Тёмный

መንዩ - ሓቐኛ ታሪኽ ስብሓት ኤፍሬም - who is General Sebhat Ephrem 

Gize ግዜ Media
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 30 тыс.
50% 1

News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here ru-vid.com/show-UCRkZ... theasmeraeritrea@gmail.com
© 2021 Copyright_Gize ግዜ Media

Опубликовано:

 

17 июл 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 92   
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 Год назад
እቲ ዘሕዝነካ ብእልፊ መሻሙሽ ናይ ሓደ ጅግናን እሞ ኸኣ ክንደይ ታሪኽ ዘለዎ ክትዛረብ ቁሩብ መሓፈርካ።
@embaderho4807
@embaderho4807 Год назад
ኩቡር ሓው ካብ ትጻረፍ ጭብጥታትኻ ዘይተቅርብ: ሥብሓት ኢሰያይስ ዝመልመሎ እሙን ሰላይ'ዩ ነይሩ: ኩሉ እቲ ሓቅታት ብዛዕባ'ዚ እኩይ ስብ ክቃላዕ'ዩ ::
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
ሻዕቢያ ዲኻ?!
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
@@embaderho4807 ትኽክል!!!
@wediansba6551
@wediansba6551 2 месяца назад
Kid gujaf
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 Год назад
Thanks again
@Betri-HaqI
@Betri-HaqI Год назад
ኣምበሳ ብ ሓደ ሰነፍ ክላዓል ትሓዝን
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw 2 месяца назад
ኣታ ጎሓፍ ነዞም ጀጋኑ ኣቦታትና ክተቃናጽብ ትውዕል ዋና ሜድያ ሓደ ብፍካ ተምጽኦ ለውጢ የለን ክንደይ ትክፈል ንኤርትራውያን ጀጋኑ ዶውን ክትገብር ከዳዕ ማዳ ሃገር
@sabazeromtesfai7502
@sabazeromtesfai7502 Год назад
ኩሉ ከም ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ሀ😍🇪🇷💐🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️💕💕💕
@mehariwelderufaelwelderufa1346
Entay nmbal Ela wey nmbsah IKA Tarik jgna jeneralna amcikayo hji hagz ntegaru dyu tarneb esub🇪🇷🇪🇷💪
@user-tk3sz3cz2x
@user-tk3sz3cz2x Год назад
Kensha u ka
@user-ke8kl9xr7s
@user-ke8kl9xr7s 25 дней назад
Aye xebebti bejeka hmak henti maelti xubuk keytezarebkum kitmotu emo hijis xubuk garna tefalitna ena beal wuchu beal wedi efram mewedadirti zeybulom jeganu kemzi kemakum xebebti awrajawan zilaelu aykonun duhurat hibreteseb
@t.b6302
@t.b6302 Год назад
Ohhh bizaeba wedi efriem elkum si amsilkum politica kitserihu fetikum ala agame shitrakum dewuru kulom halftina nana eritrawien eyom zimilket
@chisjohnson
@chisjohnson Год назад
He looks like Solomon Wolday currently
@hiabukifle4638
@hiabukifle4638 Год назад
Wrong analysis about Sebhat Efren,please make corrections.
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
ስብሓት ከም ውልቀ-ሰብ ጻሕጻሒ ኢዩ። ንበይኑ እንተደኣ ረኺብካዮ፡ ከም'ዚ "ጄነራል" ዝርዕድ ሰብ የልቦን።
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 2 месяца назад
ደቂ ባህታ ባዘሊን ረሰሓት ደቂ ሩሹናት መንካዕ😂😂😂😂
@remziremzi5829
@remziremzi5829 Год назад
🤘🐴👈😢
@henokgebremeskel6284
@henokgebremeskel6284 10 месяцев назад
ጸሪፈ ኣይ ፈልጥንየ ኣብ ኮመንቲ ሰነፍ ምበልኩካ ኔረ ግን ኣየድልየንንዩ ።ብጀጋኑና ከይ ትመጹና ።ዘየለ ታሪክ ኣይተማሕላልፍ ቅድሚ ምዝራብካ 2ተ ግዜ ሕሰብ❗️ 14:03 ❤
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 10 месяцев назад
ጀኔራል ስብሓት ኤፍረም ህዝቢ ኤርትራን ብጾቱን ካብ ልቢ የኽብርዎ ክብሪ ትነፍግዎ ንስኻን ከምዚ ከማኻን ትኾኑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@primokorso1058
@primokorso1058 Год назад
Where is he now? How is he doing?
@tesfamhretgebrekristos5627
@tesfamhretgebrekristos5627 Год назад
ኣብ ኩርሲ ኮፍ ኢሉ ኣሎ
@embaderho4807
@embaderho4807 Год назад
@@tesfamhretgebrekristos5627 ከፊኡዎ'ዩ ዞሎ: ነቲ ዓይነ-ስውር ፊሊፖስ'ውን ከርክበሉ'ዩ :: የማነ ህበይ'ውን በኣብራሃም ተጸፊዑ ዝኸይድ::
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e Год назад
ጽቡቕ ትምህርቲ ዝሓዘ መግለጺ: ሰላሕታ ወዲ ኤፍሬም:: የቐንየልና::
@issakhaileslassie3736
@issakhaileslassie3736 Год назад
No
@jklmnk9596
@jklmnk9596 Год назад
Behateftef nay youtube mela kebdu aytkun hataf... Wedi Eprem jegna Eritreawi eyu.. I met him in the 80's in Los Angels, he seems kind and polite. I don't know what you're trying to say?
@remziremzi5829
@remziremzi5829 Год назад
🐴🐴🐴🤘☝️🦊anewin ab hishkbn amberbebin deqenistio endamerexe yetrf yrakeb kali ytref si abtalim keybexiha zitechewya deqi akria jeberti yberareulen nearom bitami jegna polite 👈🐴🐴📛👌🤚😢
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
U met him once and u give testimony. Stupid!!
@sabazeromtesfai7502
@sabazeromtesfai7502 Год назад
ንሱስ ኣብ ዓዱ ኮይኑ ጅግንነቱ ኣመስኪሩ ንዓይ ጀነራል ዘይኮነስ ናይ ኤሪትራ ፕረሲደንተ ናይ ኤሪትራ ስብሓት ጥራይ እዩ ከምቶም ከዳዓት ምስ ወያነ ኤሓሊፎም ዝመክሩ ኣይኮነን ስለዚ ኣይትተሃወኽ ኣይትተሃወኽ ቀሪብና ኢና ናይ ኩሉ ጉድ ኽጋሃድ ካባካ ጀሚሩ ሰብ ብዘረባ ዘይኮነ ዝኣምን ብጭብጢ ኣሎ ዝጋሃድ ተክኖሎጂ ምስጭብጢ እዩ ጊዚኡ ሕጂ 2022 ኢና ዘለና የቀንየለይ👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zemehretweldemariamandehai6697
ዘይመዛንኻ አይተልዕል ።
@chisjohnson
@chisjohnson Год назад
I'm sorry, about my profile photo currently
@filmonissac4484
@filmonissac4484 Год назад
Men zey bella keybleka suk endo bel wedza timar!!!!!!!!!!
@berhetensea451
@berhetensea451 Год назад
BZAEBA EZI ANCHUWA TETEKIMOM ZEGHOHAFUWO DERBAY MEZRAB AYEDELN IYU . EZI GHAUNA NAY AFRICA ZEMESEL HADE KABTO GUJLE AREGHAWIAN WAGHA LABO IYU.
@youtubecom-mz1zz
@youtubecom-mz1zz Год назад
ዝረሳዕካዩ ወዲ ኢፍረም ብሓሶት እውን መባጻጽሒ ናብ ኢሳያስ እንተባህለ ዝሕመ ሰብ ኢዩ።ስሪሒት ፎርቶ ጋሪቫልዲ ብታንከኛ ወድዓሊ ዝፍለጥ እውን ተሓታቲ ብክድዓት ዝፍለጥ ስብሓት ኢዩ ይብሉ ሰባት።
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 Год назад
Deki sheramut ekum nskum hasewti akmin kieletin zeybilkum senefat.
@ruthh1755
@ruthh1755 Год назад
Wela ni G 15 ezi hasawi eyu ahilifu hibiwom ed shenahit xenahit edu rekibato la..
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
@@misghinagheb9692 ኪድ ነቶም ኣብ እንዳ ሜስ ዝዓበዩ ኣያታትካ በሎም። ሕልኩስ!!!
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 Год назад
@@samuelghebreghiorgis5603 senef kurmuy agame nsaya akmika Adrashakin telephone kin sdediley hiji mexiye asnanki kergfeki kondaf agame gex tigray tiewet.
@moss446
@moss446 Год назад
Eza channel nay seleya higdef eya please becareful guys
@muluemebrahtom2672
@muluemebrahtom2672 Год назад
እቶም ነቲ ጅግና ጀነራል ስብሓት ኤፍሮም ትጸርፉ ወይ ተዋርድዎ ዘለኹም ክንዲታ ፊጥ ኢሉ ዘርስሓ መንዲል ኣይትመጹን ናይ ብሓቂ ኢኹም ተሕዝኑ ክንዳኻ ዘይኣኽላስ ብኣኻ ይዋዓላ ኢዩ ነገሩ ብህሎ ናትኩም ግን እንታይ ይብሃል ኮይኑ ምሕረት የውርደልኩም ፈጣሪ።
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
ክንዲ ጭራም እትፈልጦ ነገር የብልካን። ሃታፍ!!
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
@@peacefuleri1805 እትፈልጦ ነገር የብልካን። ርሙስ!!
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j Год назад
ዘመድካ ዲዩ ኣታ ወዛል
@berhetensea451
@berhetensea451 Год назад
you are first class zombie Seket
@sarahtesfai4740
@sarahtesfai4740 Год назад
ብዛዕባ ክቡር ጀነራል ስብሓት መግለጺ ክትህብ ብቕዓት ወይ ሞራል የብልካን::
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Год назад
ለቕላቒ ዝኾነ ጀነራል ስማዊ ጀነራል ዩ መወዳእትኡ ድኣ ናይ ኢዱ ረኺቡ እምበር ሙሽሙሽ ጀነራል ኢሰያስ እምበር ጀነራል ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ጡፉእ
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Год назад
ብላሽ እዩ መጻወቲ ኢሰያስ እባ ኮይኑ መስኪናይ መስጣ ሕዝቢ ኤርትራ
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j Год назад
ስብሃት ጅግና ኣይኮነን።
@simonmisgun5237
@simonmisgun5237 Год назад
በዓል 4 ኮኾብ ምባል ገዲፍካ። በዓል 4 መልሓስ እንተ ትትርኽ ሰብ ምተረዳኣካ። ኣበይ ኣሎ? ንዝበልካዮ ኣበይ ክህሉ ትፅበ? ንስለ ናፅነት ዝቐዘፎም ለይለይ መንእሰያት ዝኸሓደ። ናይ ገድሊ መዛንኡ ንስለ ፍትሒ ክትስኡ ንሱ ኣብ ጥልመቶም ጠጠው ዝበለ። ስርሒት ፎርቶ ጅግና ወድ ዐሊ ብምስምስ ስዉኣት ዘበርዓነ። መወዳወኣእታ ጠላም ዓስቡ ረኺቡ። በቲ ዝኣምነሉን ሃገርን ህዝብን የሕሊፋ ዝተገዝኦ ጣኦቱ ዶምዙ ወሲዱ። እንተስ ከም ድሙ ኣብ ጓሓፍ ወይ ብለይቲ ተቐቢሩ አሎ። ወይ ድማ እቲ ንሪኦ ዝሓገና ሃመ ምኡ እሽ ከምዘይብል ጌሮም ስጋ ለበስ ሓወልቲ ጌሮሞ ኣለዉ። ወይልኣ ጠዋሪቱ!
@betheltedros3892
@betheltedros3892 Год назад
ኽሊል ዘይኮነስ ሃገር አዩ ኣምጺኡ ጂግና አዩ
@ruthh1755
@ruthh1755 Год назад
Ed shenahit xenahit ya nay edu rekibu lo
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
@@betheltedros3892 ሃገር ዘምጽኡ ሓደው ስዉኣት'ዮም ወይ ከኣ ሰነሰኩላትዮም። ዓጀውጀው ኣይትበል።
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq Год назад
General Blash Konto kab konto dikum hilina albo key mote zimote kelbi Isias
@regenmehari3064
@regenmehari3064 Год назад
ስብሓት ጎልፎ ሙሽሙሽ ቦሎ የማናይ ኢድ ኢሰያስ ኮይኑ ነንዝመጽኤ ለውጢ እንዳዓንቀፈ ድሕሪ ምምጻእ ኣብ መወዳእታ ድማ እታ ዘይተናሕሲ ኢድ ኢሰያስ ረኺባቶ ብዘይ ክብረብ ሞት ከልቢ ሞይቱ ።
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 2 месяца назад
ረሳሕ ዓጋመ ድቃላ
@2468justinbieber
@2468justinbieber Год назад
ወይ ሃለውለው ።
@eyobabay8538
@eyobabay8538 Год назад
ኣርእስትን መግለጽን በበይኑ ኣሎ so ....ተጋጊካ
@wediansba6551
@wediansba6551 Год назад
ስብሓት ኤፍሬም resha aremen leba wedi shermuta
@nathanaelhani2660
@nathanaelhani2660 7 месяцев назад
Fulut agameguzay eka 😂
@wediansba6551
@wediansba6551 7 месяцев назад
yes i am 100%@@nathanaelhani2660
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 2 месяца назад
ወዲ ባዘሊን ባህታ ገይ😂😂
@tekhlehaimanotgebre5447
@tekhlehaimanotgebre5447 Год назад
ኪድ ጉማማ
@samuelghebreghiorgis5603
@samuelghebreghiorgis5603 Год назад
ንስብሓት እንተደኣ ኾንካ ኣይተጋገኻን።
@tfanus6421
@tfanus6421 Год назад
አየ ኤርትራውነት፡ ቅድሚ 20 አዋርሕ አቢሉ አቅሪብካልና ዝነበርካ ካላአይ ክፋል ዘይብሉ ክንሱ ካላአይ ክፋል ክቅጽል ኢዩ ኢልካ፡ ሕጂ ትደግመልናስ ብኸምዚ ዓይነት አሽካዕላል ሓበረታ ሂብካ ማለት ዲዩ፡፡ ኤርትራውያን እንታይ ኢና ኾና እዚ ታሪኽ መሲሉካ እምበር ወረ ኢኻ ከተውሪ ጸኒሕካ፡፡ I feel very sad to hear this unknown information again and again in 21 century. Shame on you 🙈🙊🙉
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e Год назад
T Fanus ፋኖ:: ሓቂ ተተደጋገመ: እቲ ሓሶት ዝለመደ የእዛንካ በሊዕካ ዶ:: ኣጆኻ ሓቂ ኣይቀትልን እዩ:
@tfanus6421
@tfanus6421 Год назад
አያ አዲኡ ካላአይ ክፋል ዘይብሉ ይደጋግመልና አሎ ማለትሲ ሓሶት ትሕሱ አሎኻ ማለት አይኮነን፡ አስተውዕል ካብኡ ተበጊሰ እየ አይትደጋግመልና ዝበልኩ፡ ደሓር ከአ የንብበልና እኮ ኢዩ ዘሎ፡ ነቲ ቅድሚ 20 አዋርሕ ዘንበበልና ይደግመልና አሎ፡፡ ካላአይ ክፋል ድማ የብሉን ካብዘየሎ ከምጽእ አይክእልን ኢዩ፡፡ ብኻልእ አዛራርባ የውሪ ኢዩ ዘሎ፡፡
@tfanus6421
@tfanus6421 Год назад
@@user-fk7zz6bh1e ሓቂ ዝዝረብ ተሓቢኡ አይዛረብን ኢዩ፡፡ ሓሳውን መዳናገርን ግን ብድሕሪ መጋረጃ ወይ ድማ አጸልምት አቢሉ ከምዚ ሓውና ወቃሪ ማለት ኢዩ፡ ሽሙ እኳ ዘይነገረና፡፡ ብኸምዚ ዓይነት ሓበረታ ድማ ክንምዕብል አይንኽእልን ኢና፡፡ and please don’t west your time there is no second addition. 😞
@moss446
@moss446 Год назад
Sfhat loqmax Medenaageri nay iseyas afewerki agelgali eka naarka asey kea gebereka loqmax
@user-leew
@user-leew Год назад
Hateftef endo gdefo tariku nebere koinu eyu
@ruthh1755
@ruthh1755 Год назад
Alo do ke bihiwet???
@user-leew
@user-leew Год назад
@@ruthh1755 ምህላው ሲ ኣሎ ኣይነበር እዩ
@remziremzi5829
@remziremzi5829 Год назад
👌🐴🐴🐴👈💪🤚😢
@eriqlafront5150
@eriqlafront5150 Год назад
ጋሕ ይበል ወዲ ርግምቲ ጓሓፍ ሰሪ እዚ‘ዩ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዘመኑ ርእይዎ ዘይፈልጥ ሕሱም ባርነት ድከቱ ሰትዪ ዘሎ !
@benniebb6877
@benniebb6877 Год назад
ክላ ከዛብ. ሰሪሕካ ብላአ..... ዘይትፈልጦ ታሪክ ሃተው ከጠው ኣይትበል ... ተራ ዘረባ ናይ ቡን አዩ ሕክያካ
@ahmefomer7372
@ahmefomer7372 Год назад
He is a traitor nothing else.
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Год назад
ክክክክክክክክክክ፡እዚ ትብሎ ዘለካ፡ምላልባት ካልእ ሕቡህ ኣጀዳ ወይ ሸርሒ ክርይህለወካ ኣይፈልጥን፡ምበር።እዚ ታሪክ ነዚ ኣባ ሰውራ ዝኮነ (ፍላስፋ ናይ 21 ክፍለ ዘበን) ዝኮነ ጅግና ጀጋንይ ዝገልጽ ኣይኮነን። ሓሶት + ሓሶት= ፍሽለት። ሓሶት ዝጥቅም ነይሩ እንተ ዝከዉን ንኣመሪካን፡ንጭፍራ ወያነን መጠቀመ ነይሩ።ፈሽሎም ተሪፎም ዓለም ኣብ ኢዶም ሓውያቶም ዘላ፡ህዝቦም ከም ውላድ ከልቢ ይምጭቶም ኣሎ።
@asterkidane2328
@asterkidane2328 Год назад
ኩሉ ሰብ ንወዲ መድሐን በራድ ዝተንከፈ ወያነ አማሪካ ኢልካ ምጽራፍ አመልኩም እዩ በትሪ ሐቂ ትቀጥን አይትሰበርን እሞ እዚ ሰይጣን ኢሳያሰ ንስልጣኑ ክንደየረ ጀገኑ ቀንጸሉ 15 ሚንሰተራት ጋዘጠኛታት አድኦም ትቁጸሮም ኢራኢሮ አስፍርዎም ቀንዲ መገልገሊ ኢሳየስ እዩ ነይሩ ስብሐት አፍረም ምሰዚ ሰይጣን መከሩ መጨረሽኡ ኡይብላእ አይሰተ ሰንኩል ገይርዎ
@user-fk7zz6bh1e
@user-fk7zz6bh1e Год назад
Teklit በረከት ፋኖ:- ኤርትራውያን ሓቂ ክዛረቡ ከለዉ መቸም ቀጭ ቀጭ እዩ ዘብለኩም::
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Год назад
@@asterkidane2328 ክክክክክክክክ፡ዓጁውጀው
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Год назад
@@user-fk7zz6bh1e ክክክክክክክክክክክክክ
@ruthh1755
@ruthh1755 Год назад
@@asterkidane2328 ed shenahit xenahit ya nay edu rekibu lo
@emmahigh4644
@emmahigh4644 Год назад
ወዲ ኤፍሬም ኣንበሳ እዩ።ብሕዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ዝተፈትወ ጀነራል እዩ።እዚ ንስኻ ኣብ ይቱብ ትልፍልፎ ዘለኻ በዚ ናትካ ርእሲ ዝግመት ኣይኮነን።
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq Год назад
How is he a hero and what have he done to The Eritrean people and the result is he got busted for ever being paralyzed by His sepearior Hgidf
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Год назад
ከምዚ ዓይነት ጅግና የሎን ህዝቡ እንዳጸነቱ መስ ውልቀ ሰብ ኮይኑ ዘዳኽር ጅግና የሎን ወኻርያ እምበር
@tesfamhretgebrekristos5627
@tesfamhretgebrekristos5627 Год назад
እንታይ ሓቦቦኻ ድዩ እዚ ሰይቲ ኢሰያስ= ኢሰያስ ክንደይ ውላድ ኣለዎ ካብኡ
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w Год назад
ደም ኣቦታት ኣከለ ጉዛይ ጀነራላት ሓማሴ መጽዮም ወዲኦም ክነብሩ እንትኾይኖም ኤረትራ ኣይወለደትናንን ጌና ኣሰር እዚ ደም ከልቢ ክትስዕቡ ኢኹም
@embaderho4807
@embaderho4807 Год назад
ሓቂ ሥብሓት ከልቢ እሰይያስ' ዩ ነይሩ : እቶም ሕጂ ገዲዶምና ዘሎዉ ኣኻልብ ወያነ ብሽም ኣክለጉዛይ ዝሽቅጡ ኮራኹር ዓጋመ ክም በዓል ልዑል ጋይም መሰልቱን ዎይጦታት ኣሎው::
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w Год назад
@@embaderho4807 እሞ ሃየ እንዶ ሰብኣይ ኩን ደም ኣከለ ጉዛይ ከም ቀደም ከይመስልክን ልኡል ጋይም ጎይታኻ እዩ ክትሰግደሉ ኢኻ
@embaderho4807
@embaderho4807 Год назад
@@user-pn7sj1hp6w ኣፍካ ከልቢ ይሸነሉ : ብጀካ ሓደ ፈጣይሪ ጎይታ የብለይን:: ናይ ቀደም ካብ ኣብጻእካ : እቶም ንሕና ንፈልጦም " ኣከለ-ሳሆ ሰብ ስሬ እናብስ'ዬም ነይሮም : ሕጂ ግን ሕማቅ ዕድል ኮይኑ: ዕባይ ዓዲቀይሕ እና ዝብሉ ናብ ጸላኢ ዝሰለሙን : ኮራኹር ዓጋመ ኮይኖም ክብረቶም ዝሽጡ ንሪኢ ኣሎና:: እዚ እኩይ'ውን ኣስር ኣያታቱ'ዩ ስዒቡ::
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w Год назад
@@embaderho4807 ጌና ካብ ምስ ሓማሴን እሞ ምስትግራይ ዓድቀይሕ ንባዕላ ኤረትራ ስርኡ ዝፈትሕ የብልናንን ሰብኣይ ተኾንካ እዚኣ ኣብ ቅድሚ ሓደ ወዲ ዓድቀይሕ ድገማ ኣኸለ እዚ እዩ ናይ ሰብኣይ ኣነ ግን ትሓታቲ ኣይኮንኩን ደምካ ወይ ምዓንጣኻ ምስ ተዘልዘለ
@embaderho4807
@embaderho4807 Год назад
@@user-pn7sj1hp6w ሓማሴን'ደአ ጎይቶትካ እንድዬም : መን ድዩ " ጥልዕ ጉምብስ ዝብል : ሓማሴን ጅግንነት ኣቦሓጎታቶ " ዓሳውርታ " ዝወረሱ'ዬም : ዑጉመይ ! ሕጂ'ውን ክደግመልካ : ኣከለሳሆ ስብ ስሬ እዬም : ትግራዋይ ክሃድም እምበር ዝዋጋእ ኣይረኣናን : ወያል !
@aronhidray69
@aronhidray69 Год назад
ኤርትራውያንሲ እዚ እካ ክውሕድና ነዚ ንራሻን ኣሜርካን መሬት ቀዳዲዱ ኣላሽ ኣቢሉ ዓበይቲ ኩናት ሓንጺጹ ብክብሪ ክጽዋዕ ዝግብኦ ክንላገጸሉ??
Далее
General Sebhat Efrem Seminar in Asmara Eritrea
9:54
Просмотров 1,1 тыс.
Zeray Deres and Lerenso Tazaz
13:13
Просмотров 114 тыс.