Тёмный

𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ኢሳያስ ክውገድ ጥራይ እዩ ዘለዎ።” ጀ/ስብሓት ኤፍሬም ጉዕዞ ጉጅለ 15ን መወዳእታኡን፡ ብመስፍን ሓጎስ እንክጽወ ((ቀዳማይ ክፋል) 

ERISAT
Подписаться 146 тыс.
Просмотров 63 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @erisat
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 195   
@crownofglory777
@crownofglory777 11 месяцев назад
በዚ ኮይኑ በቲ ኩሎም እቶም ላዕለዎት መራሕቲ ማለት ጀነራላትን ሚኒስተራትን ዝነበሩ : ብሰንኪ ዕላማኦም (ታርጌቶም) ክወቕዑ ዘይምኽኣሎም ንባዕሎም ከም ብዋዛ ጠፊኦም : ነታ ንዓሰርተታት ዓመታት ከርተት ዝበሉላ ሂወት ዓሰርተታት ኣሽሓት ኤርትራውያን ዝጠለበት ሃገሮም እውን ካብ ኣፍ ገበል ከድሕንዋ ኣይከኣሉን። ዘሕዝን እዩ!
@HaileTesfay-m9j
@HaileTesfay-m9j 11 месяцев назад
እንታይ ክዓብሰልና ኢዩ እሞ ዚ ከጉህየና እንተዘይኮይኑ።
@samibereket1798
@samibereket1798 11 месяцев назад
hasawit eleki aleku zeyele zeyneber aytzarebi
@wediadi6788
@wediadi6788 11 месяцев назад
ኣብ ታሪኽ ፖለቲካ ኤርትራ። እቲ ዝዓበየ ጌጋ ናይቶም ንኢሳያስ ዝቃወሙ ባእታታት፣ ካብ ግዜ ምንቅስቓስ መንካዕ ናይ 1973 ጀሚርካ፣ ንኢሳያስ ብሰላማውን ሕጋውን መንገዲ ኢዮም ከእምኑዎ ዝፍትኑ። ኣብ ኩሉ ፈተነኦም ከኣ ግዳይ ኮይኖም ይተርፉ። ኤርትራውያን ክንርድኦ ዝግበኣና ጉዳይ፣ ኢሳይስ ጋኔን ብዘይካ መንገዲ ናይ ሓይልን ተንኮልን ካልእ ዘይኣምንን ዘይርደእን ምዃኑ ኢዩ። ምስ ኢሳያስ ብዝኾነ ይኹን ኣብ ዘይምርድዳእ ምስ ትኣቱ፣ ቀዳመይቲ ክትሓስባን ክትፍጽማን ዘለካ፣ ከይቀደመካ ምቕዳሙ ጥራይ ኢያ።
@resomoscar6112
@resomoscar6112 11 месяцев назад
Neseyas xbuq gerom kem zfeltwo flut eyu keyqedemom kqnxlwo ykelu nerom gn denguyom natom gega neru .
@ZemadEkud
@ZemadEkud 10 месяцев назад
Mesakin Rimom ZsheTu . Qurub aytHafrun !?
@nakfa270
@nakfa270 9 месяцев назад
Traitor speak too much. Ab wug zeywuale yhatr Agametat
@filimongebre8553
@filimongebre8553 11 месяцев назад
ግደፉና እስከ ማዓንጣና ኣይትቅረጹና
@ots2023
@ots2023 11 месяцев назад
መስፍን ብዝሕ መስጢር አለዎ ዝሓበኦ . ናይዝጊ ሚስጢር ከይነግረ ተኻሪጅ . ንውያነ ውይ አምሓራ ጅጋኑ ክመስሉ ይፍትኑ ንኢስያስ ግን ክሓትዎ ድፍረት የለን
@Eyamo-51
@Eyamo-51 11 месяцев назад
ኩሎም ውዱቃት ኢዮም ቢተወደድ ካብ እሱር ቤት ወጺኡ ኣይሕዞሎምን ኢየ ክብል ከሎ እንደገና ካላኣይ ክእሰር ከሎ ነቲ ማእሰርቱ ዝተቀበልዎ ኢዮም ብከይ ኢዮም ንብጻዮም ዘይጠቀሙ ንሃገር ክጠቅሙ እዚ ዝኣረገ ጽንጽዋይ ግደፍዎ ሓዱሽ ወለዶ ተሰኡ ኣሎ ናቱ ታሪክ ሰንዱ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 11 месяцев назад
ቤተወደድ ውን ንባዓሉ ገበለኛ ደም ይእወድ እዩ ማለትካ ዲካ ኣብ 70 80 ታት ዝተቀንጸሉ ምሁራት በላሕትን ቤተወደድ ኣብቲ ግዜ ስጋብ ኣብ ላዕሊ ሕልፍነት ወተሃደራዊ ኔሩ ሶ ገበለኛ ኢዩ ቤተወደድ ውን
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 10 месяцев назад
ዘልአለማውያን የለውን/ የለን ኩሉ ሓላፋይ እዩ ። ...አይነብርን ታሪኽ "ዩ ዝውረስ ! እቶም ወርቃውያን ወለዶታት ብፍላይ መንእሰያት 1960ታት ቃልሲ መስሪቶም ሓርነት አምጺኦም ሀገር አውሒሶም ንዶባዊ ግርጭት ዝመስል ተንኮላትን ጠራዕራዕን አበርዒኖም ፣ ብድሆታት ብጽንዓትን ብኹርዓትን በዲሆምን ይብድሁን አለው ።
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 11 месяцев назад
ክክክክክ ካብ ኢሰያስ ንላዕሊ ገበነኛ ሐሳዊ ወዲ ደንብያ ስብሐት ኤፍሬም እዩ ሃለውለው አይትበሉ ።
@biniambiniam8116
@biniambiniam8116 11 месяцев назад
Baba eseyas edmen tenan yahbka ezen komalt kdmeka k kenfa eyan
@yodittekeste3927
@yodittekeste3927 2 месяца назад
Viva 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@kebaritube
@kebaritube 11 месяцев назад
የደንግጹኻ ቦጅባጃት
@ፍትሒይንገስ-ተ8ረ
@ፍትሒይንገስ-ተ8ረ 11 месяцев назад
ክንደይ ምሁራትን ኪኢላታት እንዳቀተሉን እንዳሰመሙን መጺኦምሲ ንሓደ ኢሰያስ ምካን ሲኢኖም። እዚ ካብ ተሓታትነት ነጻ ኣይገብሮምን ኢዩ። ኩሎም ናይ ኢዶም ኢዮም ረኪቦም። እቶም ዝተረፉ ውን ገና ክስዕቡ ኢዮም። ሕጂ ቆሎ ጥጥቆ ኣይንሰምዕን።
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 11 месяцев назад
ጊስ ሑሱር ወዲ ሑሱራት ጸላማት መጻኢ
@ፍትሒይንገስ-ተ8ረ
@ፍትሒይንገስ-ተ8ረ 7 месяцев назад
ነፋጥ ተጎምባሒ ለሓሲ ህግደፍ ። ወዲዛ ኣምሓራይ ኣድጊ ተደመር ስቂልካ ሓሳክ መዓኮር።
@tesfit2518
@tesfit2518 11 месяцев назад
እዝ መጽሓፍ ብትግርና ብት ቆንቆና ተደርጉማ ናብ ሙሉእ ህዝብና ተትዝርጋሕ ኩሉ ህዝብ ኤርትራ ዝዘንብብ
@mmsaed4630
@mmsaed4630 11 месяцев назад
Every one knows tigrinia.
@KidaneGebregiorgis
@KidaneGebregiorgis 11 месяцев назад
ሐሶት ስለዝኮነ አየድልየናን ኢዩ
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino 11 месяцев назад
​@@KidaneGebregiorgis መን ደኣ ሉ ሓቀኛ ኢሰያስ ፡ መዋእል ከደናግር ክሕሱ ዝነብር የለን ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ሓቂ ክግለጸሉ 30ታት ዓመታት ወሲዱ that's why ኤርትራ እዚ ኩሉ ሽግር ሓሊፉ ፡ ሽግር ኤርትራ ምስ ምጥፋእ ኢሰያስ ከብቅዕ ኢዩ።
@rit6091
@rit6091 11 месяцев назад
@@KidaneGebregiorgis keytgalex dika ferihka?
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 10 месяцев назад
Entay kiabselukkkkkkkkkk tsintsiway libiweled gizie metifi!😂😂😂
@fthi3585
@fthi3585 11 месяцев назад
እሳያሰ ድያብሎሰ ፀረ ኤሬትራዊያን ማነም ኤረትራውያን ዝድገፎ የየለን በዘይካ ሐደ ክልተ ንከበዶም ዝሐድሩ ደናቁረ እቶም ዘተረፋ ዝድግፈወ ደቂ ዓዱ አምሐሩ ደቂ ጎንደረ ደቂ ተንቤን አክሱም እዬም ኩሎም አብ ሰልጣን ኮፈ አቢሉ ዝልእኮም ንአብነት ሐጎሰ ኪሻ ቴንበን የማኔ ሂበይ አክሱም የማኒ ሻረሊ አምበሰቴ ገለባ ዛላንበሳ እቶም ጀጋኑ ደቅባት ዐራዒሮ ወሲዱ አሕቂቁወም አካለ ሱንኩላት ተረፈ ሱዋአትና ረሺንወም እዚ ካሐዲ ደም ነፁሃት ዝሰተየየ መወዳእቱኡ ከም ሰዳም ሑሴን መዓመረ ቀዛፊ ከም ሙባረክ ከም ዝከውን ትፅቢት አለኒ
@selam7603
@selam7603 11 месяцев назад
You are 💯 right You know all
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 11 месяцев назад
Is that a fiction? Please EriSat stop this 🙏🙏🙏
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 11 месяцев назад
Abona mesfun ms ezi Kulu bikatu biselemawi elu mihsabu tegagiyu eyu.
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 10 месяцев назад
ኣሪትራውያን ገንዘብን ስልጣንን ተረኪቦም ኣዲኦም ክሃርዱ ድህር ዘይብሉ ምድረ ኣጋንንቲ አዮም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
ምስ ኩሉ ድኽነቶም መንነቶም ዘይኽሕዱ ዓፋርን ሶማልን እዮም ካሊእ ተጋሩን ኦሮሞን ኣምሓራይ ተቀይሮም ነብሶም ይምንጭቱ
@dawitjigna
@dawitjigna 11 месяцев назад
አገዉ ዓርከይ ድሐንዶ እተን ደቂ ሐዎቦኻ እኮ እየን ግዳይ ቁዋንቁዋ ቤተ መንግስቲ - አምሐርኛ ለሚደን - ቁዋንቁዋ አገዉ ተዳኺሙ፥ ልዕሊ 65% አምሐራይ አገዉ እዩ ከም ዬኒ ማኛ እቲ ኻልእ ቅማንት ሺነሻ እዩ - ሩኹሳት አቦሑጎታትካ አገዉ ገዲፈን አምሐርኛ ዝዛረባ ኾይነን።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
ኣምሓራይ ዝብሃል መንነት የሎን ንምንታይ ደኣ ተጋሩ ትግራይ ክሳብ ሕዚ ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ዘለኹም ?
@dawitjigna
@dawitjigna 11 месяцев назад
አገዉ ዓርከይ ድሐንዶ እተን ደቂ ሐዎቦኻ እኮ እየን ግዳይ ቁዋንቁዋ ቤተ መንግስቲ - አምሐርኛ ለሚደን - ቁዋንቁዋ አገዉ ተዳኺሙ፥ ልዕሊ 65% አምሐራይ አገዉ እዩ ከም ዬኒ ማኛ እቲ ኻልእ ቅማንት ሺነሻ እዩ - ሩኹሳት አቦሑጎታትካ አገዉ ገዲፈን አምሐርኛ ዝዛረባ ኾይነን።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
@@dawitjigna ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ሳዕቤኑን ከ ? ተንኮለኛ ኢሳያስ ዓቢ ዕጥቁ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረብ ሰብ ብሰይጣናዊ መንፈስ ስለዝሳቀዩ ፈሊጡ ን18 ዓመት ደቀ ኣስመራ ኣምሓራይ ስነልቦና ሒዞም መንፈሶም ሸይጦም ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩ ጌርዎም መታን ከም ባራዩ ድላዩ ክገብሮም
@dawitjigna
@dawitjigna 11 месяцев назад
@@adamhanibal3935 ቁሩብ ሀዉቲትካ፥ እቲ ራዕድን ጅማሮ ዕንወት መሰረታዊ ባህልን ሰነ ልቦናን አብታ ቁራዕ ናይ ሳዋ እያ ትጅምር ፥ካብኡ ንንየዉ ሀድን መንእሰይ ይቕጽል እቲ ምምሕርሐር አብ ትግራይ ሰፊኑ እኩዋ ተነበረ ብረታዊ ቓልሲ ወያነ ምስ ሐየት ህዝቢ ትግራይ እቲ ሙንነትን ቁዋንቁዋን ስነ ጥበብን አብጥርዙ በጺሑ እዩ አይተጋንን ጸማም ሐደ ደርፉ አይትኹን፥ ካብታ ስደት ካብ ብቖልዓኻ ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ ምኒን ክትብል ክሳብ ሕጂ እርጋን ከየቃላጥፈልካ ወዲ ሚኪን ዓርከይ።
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 11 месяцев назад
እቶም ን ኤሰያስ ብሰላም ጥራሕ እና ከነወግዶ ንኽእል ዝበሉ እዮም ገገናታት ::
@abrhamabrham1750
@abrhamabrham1750 11 месяцев назад
Wedi medhin berad texawitlna Ahhhhh aytatna grhnkum riu teblxlkum
@kedishmikael4143
@kedishmikael4143 11 месяцев назад
ጽንጽዋይ ሻዕብያ ኣይውዳእን እዩ፡💔
@ZemadEkud
@ZemadEkud 10 месяцев назад
Kndzi Mfkuas aLo d'yu !? Ayy Mesfin !? Gena Twerid aLekha ........ KLite'sae teraikha .
@Robelsoimon
@Robelsoimon 11 месяцев назад
ቀዳማይ ጌጋ ን ኢሰያስ ቀቲሎም ስልጣን ዘይምርካቦም ግዳያት ኮይኖም ኢዮም ሓለፍቲ ኤርትራ፡ደሓር ን ዓና ን ሰራዊት ለኪሞሙና፡ኣብ መወዳእታ ከኣ ን ህዝብና ብ ሓፈሻ ግዳይ ምብትታን ኮይኑ ኣሎ፡ሕጂ ከማን ብ ስርሒት ነቶም ን ኤርትራ ሓኒቆም ሒዞማ ዘለዉ ቀቲልካ ብ ዘይንሕስታ ምኩስታሮም ጥራይ ኢያ ፍታሕ ኩሉ ገንዘብና ፍልጠትና ዓቅምና ኣብ ስርሒት ነዋፍሮ ኣብ ምቅታሎም።
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 11 месяцев назад
መሳኪን 😢😢
@haneber7369
@haneber7369 11 месяцев назад
💙💙Regime Change💙💙
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 11 месяцев назад
ክቡር ሓው Regime change ማለት ስርዓት ክልውጥ ደሌትካ፡ ስርዓት ህግደፍ ዑጡቅ ሓይሊ ፡ እሞ ንሕና እንታይ ድልውነትና ተዳሊና ኣለና ዲና ፡ ቅድሚ Regime change ምባልና ፡ ሰራዊት ኣዳሊና ዲና። ንስርዓት ህግደፍ ከኣሊ ዝክእል ዑጡቅ ሓይሊ ይድሊ ወይ ነቶም ዓጢቆም ዘለዉ ይሕዋትና ምሕጋዝ
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 11 месяцев назад
Emo hiji kea ydagimo alo assb kihzwea Ethiopia ysarh alo issyas hiji
@fkadugebreab5675
@fkadugebreab5675 10 месяцев назад
ጥኒን ምኒን ናይ ሻዕብያ ንህዝቢ ኤርትራ ጥቕሚ የብሉን።ቶኾብኪቦም ኣትዮም ተኾብኪቦም ጠፊኦም።ንዓና ለኪሞምና!!
@FekarLbey-q5v
@FekarLbey-q5v 10 месяцев назад
Sakt komal agame
@peterdavid9636
@peterdavid9636 11 месяцев назад
ኢሳያስ ተወጊዱ ዝብል ወረ መዓስ ኢና ንሰምዕ?
@frezghi7177
@frezghi7177 3 месяца назад
Schreckliche Geschichte.Die jemals ich mein Leben gehört habe.Ich bin sprachlos. Thanks very much for this histriy .
@MebrieTewelde-tt9ic
@MebrieTewelde-tt9ic 10 месяцев назад
eway eza gual demxan awedadka kalatan ketim hedi ila xubuk tenbib naubhaki i love you beleley gual eriy shekor
@ZaidHagos-hv5gp
@ZaidHagos-hv5gp 11 месяцев назад
መስፍን ን ኢሰያስ ጽቡቕ ገሩ ይፈልጦ'ዩ ኣይኮነን ሓቲትካዮ ተመላልስካዮ ተለኣኣኽይ እንተ ኮይንካ ከማን ግዜ እንተ ረኺቡ የጥፈካ ኢዩ ኢሰያስ ስለዝይ እዝይ ሕቶን ምልልስን መስፍንን ኢሰያስን ንምንታይ መስፍን ሽዑ ብ ኢዱ ሓንትን ክያንትን ከም ዘይትስእ ገሩ ካሶትይ ዘይህቦ ነበረ በታ ናይ ሳሕል በትሩን ኢዱን ገሩ
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 11 месяцев назад
መን እሞ ክህቦ እዚኽ መን ክረኽቦ መስፍን አይተበኤን እነሄ እሞ ንውልድ ወለዶ ታት በጺሑ ::
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn 11 месяцев назад
ሓቂ ብሓሶት ኣይትቅበርን እያ። ነቶም ኣብ ጎኑና ኮይኖም ዝልለው ዝነበሩ ምዑታት መራሕትና ክተርስሑ ናይ ሞራል ልዕልና ናይ ፖሎይካ ብራኬ የብልኩምን።
@TesfayMengsteab-xe5mw
@TesfayMengsteab-xe5mw 11 месяцев назад
ኢሰያስ እንተወሪዱ ከምቲ ዝበልክዮ ተወሳኺ ሽግር ከምዝመጾም ፡ ስለዘስተብሃሉ ኢዮም ምትእምማን ኣብዮም
@ramadansilemanmohammed8267
@ramadansilemanmohammed8267 3 месяца назад
ሹዑ ቁሉዑቱና ይቁሉዉ ኣሉዉ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666ጥራይ ! ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ! ብሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ተጋሩ ሽዋ ኼዶም ዝመሃዝዎ ርኹስ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም 4። ነበርቲ ኣስመራን ኣኣበባን መንነቶም ኽሒዶም ዝተኣኻኸቡ ኣስማሪኖን ዘምሓርሓሩን ቒቒቒ
@dawitjigna
@dawitjigna 11 месяцев назад
አገዉ ዓርከይ ድሐንዶ እተን ደቂ ሐዎቦኻ እኮ እየን ግዳይ ቁዋንቁዋ ቤተ መንግስቲ - አምሐርኛ ለሚደን - ቁዋንቁዋ አገዉ ተዳኺሙ፥ ልዕሊ 65% አምሐራይ አገዉ እዩ ከም ዬኒ ማኛ እቲ ኻልእ ቅማንት ሺነሻ እዩ - ሩኹሳት አቦሑጎታትካ አገዉ ገዲፈን አምሐርኛ ዝዛረባ ኾይነን።
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 10 месяцев назад
ኢሳያስ ክውገድ ጥራይ እዩ ዘለዎ፡ ሕልሚ ደርሆ ዝበሃል ትፈልጡዶ ? ኢሳያስ ማለት ዕይኒ ናይ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን እዩ። ደጊምና ክንነግረኩም፡ ንሕና ንሱ፡ ንሱ ንሕና ! እፍሊ ብኣውራጃዊ ሕማም ዝመሽመሹ ከዳዓት ነኸስቲ ጡብ ኣዲኦም ስም ኢሳያስ ከልዕሉ ኣይግብኦምን እዩ !!!! ኢሳያስ እኮ፡ ነብይ፡ መራሒ ናይ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነስ ኮኾብ ናይ ኣፍሪቃ እዩ።ከዳዓት ዝርዳእ ኣእምሮ ደኣ ዘይተዓደሉ ኮይኖም እምበር፡ ሎሚ መራሕቲ ኣፍሪቃ እቶም ቅድሚ 50 ዓመታት ኣትሒዙ ዝብሎም ዝነበረ ወርቃዊ ሓሳባት ክደግሙ እዮም ዝውዕሉ ዘለዉ። እቶም ንኢሳያስ ትጸልኡ ሸውዓተ መዓሙቕ ገሃነም እተዉ !!!!!
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 10 месяцев назад
Gizie rekhbkum dikhum bizaiba tsintsiway witsit zeyblu tizarebu zelekhum! Hade telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray ab makel gezom! Ketritom intay yigebru nerom !? Any way is good fiction!! Bizaiba hilw kunetat intetizarebu mehash kab libi weled!😂😂😂
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 10 месяцев назад
ኣየ ደቂ ገርሂ ልባ ፥አዚ ኢትዮፕያ ከድህን ብኡ ኣቢሉ ትምኒት መራሂ ክከውን ብ1966 ናብታ ምንም ጽቡቅ ራኢ ዘይነበራ ሃይማኖታውን ቀቢላውን ኣክረርትን ኣክዋን ሙስሊም አምነት ዝነበራ ሃሽላክ ጀብሃ ጸጽቡቁ አድል ስለዝሃበቶ አዚ ተመን ህጂ ገቢሉ ህዝቢ ይውህጥ ኣሎ ፥
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ 10 месяцев назад
እዚ ኹሉ ሽግርና ጠንቁ ኩሎም እቶም ኣብ ትሕቲ ኢሰያስ ዝነበሩን ዘለዉን ኮራኹር እዮም ሓደ ክንሱ እሞ ድማ ምስኦም ይውዕል ይሓድር ዝነበረ ሽፍታ ምውጋዝ ክስእኑ ግን ንሶም ውን ከም ሽፍታ ዓዲ ሃሎ ንህዝቢ ምጥፋእ እዩ ኔሩ ዕላምኦም ማለት:: ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ደም ዝተኸፍሎ ባርነት እዩ
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 10 месяцев назад
ኢሰያስከ ቀልደኛ ዲዩ ምድረ ኣንዛራት ህዝቢ ለኪምኩም ጠፊኩም ፥
@kumu5102
@kumu5102 10 месяцев назад
emo hagiu eyo wadi afe ka asrom ferahat
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 11 месяцев назад
መስፉን ዝብሎኢዩምበር አቲ ሃቂግን ካልአዩ ናይዝጸሃፎ ኣይኮነን ሃቅነቱ ክጻረ ኣለዎ ንምታይ ኩሎም አምባሲታትን ኣበይቲ ሃለፍትን ክጽዉኡ ከለዉ መስፉን ሃጎስ ፓድፖርቱ ተሃዲጉ ኣብጀርመን ክተርፍ ተገሩ ካብኡ ዝኣበየ ጅ15 ኣባስመራ አንዳተቃወሙ ከለዉ ንህክምና ተባሂሉ መስፉን ሃጎስ ናመሪካ ተላኢኹ ዛቡኩታ ኢምኒላታ ኣይነት ጽዉጹዋይ ኢዩ መልሲ ብህጂ ክጻረ ዘለዎ ኢዩ
@mezenghemesfun7602
@mezenghemesfun7602 11 месяцев назад
@tesfamariamtedewoldeberhan 4731:ብዘይ ምቅንጃው ሓቅነት ክጻረ ኣለዎ፡ኣፍ ሓደ ሰብ ፍርቂ ዳኣ እምበር ምሉእ ሓቂ ኣይከዉንን'ዩ ትክክል፡ብዘይሻራ፡ብዘይ ወገንነት ብኒውትራል(neutral) ሰባት ክጽናዕን ክምርመርን ኣለዎ እምበር፡ብዙሕ እዩ ተሰዊሩናን ተቓናጅዩ ታሪክ ተነጊሩናን ይንገረናን ኣሎ።ምቅናይ ጥራይ።
@letinak4559
@letinak4559 10 месяцев назад
ሽዑ ስብሓት ኢዩ ሓቂ ተዛሪቡ : እዚ ደመኛ ኢሰያስ ሽዑ ክጠፍ ነርዎ::
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666ጥራይ ! ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ! ብሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ተጋሩ ሽዋ ኼዶም ዝመሃዝዎ ርኹስ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም 4። ነበርቲ ኣስመራን ኣኣበባን መንነቶም ኽሒዶም ዝተኣኻኸቡ ኣስማሪኖን ዘምሓርሓሩን ቒቒቒ
@dawitjigna
@dawitjigna 11 месяцев назад
አገዉ ዓርከይ ድሐንዶ እተን ደቂ ሐዎቦኻ እኮ እየን ግዳይ ቁዋንቁዋ ቤተ መንግስቲ - አምሐርኛ ለሚደን - ቁዋንቁዋ አገዉ ተዳኺሙ፥ ልዕሊ 65% አምሐራይ አገዉ እዩ ከም ዬኒ ማኛ እቲ ኻልእ ቅማንት ሺነሻ እዩ - ሩኹሳት አቦሑጎታትካ አገዉ ገዲፈን አምሐርኛ ዝዛረባ ኾይነን።
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 11 месяцев назад
Ezia nezi hadish kadir Jorjo zbehal ...genzeb haymanotu ksem'a gberuwo.
@DanielGebremichael-d8h
@DanielGebremichael-d8h 10 месяцев назад
Arkanat buqli itameriet abey alwu elu zeyhatt hzbis intay tblo mermem elka do tahalfo
@alganeshyemane2046
@alganeshyemane2046 День назад
በአናዕ. ዓቅሚ
@Nuguse-gl7nj
@Nuguse-gl7nj 11 месяцев назад
ንዝተቓወመ እንዳቀተለ ዝመጸ ሠብ ከመይ ኢሎም ብሠላም ከውርድዎ ፈቲኖም. ድንቑርናኦም ዘርኢ እዩ.
@jackinoassefa8817
@jackinoassefa8817 11 месяцев назад
ባርያ ኩልሻዓ ባርያ እዩ ዘርኢ ጉዳይ ሻዓብያ
@RutBerhe-v5n
@RutBerhe-v5n 11 месяцев назад
Hager nweyane UN kshetwa metan kewrdwo nsu kemom hagerun hsbun ehlifu zhb slezeykone keyqawemom metan kewrdeo hasibom rekiboma kea zzerewa Axidom nezi iyom nesnetom mlue tegadilom
@mggeek3669
@mggeek3669 10 месяцев назад
Abet bogog. Geneta hasot. Gida tarik etom ni sile hizbi zitehayeru bihasotkum aytemarasuhuwo.
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 10 месяцев назад
ወይ ቦሮቕሮቕ ንወያነ ተጣቕዕ በትሪ ሒዞም ንሰላማውያን ሰባት ዝተሃራረሙ ተጋሩ ናትና ኢዮም ትብል ኔርካ ሕጂ ኣብ ጉዳይና ጦብሎቕሎቕ
@dawitmebrahatu9950
@dawitmebrahatu9950 11 месяцев назад
ልክዕዩ ንሓደ መራሒ ቀልጢፍካ ክታልይ የሸግር ኢዩ።ኩሎም ወሰንቲ አይነበሩን ትብዓት አይነበሮምን። ኢሸያስን ሰዓብቱን አሊካ ሰላም ምተረክበ።
@ots2023
@ots2023 11 месяцев назад
ኩሎም ወሰንቲ አይነበሩን ትብዓት አይነበሮምን
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 11 месяцев назад
Why ISYASE AFEWERKI እብ ስልጣን ን32 ዓመት??
@luchiasemere1587
@luchiasemere1587 11 месяцев назад
Eza methaf nab kulu hzbi Ertiriea kttnten alewa Ezi kanser meneseyat Ertiriea meltu betha eya
@ZemadEkud
@ZemadEkud 10 месяцев назад
MeAltu betsiHa eya 😂 🤣 😆.
@fretachannel
@fretachannel 10 месяцев назад
ዓጀውጀው ገዲፍኩም ዕረፉ
@mubahamde
@mubahamde 10 месяцев назад
Hasewti serekti
@brhaneberakie5670
@brhaneberakie5670 10 месяцев назад
ሓሳዊ በልዮ ስብሓት ሓጎስ ልቡ ዝሓስቦን ዝገብሮን ሓሳት ኢዩ
@ytm6798
@ytm6798 10 месяцев назад
DIHUUULAT
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
... ዓቢ ዕጥቁ ተጋሩ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ እዮም ዝበሎ ወዱ ብርሃነ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ሓቁዩ
@dawitjigna
@dawitjigna 11 месяцев назад
አገዉ ዓርከይ ድሐንዶ እተን ደቂ ሐዎቦኻ እኮ እየን ግዳይ ቁዋንቁዋ ቤተ መንግስቲ - አምሐርኛ ለሚደን - ቁዋንቁዋ አገዉ ተዳኺሙ፥ ልዕሊ 65% አምሐራይ አገዉ እዩ ከም ዬኒ ማኛ እቲ ኻልእ ቅማንት ሺነሻ እዩ - ሩኹሳት አቦሑጎታትካ አገዉ ገዲፈን አምሐርኛ ዝዛረባ ኾይነን።
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 10 месяцев назад
Excellent message, however Eritrea is devoid of heroes . N ISEYAS BETEBAAT KEGHTMO ZEKHEEL YELEN, KULA BEFERHI TEMEJALIHA WALA ENDATEXE ET EWN EHH AYTBLEN EYA,
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino 11 месяцев назад
መዋእል ከደናግር ክሕሱ ዝነብር መቸም የለን ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ሓቂ ክግለጸሉ 30ታት ዓመታት ወሲዱ that's why ኤርትራ እዚ ኩሉ ሽግር ሓሊፉን ኣሎን ፡ ሽግር ኤርትራ ምስ ምጥፋእ ኢሰያስ ጠራይ ኢዩ ዘብቅዕ ።
@Azmarinos
@Azmarinos 11 месяцев назад
ዘገርም'ዩ። ን30 ዓመታት ባህርን ጠባይን ኢሰያስ ዘይፈለጥዎ ድዮም ኮይኖም፣ ብሰላምን ብሕግን ንኢሰያስ ካብ ስልጣን ከውርድዎ ዝሓስቡ ኔሮም? ናይ ብሓቂ ዕሽነት'ዩ እዚ። ባዕሎም ከም መሳኪን ኣባጊዕ ናብ መጻወድያ ቶኽላ ዝኣተው'ዮም እዚኦም። ንህዝብን ነቲ ንኡስ ወሎዶን ግን በዲሎሞ እምበር።
@lettenseabraham3267
@lettenseabraham3267 11 месяцев назад
ካብ እቶም ቅን ሚ ናጽ ነት ተስ ፋ ዝ ጎ ደለ እ የ ምክንያት ና ጽ ነት ኣብ ን ጽበየሉ ዝነበርሞና ደስኪልኩም ምስ በሉና ድ ሕሪ ናጽነት ድ ማ ነ ቀ ፌ ታ የለን ምስ ተባሃል ና መጻ ና ጸልማት ምኳኑ ብ ሩህ ነይሩ እ ቶም ሓ ርበኛታት ምጽራ ፎም ዶብ ይገበረሉ መ ንእሰያት ና ተሞክርኦም እ ንተ ዝጥቀምሉ ዓጽቡቅ ዩ ታ ሪ ክና እ ይቶም ዝሔ ለፉ እዘለውን እዮም እዮም ዓ ወት ንህዝ ቢ ኤር ትራ
@wediandom1218
@wediandom1218 11 месяцев назад
This channel must be the biggest of all our eritrean channels.
@ZemadEkud
@ZemadEkud 10 месяцев назад
Definitely the biggest Lies with 46K views 150k subscribers 😂. It is used as a comedy . 🤪🤣
@wedihaile73
@wedihaile73 11 месяцев назад
Zebqe guday eritrea zgerm!!!!!!!Eritrean entay kemzkone guday lomi 👂👈
@World436
@World436 11 месяцев назад
Sbhat Qoray nay Edu rekibu alo azi Golfo
@Bereket-k7c
@Bereket-k7c 11 месяцев назад
Kulu Hezbi Eritrea ISSAYAS Eyu. Suk ilkum Ajewjew Aytebelu. JEGALAT. .
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 11 месяцев назад
Emo ab RU-vid koynkum dikum Ketewredewo? Enho meda Enho Feres. JEGALAT.
@aklilueyasu8330
@aklilueyasu8330 10 месяцев назад
Meselchewat
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 11 месяцев назад
Abuae Ako nrna ena hsawi dikmentu akaxilu mesfun kab mndefra hedimu nesmera kulen maekaln nay helaftn azeztni serawit gexan keyren nesmera khedma tedalewu ane nbaely tefn dewile nsbety kab bankigenzb awxki ruz xebawezt gzie elllale dewile tebesomuni helefti zgerm eu nbaltom yhmutu natom nhdma tedalyom nay ayni mskr ena
@Heni-nc5nb
@Heni-nc5nb 10 месяцев назад
ይገርም እዩ ናቱ ሓሶት ከይአክል እቲ ናትኩም ምሽፍፋን እዩ
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 11 месяцев назад
Hey wedmemhr,you can be invited for a debate with George in Erisat.Then you can try to challenge him.
@YemaneTekle-t7d
@YemaneTekle-t7d 11 месяцев назад
ኢስያስ ጃጃዊ ነዞም ጀጋኑና አታሊልዎም
@mmsaed4630
@mmsaed4630 11 месяцев назад
Sebhat KAB zellowu nitahti KAB zimotu nilalli endio koinu zello. He is good for nothing.
@lewtinhager961
@lewtinhager961 11 месяцев назад
Entay eyom eziom ab hiwet hade seb eyu zewet nsu kea ksab hji ymerh alo esu jigna
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
ቂቂቂ ርኹስ ኣምሓርኛ ን መንነቶም ኽሒዶም ዝተኣኻኸቡ ኣስማሪኖን ዘምሓርሓሩን ጌና ከሳቅይኹም ኢዮም
@dawitjigna
@dawitjigna 11 месяцев назад
አገዉ ዓርከይ ድሐንዶ እተን ደቂ ሐዎቦኻ እኮ እየን ግዳይ ቁዋንቁዋ ቤተ መንግስቲ - አምሐርኛ ለሚደን - ቁዋንቁዋ አገዉ ተዳኺሙ፥ ልዕሊ 65% አምሐራይ አገዉ እዩ ከም ዬኒ ማኛ እቲ ኻልእ ቅማንት ሺነሻ እዩ - ሩኹሳት አቦሑጎታትካ አገዉ ገዲፈን አምሐርኛ ዝዛረባ ኾይነን።
@FilmonKfle-tr3xu
@FilmonKfle-tr3xu 10 месяцев назад
Mesfin gex zbi hasawi eyu
@dawittadess8342
@dawittadess8342 11 месяцев назад
👎👎👎👎👎👎👎👎👎heswet eyou sbhet hesawi eyou👌
@lewtinhager961
@lewtinhager961 11 месяцев назад
Mesfn hagos nbaelu kndey seb dyu atfiu
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 11 месяцев назад
ስብሀት ኤፍረም ሙሽሙሽ እዩ እምበኣር እንታይ ደኣ ጅግና ዝብልዎ አበይ አሎ...
@samisami4873
@samisami4873 10 месяцев назад
nay iseyas tenkol aifeltkayon nkulom halifu u zxenhom rugum sebay u
@senaialem4022
@senaialem4022 6 месяцев назад
Kidi komal agame akologuzay abey tifeltyo
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
ርጉማት ጠላማት ህዝቢ ትግርኛ ንህዝብታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ስልጤ....... ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ስነልቦና ሒዞም ክሳቀዩ ትፈርድዎም ዘለኹም ከ ?
@dawitjigna
@dawitjigna 11 месяцев назад
አገዉ ዓርከይ ድሐንዶ እተን ደቂ ሐዎቦኻ እኮ እየን ግዳይ ቁዋንቁዋ ቤተ መንግስቲ - አምሐርኛ ለሚደን - ቁዋንቁዋ አገዉ ተዳኺሙ፥ ልዕሊ 65% አምሐራይ አገዉ እዩ ከም ዬኒ ማኛ እቲ ኻልእ ቅማንት ሺነሻ እዩ - ሩኹሳት አቦሑጎታትካ አገዉ ገዲፈን አምሐርኛ ዝዛረባ ኾይነን።
@gannatmehari9735
@gannatmehari9735 11 месяцев назад
ታይ ተጋሩ እዙይ ኣይገበርዎን ምንሊክ እዩ ፈፂምዎ ተጋሩ ክትብሉ ልቡኩም ጠፊኡ ወድቀትኩም ከይትኣምኑ ይገብረኩም😂
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
@@gannatmehari9735 ሓፍትና ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ህዝቢታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ.. ዓለምን ኣምላኽን ምኣመኖም ነናብ መንነቶም ንተመልሱ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
@@gannatmehari9735 ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ተዛረቡ ኢሎም ብላዕ ዝኽፈሉ ቲ ኤም ች ዛራ ድወ ደደቢት ቕኝት ቕኝት መድያ ..
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 11 месяцев назад
@@gannatmehari9735 መነሊክ መንነቱ ሕተቲ ተኽሊማርያም እዩ ሽም ኣቦሓጉኡ ቒቒቒ ኦሮሞን ተጋሩን መንነቶም ኺሒዶም ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ቒቒቒ
@berhaneafeworki8804
@berhaneafeworki8804 11 месяцев назад
ተረፍ ሸሓኒ ወያኔ ዘልምጾ ምስተሳኣነ ነይሩ መስፍን ሃሳስ
@yohanberhe5292
@yohanberhe5292 10 месяцев назад
Abedekum konkum ekum ketwerdwo dekza gahfte
@am-pc5ks
@am-pc5ks 10 месяцев назад
እሞ ኣውግድዎ እንዶ መንደኣ ሓዘኩም ቆማላት ተረፍ መረፍ ጭፍራ ዊዒግን 😂😂😂😂😂
@datafacts1252
@datafacts1252 11 месяцев назад
new game 0000000000
@Mordecaighebregziabher7517
@Mordecaighebregziabher7517 10 месяцев назад
ሕልሚ ዓባይ ትግራይ/ኢትዮጳያ ትግራይ ሳት ሄኖግ ብጫ
@MTecle-t5r
@MTecle-t5r 10 месяцев назад
ብሓደ ኢሳያስ ኩልኽን ልብኽን ወዲቓትክን
@EFREMFISSEHAYE-z7d
@EFREMFISSEHAYE-z7d 10 месяцев назад
Liar damn!!!
@FilmonKfle-tr3xu
@FilmonKfle-tr3xu 10 месяцев назад
I love the intro
@abushhaftu1638
@abushhaftu1638 11 месяцев назад
አስያስ ተ ወርዱ ቀርን አፍሪካ ሰላም ትረክብ ነይራ 🙏🏼
@lion4as520
@lion4as520 11 месяцев назад
30 ametati halimkum Hasadati kulu hizbi Eritrean's are isayas aforki philosophy people game over Agame regime TDF means Burger ni kebdu Wifuy tigraway Kondafati
@ht4032
@ht4032 11 месяцев назад
​@@lion4as520Isaias Afeworki tigrawai ms Yemane monkey, Kisha charli r tegru.
@lion4as520
@lion4as520 11 месяцев назад
@@ht4032 timineyo Agame rigumati zerii TDF means Burger ni kebdu Wifuy tigraway go-ahead dekiza Dikalatati Kondafati Agame Office tekefitilkum alo abita Sioul Mekele city Come to the ground we are Mendelayyy and Eritrean's isayas aforki Gignaa waiting for you Kondafati defatii arebiyaa
@samsonhaile8250
@samsonhaile8250 11 месяцев назад
ተጋሩ ክትጠፍኡ አለኩም ሰላም ክርከብ ክክክክክ ወካርያ ዓጋመ
@lion4as520
@lion4as520 11 месяцев назад
@@samsonhaile8250 Haki aleka Agamewanii We are proud of pure Eritrean's people we are familiar of God evils people Agame regime TDF means Burger ni kebdu Wifuy tigraway Kondafati rigumati zerii
@mggb9549
@mggb9549 11 месяцев назад
ኩሎም ሰረቅቲ እዬም ጁሉጉጋት አወዲኢኖምና።
@ZemadEkud
@ZemadEkud 10 месяцев назад
Wrong Place . Go south of Mereb to find All thieves .
@Mahlet162
@Mahlet162 11 месяцев назад
Tack så mycket gullig🎉🎉🎉🎉
@awetsemere3544
@awetsemere3544 10 месяцев назад
አነስ ሐሳብኩም ኩሉ ተሐልሙ ዲኩም ዘለኩም ከምዚ ጽዉጽዋይ ሰልችና ካልዕ ጽዉጽዋይ ቀይሩልና ንቲ አርዕስቲ ሪዒና ጥራይ ዒና ንሐልፎ ዘለና 0+0=0
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 11 месяцев назад
The power of being kadir knows ........ Sbhat was acting as if he hates .,isayas according what l am listening 🎧...the were not Smart enough..to 🚏 the pulshit DIA
@jossytm6814
@jossytm6814 11 месяцев назад
💙✊
@embaderho4807
@embaderho4807 11 месяцев назад
the truth is Mahmud Mohamed Sherifo, Haile Weldetensae (drue) petros Solomon were on forefront in the movement. Please stop this bêla-below: eternal glory to Sherifo, Deriu , Petros, Okbe who paid their lives for change.
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 11 месяцев назад
All were the contributors of totalitarian regime..😢
@TekluBalilu-ly5vw
@TekluBalilu-ly5vw 11 месяцев назад
Hasewt medanagerti
@KidaneGebregiorgis
@KidaneGebregiorgis 11 месяцев назад
ስቅ በሊ ጁንታ
@tesfit2518
@tesfit2518 11 месяцев назад
😢😢😢😢
Далее
Обменялись песнями с POLI
00:18
Просмотров 427 тыс.
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
Просмотров 106 тыс.
Обменялись песнями с POLI
00:18
Просмотров 427 тыс.