Тёмный

'መዓልካ ኪዳነ ዘይበልኩኻ ዲኻ ደሊኻ? (ቁጽሪ 9) algena23@yahoo.com 

Algena Culture & Research
Подписаться 13 тыс.
Просмотров 21 тыс.
50% 1

Eritrea History

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 159   
@dana.j9062
@dana.j9062 4 месяца назад
ሓውና ሉንጎ፡ ኤርትራዊ ኢንሳይክሎፒዲያ ኢኻ፡ ኣብዘን መድረኻት ብምህላውካ ድማ ሕሉፍን ህሉውን ታሪኽና ብዓቢ ኣቓልቦን ኣድናቖትን ካባኻ ክንሰምዕ ብጣዕሚ ንሕበን።🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
@AAGTOSS
@AAGTOSS 4 месяца назад
Simply AMAZING !!! ❤
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 4 месяца назад
ኩቡር ተማራማርን ጻሓፍን ሃይለሚካኤል ሊንጎ ንሑሩይ ተላባዩሩስ ኣብሶዉራ ዘበርከቶ ጅግንነት አንተኔዩዳኣምበር ሎሚኣብዘለዎመርገጺዳኣ ከመይጌርካ ጅግናክትብል ጠቒስካዮ አዚክብለካ ኸለኹግን ንመንግስቲ አርትራ ተቓዊሙ ለዉጢ ከምጽአ ዘይኮነስ ምስቲደመኛን ጸላአን ህዝብንመንግስትን አርትራ ተሰሊፉ ነታምድረሰማአታት አርትራ ንምጥፋአ ዛሓልምዘሎደይኮነን ምስወያነ ማለተይኢየ ካሊአንትህቦ ሓቀኛዛንታንታሪኸን ኣዝየ የድንቐካ ከማኻይዙሑልና 🐪 🐪 🐪 🐫 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@dkg4657
@dkg4657 4 месяца назад
'' በትዝመሰሎ'' ኢሉ'ዩ ጠቂስዋ ዘሎ፣፣ ናዓይ ጽብቅቲ ኣገላልጻ ትመስለኒ ምስቲ ናይ ገድሊ ኣበርክቶን ዕድሚዖምን ኣገናዚብካ
@mhretabtedlla5774
@mhretabtedlla5774 4 месяца назад
ወርቂ ስራሕ ብጻይ ሊንጎ!!!!
@ሱቕጥዑም
@ሱቕጥዑም 4 месяца назад
ሰላም ሊንጎ፣ መደብካ ካብ ዝከታተሉ ሓደ እየ። ርእይቶይ ደፊርካ ኣይትበለኒ ደኣምበር እዛ መእተዊ ሙዚቓ ሻምብቆ ብጣዕሚ እያ ትርብሽ ካብዚ ኩሉ ክላሲካል ወይ ህርመት ናይ ባህሊ ስኢንካ ዶ ኮይንካ፧ እታ ሻምብቆ ከምዚ ድርቂ ናይ ወሎ ግለ ሽግር፣ ጥምየት፣ ኩናት ፣ በረውረው ዝበለት ህድሞ ወይ ጎጆ ተዘክረኒ ወይ ኣብ ዓይኖም ቆልዒ ሃመማ ዝወረሮም ብጥምየት ዝኸብደሙ ህጻናት እያ ተዘክረኒ በጃኻ ካልእ ግበር ወላ ፈጨው ግበር ከም መእትውን ከም መበራበሪ ሰማዕትካ። ናብ ሕቶይ ክኸይድ 1. ርክብ ፕረ ኢሰያስን ኣቦይ ወልደኣብን ከመይ ነይሩ--ኣይፈትዎምን እዩ ነርይሩ ይበሃል ነቦይ ወልደኣብ። መለስ ኣስመራ መጺኡ ረኺብዎም ይበሃል ኢሰያስ ግና ኣይበጽሖምን ምስ መጽኡ ኣስመራ ዝበሃል ዕላል ኣሎ ። እንታይ ትብለና ፧ 2. እንተ ክኢልካ ምስ ወዲ ትኹል ውን ጽቡቕ ርክብ ስራሕ ስለ ዝነበረካ ብዛዕባ ፈጨው ጓይላ ኣመጻጽኣ እንታይ ትብለና ። ይቀንየልና
@Eriywelela
@Eriywelela 4 месяца назад
Jegna ❤❤❤merhaba
@EriOneMood
@EriOneMood 4 месяца назад
ጽቡቕ መደብ እዩ። ቀጽሎ።
@habtomnayzgi3750
@habtomnayzgi3750 4 месяца назад
ኣያና ልንጎ ቃላትካ ስምዒካ ዘይምኖ ኢድመ ቲዕና ይሃብካ❤❤❤❤
@dana.j9062
@dana.j9062 4 месяца назад
Eritrea has never ending rich history!! to have a very talented like you as one of amazing storytellers makes me so proud Eritrean to say the least brither Lungo !!🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
@EliasM-c1w
@EliasM-c1w 4 месяца назад
Thank you lingo des zibil agelalixa kem kulu gezea malet, slezi kexilo miknyatu timigbena eka zeleka ab zelekayo selamka yibzah wedahanka
@SiemAsmara
@SiemAsmara 3 месяца назад
Yes this is Our History too! Sir, you are one of our National Treasures, I am starting to understand that what you have been through in life comes to this point in your life, you wouldn't have had the opportunity to do what you are doing if not for this path of your life. Archives office in Eritrea= Lingo in abroad.
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 месяца назад
ብጻይ ሊንጎ ዘይምኖ ታሪኽ ደኺመ ከይበልካ ታሪኽኖ ሰንዶ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ካብ ብጸይትኻ ብትኽቲ
@gideyalem6475
@gideyalem6475 4 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤መርሓባ ሊጎ ቅርሲ ሃገር እቃዕ ብሰላም መጻእካና ድምጺ ቁሩብ ዕርንስ ኢሉ ኣሎ ኣብ ቀጻሊ ኣማሓይሽ ኣብሎ።ካልእ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ።ሊጎ ሕቶ ኣላትኒ ማዓስ ኢካ ኤርትራ ክትከይድ ምስቶም ጅጋኑ ኮፍ ኢልካ ክንረአካ ሑቶይ መልሰለይ ተገዲስካ የቀንየለይ።
@stilljesusloveyou9644
@stilljesusloveyou9644 4 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሊንጎ
@alganeshyemane2046
@alganeshyemane2046 4 месяца назад
ሊንጎ ነብንካ, ዝቅ,
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 4 месяца назад
ጽቡቕ መደብ ሊንጎ
@DM-bn2kv
@DM-bn2kv 4 месяца назад
It’s interesting and fascinating history to hear about Aboy Weldeab thanks for sharing this history ❤❤❤
@eritree9794
@eritree9794 4 месяца назад
*እዛ ብሂል ኤርትራውያን ንኸይሰማምዑ ተሰማሚዖም'ዮም ! እትብል አብ 60ታት ሃገራት ዓረብ አንጻር ኢስራኤል አኼባ ይገብሩ'ሞ ናይ'ቲ እዋን'ቲ ሚኒስተር ምክልኻል/ወጻኢ ጉዳይ ነበር ሙሼ ደያን ብውጽኢት'ቲ አኼባ ምስተሓተ ዓረብ ንኸይሰማምዑ ተሰማሚዖም'ዮም ኢሉ መለሰሎም ይበሃል'ሞ ምናልባት'ቲ ዞባዊ ጽልዋ ብትግርኛ ተተርጉማ ከይትኸውን እምበር ካብ አቦና ወልደ ኣብ አይጽበያን'የ ።*
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 4 месяца назад
You are a great storyteller keep going and thanks for your time 🇪🇷🙏
@amanuelkibreab3025
@amanuelkibreab3025 4 месяца назад
ኣቦይንኡስ ከምኩሉ ግዜ ጽቡቕ መደብ, 4, ሕቶታት ኣለዋኒ 1, ኣቦይ ወልወል ክትሓቶም ምስ መጻኻ ተመሊሶም መንነትካ ብዓሚቕ ሓቲቶሙኻ ከመይ ክትነግሮም ኪኢልካ ኣብ ሰውራ ልሙድ ዝነበረ ኣይመስለንን? 2, ነቦይ ወልወል ንስኻ መንነቶም(መበቆል ዓዶም) ምስ ሓተትካዮም ኣይመለሱልካን ስለምንታይ? 3, እቲ ናይ 7 ሰዓት ሪከርድ ዝገበርካዮም'ከ ምሳኻ ይህሉ'ዶ ይኸውን? እንተልዩ ነዚ ህዝቢ ክተስመዖ'ዶ ትኽእል እንተዘይኣልዩ ከኣ ብፍላይ ብዛዕባ ሰውራ (ህዝባዊ ግንባር) ብፍላይ ኣዕሙቕ ኣቢልካ እንተትነግረና? 4, ምስ ኢሰያስ ዝምድንኦም (ርክቦም) ከመይ ነበረ? ብኣኽብሮት ክትምልሰለይ ይላቦ የቐነየለይ
@shabatshalom693
@shabatshalom693 4 месяца назад
Good question
@michaelkt4669
@michaelkt4669 4 месяца назад
እዚ ታሪኽና'ዩ።❤
@mengiskifle7004
@mengiskifle7004 4 месяца назад
ለጎ ዓቢ ሰብ
@alula763
@alula763 4 месяца назад
መርሃባ ተጋዳላይ ሊንግ ምስ ክብረት ትሪክ ህዝባዊ ግንባር ብዝተካእለ መጠን ኣዕሚቅካ ግለጸልና እቲ መንታይ ሃድሽ ወለዶ ብቁጽሪ ውሑዳት እንተኮኑ ብዘይ ፍላጥ ይጥፍእ ስለዘሎ ሓደራካ ። ብትገበሮ ስራሕ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ፡ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrahtufessehazion4473
@mebrahtufessehazion4473 Месяц назад
ኣታ ኩብ ኤርቶራዊ ሰብ ከመይ ዝበለ ሓንጎልዩ ዘሎካ?? ይገርመናሎ።
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 4 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gegerbashay719
@gegerbashay719 4 месяца назад
የቀኔልና ስለ ኩሉ ታሪኽና ትገልጸልና ዘለኽ ክቡር ተጋዳላይን ተማራማሪ ታሪኽን ሊንጎ 16
@berhaneh7587
@berhaneh7587 4 месяца назад
ሰላም ዝኸበርካ ሊንጎ። ኣቀራርባ ድንቂ መደባትካ ውን መሃሪ ኢዩ። መደባትካ ንምምዕባል ካብ ዘለኒ ጽቡቕ ድሌት: እዘን ዝስዕባ ነጥቢታት ኣስተብህለለን ኢኻ። 1, መእተዊ / መውጽኢ (መኽፈቲ/ መዛዘሚ) መደብ ቀዋሚ ሙዚቃ ወይ ምስሊ እንተዝህልዎ 2, ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቁጽሪ 9: ኣብ መእተዊ 3 ዓይነት መሳርሒ ሙዚቃ ኣቐልቂልካ ኔርካ። ምናልባት ንቀጻሊ መሳርሒ ሙዚቃ ትጥቀም እንተኾይንካ: ሻምብቆ: ጭራ ዋጣ: መለኸት ወዘተ ክኣቱ ጽቡቕ ኢዩ። ኣኽባሪኻ ብርሃነ
@yemanetewelde8498
@yemanetewelde8498 3 месяца назад
ሊንጎ መዕበያኻ ስለ ዝኾነ እርኑብ ኣቀራርባ።ንወላዲኻ የድንቖምን የኽብሮምን።ናይ ተላ ባይሩን ወዱን ግንንንንን
@tsegaihaile27
@tsegaihaile27 3 месяца назад
ብራቮ ሊንጎ ብጀካ መን ይምርሓዮ ብረታዊ ቃልሲ ኢሎም ኢድሪስ ዓዋተ ዝበልካያ ካልእ ኩሉ ምሳኻ ይሰማማዕ እየ ኢድሪስ ዓዋተ ግን ጀማሪ ኣይኮነን ኣይነበረን
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ደቂ ኣንስትዮ አሊና ነሰሚዒ ኒኪሊቲኦ ጾታ ወሲኺሎ
@HagosHalhal
@HagosHalhal 4 месяца назад
ሊንጎ ሓዉናእዞም ዝጠቀስካዮም ኣንድነታዉያንእቲ ስብከት ዓባይ ክርስትያናዊት ኢትዮጵያ እዮም ኣሚኖምስለዚ እቲ ታሪኽ ተፋኹሶ ዘለኻ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ሑሩይ እዉን ዓቢ ምስክር ከዳዕ ደቆም ሲዒቦሞም
@Makusigma-3n
@Makusigma-3n 4 месяца назад
ሊጎ ሓውና መመልሱ ዕድመ ይወስካ ስል ዘለካስ ታርኮም ትነግረና ኣለካ ጽቡቅ ቀጽሎ ግን ኣይበርበርካዮን
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 4 месяца назад
ሊንጎ ሰናይካ ይብዛሕ እስከ ግን እዚ ንኡስ ወለዶ ኣብ ዝጠቕሞ ዘይኮነ ከም ሃመማ ኣብ ጎዶፍ ክእከብ ክትርኢ የሕዝን ፡ብዝኾነ ኣይትሕመቐና ሊንጎ ብሉጽ
@SamsomSemere
@SamsomSemere 4 месяца назад
ኢንታይ ኢኻ ቆሎጥጡቖ ዘረባ ትዛረብ ካልእ ሲራሕ ሲኢንካ ዲኻ
@mehreteabgebreyesus8208
@mehreteabgebreyesus8208 4 месяца назад
ሊንጎ ከመይ ቀኒኻ ኣነ ተኻታተሊኻ እየ፡ ቀጽሎ ኣዚኻ ምሩጽ ዝኾነ ሓቀኛ ታሪኽና ኢኻ ተቕርብ ዘሎኻ፡
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 4 месяца назад
ሊንጎ ንኩሉ ክተፍቱ ኣይካልን እዩ እቲ ታሪኽ ከም ዘለዎ ኮፍ ኣብሎ "" ደግያት ጠላም ባይሩ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ኩሉ ዝሸመመ ሽያጢ ህዝብን ሃገርን እዩ ""ወዱ ዉን ካቡኡ ዘይ ሓይሽ ሓተላ ታሪክ ""እዚ ታሪኽ ገዘኦም እዩ ""ተፈጸም "" እንተ ኣብ ሊዒለካ ግን ሙሉእ ኣክብሮት ሓዉ ሊንጎ❤❤❤
@kflezionzerazion3369
@kflezionzerazion3369 4 месяца назад
ኣንድነት ክትብል ከለኻ,ነቶም ትግርኛ እዩ.ነቶም ኤርትራ ዓረባዊት እያ,ኤርትራ ናይ ኣስላም እያ,75% ህዝቢ ትግርኛ ኣስላማይ እዩ,እቶም ውሑዳት ትግርኛ (ክርስቲያን) ካኣ ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን እዮም,ድበለ እቲ ብድሕሬኻ ጌርካዮ ደለኻ ጅሃዲስት እዩ.ንዑዑ ውን ግለጾ.ቁሩብ ሓሞት ግብር ኣቢልካ ተዛረበሉ. ሸኽኢብራሂም ሱልጣን, ከምኡ ከም ድበለ,እቲ መሳርሕትኻ ርኹስ ከኒሻ,ኣለምሰገድ ተስፋይ,ኣብታ ኣይንፈላለ ትብል መጽሓፉ ኣስፊርዎ ኣሎ. ሓቢኢኻ ኣይሕባእን እዩ. መዓንጣ ግበሩ,ንሓቂ ሙቱ.
@meharitedros4196
@meharitedros4196 4 месяца назад
ብዛዕባ ዕላል ኣቦይ ወልወል ወላኴ እቲ ታሪኽ ካብ ተዘክሮታትካ እንተኾነ :ጌጋ ይኽለአለይ ' ምበር ወዶም ተጋዳላይ ዝነበሮም መስለኒ ?/።
@janbessa7051
@janbessa7051 4 месяца назад
ሰላም ኩቡር ኣያናን ኣቦናን ሓርበኛ ተጋዳላይ ሊንጎ! ንስኻ ካብቶም ካብ 1992 ብረድዮ ብድሕሪኡ ውን ብEriTv ዝተኻተተልኲካ ዓቢ ናይ ለውጢ ንምዕባለን ንቅሓትን መንእሰያትናን ንህዝብናን ሓደ ኢኻ። ተዘኲረታተይ! ኣብ ቦሎኛ ካብ ተቕርቦ ዝነበርካ ኢየ ብዝያዳ ዝዝክረካ!! ኣብ ቦሎኛ ስለ ዝነበርኲ ዘይኮንኩስ ብድምጺ ሓፋሽን ኣብ ኤሪ tv ዝቐርብ ዝነበረ መደባት እየ ዝዝክረካ!! ጸሓይና መሊኣ በሪቓ! ንስኻ ከም ናይ ታሪኽ ተማራማሪ ወይ ናይ ብዙሕ ውህሉል ፍልጠት ዘለካ መጠንን ካብ ዝገበርካዮ ሕቶን መልስን (That means interviews)ካብ ዝተረዳእኽዎ መጠን፡ ሕቶ ኔራትኒ!!!!! ሰላም ንህዝብና ምዕባለ ንሃገርና ኤርትራ ይምነ!! ሕቶ ኔርኒ
@benkal8062
@benkal8062 4 месяца назад
መርሓባ ሊንጎ ጽቡቅን መሳጥን መደብ ግን ሰዓታት ነቶም ኣብ ኢሩፕ ዘለዉ ሓዲግ ኮይኑ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 4 месяца назад
ስእሊ ኣሎ ናይ ነብያትን ኣቦይ ወልደኣብን ኣብ ገድሊ ሒዛቶም እንዳ ከደት እንከላ ብቪድዮ እውን ኣሎ፡
@yirgaalemsdstu9471
@yirgaalemsdstu9471 4 месяца назад
ናይ 50ታት ተቓለስቲ ሰለማዊ ዝኾነ ኣብ ግዚኡ ናይ ዝነበረ ሕቶታት ንምምላስ ዘኽእል ቃልሲ ኣካይዶም። ንጹር ዕላማ ውን ነይርዎም። ብድሕሪ ዝተንስአ ጎነጻዊ ቃልሲ ብግዜ ብሂወት ንስኻ ውን ዝተሳተፍካዮ ዝመረረ ነይሩ። ንምንታይ ወጺእኩም እንታይ ከ ኣምጻእኹም። ዋጋ ዝኸፈልካሉ ሓዲግካ ንምንታይ ተሰዲድካ ኽ ትነብር
@ramandebene1131
@ramandebene1131 3 месяца назад
ሑሩይ ተድላ ባይሩ ናይ መስፊናዊ ጠባያት ወግድ ዘይበሎ ኣብኡ ተኣልኹ ዝነብር መትከልን ቆራጽኔት ዘይብሉ ብስም ናይ ኣቡኡ ዝሽቕጥ ክሳራ እዩ። ዝገሪም ክሳብ ሕጂ ካብ መስፊናዊ ኣተሓሳስባ ዘይወጸ ከምነፋሕቶ ምስ ግዜ ሕብሩ ዝቅይር ኣታዓባብይኡ ዝበደሎ መስፊን ኣብ መስፊንነት ዘቅሃመሉ ዝነብር ሰብ እዩ።
@abelnegasi1828
@abelnegasi1828 4 месяца назад
ዝኸበርካ ሓው ሊንጎ፡ ናይ ሎሚ መደብካ'ውን ከምቲ ናይ ቅድም ኣዝዩ መሳጥን ገለ ጠባያት ናይ ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም (ወልወል) ኣቕሪብካልና፡ ቁሩብ ኣዕሙቕ እንተ ተብሎን ገለ እንተ ትውስኸሉን ድማ ዝያዳ ምመቀረ ኔሩ። ብዝኾነ፡ ከምቲ ኣብ መዛዘሚ መደብካ እትብሎ "እዚ'ውን ታሪኽና'ዩ" እሞ ብኻልእ መደብ ክሳብ እትምለሰና ሰላም ቅሳነትን ንዓኻን ንቤተሰብካን እምነ። ክብረት ይሃበልና!
@ደቀባትትግርኛ
@ደቀባትትግርኛ 4 месяца назад
ሊንጎ ረሳሓ ኣብ ትማሊ ከተንብረና ክክክክክ ህዝቢ ትግርኛ ብዛዕባ ጽባሓ ኢና ንሓስብ
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 3 месяца назад
ሊንጎ ሓወይ ሕቶ ኣቶ ወልድኣብ ኣብቲ መጀመርያ ናይ ትግራይ ትግርኚ ስነሓሰብ ሒዞም ዝመጹ ኤዮም ዘብል ዘረባ ኣሎ ኣብቲ ግዜ ከምኡ ምሕሳብ ጸገም ኣይኮነን ግን ድሕሮም እዮም ወላ እቲ በጥይት ተሳሒቶም ፈተና ቅትለት ዝነበረ ትግራይ ትግራኚ ሰለዝበለ እዩ ዝብሃም ሊንጎ ንሰኻ በኸመይ ትሪኦ መልሰ ክጸበ
@nakfa8195
@nakfa8195 3 месяца назад
??????? Zerebaka astebhkelu trayyy eye zbleka hansab tiwled hansab timewut kezi eya alem so attention
@metagere
@metagere 4 месяца назад
ሰላም ኣያና ሊንጎ ጽቡቅ ዝኽርታት ታሪኽ ኢኻ ተቅርብ ዘለኻ'ሞ ቀጽሎ። ግን አዛ ሃገርና'ሲ ምዓስ አዩ ዋንነት ዝስምዖ ወድ ባት መራሒ ዝፈጥረላ ትብል? ምኽንያቱ ካብ ተድላ ባይሩ & ቢተወደት ወልደምክኤል ሓደ ውን ኔሩ መስለኒ ሕጂ ረሲዒዮ ኣለኹ ይቅረታ፡ ክሳብ አሰያስ ማፍያ ካንሰር ህዝብና!! ቅንጣብ ናይ ኤርትራውነት ስሚዒት፡ ሓልዮት ናይ ህዝብና ዘይብሎም አዮም መሪሖማ ንሃገርና፡ አሞ ኣብ ቀጻሊ ጥዑይ መራሒ ክፈጥረላ አዩ ዶ ትብል ነዛ ሃገርና? መራ (ሸሸቢት) 3/6/24
@eritreaelsagb7918
@eritreaelsagb7918 4 месяца назад
ብዛዕባ መበቆሎም ዝሃብካዮ አብ ካልእ ተድላ ባይሩ ንዝተቶ ማለት ንስካ ዓድካ አሎካ ዘይትገድፈና ንህና ክንውስን ብዝመስል ርእይቶ ክህብዎ ከለው ሸውዓተ ወለዶኦም ኤርትራዊ ንካኖም ዝተዛረቡ ምካኖምን ናቶም ግን ማለት ተድላ ባይሩ ክስከፍሉ ከምዘአዎም ክገልጽ ሰሚዔ አለኩ ወይ አብ አገላልጻካ ዘይተረዳአትኒ ከይትከውን ተብራካለይ ጽቡቅ ኔሩ። ካልእ ጅግና ዝበሃል ከም ናተይ ርድኢት ዕላምኡ አብ ዓወት ዘብጽሕ እዩ። ንስካ ሓደ ካብቶም ጀጋኑ ኢካ ። ክልተ ግዜ ክትርኤን ጅግና ኔርካ ናብ ወካርያ ተተቀይርካ ትርጉም ጅግንነት ከይንስሕቶ ዝብል ርእይቶ አሎኒ።
@lneyz7584
@lneyz7584 Месяц назад
ሊንጎ አብ ህወተይ ብአካል ክረኽበካ ሕልመይ ኢዩ
@dawittekle5678
@dawittekle5678 4 месяца назад
Big brother, you are amazing. I love your true story’s . If you have time, you should come at least two times a week or more . But if you don’t mind, I’ll give you up the 2nd nickname Eri History book . Thank you for sharing the stories .
@degentesfom3086
@degentesfom3086 3 месяца назад
Edmen tenann yhabka lingo Ab zmexie medebka eta debdabe zxehafwa ato weldeab weldemaryam tetekrbelna kindey mmekere
@liayeewhanes3217
@liayeewhanes3217 4 месяца назад
Merhaba lingo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 месяца назад
ዘየታቂበሮሌ ሀገር
@TeweldeTekhlu
@TeweldeTekhlu 4 месяца назад
Eyom bdhirkha zelewu sieli men mkhanom zefltieom Eritrawyan alewu gletsom
@MrAman4051
@MrAman4051 2 месяца назад
First time I visited your channel, and I really admire your way of recreating the story to life. You're the best!🇪🇷✊
@kaprino
@kaprino 3 месяца назад
ወይዘሮ ነብያት ኣዲኡ ን ኣሮን ወዲ ነብያት ምኳና ዲዩ?
@adamismail9137
@adamismail9137 4 месяца назад
Lingo / ጣዊይል / All Eritreans know you doing Great . But Becareful from Nostalgia The past I don't like to impact your life even though a country The family and love is harmful
@MehariAbrahamTesfazghi
@MehariAbrahamTesfazghi 4 месяца назад
First of all I would like to thank you for everything you are doing and wish you success on every corner of your life with your lovely family and friends.Our father "AYANNA " we are lucky to have you you are not only telling/narrativing our history you also teaching discipline, how to talk among us etc. Please keep it up. I can understand that you know a lot about our father aboy weldeab weldemariam but I feel that you are telling a little bit please if possible would make it more. Thanks
@adamismail9137
@adamismail9137 4 месяца назад
ይገሪም ታሪኸ ኤርትራ መመሊሱ ይሰፍሕ
@giusymd9246
@giusymd9246 4 месяца назад
Lingo nebsi Angelina tbhal znebere Tegadalit dhay aloka edo 🤔 gele edo mbelkana. Thanks 🙏
@abrahamkidane7582
@abrahamkidane7582 4 месяца назад
Sorry ligo dereq seali treka fshtan laza qltafe entezhweso mmeqere thank's
@TV-qc2lu
@TV-qc2lu 3 месяца назад
ተላ ባይሩ ውን ! ን ተ.ሓ.ኤ ተጸንቢሩ እዩ :: ኣይትረስዕ
@hiwetbariagaber5959
@hiwetbariagaber5959 3 месяца назад
I like your videos. Please make more informative contents
@GergishHaile
@GergishHaile 3 месяца назад
Gergish. Haile. Asey. Asey. Asey❤❤❤❤❤
@wedimobaemobae2557
@wedimobaemobae2557 4 месяца назад
Well❤🎉❤🎉 came mehihrey and ❤🎉❤🎉❤heroo❤🎉❤🎉❤
@ermiaskidane1558
@ermiaskidane1558 4 месяца назад
Lingo kabtom selynta majorti .koynu elmu zeyfelta seb eu. Hizbawi genbar etom Haylta teklisti abgesomo etom haylta ka yeqxelwo alwu ::
@nuruadam9117
@nuruadam9117 4 месяца назад
Weldab dea tigray tigreewneee kkkkk
@zowdi810
@zowdi810 3 месяца назад
You are amazing thanks my haro god bless to you and to ertera people 🇪🇷 ❤️ 🙏 lenego you are haro for ertera people ❤️ we love you
@tesfamariamfissahaie2852
@tesfamariamfissahaie2852 3 месяца назад
ንኡድ ስራሕ ልንጎ ሓልንጊ ሰውራ
@DesaleTsegai
@DesaleTsegai 4 месяца назад
ወልወል ኣቦ ናጽነት ኤርትራ
@belovederitrea2306
@belovederitrea2306 3 месяца назад
Lingo your story is all lies you. You never been at the from line you always in the back . That's all you know in the back line. The Braves our hero's man and women they were at the front line not like you in the back.
@rezantoagerto9672
@rezantoagerto9672 4 месяца назад
Ayana ligo bella agelalxa
@tesfafremebrahtom3999
@tesfafremebrahtom3999 4 месяца назад
እዚ ዉን" ታሪክና ኢዩ::
@AdayHiwet
@AdayHiwet 4 месяца назад
ናይ ኣቦይ ወልዳብ ኣታዓባብያኦም ኸመይ ኣበይ እዩ? ደቖም ከ ኣለውዎም ዶ? ኣበይ ኣለው? ትግራዋይ እዮም ዝብሃልከ ሓሶት ድዩ ሓቂ? ዓወት ንሓፋሽ ! ❤💙💚💛
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 4 месяца назад
ማርያም ሸዊቶ እኮ ትግራይ እዩ ግን ቀደም ኣቦታትና ከምዚ ናይ ሎሚ ዓሌትካ ትሓቲትካ ኣብ ክልተ ወለዶ ደው ትብል ከምኡ ኣይነበሩን ማለትይ ካብ ርሕቁ ዝውለድ ከይከውን ግን ጽቡቅ ጌርካ እንተ ሰሚዕካዮ ማርያም ሸዊቶ ዓደይ ኢልኒ ኢሉ ማርያም ሸዊቶ ከኣ ትግራይ እዩ
@AdayHiwet
@AdayHiwet 4 месяца назад
@@SimonMokonen-f3p ጽቡቕ ሕራይ፡፡ እቲ ኣነ ዝገርመኒ ግን እዞም ካብ ትግራይ ዝውለዱ ካብ ኮኑ ትግራይ ትዕወት ክብሉ ዝሓገዩ፡ ኣቦይ ወልዳብውን ኣብዚ እዋንዚ እንተዝህልው ነዞም ትግራይ ትዕወት ዝብሉ እንታይ ምበሉ? ኢለ ይሓስብ። ካልእ ከኣ እቶም ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ኤርትራ ዘለው ሰበስልጣን ከ ዕድል እንተዝረኽቡ ከምኡ ዶ ምበሉ ኢለ ይሓስብ። ዓወት ንሓፋሽ።
@shimendikifle7680
@shimendikifle7680 Месяц назад
ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም መበቆሎም ትግራይ ይኹን እንበር ነዊሕ ወለዶ እዩ። ኣብ ዓዲዛርና መንደፈራ እንዳቦይ ወልደማርያም ፍሉጣትን ብዙሕ ጅር ዘለዎም እዮም።
@habegahabe1695
@habegahabe1695 4 месяца назад
Merhaba memheŕ lingo these is our story I love it and Ur our story too we love u lingo
@dawittesfai3349
@dawittesfai3349 4 месяца назад
መርሓባ
@LYE4EVER
@LYE4EVER 4 месяца назад
🇪🇷💚💛💙🇪🇷
@alemasmorom814
@alemasmorom814 4 месяца назад
Lingo gobez ❤️🇪🇷🐫
@hailabgebrkristos1673
@hailabgebrkristos1673 4 месяца назад
Livret yehabeley fard jgina
@nimrodbiniam6687
@nimrodbiniam6687 3 месяца назад
Kubur ayana nberelna
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 4 месяца назад
Simply thank you Lingo!❤
@mhretseare8357
@mhretseare8357 3 месяца назад
Deki Erey like subscribe ngberelu share ewin aynhmek
@mussieberhe632
@mussieberhe632 4 месяца назад
Barya
@danialmekonen2760
@danialmekonen2760 3 месяца назад
Thnks lengl
@Am1n3_456
@Am1n3_456 4 месяца назад
💐🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷💐💐🇪🇷🇪🇷💐🇪🇷💐
@yosefahferom6893
@yosefahferom6893 4 месяца назад
ገዲም ተጋዳላይ ጅግና ሐርበኛ ሕዝባዊ ግንባር አርቲስት ስለአበርክቶካ🙏🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 4 месяца назад
Thank you lingo ❤
@AdayHiwet
@AdayHiwet 4 месяца назад
👍
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 4 месяца назад
Refuge story teller its just amazing
@mhretseare8357
@mhretseare8357 3 месяца назад
Abzea nay Rasi weldemikael eba terekelna wedom mesiom kemzkede nmejemerya gize yseme aleku slezi asfeheka ngerena❤❤
@shabatshalom693
@shabatshalom693 4 месяца назад
Lingo nab meda kitwexie kindey kifli wey dereja timirtkha kemey nerka azika nikue nerka hiji bezi teelilena zelekha kiro kelekus
@tseggaiweldeslasie8727
@tseggaiweldeslasie8727 4 месяца назад
❤🎉 Thank very much Brother 🌄🎉
@weredelugano1015
@weredelugano1015 4 месяца назад
❤❤
@Semiraasmara
@Semiraasmara 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤መርሐባ መዘከር ታሪክ ጅግና ተጋዳይ ሊንጎ ቅጭን ❤❤❤❤ ኩላ ምስ ሰማዕክሞ ክጽሕፍ ! ንሕጂ ግን እግዚአብሔር ዘበንካ ይባረክ !
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 4 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@busd7688
@busd7688 4 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 4 месяца назад
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
@senaithailom3322
@senaithailom3322 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kibreabkibreab9266
@kibreabkibreab9266 4 месяца назад
ሊንጎ አምበሳ ጽቡቕ ጽቡቕ ገርካ ሰንፋት ኤርትራዊያን ሕማቓት ንወርቂ ንወርቂ አፎም ብሕማቕ መመሰሊ ይግብርዎም ዘገርምዩ።
@mhretseare8357
@mhretseare8357 3 месяца назад
Mes tictok atehahzo lomi ab tictok eyu zelo ety menesey metan kfelet
Далее
HA-HA-HA-HA 👫 #countryhumans
00:15
Просмотров 565 тыс.
ታሪኽ ህዝቢ ኣሳዉርታ!
1:25:16
Просмотров 2,1 тыс.
አዱድ ዘመተ ምዕራፍ 3: Chapter 3
47:44
Просмотров 5 тыс.
(ቁጽሪ 5): እታ ካልኣይቲ ገብረኤላ
28:47
ታባ ውዑይ ቅጫ
37:30
Просмотров 6 тыс.
HA-HA-HA-HA 👫 #countryhumans
00:15
Просмотров 565 тыс.