Тёмный

መን'ዩ ተሓታቲ? 

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 78 тыс.
50% 1

• Video
• Video
• Video
• Video
• New Eritrea live Music...
• Video
• Video
• Video
enjoy and subscribe now at BUFE TV
BUFE TV brings GENERAL KNOWLEDGE and entertainment contents .
* ቡፌ ቲቪ ሓፈሻዊ ፍልጠት ዘቕስሙን ዘዘናግዑን ኣገደስቲ መደባት ብትግርኛን ኣማርኛን ናባኹም ዘብጽሕ ቻነል'ዩ።ሳብስክራይብ ብምግባር ከተዕብዩዎ ብትሕትና ንሓትት።
*ቡፌ ቲቪ የተለያዩ ጠቅላላ እውቀቶች እና መዝናኛ ፕሮግራሞች በኣማርኛ እና በትግርኛ ወደ እናንተ የሚያደርስ ቻነል ነው ሳብስክራይብ በማድረግ እንድታሳድጉት በትህትና እንጠይቃችዋለን እናመሰግናለን።
© copyright: BUFE TV. Any unauthiorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RU-vid :
#newertireamusic
#ertireamusic
#ertitreamusic

Развлечения

Опубликовано:

 

17 янв 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 112   
@mebrahtuaregay3520
@mebrahtuaregay3520 Год назад
ዋውው ዘገርም ታሪኽ ዘገርም ኣቃራርባ ናይባሓቂ ክንጽበ ኢና ብሃንቀውታ ቀጽሎ። Thanks
@yitbarekwoldu6931
@yitbarekwoldu6931 4 месяца назад
ብጣዕሚ ጽፉፍ ዝኾነ ሐቂ መልክዕ መበታተኒአን፣ መስፍናዊ አተሓሳስባን፣ ገሊጽካዬ፣ብዙሕ ናይቲ እዋን ሃዋህው አዘኪርካኒ፣ኤመስግነካ።
@rigmeb3294
@rigmeb3294 Год назад
አጆኻ ወዳ ኤረይ ታሪኽ ህዝብን ሰውራን ኤርትራ ድአ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ አይተላዕሎን ዘሎ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Год назад
ታሪኽ ተሓአ ብትኽክል ኣቅሪብኩምዎ ኣሎኹም ። ዝነኣድ ስራሕ 👍
@mussiehaile123
@mussiehaile123 Месяц назад
ዓቢ ኮርስ ነቲ ዓሚቅ ብረታዊ ቃልስና ዝሃብካና ቡዙሕ ነመስግን፡ ቡዙሕ ሕቶታት ተመሊሱልና ❤
@berhanedebessai2315
@berhanedebessai2315 Год назад
ብጣዕሚ ነመስግን ብዙሕ ዘይተመለሱ ሕቶታት ትምልሰልና ስለ ዘለክኻ ቀጽሎ::
@biniamhabte1832
@biniamhabte1832 Год назад
ጹቡቅ ትንተና... ተራ ሳበ የዕሚቁካ ከተምጻኣልና ድማ ንላቦ።
@yohannesberhane3247
@yohannesberhane3247 Год назад
That was enlightning and very refreshing statement about the root causes that lead to the downfall and ultimate demise of once mighty Eritrean Liberation Front ( ELF ). There's a lot of truth to what you elequently have spoken about. Specially the part about the fighters from ( kebessa ) in the seventies. I felt as though you were talking about me and my comrades. All we wanted, believed and understood was that we were there to liberate our people and rid our country from occupation. Unfortunately, the same thing cannot be said about our so-called leaders at the time. They were more interested in maintaining their positions at the expense of so many of their country men and women than the big task at hand, even if it meant prolonging the struggle itself. Thank you for bringing history to light. From the USA!
@Ayngage
@Ayngage 7 месяцев назад
Hi! Ru...?
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Месяц назад
ብጣዕሚ ነመስግን
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 5 месяцев назад
ኣዝዩ ኣገዳሲ ታሪኻዊ ሰነድ ፡ ክብረት ይሃብካ ❤
@romayabraham8737
@romayabraham8737 Год назад
ኣዝዩ ጽቡቕ ታሪኽ ኩሉ ክመሃረሉ ዝኽእል ብምቕራንካ ኣዚና ነመስግን።
@Eriboy
@Eriboy Год назад
ናይ ብሓቂ መሳጢ ታሪኽ'ዩ :: ዝተጨራረመ ድእይ'ዩ እምበር : ከምዚታት ንሰምዕ ኢና :: ካብቲ ናይ ጀብሃ ሕማቕ ታሪኽ ብዓቢኡ ከኣ ናይ ዓብደላእድሪስ ዝምልከት ቅትለት መልኣከ ተኽለ'ዩ :: ብዙሓት ጸይቅታት ገለ ከኣ የውሃት : ካብ ሓዲኦም ጸግዒ ብምሓዝ ክቆራቆሱ ይስምዑ'ዮም :: ከየብራህካያ ወላ'ውን ከይተንከፍካያ ምሕላፍካ ምክንያት እንታይ እዩ :: ትጽናሕ እንተበልካያ ግን ድሓን ትጽናሕ:: ግዳ ንስኻ መን ኢኻ ተግዳላይ ተሓኤ ኮንካ'ሞ ብኣካል ዝረኣኻዮን ዝሰማዕካዮን ድዩ ? ቁሩብ ባየዝድ ኮንካ ትስምዓኒ :: ጸግዒ ህግ ዝሓዝካ ትመስል ? ምንጭኻ ካበይ እዩ ? ንተበግሶኻ ግን የድንቕ :: ኣብ ምስናድ ታሪኽ ገለ ነጥቢ ኣሎካ :: ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪
@Eri3-Bless
@Eri3-Bless Год назад
Astonishing!!! Thank you for your time and sharing this important history. I knew roughly what happened during that time, but not all the details as you described. Again thank you very much 👌🏽❤🇪🇷
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 Год назад
VERY OBJECTIVE ANALYSIS. THANK YOU.
@HAREGU1
@HAREGU1 Год назад
ብጣዕም ጹቡቅ ስረሕ ቀጹሎ ቡዙሕ ተማህረ ሕጂ ከ አበይ አለዉ ንገሩና if can please thank you great job 👍💯🇪🇷♥️💯🇪🇷♥️💯🇪🇷♥️💯🇪🇷👏🌾🙏💪🤍💐🌼
@negusseghirmatsion8994
@negusseghirmatsion8994 Год назад
Very good explanation
@mussiehaile123
@mussiehaile123 Месяц назад
I appreciate your efforts in mantaing The History of our nation. Pleasde mention the date of every event of our history. I thank you for you hard work and dedication.
@mohamedsouleman9760
@mohamedsouleman9760 Год назад
Thank you so much let them know
@fkursltan6706
@fkursltan6706 Год назад
Welll done...!!!
@meazakidane555
@meazakidane555 Год назад
Many up and down experience passed but I wish we have a bright future🇪🇷
@aarsu830
@aarsu830 Год назад
Let's unite...everything will be bright if we work together😍
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 Год назад
Keep going We have been waiting to hear like this every importance sad history of j ebha
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Месяц назад
ብጣዕሚ ሓቀኛትንተናታሪኽ 🎉 🎉
@lewidaniel5270
@lewidaniel5270 10 месяцев назад
የቀንየልና ከም እዚ ኣይነት ታሪኽ ኣብ ቀጸሊ 🇪🇷🇪🇷💪💪
@genettedla4209
@genettedla4209 Год назад
I love the story about jebha thank you 😊 ❤️ 💕
@BUFERI
@BUFERI Год назад
My pleasure 😊
@waterfull2907
@waterfull2907 Год назад
Rihaaq ati gahiba terf rashaida shormuta
@user-qi4ln8ii1i
@user-qi4ln8ii1i Год назад
Wonderful qexlo eka
@negodanegode5390
@negodanegode5390 Год назад
🇪🇷🐪🇪🇷 ብጣዕሚ ብሉጽ ትሕዝቶን : ኣቀርርባን ውቅጽሎ ክንከታተለካ ኢና::::
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 Год назад
Interesant
@henok346
@henok346 24 дня назад
ንጀበሀ ሕጂ ፈሊጤያ bravo
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Год назад
Selam hawna Haktat aleka, gn mektelit melake, sied sahl, weldedawit, ay tekeskayon, korokon dahday wn resiekayo. Jebha gn baela eya tebelia, tefia
@aziebtewelde1738
@aziebtewelde1738 Год назад
Thank you 👍💪👍🇪🇷❤️🙏🌹
@asmerethaile3545
@asmerethaile3545 Год назад
ክቡር ሓው ብጣዕሚ ጽብቅ ታሪኽ ትገልጾ አሎኻ ብጣዕሚ ትምስገን። ንዳይስቦራ ቆልዑትን መንእስይን ትሓስበሉ "ዶ"ትኾውን። እዚ ኹሉ ትገልጾ ዘለኻ ታሪኽ ቢ እንግሊዝን ብ ዓረብ ክዝርግሕ ሓሳብ አሎካ? እንተዝትርጎም ምሓሸ ሕስቡሉ።🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ትጉጾ ዘለኻ
@BUFERI
@BUFERI Год назад
ጽቡቕ ጠመተ ዩ፡ ኣነ እኳ ሓሲበሉ ኣይፈልጥን፡ ግን ጽቡቕ ሓሳብ'ዩ፡ ብሕጂ ግዜን ዓቅምን እንተተረኺቡ ዋላ ብሳብታይትል ኣብ ታሕቲ ብኢንግሊዝ ወይ ብዓረብኛ ከምዝግበር ክንገብር፡
@aronhidray69
@aronhidray69 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣተናትና ቀጽሎ!
@freweynitesfamikael9012
@freweynitesfamikael9012 Год назад
ብሐቂ ደስ ዘብል ታሪክ ክፍለጥ ዝግቡኦ እዩ ብድብዱቡ መሪሕነት ጀብሀ ክም ብዓል ዓብደላ እድሪስ ዝነበሩ ዘይ ቁንዕ መሪሕነት ንሰዉራ ኤርትራ ንድሕሪት ዝመለስዎ ብሹፉኑ ካብ ዝከይድ ብትንታነ ምግላጽኩም ጹቡቅ ደስ ዘብል ስራሕ እዩ አጆኩም ክትንተን ዝግቦኦ ታሪክ ተንትኑዎ ዓሽ
@alem2627
@alem2627 Год назад
👍🏽🇪🇷👌🏽
@abduljelilatta7166
@abduljelilatta7166 11 месяцев назад
ኣብ ዘመነ ኢሳያስ ብዝዕባ ዓብደላ ትዛረቡ ናይ ሕጅንዶ ግበሩ
@BUFERI
@BUFERI 11 месяцев назад
ታሪኽ ንምፍላጥ ዩ፡ ናይ ሕሉፍ ከይፈለጠ ወለዶ ከመይ ኢሉ ካብ ጌጋን ጽቡቕን ክመሃር?
@ziyadahadush4606
@ziyadahadush4606 Год назад
ዝገርም ተኾይኑ አዚ አቶም መራሕቲ ጀብሃ ዝነበሩ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ አቲ ሓቂ ታሪኽ ጀብሃ ነጊሮም ክሞቱ ደበስ ናይቶም ኣብ ውግአ ሕድሕድ ዝተሰውኡ ደበስ ዩ ቢዓቅሙ
@ziyadahadush4606
@ziyadahadush4606 Год назад
Finally thank you
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 6 месяцев назад
❤❤❤
@shawerabubakergindaagaba-en8jw
@shawerabubakergindaagaba-en8jw 6 месяцев назад
Nice bro
@abrahamkflemariam4303
@abrahamkflemariam4303 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቕን ኣገዳስን ታሪኽ ዩሞ ቀጽሎ ምሳኻ ኣለኹ
@maharitecle68
@maharitecle68 Год назад
ብጣዕሚ ይበል ኣገላልጻ እዩ። እንተኾነ ግን እቲ ታሪኽ ቀዳም ተኸተል ብፍላይ ሱሳታትን ሰብዓታትን ብሰዓት ክልተ ሰዓት ተገሊጾም ዘይጽንቀቑ ስለ ዝኾነ። መቅቂልካ ብዉሑዱ ክሳብ ልዕሊ ዓሰርተታት ምዕራፋት ብተኸታተሊ እንተ ኣምጻእኻዮ ኣዝዩ ዉርሻ ስለ ዝኾነ ተገዲስካ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ፨ ሰማእታትና ንደብሶም!!! ክብርን ሞጎስን ንሓርበኛታት ስንኩላትና!!! ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
@maharigbremeskel9711
@maharigbremeskel9711 Год назад
ብዛኢባ ኣብ ሱዳን ኣብ መኣስከር ኮረኮንን ተሓዳይንን ዝነበረ ሰራዊት ት ሃ ኤ ኣባታቲኒኡ አላማታቱን ኣብርሃልና
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n 6 месяцев назад
ክብረት ጥዕናን ይሃብካ እቲ ሐቂ ዛንታ ክምስክረልካ ይክእል ሐደ ካብቶ ንሰምርትን ሓድነት ናይ ክልቲኤ ወድባት ብዘተ ንክፍታ ብዝብል አኼባ አኬባ ሐትትና ። ንሐደ ወርሒ ዝአክል Hangri Schtraiek ኣካይድና ። 35 ሕቶታትና ብዓብደላ ኢድርስን መልአኸ ንምፍታሕ አኬባ አካይድና መልሲ ከይረኸብና ንጽባሒቱ ሳዓት አርባዕተ ወጋሕታ ብወታሃደራት ሱዳን ተገፊፍና ዶብ ኤሪትራ ሱዳንን 400 ሚእቲ ተጋደልቲ ተጎሒፍና ድሕሪ ሳዓት ድማ አየር ሚጋት ናይ ኢትዮጵያ መጽኤን እብቲ ቦታ ዘዝነበርናዮ ደብደባ አጋጣሚ ኻብ ዝገብርናዮ ቦታ ናይ ክልተ ሳዓት ንከስላ ገጽና ስሒብና ብዘይ ሐደጋ ንከስላ ተመልስና ፋሉል ተባሂልና። ኩብር ሐወይ ዝገለጽካዮ ዛንታ ሐቂ ኢዩ
@user-kf5qh2ph1n
@user-kf5qh2ph1n 6 месяцев назад
የቀንየለይ ኩቡር ሐወይ ይቅሪታ ታርኸይ ታሪክ ዝተሰዉኡ ብጾተይ ስለዝኮነ ደጊመ ክብርት ይሃብካ።
@menghisteabhaile6349
@menghisteabhaile6349 Год назад
Bezaeba Melake Tekle tfelto teleka eba aqrbelna be Abdela eyu teqetilu malet akeba elom be dbya eyu teqetilu
@tsegazeabtewolde2271
@tsegazeabtewolde2271 Год назад
Good job.
@astermogos3105
@astermogos3105 8 дней назад
❤......
@dontblameme596
@dontblameme596 Год назад
Wawww betami haxir xfufn zenad tentena nay jebha merhinete sedrabetawi,kebikawi felalayi eu neru mesakin deki kebesa gn b wewue hagerawi semit tenadiom yom zekalesu neyrom shenkolel ka abilemo nenehdedu wen afalisemo ksab hji wen beseleu aytefen kab deki kebesa wen ksab jebha teharirr jebha abay enda belu zenafku bezuhat abeyti sebat yeflt ye gena mesaki ezi klu zegber aflto temehrti sle zeyneberom be cadretat jebha resom tekanu eu neru wela lomi jebha ente belu aytehazelomn u Edme n EPLf 🇪🇷🇪🇷🥰
@maharigbremeskel9711
@maharigbremeskel9711 Год назад
ኣብደካ ኣደርስ ድሕር ምድምሳስ ጃብሃ ካብ ጃብሃ ተፈልዩ ኣንጻር ጀብሃ ውይድብ ገሩ ንሓለጅፊ ጀብሃ ከቲሉ ንመላኤከ ተክለ ከቲልዎ ሰለዚኢ መብርህ ይጽበ
@ghenetkidane2
@ghenetkidane2 Год назад
💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rigmeb3294
@rigmeb3294 Год назад
እምብአር እዞም እንዳ ዓብደሊ ዝብሃሉ አብ 1995 ዘዕገርግሩ ዝነበሩስ ንሳቶም እዮም ማለት እዩ።
@alem2627
@alem2627 Год назад
ዋው 👍🏽💯👌🏽
@emhaye5137
@emhaye5137 Год назад
አደጎልቦዶ ሰብ ይሐርሱ እዩም እወ አነኳ ትልመይ ተነሲኤ በለ ________+++++++_____++++ ንጀብሃ ካብሱራ ክትምሖ ዝገበራ ድኸመት ምሕደራ እዩ፣፣ ንሕና አባላት ኮማንዶ ሐይሊ ዓረምረም ንብሃል አብ ዓራግ ብኢራቃውያንን ደቀ ከበሳን ወታሀደራዊ ትምህርቲ እኹሉን ትሩፍን ብቁዓት ሰራዊት ኢነ ብሙልእና ካአ ደቂ ከበሳ ብምንባርና ድሕሪ ብዙሕ ህልኻት ለይቲ ንኽርሹኑና ሙሉእ ዕጥቂ ዓጢቆም አበጊሶሙና ኩላትና ፌደል ዝቆጸርና ኢና ኔርና ዝተሐተ 6ይ ክፍሊ ላዕለዎት ካአ ኢንቨርስቲ ዝወድአ በላሕቲ ስሙራት ኢና ኔርና፣ ግን ናይ ህዝባዊ ሐይልታት ስሩዓት ዝነበሩ ካብዚአ ከይትንቀሳቀሱ ዝብል መልእኽቲ አማሐላለፉልና ንሕናዊን በመራሕትና ከምዘይንኸይድን ከምዘይንቀሳቀስን ተሐበረና ፣ተመለስና ውን፣፣ ንግሆ ዓብዱ ዓብደላ፣ ሕሻል፣ፎጃጅ፣ ብፍላይ ዓብዱ ዓብደላ አበቃላት ምሕላፍ ምስከላእናዮ አነኮ ድላየይ ዝገብርየ ኢሉ አንጸርጸረ፣፣ ንሕናውን ብስምረት ንስኻ ድላይካ ክትገብር ትኽእል ኢኻ ንሕና ኻአ ገንሸል እዛሃገር ኢና እቲትደልዩ ግበሮ ምስበልናዮ፣፣ መንዲሉ አውጺኡ ንብዓት ሐርገጽ ነብዐ ብድሕሪኡ ብዓል ፎጃጅ ሐፍሐፍ በሉ ዓብዱ ዓብደላ ፈትሸዎም እሉ ናወታደራዊ ንጥፈታት ዝተማሃርናዮ ጥራውዝትነ ፒሮን፣ የሕደጉና ፣ንሕና ግን አቀዲምና ንዝምልከቶ ኩሉ ትብል ደብዳቤ ልዕሊ 200ቆጽሊ ወረቀት ጽሒፍና ንዝሐልፍ ሰብ ፋሕአበልናሎም ካብታ ሰዓት እቲአ 2ተ ክልተ ሐይሊ ሃዝባዊ ሐይልታት ከበባና ክሳብ ቀጨጭ ሐቢረን አሰነያና ንሕና አይንርኤንን ግን ካብ ቀጨጭ ፈናጭሎም ፋሕፋሕ አበሉና እም አብከበሳ ዓደቀመሾ አራርዮም ኮፍ አበሉና፣፣ ድሕርዚ እተን 2ተ ሐይሊ ሃለዋትና ጠፊእወን ፣፣ብድሕሪኡ አብሐራመሬት ብንግዲ ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ ሰባት ብከበሳ ክወርዱ ይረኽብዎም እሞ ይሐትዎም አብዓዲ ቀመሾ ጥቃ ዓረዛ እኩባት አለዉ ይብሃል፣ግን እሶም ድዮም አይንሶምን አየረጋገጽናን ፣ምስበልዎም ሐንቲ ሐይሊ አብኡ አብቀጨጭ ሐዲጎም ሐንቲ ሐይሊ ናባና መጸት ተራኺብና ካአ ብዙሕ ተዘራረብና ግን ናህና ሐሳብ ምስ ህዝባዊ ሐይልታት ክንከይድ እዩ ኔሩ ፣ክኾነልና ግን አይከአለን፣ስለዚ ጀብሃ ፣፣ተ ሐ ኤ ብሰንኪ ዝንቡዕ መሪሕነት ከምወያነ ስሪአ ፈቲሐ ፋሕፋሕ ኢላ ሱራን መሰረታን ጠፍኤት ፣፣እዚ ቁንጭል አቢለ እየ ጽሒፈዮ ምኽንያቱ ዘስክሕክሕ ጉዳይ እዩ ካብ ሕጂ በሰላ አለና፣፣
@user-sf5tb6wd7j
@user-sf5tb6wd7j Год назад
مرحبا هلا وسهلا 🌷🌷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷
@seidomer5457
@seidomer5457 Год назад
Bal Osman sabe and ahmen Nasir aneaiska Tarik misrah gin yigerim::
@berekettsegay860
@berekettsegay860 Год назад
Bitami xibuk Bifiluy nay wedi afei kixibeyeka eye fetari yhagiz
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b Год назад
شكرا لك اخي ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tadesetesfai6526
@tadesetesfai6526 Год назад
ፋሉል ቀይዲ በተኽ ተጋዳላይ ዘይኮነ እቲ መሪሕነት እዩ ፋሉል ቀይዲ በተኽ ክበሃል ዝግብኦ ከመይሰ ተጋዳላይ ብጉቡ ዲሞክረሰያዊ ሕቶታት ዝሐት ነይሩ መርሕነት ግን ነቲ አብ ካላአይ ሃገራዊ ጉባኤ ዝጸደቀ ውሸጣዊ ግርጪት ብዘተ እንተ ዘይኮይኑ ብሻሙቆ ብረት ክፍታ የብሉን ንዝብል ሕጊ ጢሒሱ ፋሉል መርሕነት ነቲ ተላዕሉ ዝነበረ ዲሞክራሲ ብሻሙቆ ብረት እዩ ክፈትሖ ጀሚሩ ሰለዚ ፋሉል ተጋዳላይ ዘይኮነ መሪሕነት እዩ።
@anna-mariaasfha9264
@anna-mariaasfha9264 8 месяцев назад
❤❤🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽
@kebekebarino6103
@kebekebarino6103 Год назад
Great 👍
@zerabrukmichael5586
@zerabrukmichael5586 Год назад
Good article ቀጽሎ
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 5 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ብፍላይ ሓቂ ፈሊጦም ዕድሚኦም ኣብ ናይ ቁም-ነገር መዓላ ከውዕሉ ንዝደሊልዩ ንመንእሰያት ኤርትራ ልቦና ዝህብ ወሓዚ ታሪኽ ኣቅሪብካልና ነመስግነካ። ካብዚ ንላዕሊ ሕድሕድ ዝበላለጽ ታሪኽና ከተትሕዘና ንጸበየካ ሰብ ኴንካ ተረኺብካ ኣለኻ።
@yakobwelday5393
@yakobwelday5393 Год назад
🌵🌵🌿☘🍀
@2468justinbieber
@2468justinbieber Год назад
ስለዚ ዓብደላ ፡ካብ ንናጽነት፡ዝተጋደሎ ኣብ ምክልኻል ስልጣኑ ፡ዝያዳ ይሃልኽ ኔሩ ፡ማለት ኢዩ።
@binyamdebesay167
@binyamdebesay167 Год назад
❤❤❤❤
@FsahaHagos
@FsahaHagos Год назад
Xibuq gerka gelixkayo alkha dikhmet nay jebha merahty,,
@awet3311
@awet3311 Год назад
ኣየ ጀብሃ ንመልኣከ ተኸለ ዝቀተለ ታሪኽ ዳኣ ዘይተምጽዎ
@mrkismrkis2616
@mrkismrkis2616 Год назад
It's Nice your video however background noise distracted
@natsnetmehari5271
@natsnetmehari5271 Год назад
❤🇪🇷❤
@awetkb709
@awetkb709 Год назад
ምንጪ ትረኻኻ ግና ከም ናይ በዓል ዓብደላ ወግናውነት ዘሓዘ ይመስል
@Warsay4565
@Warsay4565 Год назад
ኣገዳሲ ታሪኽ ኤርትራ። የቐንየልና ኩቡር ሓው
@ephremgebrehiwot485
@ephremgebrehiwot485 Год назад
ናይ በሓቂ መሃሪ ታሪኽ ኢኻ ኣቕሪብካ! ብዝርዝር ንጹር ግዜን ኣሰኒኻ ከተቕርበልና ይላቦ! ድሕሪ ምብታን ጅብሃ ዝነበረ ዓቕለ ጽበታዊ ፈተነን ሽበራዊ ስርሒታት ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባርን ከተስዕበልና ብትሕትና ይሓተካ። ኣይ ዓረፉን ክሳብ ምስ ወያነ ዓብደላ ኢድሪስን ሕሩይን ሰሪሖም ኢዮም።
@Natti639
@Natti639 Год назад
Great thank you
@bitewa.1801
@bitewa.1801 Год назад
Tsbuk aqerariba, entekone eti ne jebha nemtfea zenebere nay shabiyan weyanen lefinti netirkayo aleka.
@rorasabur2741
@rorasabur2741 Год назад
ናይ በሓቂ ነመስግነኹ ከምዚ ጌርኩም ታሪክና ሰውራና ተፍሉጡና ዘለኩ ፣ክብረት የሃብኹም ።
@johnbaraki5399
@johnbaraki5399 10 месяцев назад
ጽቡቅ ኔሩ ግን እቲ ሰእሊ ኣስማቶም እንተትገብረሉ ከመይ ምጸበቀ
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 Год назад
Right, thate whay jebha eatinng ech other
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 Год назад
azyu xbuk gelaxi gn mnchi aygelexkan dehar kea ms abdela idrisn mbttan jebhan zbehal mknxal nay melake tekle ktelealo texebye nere
@mebrahtuabay4339
@mebrahtuabay4339 Год назад
መመላእታ ነርኒ ግን ከመይ ገረ ክረክበካ እክእል ብዛዕባ ዓብደላ እዲሪሳ ዝገበሮ ኣብ ልዕሊ ብርጌድ 64 ኣብ ደንከሊያ ታማራት ዶኦብ ሱዳን
@mohamedsouleman9760
@mohamedsouleman9760 Год назад
Absolutely 100%
@debishgirmay3268
@debishgirmay3268 Год назад
Bervo ajoka atlelka xubuk tbgeska aloka tarikena nebare Abe hiwetna kekwen metan verey nic bero .
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 Год назад
😇👍
@user-pu6bo3es2u
@user-pu6bo3es2u 3 месяца назад
Xbuq medeb
@adyamhaile307
@adyamhaile307 Год назад
Srhit Falul ab Asmera kebabi 1979 kemey tigeltxo
@user-xg1py2ki4n
@user-xg1py2ki4n 10 месяцев назад
ብዛዕባ አድማ ኩማን ሐይሊ ዓረምረም ከ ከምይ አፍልጦኻ
@BUFERI
@BUFERI 10 месяцев назад
I hope search kgebr mo keqrbo kbur haw
@berhanekidane5572
@berhanekidane5572 Год назад
""Very Impressive"" Tarich´n /History/ Amahahäran....! ""I am very proud of you"" Wudäbna EPLF : Nezi kullu D´gelzkayo D´haze Mezahfti /Books/ Serihu Iyu. Iti Deckeck´ti d´mesäl: G´na ke´a Tarichawi Kabacha Temahireyo. Tarich ""Lackeys""Hruy Tela Bayru,Äbdela Idris, Sabe, H´shal Ab Sewra Eritrea Agedasi Bota Ayneberon. ""Political Prostitution"" ........Dekayidu D´neberu ""TOURISTS Iyom Neyrom....... ! Intebelnayom Iyu Dezeb´ckelom_____________ Iti FUNFUN ""Lackey"" Äbdela Idris : Sala_Itom Hadesti Tegadelti´n........ /Temaharo/ Self´_Äyon/Labour Party/ : M´ssti Ckenzali Elf Wud´bu Ab 1981 TEGUAHIFU Iyu. Selfi_äyo : Nezom TOURISTS Ab M´lälayom Sled´dengoyu G´na : Izom TOURISTS, Säckay ""Sufferings"" Hz´bbi Eritrea Kenawuhu Ädd´ll /Gelegenheit/ Fettirulom Iyu. ...... ELF: B´sanebuä /Lungs/ Nay Äbdela Idris Ketetenfäss Zeniha: Ab 1981, Iten ""Lungs"" B´nay Jeganu ""heroic EPLF"" TTeyayit /Bullets/ Teckediden :JEBHA _Elf Ärifa/Moitta. ___________________________________________________________________________________ Iti Mäsli Nay "" Bunttazz_Buluckbash" SOLDATI MUSELINI Imber: Mäsli Tegadalay Deynebero Ckenzali HSHAL : Ab 1979 ,Kab K´fli _Taälim K´ssaä H´merekolboy_Forto D´neberu Dejenat ELF : """"ZERE_GEDLI.""""" ! Db´ll "" TOURISM/GOSGUASAT Kekayid Teguanifuni Allo. Kem ___Hitler_Germany____ Iyu D´ffärahh. Nay ""Mester_Cknfäz"" H´bri /Colour/ Dellowa : Nay Emperor Haileslase_Amhara, Merahti West_Africa .....T´mesäll Hazar_Betri Iya Ättcku / his Arm/. Abti Ägifat/Lachatat Gereb_Äkatt ""every night"" Zegem Deguanefen : Tegefifen D´te_akeba ""Eritrean young girls"" Yimäla´alu................,,,,, Yiwusächalu Yiquena Iyen...............................
@habteghebrekal8003
@habteghebrekal8003 Год назад
ብቐዳምነት፣ ነቲ ሑሉፍ ቃልሲ ህዝቢ ኤርታ ከተፍጥ ምኽአልካ ዝነአድምሰጋና የብጻሕካ ነአብነት 9አባል ሰዉራዊ ባይቶ ከይጠቐሰካዮም ሐሊፍከ ከምኡ ድማ አታሓሕዛ ሙሩኻት እንተትገልጽ ጉዳይ መግራይብን ኩነታት ሃይለ ወለደሰላሴ አሰፍ አቢልካ እንተትገልጸልና ሰርያ አዲሰ አባ ብዝሖም ክንደይ ነይሩ ብዝኾነ ተቦግሶኻ አድኒቐካ አሎኹፐቀጽሎ
@hadashad2092
@hadashad2092 11 месяцев назад
Hadas💚❤️💙💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌱🌹☘️🍁🌻🌿💐🌺🍃🌴🌼🍀🌿🌸🌹☘️🌹🌱☘️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
Thanks bro for informativ sharing እዚ እዮ ታሪኽ ዓብደላ? በል ናብ ሲዒድ ተወከል ስደዱለ ይኢኹም! ዓብደላን ዓባይ ጀብሃ ክብል ሓሚሙ ዘሎ!!
@user-nl1hv7ni2l
@user-nl1hv7ni2l 4 месяца назад
What a great journalist!.
@tesfayohannesstifanos8488
@tesfayohannesstifanos8488 Год назад
ብሓቂ ጽቡቕ ታሪኻዊ ትንተና ብዛዕባ ተ.ሓ.ኤ.ን መሪሕነታን ። መሪሕነት ጃብሃ አብ መስፍናውን ዓሌታውን ሃይማኖታውን ዓረባውን ስነ ሓሳብ ዝተላዕጠጠ አብ ነፍሱ ዕላምኡን ዘይትኣማማን ንጥፍኣት ሃገርን ሕዝብን ዝተሓንከረ መሪሕነት እዩ ነይሩ ። ብዛዕባ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ድሕሪ ናይ ስምረት ናይ ካርቱም አብ መንጎ መሪሕነት ጀብሃን ሕዝባዊ መሪሕነት ናይ ወጻእን ዝተኻየደ አብ ከበሳ ( ሓማሴን ሰራየን አከለጉዛይን ) አይተጥቕሰን ። ተራ ናይ መልኣከ ተኽለ ከም ናይ ጸጥታ ምንም አይተገልጸን ። ብዝተገብረ ታሪኽ ተ.ሓ.ኤ ብሓፈሻ ግን ብዙሕ የመስግን፡ ቀጽልዎ ሰብ ክማሃሮ ።
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 Год назад
ሰላም አምላክ ምሳኻ ይኹን ብጣዕሚ ማሃሪ መንቅሒ ድኾነ ፕሮግራም እዩ ቀጽሎ ❤❤❤❤
@solosolo3997
@solosolo3997 11 месяцев назад
❤❤❤❤
@serewetay
@serewetay 2 месяца назад
ሓደ መዓልቲ ውን ታሪክ ጨካን ሰታዩ ደም ኢሰያስ ኣፎወርቂ ከምዚ ክቃላዕ'ዩ።
@tesfomberaki1121
@tesfomberaki1121 Год назад
Wawa gele aynet tarik Keep it going bro bzuh knmehar ena.
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 Год назад
ኣብዚ ኩሉ ዝገለጽካዮ ዋላእኳ ስምካ ኣይገለጽካን እምበር ብሓቂ ጽቡቕ ኣቀራርባ ኢኻገይርካ ብፍላይ ነቲ ተበላጽን ህውትቱን ሕሩይ ካይሩን ንቲ እኮይ ዓብደላን ከምኡ እውን ነታ ልምስቲ ለብር ፓርቱምን ግርም ገይርካ ንንፋስ ሂካየን ኣለኻ እሞ ኣጆኻ በርትዕ እወ ሓቅኻ እቲ ኣብ ተሓኤ ዝነበረ ተጋዳላይ ብዘይ ብቑዕ መሪሕነት ዝተጏዕዘ ሰራዊት እዩ ነይሩ ልክዕ ካፒተን ዘየብላ መርከብ ገይሮምና እቲ ኩሉ ጅግንነት ተጋዳላይ ንብላሽ ገቢሮሞ
@simondammer2674
@simondammer2674 Год назад
ይበል ትምህርቲ ቀጽሎ ኣሎና ተማሃሮ
@natnaelkebedomnatnaelkebed1501
kemzi tarik amselna begakum
@yowhansgebrayyowhansgebray1638
ብመጀመርታ ዘቅረብካዮ ብሩህን ግሉጽን ኣተራርኻ ታሪኽ ጀብሃ ዘዘንተኻልና ነመስግ ቀጽሎ ምኽንያቱ ታሪኽ ኤሪትራ ኩሉ ጽቡቅን ሕማቅን ተጻዊሩን ሓሊፉ ብሓድሽ ዉድብ ህዝባዊ ግንባር ንሕሉፉ ከም መምሃሪ ገሩ ህዝቢ ወዲቡ ቅኑዕ መስመር ብምሓዝ ንናጽነት ኤሪትራ ኩዉን ገርዎ። እንተ ጉሓፍ ዓብደላን ሕማቅ ታሪኹን ኣብ እንዳ ጉሓፍ ደርቢዩዎም ህ/ግ ጅግና መርሕ እንሆ ሕጂ እዉን ንመጻኢ ሰላም ዝዓሰላ ሃገር ኣረኪቦምና ይሓልፉ ኣለዉ ህዝባዊ ግንባዊ ወትሩ ክብሪ የግብኦም ክብሪ ንዝሃቡና ኣርካናት ኤርትራ 🇪🇷⭐️🇪🇷
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 Месяц назад
ብፍላይ ናይቲ ኩፉአ ናይኩፋኣት ታሪኽ ኣብራሂምቶቲልካኣ ብፉሉይ አንተተቕርበላና ጹቡቕኔሩ
@ssolomon594
@ssolomon594 Год назад
ሕሩይ ሃዘጋ ምዕረፊኡ ምስ በልካ ፡ ሓድሽ ተጋዳላይ ኮይነ ንኽምዝገብ ካብ ኣስመራ መጺኤ፡ ኣሮን እተባህለ ቀይሕ ጉልቡት ተጋዳላይ እና ሓተተኒ ኮሎ ፡ ሕሩይ ተላ ካብ እንዳ ቀነዝማት እስጦብያ ፡ ወዲወዶም ንራእሲ ወልደሚካኤል ፡ቀያሕ ዳርማር ቦት ሳእኒ ወድዩ፡ ኣብ በቅሊ ክስቀል ፡ ሽዑ ዝረእኽዎ ሕጂ ኮይኑ ተራእዩኒ ። ኣየወ ሕሩይ ምሽሙሽ ።❤🇪🇷❤🇪🇷
@fessehaziomkidane3988
@fessehaziomkidane3988 11 месяцев назад
Good job.thank you
@semereokubaslas577
@semereokubaslas577 Год назад
Bitam adinqeka kexlo
Далее
ሕማም ድሓር epsoide 1
35:44
Просмотров 14 тыс.
Дай знать, если жизненно 🤣💕
0:20