢ ዘይትራከቡ። ይቕሬታ ምስ ድፍረት ኣይቁጸርዋ።
@tehtenakameharenigoyta2184
@tehtenakameharenigoyta2184 6 месяцев назад
Mesaka aleku ahlifka zeymwehehab mes yekreta gn memherey
@fessahagoitom6059
@fessahagoitom6059 6 месяцев назад
ብልክዕ ከሙኡ ዩ ኪከዉን ነይርዎ ። ምናልባት ተዘይተጋጊየ ንካላይ ግዜ ዩ ዘጋጢም ዘሎ ኣቀዲሙ ብዘማሪ በረከት ትኩእ ተዛሪቦም ነይሮም። ከም ናተይ ረዲኢት ተኮይኑ መጀመርያ ተርዲኦ ካላኣይ ትሙጉቶ ነዚ ኩሉ ጥሒሱ ኣይርዳካን ተብለ ግና ብሕጊ ኣምላክ ገይርካ ቲግዝቶ። ዚ ንሪኦ ዘለና ግና ናማኒ ድንግርግር ዘእቱ እምበር ጥቅሚ ኣይሂብን ኮይኑ ስማዓኒ ምስናይ ይቅሬቱኡ
@fifi-ts7kq
@fifi-ts7kq 6 месяцев назад
AMEN AMEN AMEN KAL HIWET YASEMALN MEMHR ! EGZIYO MARENA
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 6 месяцев назад
እግዚኣብሄር ኣምላክ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና።
@Rezene-nj1kl
@Rezene-nj1kl 6 месяцев назад
❤❤❤ good job abona
@Ertrian
@Ertrian 6 месяцев назад
ሰላም ሰላም ሰላም ዘኣማኒኣኤል ሰዓት ናብ ቤተክርስትያን ከመኡ ድዩ ፡ቅድሚ ናብ ማስመዳ ምእታውካ ብውሽጢ ዘይትዛረቡ😢።ከመኡ ድያ ቤትክርስትያን ትምህር፡ እቦታትና እኮ ብምዝራብ ኣይኮኑን ጸዲቆም ብግብርን ንሰባት ከየዕንቅፍን ሓድነት ንቤትክርስትያንን እዮም ዝጸሩ ነይሮም።በል ዲቆን ኣሽመላሽ ንቤተክርስትያን ህወቱ ዝሃበ ናይ ዘመና ሃዋርያ እዩ ።
@berheteklemichael-gz3km
@berheteklemichael-gz3km 6 месяцев назад
መምህርና ዘ ኣማኒኤል፡ ብዛዕባ ድ'ኣስመላይ ጌጋ ኣይርከቦን እዩ እካ እንተ ዘይ በልና፡ እዚ ዝምህሮ ዘሎ ግን በኣል ኣነ ኣውነደሰማያት ዘይ ንፈልጥ ከማን እንታይ ክብል ከም ዝደለየ ንርኦ እዩ፡ ዳሕራይ ካ 2 ሰዓት ምሉእ ተዛሪቡ ግድን እዩ ናይ ቃላት ህጸጽ ክርከቦ፡ እንበር ንሱስ ኣብ ማስሚድያ ጥራይ ዘይ ኮነስ ብ ኣካል ፈቀዶ ቤተክርስትያን ይከይድ ኣሎ ክሳብ ኣፍሪቃ። ከምኡስ ኣበይ እሞ ክልተ ሰለስተ እንተ ዝርከቡ ሰበክቲ ወንጌል፡ ንስኩም ውን ብ ጸሎት ዳ ሓግዝዎ ፡ እዚ ንስኩም ትቡና ትምህርቲ ብ ማስ ሚድያ ውን ኣቅሊልካ ዝረኤ ኣይ ኮነን፡ ሪኢቶይ ምስ ድፍረት ኣይትቁጸርዎ ሰሰናዩ ንዓኹም።
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 6 месяцев назад
ደስ ዝበለትኒ ኮመንት እወ እዚ ትምህርቲ ከጥፍእ ዝኽእል ትምህርቲ ኣይኮነን ።ከምቲ ዝበልካዮ ከም ሰቡ ተሰዲዱ እዩ ዘሎ ኣብዚ ገንዘብ ንሰብ ኣምላኹ ኮይንዎ ዘሎ ግዜ ንሱ ግን ኣነስ ህዝበይ ምምሃር ይሕሸኒ ኢየሱስ ክርስቶስ ምግልጋል ይሕሸኒ ዝበለ እዩ። ስለዚ እንተኺኢልና በጸሎት ንደግፎ።
@kesetetesfab6321
@kesetetesfab6321 6 месяцев назад
Kbur hawey, Nay Diaqon Asmelash eza zmehara link eba sdedeley bejakha, yeqenyeley
@michaelmengsteab2716
@michaelmengsteab2716 6 месяцев назад
እንጀራ ዓለም ብላዕ።
@SenaitTesfamichael-z4c
@SenaitTesfamichael-z4c 6 месяцев назад
እዚኣ ኮ ንጽርቲ ኢያ ማለት ንሱ ነቲ ህንጻ ቤተ-ክርስትያን ወይ ሕጊ ቤተ-ክርስትያን ዘይኮነ ነቶም ምእመናን ወይ ኣመንቲ ዝኮና ኢዩ ስርናይን ክርዳድን ዝብለና ዘሎ እዚ ከኣ ሓቁ ኢዩ
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 6 месяцев назад
❤❤❤❤ ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ማእምሩ ክብሪ ይሃብኩም ጽቡቅ እርማት እኳ እንተኮነ ግና ቅድም ብውሽጢ ተራኪብኩም ተረዳዲእኩም ደሓር ቅድሚ ሕጂ ዝመሃርክዎ ብከምዚ ይተኣረም ክብሎ ኔርዎ ኣስመላሽ ኣይተጋገኩን እንተኢሉ ግና ብይፋ ምገበርኩሞ
@AdiEto
@AdiEto 6 месяцев назад
Amen qualehiwate yesmalna memhrna. Melsi kab deacon Asmelash nixibe
@debresina5517
@debresina5517 6 месяцев назад
እወ ልክዕ ኣለኩም
@thomastsehaye-d2e
@thomastsehaye-d2e 5 месяцев назад
ዝይ ሞ ኣብ ክትዕ ብ ክትዕ ዩ አንበር ትርጉም የቡሉን
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo 6 месяцев назад
አግዚ ኣብሔር ኣምላኸ ምሕረት ይዉርደ ቀደማይ ነገሮ ህዝቢ ከበኸትኩም ብዘሕ ኢያ ትምህርት ዘምሃር ጌጋ አንድሕር አሉ ኣቦታት ሊቀዉንት አለወ ኣብ ማአከለኩም ሰለምንታይ ናብ ማሲሜዳያ በዉሸጢ ፍትሕዊ ብዛይፍላጥ ዘተግጋናዮ ይቅረ ግበረሊና
@merhawidesale1596
@merhawidesale1596 6 месяцев назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን ።ሕራይ እምበኣር መምህርና ቃለ ሂወት የስመዓልና ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ንክሉ ብምርድዳእን ብምስምማዕን ኣቦታት ጌርካ ምርድዳእን ኣይከኣልን ዲዩ ምናልባት ኣብዚ ማሕበራዊ ሜድያ ኢዩ ብዙሕ ምእመን ዘለዎ ኢዩ እዚ ማለት መንፈሳዊ ደረጃ ናይ ምእመናን ኣብ ግምት ምእታው ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ ብልክዕ ኣብ ማስትሜድያ ኢዩ ተማሂሩ ግን ተረዳዲኩምን ተሰማሚዕኩምን ደሓር እርማት እንተዝግበር ጽቡቅ ምኮነ ምክንያቱ ኣብ ፈቆዶ ሃገራት ፋሕ ኢሉ ዘሎ ምእመን ኣሎ ብዙሕ ጽቡቅን ሕማቅን ዝሰምዕሉ ዘለዉ ኢዮም ምክንያቱ ዋላ ሓንቲ ስለ ዘይተማህረ ከምዚ እንተ ኮይኑ ንምንታይ ናብ ቤት ክርስትያን ንከይድ ዝበሃለሉ ዘመን ስለዝኮነ መምህርና ኣብ ግምት የእትውዎ ብዝተረፈ ንቅድስት ቤተክርስትያናን ሃገርናን እግዚኣብሔር ኣምላክና ሰላምን ምሕረቱን ይልኣከልና ኣሜን ።
@BerhaneFrezghi-z8v
@BerhaneFrezghi-z8v 5 месяцев назад
መምህር ዘአማኑኤል ብርግጽ መልሲ ክኸሀቦ ዝግባእ።ቤተክረሰትያና ጎይታ በደሙ ሐንሳብን ንሐዋሩን ሐኒፁ ወዲኡ አረከከቡና። እመ አምላክ ድንግል ማርያም ድማ ፍጽምትን ምልእትን ብሕልናን ብስጋን ድንግል እያ።ጽቡቅ ትምህርቲ ዘአማኑኤል።
@ሰሉጓልተዋህዶእየ
@ሰሉጓልተዋህዶእየ 6 месяцев назад
ዋይ ለለ ለሙስ ላመን ዶ ኣቲኹም😏 ትዘረባ ከምዘሎ ኣይትዉስድዎ ኩቡር ኣቦና ዘረባ ከምዘለዎ ተወሲድካዮ ይቀትል ትርጉም ገይርካ ተተረዲእኻዮ ግን ሂወት ይህብ ዩሞ ብትርጉም ሕዝዎ😌 ድ/ን ኣሽመላሸይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህር ሂወተይ ሓርበኛ ወዲ ተዋህዶና ድያቆነይ💙
@elsaembaye1019
@elsaembaye1019 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ ኩቡር መምህርና ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብቅድሚት ብድሕሪት ብየማን ብጸጋም ትሓልካ ጸግኡ የብዝሓልካ ዓይነልቦናና የብርሃልና መገዲ የማን ይምራሓና ከም ሓጢያትና ከም በደልና ዘይኮነ ከም ምሕረቱ ይምሓረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
@tesfitwelde9127
@tesfitwelde9127 6 месяцев назад
ሰላም፡ንዓኻ ይኹን ኩቡር ሓውና መርጌታ ኣማኑኤል፡በጃካ ባሓቂ ናይ ቤተክርስትያን መምህር እንተኮይንካ ስለምንታይ ብውሽጢ መምህር ድያቆን ኣስመላሽ ዘይትዝራረቡ፡ቤተክርስትያና ትብል ኣሎካሞ ድያቆን ኣስመላሽ ከ መናፍቃን ድዩ ወይስ ተሃድሶ ወይስ ናይ ውልቁ ቤተክርስትያን እያ ዘላቶ ፡እዛ ቤተክርስትያን እኮ ሲኢናያ ብሰንኩኩም፡ካብ ኩሉ ግዜ ክትነቅፍ ትውዕል ዘይትምህር ንሕና ዝምህር ኢና ሲኢና ዘሎና እንበ ዝከራኸር ኣይሰኣናን፡
@dngleyadegoytay9262
@dngleyadegoytay9262 5 месяцев назад
d. ashmelash tewahdo eyom and haymanot zexneu seb eyom
@e-jg5gc
@e-jg5gc 4 месяца назад
Nay bhaqi
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 6 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓና ምህርና ❤🙏❤🙏❤🙏🌹🌹🌹
@merhawikeset6241
@merhawikeset6241 6 месяцев назад
Ja kieremela alewo d. Ashmelash.
@admasusolomon5462
@admasusolomon5462 6 месяцев назад
በየናይ መንፈስ ተደሪኽካ ትዛረብ ከምዘለካ ቃላትካ ስለዘፍልጠካ ኣካይዳካ እንተተስተኻኽል ምሓሸ! ፈላጥ ምምሳልን ምዃንን ናይ ሰማይን ምድርን ኢዩ ፍልልዩ!
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey 6 месяцев назад
ፋላጥ ምምሳል ዘይምምሳልን ኣይኮነን ኣየናይ እዩ ቕኑዕ ትምህርቲ ናይ ቤተክርስትያን እዩ ዘገድሰና ሓወይ ሰብ ኣይትጠምት ኣብቲ ትምህርቲ ኣተኩር
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey 6 месяцев назад
እዚ ስብከት ስሕተት ናይ ቤተክርስትያና ዘይኮነ ምህሮ ኣለዎ ምባል ጸለመ ድዩ ድያቖን ኣሽመላሽ ድማ ስለ ዛ ትምህርቲ መልሲ የሃበሉ ጥራይ ዩ ኢሉ ርግጸኛ ኮንካ እዚ ነግር እዚ ስሕተት ንምርካብን ሰብ ንምጽላምን እዩ ትብሎ ተለካ ግን,,,,,,
@wekaberhanmesefen-gn7dj
@wekaberhanmesefen-gn7dj 6 месяцев назад
ኣብ ቤተ ክርስትያን ስርናይን ክርዳድን የብላን ምኽንያቱ ንጽህ ዝኾነ ይቁረብ ዘይነጽሀ ኣይቁረብ እትብል እያ እንደገና ክሳዕ መወዳእታ ዘመን እትነብርን ብናታ መተካእታ ድማ ንኢየሩሳሌም ሰማያዊት ንወረስ ኣብ ቤተ ክርስትያን ፍጹማት ካህናትን ፍጹማት ምእመናንን ይነብርዋ ንማብላሽ ዘይተነስሑ ሰባት እንተለው ንሳ ግን ብናታቶም ሓጢኣት ጒድለት ኣለዋ ኣይበሃልን። ኣነ ግና እዚ ናይ ዲያቆን ሃውና ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሸምዲድካ ዕሙቕ ሚስጢር ትርጓሜ መጻሕፍትን ምስጢራቶምን ዘይምምርማር ይመስለኒ። እዚ ኸኣ ብድፍረት ዝስበኽ ትምህርቲ ይመስለኒ።
@YonsTesfy
@YonsTesfy 5 месяцев назад
Nay bhaki memhrey
@E-uh7gp
@E-uh7gp 6 месяцев назад
መጋቤ ምስጢር ቃለ ህይወት የስምዓልና ግን ኩሉኹም ንምክሓልኩም መምህራን ናይ ተዋህዶና ኢኹም ጌጋ እንተ ኣጋጢሙ ንምንታይ ብውሽጢ ዘይፍታሕ ኣብ ሚድያ ምውጻእ እንታዩ ትርጉሙ እዚ እሞ ካኣ ደቂ ሓንቲ ቤተ ክርስትያን ኢኹም ቤተ ክርስትያን ህዝባ ዝከፋፈል ንስኹ እንተ ዘይተሰማማዕኹም እዩ ሓደራ ድፍረት ኣይትሕሰብዎ መምህር ኣቅሪበን ስለ ንኣምነልኩምን እዩ
@AzMariano
@AzMariano 6 месяцев назад
Thanks zehawey
@debresina5517
@debresina5517 6 месяцев назад
ደቂ እመብርሃን መጀመርታ ኩሉ ንስምዓዮ ደሓር እንድሕር ተጋግዩ እንተዘይ ተጋግዩን ሓሳብኩም ትህቡ ደሓር ከኣ ካብ ክብሪ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ክብሪ ቅድስት ድንግል ማርያምን ንላዕሊ ንኽብሪ ሓደ መምህር ትሓሙ ተተጋግዩ ይቕሬታ ተዘይ ተጋግዩ ድማ ልክዕ ኣለኹ ኢሉ ይሞግት ከምዚ ዓይነት ስሕተት ተሰሚዑ ኣይፈልጥን እዩ
@azebtesfay7596
@azebtesfay7596 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SenedBrhane-m7u
@SenedBrhane-m7u 6 месяцев назад
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። ሕራይ ኩቡር መምህር መጋቤ ምሥጢር ከም ድፍረት ኣትቁጸርለይ ቅድሚ ኣብ ሾሻል ሜድያ ወጺኩም ጌጋ ምባልኩም ብውሽጢ ተዛራሪብኩም ዶ? ኩቡር መምህር ንምንታይ ከምዚ ይብል ኣለኩ ይመስለኩም እቲ ህዝቢ ነዓኩም ከም መምህር ንዲያቆን ኣሽመላሽ ውን ከምኡ ስለዚ ብውሽጢ ተትራዳድእሉ ይሓይሽ ይብል ንዕኡ ተጋጊካ ኢልክሞ ኣይተጋገኩን ዘዝብል ኔሩ ብመርትኦ እቲ ዝርርብኩም እንዳ ኣጸኩም ጌጋ ትምህርቲ ኣምጺኡ ኢልኩም ተዝከውን ምሓሸ ኔሩ ይብል ከም ኣነ ነቲ ህዝቢ ውን ንጹር ምኮነ ነዓይ ከም ዝርድኣኒ ነንባዕልና ከይ ኮነና
@SenedBrhane-m7u
@SenedBrhane-m7u 6 месяцев назад
ሎቱ ስብሓት
@regatnuguse9149
@regatnuguse9149 6 месяцев назад
Amelk mhret yewerdlna merdidde mhshe neru dhar ka kabe egri afe yenkef
@KedawiZerabruk
@KedawiZerabruk 6 месяцев назад
ቀል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር መሪ አማኑኤል
@shewitkdane6163
@shewitkdane6163 6 месяцев назад
Kale Hiwet yesmalina kubur abona 🙏🙏🙏🙏🙏
@Gide-won
@Gide-won 6 месяцев назад
ኣቦና ኣብኡ ከሎኹም ከኣ ን ሓዋርያ ጳውሎስ (2ይ ቆሮንቶስ 13:14) ን ሓዋርያ ጴጥሮስ (1ይ ጴጥሮስ 1:2) ን ሓዋርያ ዮሓንስ (ራእይ ዮሓንስ 1:4-6) ናይ ሥላሴ ኣስማት በቲ ትኽክለኛ መስርዕ ኣይጸሓፍዎን ኣለዉ እሞ ሓንቲ video ሰሪሑኩም መኣረምታ ግበሩሎም ::
@መንደላይወዲኤሩየ
@መንደላይወዲኤሩየ 5 месяцев назад
ንስካ ከኣ ኣብ ምምዕታም ኣብ ጥምቀት ግን ከም ኡ ኣይኮነን ፡ ንምንታይስ ተደልዩ ኣብ ሕጂ በጺሕካ ? ስለምታይስ ከም ኡ ኢሉ ? ምሕታቱ ዝመስሎ የብሉን ክሊቲኦም የገዱሱና ዮም ፡ ክልቲኦም ክምሉሱዎ ዘለዎም ድማ ብዝጸነሓና ካብ ኣቦታትና ብዝረከብናዮ ምስጢር እምበር ፍልጠቶም ከርእዩና ኣይኮነን። እዚ መድረክ ዝበጹሑዎ ፍልጠት ዘንጸባርቁሉ ኣይኮነን ናብ ሂወት ዝመልሰና ቃል ኣምላክና ዘንጸባርቁሉ እምበር ።
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስማዕልና ። ህዝበ ክርስትያን ናይ ቲፎዞ ኣይንኩን ነቲ ሓቂ ሓቂ ነቲ ጌጋ ጌጋ ንበል ካባይ ጀሚርካ ምሕታት ንፍቶ ብፍላይ ዝተማህርና እንተሊና ብወገነይ ናይ ድያቆን ኣስመላሽ ሓዱሽ ትምህርቲዩ ንዓይ። ጾምና ብሰላም የፈጽመና ኣሜን ።
@BerhaneFrezghi-z8v
@BerhaneFrezghi-z8v 5 месяцев назад
ብርግጽ ተሰማዑ ዘይፈልጥ
@ereyalemey190
@ereyalemey190 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ❤️❤️❤️
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 6 месяцев назад
Amennnnn (3) Kale hiwet yesmealna kubur Megabe Amanuel Egziabher Amlak zebenka ybark
@mihreteabandebrhan8615
@mihreteabandebrhan8615 6 месяцев назад
መምህር ዘኣማኒኤል በጃኩም ብፍርሓት ብህዱእ መንፈስ ብውሽጢ መስመር ተኣራረሙ ክፍኣት ወይ ውድቀት ሓውኩም ሽፍንኩም ኣረዲእኩም ግበርዎ። ሰብ ምሉእ ኣይኮነን ይጋገ እዩ መምህር ዲያቆን ኣሽመላሽ ከኣ ሰብ እዩ። ኣብነት ክኾነና ቅዱስ ጴጥሮስ ሓጥኣቱን ጽድቁን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ንረክቦ። በጃኩም ህዝብና ኣብዙሕ ተፈናጭሉ ከሎ ከይ ኣክለና ተወሳኪ ምፍልላይ ኣይተምጽኡ።
@HelenTesfalem-o7e
@HelenTesfalem-o7e 6 месяцев назад
Nay bhaqi qalehiwet yesmalna
@SenaitTesfamichael-z4c
@SenaitTesfamichael-z4c 6 месяцев назад
ጽቡቅ መልሲ
@hailemichaekibreab1430
@hailemichaekibreab1430 6 месяцев назад
ካብ ምውድዳር ብውሽጢ ዘይትገብርዎ እዚ ንሰብ ዝጠቅም ዘይኮነስ ዝኸፋፍል እዩ
@abuneendryas203
@abuneendryas203 6 месяцев назад
ጅግና ጅግና ጅግና
@MmyosiefAraya
@MmyosiefAraya 6 месяцев назад
Memhr kale hywet yesmalna kemakum hyawot gasot yebzhalna
@merontekleabwedisaryam
@merontekleabwedisaryam 6 месяцев назад
ኣነ እንታይ ይጽበ ኣለኩ ዘኣማኑኤል ነዚ ኩሉ comment ክትምልሰሉ ማለተይ ሲ ማራ ቂር ኢልኒ ኣሎ ደስ ዘይብል ነገር ኢካ ጌርካ ዘለካ ቀድሚ ህጂ ከሙ ጌርኩም ተባኢስኩም ብ ኣቦታት ከኣ ተዓሪቅኩም! ህጂ እንደገና ምልዕዓልካስ እንታይ ሓድሽ ነገር ስለ ዘሎ ዩ? ብሓቂ ደስ ዘይብል ነገር ጌርኩም ከምዚ ናተይ ሪኢቶ ዘለዎ ሰብ like ይርገጽ ነዖኦም ከኣ ይርድኦም😢😢😢😢😢
@geralegas47
@geralegas47 6 месяцев назад
መምህርናን ሐውናን ቀሺ ኣማኒኤል ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ዘተጋገናዮ ይቅረ ይግበረልና ፈጣሪ ኩሉ ብምቅጻል ካብኹም ዝዐብዩ መምሃርራን ኣቦታት ኣለዉ ካብ ብማስ ሜዳ ምምጻእ ብዉሽጢ ተራኺብኩም ጸገማትን ጊጋተትን ክእረም ይግቦኦ ስለዚ ሕጂውን ከሙኢታት ተጋጢሙ ብዉሽጢ ክትፈትሕዎ ካኣሉ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሐድነትና የጠንክረልና።
@Yorsalem-vs1ji
@Yorsalem-vs1ji 6 месяцев назад
Ezi mearemta gin nmendyu tewahibu nana dyu NMNTAY ETI ztehatete MEMHR AYTEGAGEKUN BWSHTI RKEBENI ZEYBL NEZOM BWSHTI RKEBO TBLU ZELEKUM EZI MELSI ZTEWAHBO NAY QDST BETEKRSTIYAN DYU AYKONEN? BMQXAL KHDET BYOUTUB ZESTEMHARE BI YOUTUB MELSI YWEHABO MKNYATU GEGA NAB HZBI ENDHR TEMEHALALIFU NHZBI ETI QUNUE YNGERO. KEYTEREDEENA NAY GEGA ZEMHRU DEGEFTI NKEWN ALENA. NAYSEB AF AYNKUN EZIA MELHASNA KBRI BETEKRSTIYAN GEDEFNA KBRE SEBEKTI AYEHMENA BEGAKUM DEW ELNA NHSEB EZI MELSI NHNAWIN KNMLSO WEY KNHATO ZGBAE EYU BETEKRSTIYAN TETEMIKNA NKBERELA NAY ZELALEM RSTNA EYA BETEKRSTIYAN NEKEDM WESBHAT LEEGZIABIHER AMEN
@berihubahlbi2723
@berihubahlbi2723 6 месяцев назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና መምህር ኣነ ክም ዝተረዳእክዎ ናይ ድ/ኣሽመላስ ኣብ ሓደ ቤት ክርስትያን ሕማቅ ብምእመናን ዘግደስ ዘይትጉህ ካህን እንተ ሃልዩ ቤተክርስትያን ትድቅስ ምአመናን ብተካሎ ይምንጠሉ ቅኑዕ ትሁህ ፍቃር ለዋህ ብምእመናን ዝግደስ ሰለ ቤት ክሪስትያን ዝሓልፍ ድማ ቅኑዕ ፍጹም መራሒ ይብሃይ ኣነ ክምዚ ኣየ ተረድኤያ ይቅረታ እምበር
@robielabsadi
@robielabsadi 6 месяцев назад
እሞ ድክመታት ናይ ከህናት ውስንቲ ተሰሪሓ ዘይተወደአት ከብላ ይክእል ድዩ? ማለተይ ብዙሓት ቅድሚ ሕጂ ድኩማት ካህናት ጳጳሳት ሓዋርያት ኔሮም እዮም ካብ ሃዋርያት ይሁዳ፡ ኣርዮስ ንስጥሮስ ወዘተ ብዝሓት ኣለው ግን ንበተክርስትያን ውስንቲ ፡ ዘይተወደአት ከብልዋ ኣይክእሉን እዮም።
@autikoszsmu
@autikoszsmu 6 месяцев назад
ወላሓንቲ ጌጋ የብሉን ተተረዲኡኩም አበሃሃልኡ ግን ኤርትራውያን ንሓውና ክንወግእ ምፅአት አርኪብና
@KeshiMulugeta-yh7of
@KeshiMulugeta-yh7of 6 месяцев назад
ሰላም መጋቤ ምስጢር ዘ ኣማኔኤል ከመይ ዊዕልኩም ክብርን ምስጋናን ን መድሃኒየ ኣለም ክርስቶስ ን ቅድስት ማርያም ኣደ ብርሃን ይኩን ቀጺለ ይሕዋት ብዙሕ ርእይቶ ሂበምሉ ኣለዉ ከምቲ ክልተ ሓራምዝ ክበኣሱስ ሳዕሪ ይህሰ ዝበሃል ብዙሕ ህዝቢ እዩ ዝሰምዖ ኣብ ኤርትራ ከይተረፈ ብዙሕ ህዝቢ ናይ ዲያቆን እዩ ዝሰምዕ ሕጂ ግን ኣብ ጣውላ ተትረዳድኡ ምሓሸ ምክንያቱ ነቲ ሰብ ይጋጨዎ ኣሎ ቅድሚ ሕጂ ዝገበርክሞ ከምዚ ዓይነት ነቄፈታ ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ህዝቢ ኣንድምታ ምምሃር ይትረፍና ዝበሉ ኣለዉ ይቅረታ ሊቁ ኣብ ጣውላ ውረዱ
@YrgalemMael-jr3rw
@YrgalemMael-jr3rw 6 месяцев назад
Bhaqi qaሉ
@YonsTesfy
@YonsTesfy 5 месяцев назад
Nska Amlak dika nay seb kemzi hasibu ymesle elka temls way kal Amlak bykawn aymlesn diu Memhrey bhaki xubuk alekum,diyakon ashmelash gna ykrita khatet alewu,maryamey kebrn msgana ykan nzelalem
@debresina5517
@debresina5517 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዐልና ኣንቱም ደቂ እመብርሃን መጀመርታ ኩሉ ንስምዓዮ ደሓር እንድሕር ተጋግዩ እንተዘይ ተጋግዩን ሓሳብኩም ትህቡ ደሓር ከኣ ካብ ክብሪ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ክብሪ ቅድስት ድንግል ማርያምን ንላዕሊ ንኽብሪ ሓደ መምህር ትሓሙ ተተጋግዩ ይቕሬታ ተዘይ ተጋግዩ ድማ ልክዕ ኣለኹ ኢሉ ይሞግት ከምዚ ዓይነት ስሕተት ተሰሚዑ ኣይፈልጥን እዩ
@ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ
@ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ 6 месяцев назад
ብክብሩ ሓሚምና ዘይኮነ ቅድሚ ሕጂ ዘተዘራረብሉ ዛዕባ ኣልዒሉ ሕጂ ክደግሞ እንከሎ ኣይገርምን ዶ? ንባዕሎም ቡዙሕ ጌጋታት እንከለዎም ንምንታይ ናይ ቃላት ጌጋትት ክደልዩ ይግዩ ኣለው ዝብል እዩ ይሕሚሙና።
@ኣየግዜ1939
@ኣየግዜ1939 6 месяцев назад
​@@ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘክቡር ሐወይ ዲያቆን አስመላሽ ሰብ ዘይኮነን ክጋገ ከምዘይክእል ጌርኩም ትወስድዎ ግን ስለምንታይ ኢኩም።እዚ መርጌታ ሐዉና ነቲ አብ ማስሜዳ ዝሐለፈ ጌጋ ትምህርቲ ግቡእ መልሲ ይህበሉ አሎ ግዴትኡ ስለዝኮነ።
@taklitbahata8578
@taklitbahata8578 6 месяцев назад
ሰላም እግዚኣቢሄር ምስኩልና ይኹን ዓበይቲ መማህራን ኢኹም ብዛዕብቅ እቲ ምስጢራዊ ኣገላልጻ መጽሓፍ ቑዱስ ንስኹምብትፈልጡ ግን ኣብ ክንዲ ትተሓጋገዙ ኣብ ምውቓስ ትኣትዉ በጃኩም መሳኩም ምእመናን ትሃስዩ ኣለኹም እንተተኻኢሉ ኣቦታት ዘለዎ ሳንሱር ጌርኩም ተረዳዲኩም እንተትምህሩ ሰናይ ምኮነ
@SiemMehari-l4t
@SiemMehari-l4t 3 месяца назад
ሓቂ❤❤❤❤
@tsehayneshweldu4416
@tsehayneshweldu4416 6 месяцев назад
Amen amen amen qale hiwet yesmalina Egzabihar amlak xegua yebzihalkum memharena bi haki qale hiwet yesmalina
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 6 месяцев назад
Kalehiwet.yesmalna Amen.amen Amen
@HabenGezai-yu7ww
@HabenGezai-yu7ww 6 месяцев назад
ሓስዊ አካ ናይ ማዓስ አዩ አዚ ዝሰብኮ ስብከት ሕጂ በስጋ ገለ መስ ኣግጥመካ ኣምጽካ ሊቅ ኣይትምሰል ሓቅኛ ኩን ሰብ ጀስዕብካ ድዩ
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awettewelde3402
@awettewelde3402 6 месяцев назад
ኣምላክ ብምሕረቱ ይጥምተና ንኹልና ካብ ኣብ ማስሜድያ ምስቃል ኣብዝምልከቶ ኣካል ምቕራብ ይሓይሽ ምኽንያቱ ጌጋ ክንጋገ ስለ ንኽእል ምስ ወድሰብ ክኣ ጌጋ ንቡር እዩ፡
@MmWerede
@MmWerede 2 месяца назад
ካልእ ትምህርቲ የብልካን ድዩ፡ መጻሕፍት ጽቡቕ ጌርካ ኣንብብ
@43058
@43058 6 месяцев назад
Mergieta zeamanuiel lik kexlo da enber elfi hasewtn medenagertn iya melia zela ❤❤❤
@Sarahaderson194
@Sarahaderson194 6 месяцев назад
Amen amen amen kalehiwet yesmealna kubur Abona mrgeta ze Amanuel amlak edmen tienan yehabkum 🙏🙏🙏 N diakon Asmelash melsi mhab dengikmo keman bezi khdetu tmhrti
@keseteyohans8195
@keseteyohans8195 6 месяцев назад
Qal hiwet ysmealna❤❤❤
@RutaTesfalem-f4d
@RutaTesfalem-f4d 6 месяцев назад
Selam amlak msaka ykun kubur mergeta bwushti Mesmer eyu eti zbelexe❤❤❤
@kidstweldeamlak2617
@kidstweldeamlak2617 6 месяцев назад
Qale hiwet yesmalna
@mogoseyekaselama9775
@mogoseyekaselama9775 6 месяцев назад
ተዋሃዶ ዘብኣማን ቃለ ሂወት የስማዓልና። ነዞም መማሃራን ሰባክያን ኢና ብሃልቲ ንመእመን ዝርቡሹ ዘለው ርእሶም ርእሶም ክትሓርሙዎም ከለኩም ደስ ዝብለና እዩ። ኣምላክ ይሓግዝኩም
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 6 месяцев назад
😢😢😢
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 6 месяцев назад
Egzeabhier Amlak Libona yehabkum Tsor yehwat dikam yehwat Enatsorkum btselot Niqihu Egzeabhier Amlak mhretu ytemtena mechem Eritrea & Tigray & Amhara..R.I.p
@akberetnetsereab-rh3bm
@akberetnetsereab-rh3bm 6 месяцев назад
Maremmta mes abotatna teararemu abzi amtskum tsbuk aykonen
@henokmeresie2629
@henokmeresie2629 6 месяцев назад
Abona Qal Hiwet Yesmialna Nay Agelglot Zemenkum Ybark Qdus Egziabhier Amlakna
@kabeykoneley894
@kabeykoneley894 6 месяцев назад
እዚ ህልክን ሰብ ዝከፋፍልን ኮይኑ ረኪበዮ ኣነ ብሓቂ ቅንኣት ቤተ ክርስትያን ተኮይኑ ዛርብ ዘሎ ቤተክርስትያን ካኣ መልሲ ኣለዋ ትብሉ ኣለኩም ቤተክርስትያን ካኣ ብስራት ያ ትምልስ so ብውሽጥ ተረዳዲኩም ኣቦታት ገርኩም ዲኩም ሲነዶስ ገርኩም ዲኩም እቲ ናይ መወዳኣእታ መልሲ ተትዝርጉሕልና እምበር ከምዚ ጌርካ ኮመንት ጸሓፉ ሸር በልዎ እንዳ በልካ ንዓና ኣይ ጠቅመናን ዩ ን ዓናስ ናብ ንስሓ ቁዱስ ስግኡን ኩቡር ደሙን ናብ ፍቅሪ ክርስቶስ ዘብጽሓ ፍረ መንፈስ ቁዱስ ንፈርየሉ ዳ ስበኩ መምህርና እምበር እቲ ናይ ዲ . ኣስመላሽ እኮ ኣብ መንበር ቆፍ ኢልካ እንዳ ኣቃናበርካ ን ዩቱብ ኮፍ ኢልካ ኣይ ተማህረን ኣብ ቤተክርስትያ ጉባኤታትን ዝተማህር ዩ እንታይ ማለተይ የ ኣብ መምበር ኮፍ ካብ ዝበለስ ዝጎይ ዘሎ ዩ ዝዕንቀፍ ምዕንቀፍን ቃል ምውዳቅን ክህሉ ይክእል ዩ ምዝርራብ ቅድም ምሓሸ ይብል ካብ ናብ ዩቱብ ጉያ ምስ ድፍረት ኣይ ትቁጸሩለይ ፈውሲ ምህረቱ ይላከልና
@mebrhitamanuel3090
@mebrhitamanuel3090 6 месяцев назад
ሰላም ኩሉኩም ደቂ ኢመ ብራሃን ኣሕዋተይ ቀዲም ምምላስኩም ነስተዉዕል እዞም ኣሕዋተይ
@semeretekile1124
@semeretekile1124 6 месяцев назад
Ezigaebhier mihiret yewuridelina
@mebrhitamanuel3090
@mebrhitamanuel3090 6 месяцев назад
ኣንቱም ኣሕዋተይ ብዉሽጢ እንተኮይኑ ደኣ በይን ኪንማሃሩን ክንፈልጦን
@okubazghihabte4072
@okubazghihabte4072 6 месяцев назад
መ ዲ አሽመላሽ ተሰሪሓ ዘተወደአት ማለቱ ነዛ ነፍስና ዝኮነት ቤተ ክርስትያን ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ። ካብ ሰብ ምምሃር ተከልኡ ዘይትማሁ ኣንቱም መምህረይ።
@debresina5517
@debresina5517 6 месяцев назад
ገደደ ነፍስና ኸ ዘይተወድአት ዘይፍጽምቲ ጌሩ ድዩ ሰሪሕዋ ፈጣሪ። ደሓር ከኣ እዛ ዘለናላ ቤተክርስቲያን እንዳበለ ንምንታ ከሙ ኢሉ ዘይምልስ ባዕሉ ተርጋማይ ትኾነሉ ዘለኻ እሞ ኣብ ሚድያ ወጺእኻ ተርጉምካ ኣምህር
@okubazghihabte4072
@okubazghihabte4072 6 месяцев назад
ማቴዎስ 18:7፤ መዓንቀፊ ኸይመጸ ኣይተርፍን እዩ እሞ፡ ወይለኣ ንዓለም ብሰሪ መዓንቀፊ። ምናዳ ነቲ ብሰሩ ስሕተት ዚመጽእ ሰብ ወይለኡ።
@ermiasbeletse2144
@ermiasbeletse2144 6 месяцев назад
​@@okubazghihabte4072 መፈራርሒ ዲኻ ሓሲብካያ ባዕሉ መልሲ ዘይህበሉ 🙈
@khtt8663
@khtt8663 6 месяцев назад
Sebat sle zkonna fzumat aykonnan ezi ab tegbarna eyu​@@debresina5517
@FutsumbrhanKahsai-oe3no
@FutsumbrhanKahsai-oe3no 6 месяцев назад
ኣይኮነን ድያቆን ኣስመላሽ ጸቅጡ ዝምህረሉ ዝነብረ ብዛዕባ ህንጻ ቤተክርስትያን እዩ ።ዳሕርይ ከኣ እግዚኣብሔር ንኣዳም ምሉእ ግይሩ እዩ ፈጢርዎ ኣዳም ብዓሉ እዩ ናጽነቱ ተጠቂሙ ኣብ ሓጥያት ዝወደቀ።
@germiasghebrezgabher9021
@germiasghebrezgabher9021 6 месяцев назад
ሰላም ምእመናን። በጃኹም አብ ሱባኤ ኢና ዘለና። ሕጂ ንናቃቀፈሉ ግዜ አይኮነን አብ ሐዘን ኢና ዘለና ከመይ አርኩምኩምሉ ሕጂ ምንቃፍ። ፍቅሪ ክርስቶስ ብዉሑዱ እንተሊና እቲ ምእንታና ዝተኽፍለ ዋጋ ዘኪርና አድህቦና አብ ሱባኤ ንግበር። ከም በዓል ዲያቆን አስመላሽ ዓይነት አገልገልቲ ግን ህዉክ ኢልካ ምንቃፍ ምጉያይ ምእመናን አብ መማህራኑ እምነት ከምዘይሕድር ምግባር ስለዝኾነ ብትዕግስትን ጥበብን መድረኽ ጌርካ ሊቃዉንቲ ዓዲምካዩ ኔሩ። እንታይ ተጌሩ ኢልካ ጌጋ ክፍትሽ ምዉዓል እንዲዒ አምላኽ ምሕረት የዉርደልና። ዝኸበርኩም ምእመናን አድህቦኹም አብ ስባኤ ንመለስ አድህቦና አብ ጾም ንግበር አብ ከምዚ ናይ ሶሻል መድያ ሐሸዉየ አይንእቶ።
@Mgkmillisium
@Mgkmillisium 6 месяцев назад
መምህር ምሳንይ ይቅሬታኡ ነቀፌታን መኣረምታን ኣብ ሰዓቱን ግዚኡን እዩ ጽቡቅ ደሓር ኣንጻር ቤተክርስትያን ዝሰበኮ እንተዝከዊን ነይሩ መኣረምታ ጽቡቅ ነይሩ ኣብ ሓደ ምሳካ ንዝጎዪ ዘሎ ኣብ ሜድያ ወጺካ ምንቃፍ ግን ምስ ክብረትኩም ውን ዝከዪድ ኣይኮነን ናይ ውልቁኩም ባእሲ እንተ ኣሎ ድማ ክትረዳድኡ ፈትኑ ኣይኮነን ንዝጎዪ ምዕንቃፍ ሕመቅኩም እዩ ዝነግር ዘሎ ምስ ይቅሬታኡ ኣብ ካልእ እንተትጥቀምሉ እቲ ፍልጠኩም ጽቡቅ ነይሩ
@MissghinaAmanuel
@MissghinaAmanuel 6 месяцев назад
ኦ እግዚኣቢሄር ኣቦይ ምሕረትካ ለኣኸልና መን ዩ ጽቡቅ ዘሎ ደኣ
@yemanegoitom3387
@yemanegoitom3387 6 месяцев назад
@@abeba123-b9t how? gega naymen tisem aleka
@edenmoments9931
@edenmoments9931 6 месяцев назад
Ajokum ahwatey kulu kere yu bhali Amlak kulu ente bfltet ente bzeyfltet shtan gdn yu kegatm mknyatu Kal goyta ayhalfn eyu ajona lbna ayseber
@WediWedi-r2s
@WediWedi-r2s 6 месяцев назад
. ​@@abeba123-b9t ዲ/ን ኣሽመላሽ ጌጋ ኣሎ ከይተረድኣካ ዲ/ን ኣሽመላሽ ቁኑዕ ኣሎ ኣይብሃልን ኢዩ ።
@AndeAsfahale-lp1mb
@AndeAsfahale-lp1mb 6 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህር ጌታ ሓውና ብሓቂ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ንሓቂ ንሓሶት ብዘይ ኣፋላላይ ብምባልኩም ጽብቅ ተግሳጥ ምሃብ ኣብ ግዙኡን ሳዓቱን ጽቡቅን ኢዪ:: ዲያቆን ኣሽመላሽ ሓውና ይቅረታ ክሓትት ይግባእ:ፍጽምቲ ንቤተክርስትያን ፍጽምቲ ቤተክርስቲያን ኢያ ዘላትና ናሃትካ ከም ቅኑዕ ናይ ካልእ ጌይጋ ኣብ ቅድሚት ስለ ዘለኩም ቅኑዓት ከም ዘለኩም ንነብስኩም ኣተዐብዪ ተጋጊካ ክትብሃል እንተሃሊካ ኣብነት መምህራን ኩን ገይጋካ ኣሚንካ ይቅረታ ሕተት::መርጌታ ዘኣማኒኤል ሓውና ጸግኡ የብዝሕ
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 6 месяцев назад
እቲ ክርዳድ ዝበሎ ግን ንመእማናን ሕማቅ ግብሪ ዝገብር ኣሎ ጽቡቅ ግብሪ ዝገብር ኣሎ ኣብ ግዜ ፍርዲ ጸብጻብ ክህበሉ እዩ ንምባል ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ
@HabenmehariHaben
@HabenmehariHaben 6 месяцев назад
ኣጀካ ኣብ ገንካ ኣለና ንሃይማኖት ተቃለስ መምህርን መገስጽን አስካ ጥራይ አካ ዝለካ, ዲያቖን ኣሽመላሽ ግን መልሲ ክህበሉ ኣለዎ ።
@alula763
@alula763 6 месяцев назад
መማህራን ብሚድያ ክትነቃቀፉ ጽቡቅ ኣይኮነን መማህራንኩም ብሃባር ቀሪብኩም እንተትታአራረሙ ጽኑቅ ምኮነ እምነቱ ኣክቢሩ ዝከይድ ምእመን ዕንቅፋት ኣይትኩንዎ ። ንዝተጋገ ኣምላክ ብዓይነ ልቦንኡ ይኣርሞ❤❤❤❤❤❤
@goytayadlenie9573
@goytayadlenie9573 5 месяцев назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን መምህርና ብዝተረዳኩም ጹቡቅ ሓሳብን መግለጺን መልስን ። ግን ኣብዛ ስብከት ኢዚኣ ነረ ኢየ ብኣካል ተሳቲፈ ነዚ ዝገለጸሉ መክንያት ድማ ኣብ ስዊዝ ትበሃል ከተማ ዙሪክ ንዓኣ ንምግላጽ ነታ ቤተ ክርስትያን ኢዩ መምህርና ኣቡኡ ዞሎ ኩነት በሓሓቂ ብምሉእ ሓይሊ ኣምላክ ንሰብ ኣንቂሑ ንስኩም ከኣ ከም ኒቆዱሞስ ትሕት ኢልኩም ሕተቶትዎ ካቡእ ብሩህ ኩኮነልኩም ። ኢታ ቤተ ክርስትያ ኣብ ስራሕ ኢያ ዘላ ጊና ኣይተዛዘመትን ። ንከምዚ ዓይነት ትምህርታት ኣቀዲምካ ረኪብካ ካቦኦም ካቦኦም ግብረ መልሲ ረኪብኩም ተዛረቡ በጃኩም ነዚ ህዝቢ ካሉኡ ይ ኣክሎ ተናዊጽኩም ኣይተናውጽዎም ንዝተጋገኩዎ ኣብ ጾሎትኩም ድኩም የ ።
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 6 месяцев назад
ኣብ መድረክ ብምጻእክ ንኦርቶዶክስ ክትምስክር ነመስግነካ ዘኣማኒኤል ሓውና እንተ ናይ መምህር ኣስመላሽ ከኣ ሓደ ንማስምመድያ ኢሉ ዝሰበኮ ኣይኮነን ህዝቢ ዘለው ኣዳራሽ እዩ። ነዚን ናቱ ኣምጺኢካየን ዘለካ ከኣ ብክፍኣት እዩ። ምክንያቱን ንስካ ክምህር ኮሎ ኣቡኡ ነርካ። ናይ ዲያቆን ኣስመላሽን መርጌታ ማሓሪን ከኣ ትምህርቶም ኣዝዩ መስጢራዊ ስለ ዝኮነ ኣክርድኣካን ኢዩ። ብዛዕባ ስላሴ ማዕረ ንምባል እዩ፡፡ ንቤተ ክርስትያን ከኣ ብክልተ እዩ ዝገልጾ ዘሎ፡፡ ድንግል ማርያም ካብ ንስካ ዝሰበካዮ ወይ ካብ ዝመሃርካዮ ንላዕሊ ብመምህር ኣስመላሽ ተስቢካ እያ፡፡ በጃ መርጌታ ዘኣማኒኤል ዮትብካ መዕብይ ኣይትግበር እንተ ተጋግዩ ኢልካ ካብ ምድግጋም መልሰሉ። ደሓር ከኣ እቲ video ምሉእ ኣምጻዮ ኣቡኡ ስለ ዘለካ ኮፍ ኢልካ ንስካ።
@e-jg5gc
@e-jg5gc 4 месяца назад
Nay bhaqi
@filiphili7860
@filiphili7860 6 месяцев назад
ትክክል
@amanuelmehari3624
@amanuelmehari3624 6 месяцев назад
እግዛኣብሄር ምሕረት የውርደልና ።ሕጂ ካኣ ኣብ ግዜ ጾም ድያብሎስ ጉዳይ ጾምና ከይንገብር ካልእ ንጾምና ዝፈታትን ጉዳይ ሒዙ መጺና። ጉዳይ ጾምናን ጸሎትናን ንግበር ሓሳብና ኣብ በለካ ለኽዓካ ከይነሕልፎ። መምህር ዘኣማኑኤል ካኣ ቅድስት ቤተክርስትያን ሲኖዶስ ኣለዋ ኢንድዩ ወይ ሃገረ ስብከት ብኡ ብውሽጠ ውሽጢ ቅድም ዘይትረዳድኡ።
@fyorimnet4925
@fyorimnet4925 6 месяцев назад
ኣብ ገሊኡ ምዝርራብን ምርድዳእን ዘድልዮ ናይ ኣባሃህላ ኣሎ ኣብ ገሊኡ ድማ እርማት ዘድልዮ ኣሎ ።ስልዚ ካብ ናይ ጽልኢ መንፈስ ወጺና ብኸምዚ ኩሉ ዓለም ኣብ ዝሪኦ ሚድያ ዘይኮነስ ብውሽጢ ክትራኸቡ ኔርኩም ብኸምዚ መንገዲ ክኾውን ኣይነበሮን።ንጌጋ ብጌጋ ኣይእረምን'ዩ።ድሕሪ ሕጂ ብኸምዚ ንኻይኮውን ለበዋይ ይማሓላልፍ።
@samuelyehdego
@samuelyehdego 6 месяцев назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና .ቅድስት ቤተ ክርስትያን መጋቤ ምሥጢር ኢላ ዝሰመየትኩም እኾ ምሥጢራት ናይ ቤተ ክርስትያን ክትምህሩ እያ ።ግና አይተመጋብና አይስተና ! ካልእይ ድማ አብ ዓብይ ጾም ሕዝቢ ጉዳይ ስግደት ጸሎት ጾም ድአ እንበር ባእሲ አይመድለየን ኔሩ ብዝኮነ እግዚአብሔር ሓድነት ይሃብኩም 😮 እቲ ምግብና ግና ንምዕስ እዩ
@kesetetesfab6321
@kesetetesfab6321 6 месяцев назад
Kbur hawey Nay memhrna Diaqon Asmelash eta zmahara eba sdedeley bejakha.
@TsegayAdisu
@TsegayAdisu 6 месяцев назад
ስለቲ አርማት ቃለሂወት የስምአልና መምህር ቀዶምኩም ግን ተዘራሪብኩም ዶ ትኮኑ ይቅርታ ግን ከምድፍረት አይትቁፀርዎ ንስኩም ናይ ቤተ ክርስትያን መምሃራን ኢኩ ብሓደ አይኒ ከአ ንሪአኩም
@abuneendryas203
@abuneendryas203 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@nestereandebrhan1642
@nestereandebrhan1642 6 месяцев назад
ብመጀመርታ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ከመይ ኣለኩም ብምቕጻል በጃኹም ብስም እግዚኣብሄር ክልምነኩም መጛሰ እግዚኣብሀር ፋሕ ኣይተብሉ ኣነ ነቲ ንጌጋ ጌጋ ምባል ተቃውሞ የብለይን እንተኮነ ግን በጃኩም ቅድም ብውሽጢ ተኣራረሙ እንተዘይኮይኑ ግን ካብ ጥቕሙ ጉዳቱ ይበዝሕ ኣሎ ብዘይ ንሱ ድኹማት ወለዶ ኢና ካብ ቤተክርስትያን ንምውጻእ ንእሽተይ መመክነይታ ተድልየና ወለዶ ስለዚ በጃኹም ብውሽጢ ተረዳ ድኡ እሞ ብሓንሳብ ናብ ህዝቢ ትቀርብሉ መንገዲ ፍጠሩ ደፊረ እንተኮይነ ይቕረ ግበሩለይ ሰሰናዩ
Далее
Women’s Celebrations + Men’s 😮‍💨
00:20
Просмотров 2,8 млн
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
КОТЯТА НАУЧИЛИСЬ ГОВОРИТЬ#cat
00:13
በእንተ ዲያብሎስ መሐሩነ ሥላሴ!
28:28
Women’s Celebrations + Men’s 😮‍💨
00:20
Просмотров 2,8 млн